ናብዙሓት ኣሕዋት ኦፖረሽን ኢለሙና ወጽዩ ይምለስዶ?😣

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 51

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 8 днів тому

    ብሓቅ ሃይሜዋ
    አሕዋትናውን ምሕረቱ ይሕአከልኪን ደቅነይ🙏🙏😌

  • @WezamAdahane
    @WezamAdahane 6 днів тому

    የቀንየልና ሃይሚየይ ብልፅተይ❤🌹

  • @ዓሳድዕባይምኸን
    @ዓሳድዕባይምኸን 13 днів тому +6

    ደሚራን ብስም ቅድስ ምቆሮስ ባዑሉ ያሓልየና🥰💚🙏

    • @HiwiTube-s8q
      @HiwiTube-s8q 13 днів тому

      ደሚረኪ መልሲ ማዓረይ❤

    • @mahrrat1866
      @mahrrat1866 12 днів тому

      ደምረኪ መልሰለይ

    • @FreHalefom-d8x
      @FreHalefom-d8x 5 днів тому

      ​@@mahrrat1866ደምርኒ ማዓረይ

  • @ተክለወጀረተይትYouTube

    ሃይምየ ቡሉፅት❤

  • @MolowHadabaga
    @MolowHadabaga 13 днів тому +3

    አቤት አምላክ ባዕልካ ካብ ቃንዛ ስጋ ማሓረና😢 እምብር ኩሉ ግዜ ተተክሉና አብ ስራሕ እናዋዓልና ክብረት ይሃበልና ምስ ዓሞኪ ሓፍተይይ ሃሚ ለ❤❤❤

  • @YeshiChanal12
    @YeshiChanal12 12 днів тому +1

    ብቫሪኮስ እትሳቀያ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልክን

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 6 днів тому

    ❤❤❤😢😢

  • @ብረይ12
    @ብረይ12 8 днів тому

    ኸብድ እዩ ኹሉ ይትረፍኒ እልኻ 24 ስዓት ድፍእ ናበልና ሰርሕ እሞ ከዓ እቲ ዕላማኻ ዘይትበፅሖ ጥዕና ምስን ክኸብድ ክነግረክን ኣይኽእልይ ኹሉ ዝሓዝኻዮ ተስፋ 0 እዩ ዝኾን መጀመርያ ነብስኽን ኣቐድማ ኣነ2 ዓመት ሙሉእ ተሳቕየ ዘሎዎ ቓንዛ💔ድኻም ልብ ትሓውሱ ኡፉፉ ስልችይ ይብለካ እግዚአብሔር ኣምላክ ስደትና ኣሕፅሩ ዓድና ይምለሰና💔🥺ኣነስ ድክም እንኒ😔

  • @gbgu554
    @gbgu554 13 днів тому

    መስጋናኪ ይብዛሓ ዛሓፍተይ❤❤

  • @BriMedia-mi7vv
    @BriMedia-mi7vv 13 днів тому

    የቀንየልና ዝሓፍትና🙏❤

  • @BisratGaulGezu
    @BisratGaulGezu 4 дні тому

    ኣነ ኣብ ክልተ ዓመተይ ይሳቀየን ኮፍ ክትበዝሖ ውን የብልካን ግን ኩሉ ግዜ ጠጠ ምብዛሕ እዩ ዝመጽእ ናይ ክዳውንቲ ምትካስ ወይ ናይ ኣቁሑት ክትሓፅባ ውን ምግብ ኩሉ ብኩሉ ካብ ጠጠ ዝመፅእ ሕማም እዩ ብዓለት ኣይኮነን ውን ነብስ ምርጋድ ውንለ የረግእ እዩ እና ብሓቂ እኪ ዝሓፍተይ መሸዝ ገርግን ምቅስቃስ ውን ጽቡቅ እዩ😢

  • @AwAw-w6e
    @AwAw-w6e 13 днів тому

    🙏🙏🙏🙏

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 13 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @akdh2633
    @akdh2633 14 днів тому

    ❤❤❤❤❤

  • @gmaidgmaid
    @gmaidgmaid 13 днів тому

    ♥️♥️♥️👏👏👏

  • @atca7008
    @atca7008 14 днів тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ብሬወልዳይbriewelday
    @ብሬወልዳይbriewelday 12 днів тому

    ደምራኒ ተጋሩዋይ

  • @BirKahsay-q6g
    @BirKahsay-q6g 14 днів тому

    በሰምአብ😊😢

  • @akdh2633
    @akdh2633 14 днів тому

    ሓፍተይ ናተይ

  • @Semira-z2e
    @Semira-z2e 13 днів тому +2

    ስላም ሃይሚ ሓፍተይ ሓደ ነገር ክሓተኪ ተገዲስኪ መልስለይ እና ብሕማም ክንታሮት ተሳቅየ እትፈልጥዩ መድሓኒት እንተልዩ ሓብርኒ ክብረተይ❤❤❤

    • @MerryHaogos
      @MerryHaogos 13 днів тому

      @@Semira-z2e ዝሓፍተይ ምሕረት ወርደልኪ ግን ሓደ ዶክተር ዝሰማዕኽዎ ኣብማዓልቲ ሓንቲ ፃዕዳ ሽጉርቲ ብማይ ውሰዱ ይብል ነይሩ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን🙏🙏🙏

    • @Semira-z2e
      @Semira-z2e 12 днів тому +1

      @MerryHaogos እሺ ክምኩር እየ ክብረተይ🎁♥️♥️

    • @ቅዱስሚካኤለይ
      @ቅዱስሚካኤለይ 12 днів тому

      ሓንቲ መሓዛይ ብኸዚ ትሓምም ነይራ ግን ሐዚ ሕሽዋ ኣሎ

    • @Semira-z2e
      @Semira-z2e 12 днів тому

      @@ቅዱስሚካኤለይ እንታይ ተጠቂማ ገዲፍዋ ዝያዳይ♥️♥️

    • @Semira-z2e
      @Semira-z2e 12 днів тому

      @@MerryHaogos አሜን (፫) ዝያዳይ🙏🙏 ♥️♥️♥️♥️

  • @سميرةالفيفي-خ4ح
    @سميرةالفيفي-خ4ح 13 днів тому

    ግን እንታይ ዘም ዓዲሲ ኤቡርሸን ዝቀዱሙ😢😢😢

  • @tuhj8488
    @tuhj8488 13 днів тому

    እሺ ኒ እስኺ ኣረ ተሳቅየ ኣነስ 😢

  • @AwAw-w6e
    @AwAw-w6e 13 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 13 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @سميره123
    @سميره123 14 днів тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 13 днів тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Zgba-vf7oj
    @Zgba-vf7oj 13 днів тому

    ❤❤❤❤❤

  • @HedgHefg
    @HedgHefg 13 днів тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @AffectionateFloppyDisc-xg8zo
    @AffectionateFloppyDisc-xg8zo 13 днів тому

    ❤❤❤❤❤

  • @HsishsShjsisjj
    @HsishsShjsisjj 4 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 13 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @destakndeya
    @destakndeya 13 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @SlamhSlamh-f4p
    @SlamhSlamh-f4p 11 днів тому

    ❤️❤️❤️❤️