ሰበር ዜና ህወሓት [ሕዚ] /ሓድሽ ዜና ብዛዕባ ህወሓት/ከንቲባ መቐለ መን እዩ ኣፍሉጡና ተባሂሉ/tigray news

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 26

  • @SleshiAbraha
    @SleshiAbraha День тому +1

    ንሕና ድኣ አይተቃጥር ! አይሓሱ ! ንብለካ

  • @ethiopiawitabraha330
    @ethiopiawitabraha330 2 дні тому +1

    ናትና ፎረም ብጣኢሚ የህዝን ኩሉ ንኒ ፃህሉ በለ ወዲ ፋንቴ ሰጋብ ህዚ ንትግራይ ዝሃስብ አይተፈጠረን እንትርፊ ንባእሎም ንደቀም ነአዝማዶም ንህዝቢ ትግራይ ዝሃስብ ዝግደስ ርኤ አይፈልጥን ካብ ኩሉ ዝገርመኒ እቲ ሙሁር ዝባሃል እኳ እንትርፊ ንባእሉ ነህዝበይ ዝብል ሪኤ አይፈልጥን ብጣእሚ የህዝን ትግራይ አደይ❤

  • @godbless-u8k
    @godbless-u8k 2 дні тому +2

    አታ ሃገር ትባሃል እንታይ ዲኻ ኾይንካ ንሰልጣኖም ክብሉ እናተራጉሑ ዘለው መራሕቲ ህወሓት ኢልካ ምፅዋዕ አይሸልትወካን ድዩ ሓደ ህወሓት እዩ ዘሎ እሱ ድማ እቲ ጉባኤ ዘካየደ ውድብ እዩ ናይ ውልቀ ሰባት ውድብ ዝባሃል አይንፈልጥን ሓቂ ምዝራብ ትርሕቀካ አላ

  • @walcott_jr
    @walcott_jr 2 дні тому

    ናትና ፎሮም እቲ ሓቂ ኣውጻኣዮ ተናገር ። 50 ዓመት ብዓሌት ኩሉ ነገርና ድሕሪት ጌሮምና ኣሕዋትና ትርጉም ንዘይብሉ ውግእ ተሰዊኦም (መበገበሲ ውግእ መሬት ወልቃይት ሑሞራ ) እዩ ኔሩ ግን እዚ ኩሉ ኣረኪቦም መሊሶም ከኣ ሐዚ ንሕና ኢና ነጥፈአኩም ይብሉና ኣለዉ።

  • @MehariWeldu-vv2sx
    @MehariWeldu-vv2sx 2 дні тому

    ንወንበር ክዋጠጡ አይትበል ሴራ አብይ አሕመድ አብ ልዕሊ ህወሓት ብደቂ ህወሓት እዩ

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 2 дні тому

    6ተ ኣዋርሕ ዝሃበሉ ጊዜ ዘንወኸሉ ኮነ ኢሉ ብዝበለፀ ክራግሑ ምእንቲ ሽርሒ ካብዚ ዘይመሓር መሪሕነት ...መን ንበሎ!!!

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 2 дні тому

    ናትና ፎረም ንህዝቢ ትሃስቡ ተኮይንኪም እቲ ሓቂ ኣውፅእዋ

  • @GeberMekonon
    @GeberMekonon 2 дні тому

    ሕወሓት ክብል ዝግቦኦ ንቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ኣይፈልጠካን እዩ ክብል ዘሎዎ ምኽንያቱ ሕወሓት 50 ዓመት ዝገበረት እያ ብውዕሊ ፕሪቶሪያ መሰረት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሕወሓትን እኩል መሰል ኣሎዎም እንተዘይኮኑ ሓደ ብላዕሊ ሓደ ብታሕቲ ኣይኮኑን

  • @ShambelTekle-mp2gq
    @ShambelTekle-mp2gq 2 дні тому

    ካሳ ሃይለማራም ከም እዚ ጉዳይ ሐያል ዩእኒአ ብግዚኡ እንተዘይ ተአልዩ ዓብይ መስዋእቲ ከክፍለና ዩ።

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 2 дні тому

    ናትና ፎሮም መራሕቲ ህወሓት ኣብ ክልተ ተገሚዖም ንስልጣን ይራግሑ ኣለው። ፌዴራል መንግስቲ ስርሑ ይሰርሕ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ኣያ ዘይብሉ የቕሪይዎ ኣለው።
    ሓባሲ ንብዓት ትግራይ ንኸንቲባ መቐለ ደዊለ ነይነኦም ከንቲባ ክነቕርበልካ ተባሂለ ምባሉ ዝገርም እዩ። ትግራዋይ ኣብ ትግራይን ካብ ትግራይ ወፃእን ዘስካሕክሕ በደል እናበፅሐና እናረአየን እናሰምዐን ብጩቕ ዘይበለስ ንኸንቲባታት መቐለ ክረኽቦም ኣይከኣልኩን ይብል ዝገርም ትካል እዩ። ኣብፀሐለይ ሓደራ።

  • @muller3255
    @muller3255 2 дні тому +2

    ስቕ ኢልኩም አይትዘባርቑ ከንቲባ መቐለ ብምኽርቤት ዝተመርጸ ጥራሕ እዩ ካብዚ ዝሐለፈ ብባንዳ ዝተመርጸ አብ መርየት ትግራይ አይሰርሕን እዩ። ሕወሓት ሐንቲ እያ ካልኦት ብአብይ አሕመድ ዝተላአኹ ኮራኹር እዮም ኣብ ትግራይ ቦታ የብለሙን። ሕወሓት እቲ ዝገበረቶ ጉባኤ እንተደገመቶ ዋላሓንቲ ጸገም የብሉን ዝኻሐዱ ግን ናብ ብልጽግንኦም ይኺዱ።

  • @al.ak12
    @al.ak12 2 дні тому +2

    ደሮን ደሮን ናይ ህወሓት ብገዛዕ ዓዶም ብድሮን ደሮና ክትቅሮም ኢያ ግዲ የብልካ......ሕጂ ግዳ ዘይ ተኣደነ ወርቂ ኣብ ትግራይ ከም ዘሎ ፈሊጣ በፉጹም ምሕረት ከይ ትጽበዩ...

    • @Tsehaye-tp9mn
      @Tsehaye-tp9mn 2 дні тому

      ወድ ባሬስታ ረሳሕ ፃሕፃሒ ጄኖሳይደር ባንዳ

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 2 дні тому

    This is abbey’s conspiracy.

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 2 дні тому

    እዚ ክከዉን ከምዚክእል ዘተፈለጠ እዩ ተሀላልና ሀሳብህዚብ ሀሳብ ሀይማኖት አቦታት ቶሚዕካ ምትእርራይ ኒጎና አህልፊካ ምሀብ ተመሬፁ ዘገርም እዩ ጉዲ

  • @girmayzemicheal
    @girmayzemicheal 2 дні тому

    ኣምበሳ ትኣረገ መውዐሊ ፀናፁ ኾነ
    ባዕላ ሕጊ ኣውፂኣ ንባዕልኻ መውቀዒ።

  • @AskaleAskale-i5g
    @AskaleAskale-i5g 2 дні тому

    ምክሪ ቤት ዝሾሞ እዩ ካንትባ መቀለ ዝከውን , መተሓዳደሪ ደንቢ ካብ 50ዓመት ጌይሩ ኣሎ ካብ 2012 ዓ/ም ዝወፀ ይኩን ዝተማሓየሸ ሕጊ ንትግራይ ኣይውክልን, ህወሓት መማሓደሪ ኣይመደበን ህዝቢ ዝውክል ምክር ቤት እዩ ዝሸውም ንስኩም ድማ ምክርቤት ዝሾሞ ደግፉ።

    • @DesalegnTadese-j5q
      @DesalegnTadese-j5q День тому

      ስርናይ ንዝሰርቅ ዝድግፍ ቤት ምክሪ ክፈርስ አለዎ። ናይ ውድብ ቤት ምክሪ አጥፊኡና የጥፈአና ኣሎ።

  • @abrahamdesta2211
    @abrahamdesta2211 2 дні тому

    ጀግና አቦና ብላታ ሃይለማሪያም ሃደ ወዶም ብልፅግና ሃደለ አደመ 😊😊 መህፎሮ ሃደ ንአድዋ ሃደ ንሽዋ ነገስታት ኣገልገልቲ 😊😊😊😊😊

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 2 дні тому

    እቲ መፍትሒ ገጅለ ህዋሓት ጉሒፍካ ምድብራይ እዩ! ካብኡ ቀልጢፍካ ተማዓራሪኻ አብይ አሕመድ ምውጋድ እዩ!

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 2 дні тому

    ወላዲት አደኻ እናሀለወት ብዘበይት አቦኻ ምጸጽጋም እንታይ ይብሀል። ይገርም።

  • @AyalewAlemu-m5y
    @AyalewAlemu-m5y 2 дні тому

    ወያነ ዘረባ ጥራህ አይትኹኑ
    አብ ጌታቸው ጉጅለ ውሽጢ ዘለው አንጻር ትግራይ ዝንቀሳቀሱ ምስብልጽግና ኮይኖም ትግራይ ዝህምሱ ዘለው
    ባንዳታት ስጉምቲ ውሶድሎም
    ልምንታይ ግዘ ትወስዱ?
    ግዘ ምስወሰድኩም ከኧ አቢይ
    ላአኩም ከፍርስ ከምዝሸባሸብ ፍለጡ።

  • @AsefaTeklehaymanot
    @AsefaTeklehaymanot 2 дні тому

    ፈዴራል አብዘየእትዎ ጠውለቅለቅ አይበል እዞም ዘስከሮም እንጌታቼው ሕዙ ገለል ይበል

  • @SleshiAbraha
    @SleshiAbraha День тому

    ንሕና ድኣ አይተቃጥር ! አይሓሱ ! ንብለካ

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 2 дні тому

    ናትና ፎሮም መራሕቲ ህወሓት ኣብ ክልተ ተገሚዖም ንስልጣን ይራግሑ ኣለው። ፌዴራል መንግስቲ ስርሑ ይሰርሕ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ኣያ ዘይብሉ የቕሪይዎ ኣለው።
    ሓባሲ ንብዓት ትግራይ ንኸንቲባ መቐለ ደዊለ ነይነኦም ከንቲባ ክነቕርበልካ ተባሂለ ምባሉ ዝገርም እዩ። ትግራዋይ ኣብ ትግራይን ካብ ትግራይ ወፃእን ዘስካሕክሕ በደል እናበፅሐና እናረአየን እናሰምዐን ብጩቕ ዘይበለስ ንኸንቲባታት መቐለ ክረኽቦም ኣይከኣልኩን ይብል ዝገርም ትካል እዩ። ኣብፀሐለይ ሓደራ።