Excellent show keep it up I’m glad he won the election and I’m proudly voted for him but no doubt the man is crazy and unpredictable we will see what he is going to do
I appreciate what u doing but who depend on other people are CURSED as it written so as the word comes has power and GOD creates everything by his word. So we’re not depending in anyone else. So change your word, what you sow is reaping. Thanks
ብጻይ ደያን ሰላምታኻ ይጥዓም ጽፉፍ ኣገላልጻኻ
ከም እንጀራ ኢና ንሃርፎ
የቐንየልና🇪🇷👏🇪🇷✊🇪🇷
Welcome wedi Eri jegna kulu gize Jegnau Keep up serve our Beautiful country Awet Nehfash 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷291🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷የቀኒልና አቦና ዕድመ ጥዕና ያሀብኩም ፊጣሪ🇪🇷🇪🇷
መርሓባ መርሓባ ከመይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
ጽቡቅ ገርካ ደኣ መሃሮም 🎉
ሰላም ተጋዳላይ ዳያን ሃይለ ኣንታ ጅግና ጽብቅ ጌርካ ብዛዕባ ትምህርቲ ፍልጠት ገሊጽካዮ እዚኦም ሓሳዳት ኩሉ ታሪኽና ናይ ሓሳት ይጽሕፉ ይዛረቡ ሌሚ ጸባ ኣስቲኻና እዞም ደቂ ሊስትሮ ረፋዓት ለመንቲ ሕጂ እውን ብጽሜት ብዓጸባ ዝፍለጡ ካብ ዓለም እኽሊ ሽኮር ኩሉ ዝቅበሉ ትግራይ እዮም ይጅሓሩ ይሕስው ጥሜትኩም ዓጸባኹም ጽሩ ቪያ ቪያ ኣጆኩም ኣጆና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪❤️♥️🌹🌷🙏👏
Hope !!!tigaru will listen to your wisdom::🇪🇷❤️🙏
ሰላም ሰላም ክቡር መምህር ተጋዳላይ ደያን ነዚ ኩፉእ ቀሺ ዓጋመስ ግደፎ ዳኣ እዚ ሰይጣን እምባ ተኺሎ ናይ ቀላይ ባዓልቴት እሾኽ እዩ ድዘርእ ዘሎ ግና ኣብ ዝበጽሕዎ የለን።
❤❤❤❤❤!!!
SELAMAT ALL ERITREANS .
ተጋዳላይ ደያን
ጽቡቅ መግለጺ
መም/ ተባረኽ
ዕድመን ጥዕናን
ይሃብካ ኣሜን ።
❤🇪🇷🎉
መርሐባ ❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ኩቡር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💯💯💯
Merhba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌹🐪🐪
♥️🇪🇷♥️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ንደመሩ ኪልልኢትጲያ ተኾሊፊናወዲብሻሻሚርሓና።።።።
Excellent presentation.
🇪🇷🇪🇷💪💪
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
የቀንየልና ክቡር ተጋዳላ ዳያን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Excellent analysis, thank you sir!!!
Sabia Sabia sabianizehleme Sabia
Mekesene 🇪🇷✊💯✅🌴❤️🌹⭐️🙏👍🌟🌻🌺🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
i am an ertrean amiche
great.analysis thank you brother
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Great analysis ክቡር ኣያና thank you for sharing your wisdom.
Thanks Dayan ❤❤❤
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏
ይበል ዳያን ዳያን አውርስ ስከ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም አታ ኑኡስ ወለዶ ትሰምዑዶ ኣለኹም ሐቀኛ ታሪኽ ውረሱ ❤❤❤👍🙏
Excellent show keep it up I’m glad he won the election and I’m proudly voted for him but no doubt the man is crazy and unpredictable we will see what he is going to do
Exactly! I voted for him too.
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉😢
መርሓባ ኣቶ ደያን ዉሕሉል ተንታኒ ፖልቲክዞባና ንበረልና ሃልወልና ደኣ መድሃኒትና ንክንረክብ❤
Really enjoying you analysis
ጽቡቕ ትንተና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ የቐንየልና:
Haica amlkina yebarik tebarek hiezb merit eritrean🇪🇷❤🕊🤝dhabena amlkiena amlkiena yebarik amyein❤🕊🤝
✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
ሐወይ ደያን እወ ቀሊል ከይከዉን ይኽእል ትርምፕ ብምምራጹ ዝመጽእ ለዉጢ ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤መርሐባ ኩቡርሐዉ ደያን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ❤❤❤❤❤❤
Ezom hasadat her ilom ewe ❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ሓቤረታ !!!❤❤❤❤
Thank you 🇪🇷♥️🌹🙏
تحيا إريتريا 🇪🇷 بلادي إريتريا ❤
Yekenyelna kubr ayana idme yhanka ❤❤❤❤
❤❤❤Eritrawi kubur menenet ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba 💗🇪🇷🐫🇪🇷💗🐫🇪🇷🐫💗
Thank you
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🙏🙏🙏
Thanks መምህረይ
Selam qubur ayana 🇪🇷🐪🇪🇷🌴❤️🇪🇷🐪🇪🇷🌴❤️🙏
❤️🙏❤️🙏❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Des zbil meglexy eyu hiton reton zeyedlyo nay ayana meglexy edmen tenan yhabelna.❤❤❤❤❤❤❤
I agree with you 💯.We are asking them to leave us alone.Eritrea doesn’t need anything from Woyane or Tegaru:: 🙏❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏻👍🏻👍🏻🐫🐫🐫
ኢቲ ዘይካሓድ ሓቂ ግፍዕታት ተጋሩ እሞኻ ንወለዶታት ዘተፈጸመ ራሲያን ዝምታን ሰለተፈጸመ እዩ ኤረትራዊ ሀገራውነት ካምዓረ ዝተረረ።
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊😊😊😊😊
❤❤❤ 10nx sr
ዘይ ሽምና ካብ ምሃብ ክቅጦቡ ምስ ዘድልየና ዓለም ተሻሪኽና ክንሰርሕ ክጎድፉና እዩ ድልየትና
የቐንየልና ተጋዳላይ ዳያን ሃይለ፡ ብጣዕሚ ከም ምቁር ማይ ዘርዊ ትንታኔኻ ዝድነቕዩ፡
ብኸምኡ ዓይነት ስታይል በምሓርኛን እንግሊዝኛን ተተርጒሙ እንተዝቐርብ ብጣዕሚ ምጸበቐ ኔሩ።
ፈንቅል!
ሓደ ጋዜጣ ምርጫ ትራምፕ፡ እንዳታት ማለት ዳይናስቲ መንግስታት፡ ናይ ቡሽን ክሊንቶንን ኦባማን ቀይሩ፡ ፕረሲደንት ባይደን ግን ናቶም መቀጸልታ'ዩ ክብል ገሊጽዎ።
🤝❤🕊
ምሁራት ኢና ብሃልቲ ተጋሩ እንተተማህሩ መሊሶም ዝድንቁሩ!!! ብድኽነትን ርስሐትን ዝተወጽዔ ቆርቢዑ ዘሎ ህዝቢ ዘለዋ ክልል ትግራይ ዶ አይኮነትን እያ? እቲ ዝገርም ከም ክልል ውድቅቲ ትግራይ ሒዞም ብዛዕባ ኤርትራ ከህተፍትፉ ክትሰምዖም ከሎኻ እዩ!!!!!!!
የቀንይልና ዲያን ሓውና፡ ብድኽነት ዝተበልዑ ንርእሶም ብዛዕባ ድኽነት ኤርትራ ዝሕፍር እዩ ብሕርሻን ብእስሳትናን ብባሕርናን ብመፈስናን ብምትሕባብርናን ሃፍታማት ኢና። እዞም ሓሳዳት ከላሽን ናይ ጀጋኑና ተድልዮም ኣላ ።
ወትሩ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንመራሕትናን ስራዊትናን ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🎉🎉🎉🎉✊🙏
ተጋሩ ናይ መንነት ጸገም ስለዘሎዎም እንታይ ከምዝደልዩ አይፈልጡን
ጌታቸው ረዳ ቅድሚ ሕጂ አብ ክልል ትግራይ ናይ መንነት ጸገም አሎና ኢሉ ተዛሪቡ አስዒቡ ድማ ትግራይ#ትግርኛ ምባል ግደፍዎ እንጀራ አየብላዓን ኢሉ ምዒድዎም ግን ዝሰምዕ ህዝቢ አይኮነን ምሕረት የውርደሎም ።
ዓወት ንሓፋሽ። ሕናትትዓብኩራሳ 291🇪🇷
Hakika Aleka
ዝኸበርካ ኣዪና ጽቡቕ ትንታኔኻ ነመስግን ኣፍልጦ ኻን።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💚💝💙
ብዛዕባ ወያነ ምዝራብ እንተነቋርጾ ዝበለጸ ምኾነ። ብዛዕባ ሃገርናን ሓድነትናን ፡ህንጸት ሃገርናን እነተንዝቲ ዝተመርጸ እዩ። ንቕሓት ዘድልዮም መንእሰያት ኣለዉና ። ነንቅሓዮም። ሳዋ ኣብ ስደት ተድልየና ኣላ። ኣብ ሳዋ ብዛዕባ ወያነ ኣይኮናን ንመሃር። ኣብዚ ስደት እውን ሳዋ ንፍጠር።
ክቡር ሐውና ኤርትራ ደአ የዕኔሙና እንበር ካልእ ዝጠቀሙና ነገር የብልናን ::
ብጣዕሚ ጽቡቕን ግቡእን ትኽክለኛን መልእኽቲ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣኣፈወርቂ ን ፕ. ዶናልድ ትራምፕ ድነኣድ'ዩ :: ምስ ኣሜሪካ ዲፕሎማስያዊ ምሕዝነት ምግባር ብዙሕ ረብሓ ኣይርእየሉን: ዕዳጋ Market ክኸፍተልና ይኽእል'ዩ ካልእ ከኣ 'ቲ ኩሉ ውልቃዊ እገዳታት ምልጋስ'ውን ኣውራ ግን ናይ ወያነ ነገር ነበረ'ያ ነበረ ክኸውን 'ዩ :: 'ቲ ውሽጠ ውሽጢ ኣብታ ሃገር ድሰርሖ ግን ብዙሕ ምጥንቃቕ ክሓትት'ዩ ::ከም ቀደሞም'ኳ ኣይሃልዉምበር 'ቲ ደይሕለል ናይ ሰማንያ + ዓመት ደመኛና ክፉእና ጥፍኣትና'ምበር ጽቡቕና ደይደሊ ምዃኑ ኣይሰሓትን : እንተኾነ :እሙንን ብልሕን መንግስትን ህዝብን ግን ከኣ ኣለና ::ወያነ ብዛዕባ ኤርትራ ደበለ ነገራት ኩነታት ኩሉ ድሓፍሩሉ ግዜ ክንርኢ'ና ::ብጣዕሚ ሰፊሕን ኣድማዕን ኣገላልጻ ናይ ክቡር ሓው ዳያን ሃይለ የቐንየልና ::
ስነዶስ ምፍላይ ፈላሚ ቅዳማይ ሱጉምቲ ምምስራት አብ ሕልሚ ንዘላ ሀገረ ትግራይ ሙኻኑ እዩ። እቲ ዘሕዝን ቀለስቲ እዚ ናይ ብሄር ሀገራት ጎስጎስቲ ናይ ሀይማኖት መራሕቲ እና ባሀልቲ ሙኻኑ እዩ። አብ ኢሮፓ ናይ ብሄር ሀገራት ንምምስራት ንአህዛብ ኢሮፓ መሰረት ዝተናወሐ ኩናት ካምዘሳቀያን መጨረሰታ ናይ ቀዳማይን ካልአይን ዓለማዊ ኩናት ጠንቂን ሳዕበንን ዘስዓቦ ህልቂትን መሰረት ምንባሩ አይተሰቆሮምን ኢሊታት ተጋሩ ።እሶም ዘበገሱዎ ናይ ብሄር ፖሎተካ ንህዝቢ ኢትዮጲያ ሓሚሱን አተፋኒን ካይአክል ሀፈጽተኡን ሀልሃልተኡን ረመጹን እነሆ ንህዝቢ ትግራይ ይሕምሶ ይርከብ።
Absolutely horrible all they know how to do is lie gunta crazy Athiopia it is abroken country finally eritrea 🇪🇷 stay strong and safe 🇪🇷🇪🇷🙏
Xubuq tntena
አብ ትግራይ እምነት የብሎምን ቤተ ክርስትያናቶም አቅሽሽቶም ኩሎም ካብ ግዜ መሳፍንትን ነገስታትን ፖለቲካውያን እዮም እዚ ቀሺ እየ ባሃላይ ዝበሎ ናይ ካድራት ወያነ ዘረባ እዩ ።
ህዝቢ ኤርትራ ቤተ ክርስትያናት ትግራይ አገልገልትን ካድራት ወያነ ምዃኖም አጸቢቁ ይፈልጥ ።
ዝኾነ ኤርትራዊ ዝፈልጦ
ክልል ትግራይ ብሄረ ሰብ ትግራይ ኢትዮጵያውያን ምስ ሀገረ ኤርትራ ብጀካ ዶብ ካልእ ዋላ ሓንቲ ዘራኽብ የብሎምን
ተወዲኡ።
ዓወት ንሓፋሽ። ሕናትትዓብኩራሳ 291🇪🇷
እቲ ዝበለጸ ግዜ ለዊጢ ክመጸሉ ዝግባእ
ኣብ ኤርትራ ሕጂ ኢዩ
ምሰ ሰራዊትናን መራሕትናን ኮይና
ንጠቀመሉ ደቂ ኢሬ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ጽበቕ ትንተታኔ ቀጽሎ።
በዚኦም እይፈርስን ኢዩ ዓቕሚ የሎን ሓሕሕ ኢልካ ምትራፍ ኢዩ.
Ankea dhan metseaka abona ❤
ክቡር ይከኣሎ ዝሰራሕካዮ ታሪኽ: ታሪኽ ኤርትራን ህዝባን ብቓላትካ ከተንጎድጉዶ እንከሎኻ ጸባ ዓጓ ኢና ንሰቲ: እዞም ሰረቕቲ, ሓሳዳት ደቂ ክልል ንኽዛረቡ ዝዛረቡ'ምበር እንታይ ከምዝዛረቡ ደይፈልጡ ንህዝቦም ብሓሶት ልቦም ደፊኖም ኣብ ጽልኢ ከምዝነብር ይምህሩ ኣለዉ:
ነዓና ንኤርትራውያን ግን እቲ ርሕሩሕ ልብና ከነስርሖ ከምንጅምር የርእዩና አለው:
ብደቡብ ዝመጽእ ሰብ ስለ ዘየለ ምስትውዓልና ምብራኽ ጥራሕ'ዩ 🇪🇷💖:
ነመስግነካ ነዚ ንጹር ትንታነኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🏽:
ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷💖::
Eziato endhr koynom nerahti haymanotom dea kemey gieru amets deqi anstyon srqin mchwan ktefe SNEMGBAR ZMHRO ZEYBLU HZBI ENDYU KOYNU.
Thats why the weyane anexed welkait tsegede &Badime. Because of this reasen.
ኢርትራውነት ሃገራውነት ነበር ኣሳዓሪን ሰረተ ኢምነቱ ዓቂቡ ባህሉ ሓልዩ ብመስርዕ ህዝባዊ ግባር ክጋዓዝ ኣለዎ።
ወዮ ቐሺ ተኹታኪ ደኣ ረሲዕካዮ ዶ?
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌🇪🇷⛪️
ተጋሩ ኣብ ርእሲ'ቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝነበሮም ሕዱር ኣሉታዊ ኣረኣእያ፡ ብመደብ ብወያነ ዝተመልእዎ ናይ ጽልኢ ጐስጓሳት ኣሎ። እዚ ኩሉ ተደማሚሩ ድማ ብምሁሩስ፡ ብካድርኡስ፡ ብመራሕቱ ዝበሃል ዘደንጹን መስሓቕን እዩ። እቲ ኩሉ ኣብ ኤርትራ ዝፈጸምዎ በደል፡ ዋላ እንተ ዝናስሕሉ'ውን ንሓዋሩ ዝእመኑ ኣይኰኑን። ንምትላል እንተ ዘይኰይኑ፡ እዚ ሕዱር ባህሪ ኣይቅየርን እዩ።
Hi
Dayan, we should also pinpoint the UTube terrorists, like Gebru Asrat, Medhin, Tedros…Hiding in Addis, abroad, will not guarantee to be free riders.
ماتتتدخلو في شؤون حقنا نحنا علي كيفنا نفتل على كيفنا نستعمرفي ارتريا ماتتكلمون فينا يقول اسياس افورقي آو هيقدف حكومه قوميه واحد تقراي تقرينيافي أسمرا
I appreciate what u doing but who depend on other people are CURSED as it written so as the word comes has power and GOD creates everything by his word. So we’re not depending in anyone else. So change your word, what you sow is reaping.
Thanks
ከም ናተይ ርኢቶ ብራኸ ጋዜጠኛ መድህን ሚዛናዊነት ይጎድላ ዲዩ ኣይጎድላን ካልእ ኣርእስቲ ኮይኑ። ናኣና ብዘይምጥን ሃገራውያን ኢና ዝብሉ ዩትዩበራት ኣብ ልዕሊታ ጋዜጠኛ ዘየድልይ ታራ ጸርፊ ምጽራፍ አይግባእን። ስለምንታይ ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ እንኮላይ ንተጋሩ ፖለቲከኛታ ዘሳትፍ ሚድያ ብወገን ኤርትራ ክንፈጥር ዘይከኣልናስ ስለምንታይ ?? ብዙሕ ቁምነገር ነቲ ሓዱሽ ወለዶ ኤርትራ ጥራይ ከይኮነ ነቲ ብወገን ትግራይ ብኣሉታዊ ኣተሓሳስባ ሓንጎሉ ዝሓጽቡዎ ካብ ዘለዉ እከያት ነቲ ሓዱሽ ወለዶ ትግራይ ነቲ ቅኑዕ መገዲ ቅኑዕ ኣጠማምታ ክሕልዎ መኽኣለና ።
Anta hataf zeytkorb natka thytgebr donkoro
ሓቂ ስለ ዝተዛረበ ድዩ ሃታፍ ትብል ዘለኻ?
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🛳🛳
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷