ጀነራል ታደሰ ምስ መንጀሪኖ ባእሲ\\ ፌደራል ናብ ትግራይ ክአቱ ተወሲኑ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 21 гру 2024
  • #Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily

КОМЕНТАРІ • 22

  • @SalmonmhretabWediraesi
    @SalmonmhretabWediraesi 6 годин тому +2

    ንህዝብካ ቀትርን ለይትን ስራሕ ኣንፃር ልምዓትንስርቅን ንዝተዋፈሩ ፣ መስፍንነት ዝስመዖም፣ ዝሰረቕዎን ዘሳቀይዎንሰብን ብሓፈሻ ገበኖም ከይወፅእ ዝሰርሑ ኮራኩር ኣትርርካ ሰራሕ ንህዝቢ ኣለዓዕል ኣበራብር ንሕና ደለይቲ ሰላምን ልምዓትን ኣብጎኒካ ኣለና በርትዕ❤❤❤❤❤❤

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 6 годин тому +2

    ጉጅለ ኣደመ ኣነ ስልጣን እንተዘይሒዘ ትግራይ ፋሕ ትበል ዝብል ቁዋም ሒዙ ይሕምስ ኣሎ ፣ህዝብ ትግራይ ብሓድነት ክቃለሶ ይግባእ ፣እዙ ሓይሊ መንገዲ ጥፍኣት ሒዙ ይኸይድ ኣሎ ንባዕሉ ይጥፋእ።

  • @zerayabrha
    @zerayabrha 6 годин тому +1

    ኣደመ ካብ ኣድማ ወፃኢ ክሓሰብ ኣይኽእልን ርእሱ ደሪቑ እዩ

  • @BKMGA
    @BKMGA 7 годин тому +2

    ብሓቂ እንተኮይኑ ፈደራል ቀታሊና እዩ ክአቲ አይነበሮን.ግን ልዕሊ ፊደራል እቲ ርኩስTPLF ስለ ዝቀተለና ይእቶ

  • @TrueTyp
    @TrueTyp 7 годин тому +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ 7 годин тому +2

    ግጅለ ኣደመ ይወልዕዎ ጥራይ እቲ ኩናት ናዓና ውን ይጥዕመና ኢዩ ከም ጸላኣትና ኣቀምጥና ክንቃሎሶም ስሩ ቦቆስ ዝኾነ ኣካይዳ ከምዚ ናይ ሶሪያ መንግስቲ ዝገብርዎ ዘለዊ ታርኹን ኣሰሩን ዘጥፍእዎ ዘለዊ ኮሙኡ ገይርና ንከነጥፎኦም ከም መራሓዮኦም ከነማርኾም ኢና ። ኣነ ዝጸልእ ጥዕያት ተመስሎም ምሳና ከይለግምና ኢየ 😂😂😂

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj 7 годин тому +1

    ቀፅለ ሉ ጀግና ህዝባዊ ምዲያ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍

  • @HTHT-p5f
    @HTHT-p5f 5 годин тому

    ናይ መአዝ እዮ ዜና ?????

  • @HasanHasan-p3p
    @HasanHasan-p3p 6 годин тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GerieGebre
    @GerieGebre 7 годин тому +2

    አይትሓስዉ ሓሰውቲ ንጦርነት ዝተሰለፈ ወይ ዝስለፍ የለን ንስኻትኩም ኢኹም ኩናት ትእውጁ ዘለኹም።

    • @zerayabrha
      @zerayabrha 6 годин тому +1

      ሓሶት ካብ ኣደመ ወፂኣ ኣይትፈልጥን

  • @TeklayM
    @TeklayM 6 годин тому +1

    ኣይትሓሱ ምሽሙሽ

  • @Gezae-c3t
    @Gezae-c3t 6 годин тому

    ለዛይ

  • @حافظ-ه9ط
    @حافظ-ه9ط 6 годин тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ftsumbrhanberha3803
    @ftsumbrhanberha3803 2 години тому

    👍👍👍

  • @tsehayemehari1590
    @tsehayemehari1590 6 годин тому +1

    please your sound system is not clear adjust it !

  • @Vip65-rm7is
    @Vip65-rm7is 4 години тому

    አነ ድየ ከንብብ ከሎ ዕውልውል ይመፀኒ

  • @teklitmebrahtom1290
    @teklitmebrahtom1290 5 годин тому

    እዚ ዜና ናይ ቅድሚሕዚ ድጋም እዩ ። ኣበይ ኣሎ ደኣ ባእሲ ኢልካ ፅሒፍካ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 6 годин тому

    Abyi 667 Ethiopia free ylset deferihush

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 6 годин тому

    666 no

  • @SalmonmhretabWediraesi
    @SalmonmhretabWediraesi 6 годин тому +1

    ንህዝብካ ቀትርን ለይትን ስራሕ ኣንፃር ልምዓትንስርቅን ንዝተዋፈሩ ፣ መስፍንነት ዝስመዖም፣ ዝሰረቕዎን ዘሳቀይዎንሰብን ብሓፈሻ ገበኖም ከይወፅእ ዝሰርሑ ኮራኩር ኣትርርካ ሰራሕ ንህዝቢ ኣለዓዕል ኣበራብር ንሕና ደለይቲ ሰላምን ልምዓትን ኣብጎኒካ ኣለና በርትዕ❤❤❤❤❤❤