"ደም መናእሰይ ከፊልና ኢና ዶብ ትግራይ ኣኽቢርና" ብ/ጀነራል ጉዑሽ ገብረ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 21 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 22

  • @welday232
    @welday232 Годину тому +2

    ገንዘብ ግዲ ከፊልካ እምበር ንህዝቢ ትግራይ ክሰዓር ዝገበሩ ንሶም እዮም

  • @dansen1965
    @dansen1965 16 годин тому +2

    Jigina hiwat jeganina🙏🙏👍👍👍Aynifalalen yehwatin mekelastin ina, culom Tegaru jeganu iyom, hade xelatina higdf iyu, aynahashiu.

  • @MeseretGebremichael-s3r
    @MeseretGebremichael-s3r 5 годин тому +1

    መዓዝሞ ዶብና ተኸበረ ጉዕሽገብረ
    ድሕሪ ፕሪቶርያ እኮ ኩሉ ኾይኑ ወረ
    ኣደመ ይጥፋእሞ ኩሉ ክተዓራረ

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t 7 годин тому +1

    ትግራይ ደምበ ኣናብስ እያ።❤

  • @LakomHabesha
    @LakomHabesha 4 години тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ you are right 100%%%**%*

  • @HntsaTsegay
    @HntsaTsegay 8 годин тому +1

    ካብ ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ እቲ ብሕታዊ ብሳይነስ ዝሰርሕ ዝመርሕ ፣ ሓይሊ ሰቡ ዓቂቡ ዝዋጋእ፣ ርህሩህ ኣዛዚ ። ፀሊም እምኒ

  • @meresahagosmeresahagos9575
    @meresahagosmeresahagos9575 19 годин тому +3

    ጃግና ጃግና ጃግና

    • @GebregergsGebreslasie
      @GebregergsGebreslasie 6 годин тому

      ዶብ ትግራይ ትከቢሩ ዲዩ ከቡር ብጀ/ር ጉዕሽ ገብረ ኮሙኡ ዝበለ ትረካ ይስምዕ ስለ ዘሉኩ እየ ወይስ እቲ 48% መሬት ኣብቲ ጎበጥት ኣይኮነን ዲዩ ዘሎ ጅግንነት እዚ ጅግና ላዕለዋይ መኮነን ግን ኣብሕቶ ዝኣቱ ኣይኮነን

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 48 хвилин тому

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹ጀግና ሀዝብ

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td 19 годин тому +1

    ታርጊት ሚድያ ብቲ ዝብልነካ ሰለ ዛቅረብልካና ናምሰግን

  • @gebregziabher3211
    @gebregziabher3211 18 годин тому +3

    ጉዑሽ ብዚ ሰካራም ተፋኢ ስሙ ክላዓል ነውሪ ሕማቅ ንጅግና ከልዕሎ የብሉን

    • @luwamluwam3868
      @luwamluwam3868 13 годин тому +1

      አደመ ዕቡድ ከልቢ ንኩሉ ዝነክስ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 7 годин тому +1

    The king of king❤❤❤❤

  • @GuesheSahle
    @GuesheSahle 5 годин тому +1

    አበይ ዘሎ ዶብ ዕዩ ምዕራብ ትግራይ አህጊርካ ዋጃ ጥሙጋ ንፀላኢ ሒብካ ኢሮብ ዛላበሳ ንፀሊየላኢ ሒብካ ባድመ ን ኸባቢዑን ፆሮና አህሰአ ፀለምቲ ዓድ አርቃይ ኾታስ ብሙልዑዶብ ትግራይ ንፀላዕቲ አህጊርካ አበይ ዘሎ ዶብ ዕዩ ተኸቢሩ???ስቅ ኢልኩም ህዝብና አይተታልሉ!!?

  • @vodahallo9499
    @vodahallo9499 19 годин тому +1

    👍👍👍👍👍👍👍

  • @ፀብቅለይዓድዋ
    @ፀብቅለይዓድዋ 20 годин тому +1

    ✅✅✅

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 19 годин тому +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @HaftomGher-gu6vr
    @HaftomGher-gu6vr 20 годин тому +1

    ደም መናእሰይ ሰቲኻ ባ ዶብ ትግራይ ኣሀጊርኻዮ

  • @HasanHasan-p3p
    @HasanHasan-p3p 5 годин тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HaftuAbrha-mn8yi
    @HaftuAbrha-mn8yi 5 годин тому +1

    ❤❤❤