Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እታ ምሽክነይቲ ሓትነይ ሓደራኻ ጎይታይ🙌🏽 እንበር ኤርትራውስ ስደተኛ ኮይኑ ውን ኣይከኣሎን:: ቦሮቕሮቕ ኣብዚሕና
ወይ ግዜ ዕድመ እንተ ሂብካስ ብዙሕ ኢኻ ትርኢ ተመስገን ነዚ ኩሉ ክንርኢ ዘብቃዕካና ፈጣሪ 🤲🛐☦️🙏 ክሳብ ቅድሚ 1 ዓመት ዝነበረን ድሕሪኡ ዘሎ ገዜን ርኢኻስ ብዙሕ ትግረም ብዙሕ ትምሃር 👌 ዛኪ ወዲ ጽቡቕ ሓበሬታ የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🤴💙🦁🙏
@@BN_Ageneration_mussie1973 ምቕናይ ጽቡቕ ብዙሕ የሪኤካ 🤭
ብጣሚ ግጥሚ
እዚ ዉርደተኛ ህዝቢ ሱዱድ ንትግራይ ኣዕኑዩ፡ገሊኡ ዉን ክትዓኑ ተሓባቢሩ'ዪ። So ግድን'ዪ ክዋረድ እዚ ሙስሉይ ። ያላ ሰናይ ጉዕዞ ናብታ ትሕንበብ ዘላ ሲንጋፓ ሃገርካ !
እዚ ኩሉ ጃህራን ፈኸራን ኣብ ኣዲስ ኮንካ ግን ከኣ ሓደ ካብኦም ናብታ ዝጃሃረላ ሃገሩ ክምለስ ዝደሊ የብሎምን:: ብእዝኖም ተተወጢጦም ምስ ተባረሩ “ናብ ዓዱ ኢዩ ከይዱ" ይብሉኻ ፈትዮም ከም ዝኸዱ
Ygerm 😢
እሂ ኣንታ ሓበሻ😊 እንታይ ትብል ኣለኻ? ዋይ! ከቢድ ኣርእስቲ ኣምጺእካ። ቕድም ቐዳድም ብከመይ ካብ ኤርትራ ወጺኦም መዓስ ወጺኦም? ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ በጽሑ ብኸመይን ስለምንታይን ናብ ክልል ዓፋር ገዓዙ? ንምጉዕዓዝ እኹል መጓዓዝያ ኣሎ ድዩ? እቲ ጽርግያ ውሑስን ጽገና ዘለዎን ድዩ? እዚን ወዲ እዚን ዝኣመሰሉ ሕቶታት ከነልዕል ንኽእል ኢና። ኣብ ርእሲኡ ድማ ህውከትን ምስምሳትን ብምፍጣር ፓስፖርት ዘለዎም፣ ፓስፖርት ዘይብሎም፣ ግዜኡ ዝሓለፎ፣ ግዜኡ ዘይሓለፎ ፓስፖርት ወዘተ እናተብሓለ ንምንታይ እዩ ፍልልይ ምግባር ኣገዳሲ ዝዀነ? እንዳበልና ሕቶታት ከነልዕል ንኽእል ኢና። ብዝኾነ እዚ ጉዳይ ኣብ ውሽጡ ብዙሕ ዝርዝራት ዝሓዘ ብጃንዳ ናይ 4 ኪሎ ዝምዕዘን ውዲት ስለዝኾነ ብዛዕቡዑ ብዙሕ ክዛረብ ኣይደልን።
ትኽክል❤
Wc zaki hawey ❤💙💙💙
Thank you....
Good job zaki 🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙
Wellcome zaki thanks
ከልበትበት አዚ ኳ ክውሕደና ብድዐን ጃህራን ኣብዚሕና
ትክክክል ምፍትሒኡ ቃልሲ እዩ።
ኣይትጋገ መፍትሒኡ ንሕና ንሱ ንሱ ንሕና እዩ! ንኺድ ጥራሕ ክሳዕ ክቡር መራሒና ኢሳያስ ኣፈወርቂ ራሕሪሑና ምስቤተሰቡ ነቶም ንዓመታት ዝደገፍናዮ ኣብ ኣስመራ ራሕሪሑ ንሩስያ ዝሃድም እዩ! ንኸድ ጥራሕ!
ካብ ምቁዛም ወጺካ ምቅላስ ጥራሕ እዩ እቲ ፍታሕ!
Well come zaki bro
Zekarias Always GreatTrue Son of Eritrea 👍🙏💕💙
Zaki nberelna abo haki❤❤❤❤
💙💙💙💙
First ❤
Good
👏👏👏💙
Zaki blux menseyyyy❤❤❤❤
💚💙💚💙💚💙👍👍
አነስ ይዝከረኒ አፍቲ ዕዋን "ተደምረናል" ኤርትራውያን ስደተኛታት አብ አዲስአበባ ዋላ ታሓደ አዶም መሲልዎም አብ ልዕሊተጋሩ አሽካዕላል ዘረባ ክዛረቡን ዲዕ ዲዕ ክብሉ ምስራኣኹ ገሪምኒ። አዲስአበባ አዲ ተጋሩ(ኢትዮጵያዊያን)ሙዃኖም ዝረስዕዎ ይመስል ኔሩ። እነሆ ጊዜ ተለዊጡ እዚ ንርኢ አሎና።መስደመም።
❤❤❤
ንዓኣ ንምርካብ ከኣ ቃልሲ ትሓትት!!!
No more Diktatur saport eritrea❌️🇪🇷❌️
❤❤❤❤❤ቀዳመቲ ኮመት
Second 🎉
ይህ እንዲፈጠር ዋናዉ መንስኤ የሻቢያ የኔን ለራሴ የናንተን ለጋራ የሚል የክፋት አስተሳሰብ መሆኑን ስብእና ያለዉ መገንዘብ ግድ ይለዋል ከመጀመሪያም ጀምሮ ከባድመ ጦርነት በፊት ከተራ ሸቀጥ እስከ ዉይይት ከቡና መላክ እስከ ኮንትሮባንድ እስከጥቁር ገበያ በኤንባሲዉ ሳይቀር ሲያጧጡፍ ከርሞ በስተመጨረሻ በህግ ትገዛለህ ሲባል ጦር መዞ ያንን ህልቂት የፈጠረዉ ከዛ አልተማረ አሁንም ያንኑ የዉንብድና አሰራር ሲጀምር ምን እንዲደረግ ነዉ የምትጠብቁት ከዚህም የባሰ ሳይፈጠር ቤታችሁን መፈተሽ ይኖርባችዃል ❤🇪🇹❤️🇪🇹❤️🇪🇹
Very painful!!!!!!!!!
ሓንቲ መዓልቲ'ላ! ቀልጢፋ ክትመፀና ግን ሓቢርናን ተጊህናን ንቃለስ።
ሞኦይቱ ከሎ ሞት ዝፈርሕ ህዝቢ ናጻ ክወጽእ ግድል'ዩ።
💙💙💙💙💙💙💙🙏🏻
🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙
Merhaba Zaki😊
💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ንኢትዮጵያ ንምድሓን 80 ሽሕ መንእሰያት ከፊልካስ ውርደት ናይ ኤርትራውያን ሕስረትስ ንበይኑ እዩ
Azmarino wedi Meharens 😢😢😢😢😢
😢😢😢
ብዓይንና እንዳርኣናስ ብዘይሕጋዊ ኣይኣሰርናን ኣይጠርዝናን ያ ኢትዮጵያ እንታይ ይኾኑ ኣለዉ
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
መራሕቲ ዝበልናዮም ይሓምቁና ኣለዉ፡ንኪድ ንውረድ።
እዚ ሎቅማጽ ህዝቢ!! ምስሉይ ገና ክዋረድ'ዪ ክሳብ ናብ ሓቂ መጽዪ ኣንጻር ሻዕብያ ክሳብ ዘይተቃለሰ ።
ኣንጻር ህግደፍ ብዝብል ኣርማ እምበር ጽቡቅ ኣለኻ
ኣብ ድኻ ሃገራት ተዓቂብካ ገፋሕፋሕ ምባል ኣብ ዓይኒ ድኻታት ደቀባት እታ ሃገር ተጠማቲ ይገብረካ ሳዕቤን የኸትል
Sep ay serq ay haswu enber serhu zeble teklo entay aynet hager eu wediy 04 -11-24 addis keyde nere betami hemaq alo hager wela paspoort yehaleka betami eyom zehadunka😢
እዞም ስነ ቀንጠብጠብ ኩሎም ናብታ ዝምክሑላ ሃገሮም ክምለሱ ኣለዎም ኣምሰሉታት
Is sad and embarrassing, Eritreans should fight and remove the dictator in Eritrea and get their right to leave in freedom. Ethiopia is their country and such situation and deportation has been shown before 25 years. Double "Werdet"
Natnas btami u zgermeka hji hanti amaraxi u zelena nsa ka mikilas tezey koinu ka kulu seb resekitlet kigebr u😢
Ab ethiopia ni eritrawi zkewin higawi atahahiza yelen
Embah bel eritrawi
ኢቲኦም ተጋሩ አብ አዲስአበባ "ዕምባሕ በል ትግራዋይ" ክብሉ መሰሎምዩ ኔሩ ስለምንታይ አዶም ስለዝኾነ።ናይዚኦም ጊና አዲ ዳማቶም ዕምባሕ በል አብ መጨረሽታ ውፁልና ይብሓሉ አለው።
❤️🫶❤️🫶❤️🫶❤️🫶❤️🫶❤️🫶
መስትያት ቤትና እቶም ናይ ካምፒ መለለዪ idi ካርዲ ዘለዎም ዝተኣሰሩ ኣለዉ
🥸 እሂ ኣንታ ሓዱሽ እንታይ ትብል ኣለኻ? ዋይ! ከቢድ ኣርእስቲ ኣምጺእካ። ቕድም ቐዳድም ብከመይ ካብ ኤርትራ ወጺኦም መዓስ ወጺኦም? ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ በጽሑ ብኸመይን ስለምንታይን ናብ ክልል ዓፋር ገዓዙ? ንምጉዕዓዝ እኹል መጓዓዝያ ኣሎ ድዩ? እቲ ጽርግያ ውሑስን ጽገና ዘለዎን ድዩ? እዚን ወዲ እዚን ዝኣመሰሉ ሕቶታት ከነልዕል ንኽእል ኢና። ኣብ ርእሲኡ ድማ ህውከትን ምስምሳትን ብምፍጣር ፓስፖርት ዘለዎም፣ ፓስፖርት ዘይብሎም፣ ግዜኡ ዝሓለፎ፣ ግዜኡ ዘይሓለፎ ፓስፖርት ወዘተ እናተብሓለ ንምንታይ እዩ ፍልልይ ምግባር ኣገዳሲ ዝዀነ? እንዳበልና ሕቶታት ከነልዕል ንኽእል ኢና። ብዝኾነ እዚ ጉዳይ ኣብ ውሽጡ ብዙሕ ዝርዝራት ዝሓዘ ብጃንዳ ናይ 4 ኪሎ ዝምዕዘን ውዲት ስለዝኾነ ብዛዕቡዑ ብዙሕ ክዛረብ ኣይደልን።
ህደጉ ብዘይምልክተኩም አይትእተዉ ተበልና ሰማኢ ሲኢንና ብህሾት ብክፍአት ኢሳያስ ተአማሚኖም ተደሚሮም ምስ ተጋሩ ተባኢሶም አምሃራይ ዘአመነ ኩሉሻእ ገደል ይአቱ ህጂ ዶ የሄይሽ ከይኑ ነገሩ!!!
ብዝኸድካዮ እንዳ ተዳጎንካ ዓደይ የሕሊፈ ኣይህብንየ ካብ መትከለይ ወይከ ፈልከት መንግስተይ ባንዴራ ተጠቕሊልካ ምስዕሳዕ ንመን ክኸውን ዝገርም ዘስደምም ብአምሱልነት ተዓቢልልና ተሪፍና ካብዛ ናይ ህዝቢ ሶርያ እኳ ክመሃር ኣይከኣለን
ኤሪትሪያ ሃገረይ ኩለንተናይ ንዓኺ 🥰🤪
@@lanteTV1አበይ ኮን ትህልው ምስኪናይ ስደተኛ! ትርጉም ዘይብሉ ጃህራ እንዳአሊ በብዝኸድኩሙዎ ውፁልና ትባሓሉ ዘለኸኹም።እዚ ዶ አይኮነን እቲ ሓቂ
@ እሂ ኣንቲ ወይንሸት ካሳየ: እንታይ ትብሊ ኣለኺ? ኣዝዩ ከቢድ ኣርእስቲ ኢኺ ኣምጺእኪ። ቕድም ቐዳድም ኤርትራውያን ብከመይ ካብ ኤርትራ ወጺኦም መዓስ ወጺኦም? ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ በጽሑ ብኸመይን ስለምንታይን ተደምረናል ብሓባር ኢና ዘለና Game over. ወዘተ ኣንጻር ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ኣሽካዕላል ቃላት ንክጥቀሙ ብድሕሪት ኮይኑ ዘተባብዖም መን እዩ? እዚን ወዲ እዚን ዝኣመሰሉ ኣዝየን መሳጢ ሕቶታት ከነልዕል ንኽእል ኢና። ብዝኾነ ግን ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ረሲዕካ ዲዕ ዲዕ ምባል ምጅሃር ኣድላዪ ድዩ ነይሩ ኢልካ ምሕታት ውን ይከኣል እዩ። እቲ ካልዕ ክንሓቶ ዝግበኣና ኣዝዩ መሳጢ ሕቶ ግን:ኤርትራውያን ብኸመይን ስለምንታይን ናብ ክልል ዓፋር ገዓዙ? ንምጉዕዓዝ እኹል መጓዓዝያ ኣሎ ድዩ? እቲ ጽርግያ ውሑስን ግቡዕ ጽገና ዝተገብረሉን ዘለዎን ድዩ? ብዝኾነ እዚ ጉዳይ ኣብ ውሽጡ ብዙሕ ዝርዝራት ዝሓዘ ብጃንዳ ናይ 4 ኪሎ ዝምዕዘን ውዲት ስለዝኾነ ብዛዕቡዑ ብዙሕ ክዛረብ ኣይደልን።
Who is to blame about the plight of eritreans ? Of course issayas. Hence when we don^t concentrate on him?
እዛ መለይ ዳኣ ማዕስ እዚልዝኒ ተግይርላ፡ማለተይ ንሳ እካ ጨርቂ እያ፡ኣውያትና ናብቲ እዝኒ ዝገበረ ህያው ኣምላክ ወይ ካኣ ናብ ደቂ መለይ ይኹን፡ስለዚ ኣርእስቲ ስለ ዝሳኣንክላ እየ ዝጽሕፍ ዘለኹ፡ ዛኪ ብትህቦ ኣገልግሎት ዕጉብ እየ፡ብዘይ እዛ ግጥሚ
💙💙💙🙏
እዚኽሉ ኣብ ኣዲስ ኮይንካ ፈራዕራዕ ኣብ ካርቱም ኮይንካ ፈራዕራዕ ሕጂ ኣብ ልብያ ኮይንካ ስደደለይ ከይመውት ወይ መኣ ጎፋን ሜን ኮይና ዝገርም እዩ
የስ ኩሎም ንዓዶም ክምለሱ ኣለዎም ደቂ መለይ እልይ በሉ ንካልካይ ገዛኹም.
Gena kab Kampala wen keghaf yu ezey rukus hezbei keghaf kesaqe teray zelwo
Entay ena negebro nay un mezegeba mase eyu zegemer ab etiopia
አብ Europ ስደተኛ ኮይንካ Europe ንዘንብሩኻ ወረቐት ንዝበህቡኻ ኤርትራዊ አይኮነን ኢሎም ንኸይትነብር ይቃወሙኻ ...........
እቶም ሓለፍቲ ዉድባት ሱሙር ሓይሊ ፈጢሮም ዋና ጻሓፍ 2 ምኪትል ከምኡ ዊን 5 ኣካየድቲ ስራሕ መሪጾም ምስ መራሕቲ ወኪል ስደደኛታት ምስ መራሕቲ ሃገራት ኢትዮጵያ, ኡጋንዳ, ሱዳን, ጁቡቲ, ኬንያ, ኣንጎላ, ሩዋንዳ, ክዝትዩ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነሩ ነቶም ንጹሃት ርኢኻ ማለት ዩ
@Mestyat betna..ደብረጽዮን እዩ ኣይትከውንን እያ ኢልዎ ንእሰያስ።
እንታይ ዐይነት መንፈሳዊ ዑረት ጸሎት ናብ ኢየሱስ ክርስቶስ እምበር ናብ ባንዴራ መለይ አይኮነን ዝጽለ ጸሎትና መልሱ ዘደኑጎዮ ነገራት ምምርማር የድልየና
Hgdef zlakom ekonu
እታ ምሽክነይቲ ሓትነይ ሓደራኻ ጎይታይ🙌🏽 እንበር ኤርትራውስ ስደተኛ ኮይኑ ውን ኣይከኣሎን:: ቦሮቕሮቕ ኣብዚሕና
ወይ ግዜ ዕድመ እንተ ሂብካስ ብዙሕ ኢኻ ትርኢ ተመስገን ነዚ ኩሉ ክንርኢ ዘብቃዕካና ፈጣሪ 🤲🛐☦️🙏
ክሳብ ቅድሚ 1 ዓመት ዝነበረን ድሕሪኡ ዘሎ ገዜን ርኢኻስ ብዙሕ ትግረም ብዙሕ ትምሃር 👌
ዛኪ ወዲ ጽቡቕ ሓበሬታ የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🤴💙🦁🙏
@@BN_Ageneration_mussie1973 ምቕናይ ጽቡቕ ብዙሕ የሪኤካ 🤭
ብጣሚ ግጥሚ
እዚ ዉርደተኛ ህዝቢ ሱዱድ ንትግራይ ኣዕኑዩ፡ገሊኡ ዉን ክትዓኑ ተሓባቢሩ'ዪ። So ግድን'ዪ ክዋረድ እዚ ሙስሉይ ። ያላ ሰናይ ጉዕዞ ናብታ ትሕንበብ ዘላ ሲንጋፓ ሃገርካ !
እዚ ኩሉ ጃህራን ፈኸራን ኣብ ኣዲስ ኮንካ ግን ከኣ ሓደ ካብኦም ናብታ ዝጃሃረላ ሃገሩ ክምለስ ዝደሊ የብሎምን:: ብእዝኖም ተተወጢጦም ምስ ተባረሩ “ናብ ዓዱ ኢዩ ከይዱ" ይብሉኻ ፈትዮም ከም ዝኸዱ
Ygerm 😢
እሂ ኣንታ ሓበሻ😊 እንታይ ትብል ኣለኻ? ዋይ! ከቢድ ኣርእስቲ ኣምጺእካ። ቕድም ቐዳድም ብከመይ ካብ ኤርትራ ወጺኦም መዓስ ወጺኦም? ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ በጽሑ ብኸመይን ስለምንታይን ናብ ክልል ዓፋር ገዓዙ? ንምጉዕዓዝ እኹል መጓዓዝያ ኣሎ ድዩ? እቲ ጽርግያ ውሑስን ጽገና ዘለዎን ድዩ? እዚን ወዲ እዚን ዝኣመሰሉ ሕቶታት ከነልዕል ንኽእል ኢና። ኣብ ርእሲኡ ድማ ህውከትን ምስምሳትን ብምፍጣር ፓስፖርት ዘለዎም፣ ፓስፖርት ዘይብሎም፣ ግዜኡ ዝሓለፎ፣ ግዜኡ ዘይሓለፎ ፓስፖርት ወዘተ እናተብሓለ ንምንታይ እዩ ፍልልይ ምግባር ኣገዳሲ ዝዀነ? እንዳበልና ሕቶታት ከነልዕል ንኽእል ኢና። ብዝኾነ እዚ ጉዳይ ኣብ ውሽጡ ብዙሕ ዝርዝራት ዝሓዘ ብጃንዳ ናይ 4 ኪሎ ዝምዕዘን ውዲት ስለዝኾነ ብዛዕቡዑ ብዙሕ ክዛረብ ኣይደልን።
ትኽክል❤
Wc zaki hawey ❤💙💙💙
Thank you....
Good job zaki 🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙
Wellcome zaki thanks
ከልበትበት አዚ ኳ ክውሕደና ብድዐን ጃህራን ኣብዚሕና
ትክክክል ምፍትሒኡ ቃልሲ እዩ።
ኣይትጋገ መፍትሒኡ ንሕና ንሱ ንሱ ንሕና እዩ! ንኺድ ጥራሕ ክሳዕ ክቡር መራሒና ኢሳያስ ኣፈወርቂ ራሕሪሑና ምስቤተሰቡ ነቶም ንዓመታት ዝደገፍናዮ ኣብ ኣስመራ ራሕሪሑ ንሩስያ ዝሃድም እዩ! ንኸድ ጥራሕ!
ካብ ምቁዛም ወጺካ ምቅላስ ጥራሕ እዩ እቲ ፍታሕ!
Well come zaki bro
Zekarias Always Great
True Son of Eritrea
👍🙏💕💙
Zaki nberelna abo haki❤❤❤❤
💙💙💙💙
First ❤
Good
👏👏👏💙
Zaki blux menseyyyy❤❤❤❤
💚💙💚💙💚💙👍👍
አነስ ይዝከረኒ አፍቲ ዕዋን "ተደምረናል" ኤርትራውያን ስደተኛታት አብ አዲስአበባ ዋላ ታሓደ አዶም መሲልዎም አብ ልዕሊተጋሩ አሽካዕላል ዘረባ ክዛረቡን ዲዕ ዲዕ ክብሉ ምስራኣኹ ገሪምኒ። አዲስአበባ አዲ ተጋሩ(ኢትዮጵያዊያን)ሙዃኖም ዝረስዕዎ ይመስል ኔሩ። እነሆ ጊዜ ተለዊጡ እዚ ንርኢ አሎና።መስደመም።
❤❤❤
ንዓኣ ንምርካብ ከኣ ቃልሲ ትሓትት!!!
No more Diktatur saport eritrea❌️🇪🇷❌️
❤❤❤❤❤ቀዳመቲ ኮመት
Second 🎉
ይህ እንዲፈጠር ዋናዉ መንስኤ የሻቢያ የኔን ለራሴ የናንተን ለጋራ የሚል የክፋት አስተሳሰብ መሆኑን ስብእና ያለዉ መገንዘብ ግድ ይለዋል ከመጀመሪያም ጀምሮ ከባድመ ጦርነት በፊት ከተራ ሸቀጥ እስከ ዉይይት ከቡና መላክ እስከ ኮንትሮባንድ እስከጥቁር ገበያ በኤንባሲዉ ሳይቀር ሲያጧጡፍ ከርሞ በስተመጨረሻ በህግ ትገዛለህ ሲባል ጦር መዞ ያንን ህልቂት የፈጠረዉ ከዛ አልተማረ አሁንም ያንኑ የዉንብድና አሰራር ሲጀምር ምን እንዲደረግ ነዉ የምትጠብቁት ከዚህም የባሰ ሳይፈጠር ቤታችሁን መፈተሽ ይኖርባችዃል ❤🇪🇹❤️🇪🇹❤️🇪🇹
Very painful!!!!!!!!!
ሓንቲ መዓልቲ'ላ! ቀልጢፋ ክትመፀና ግን ሓቢርናን ተጊህናን ንቃለስ።
ሞኦይቱ ከሎ ሞት ዝፈርሕ ህዝቢ ናጻ ክወጽእ ግድል'ዩ።
💙💙💙💙💙💙💙🙏🏻
🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙
Merhaba Zaki😊
💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ንኢትዮጵያ ንምድሓን 80 ሽሕ መንእሰያት ከፊልካስ ውርደት ናይ ኤርትራውያን ሕስረትስ ንበይኑ እዩ
Azmarino wedi Meharens 😢😢😢😢😢
😢😢😢
ብዓይንና እንዳርኣናስ ብዘይሕጋዊ ኣይኣሰርናን ኣይጠርዝናን ያ ኢትዮጵያ እንታይ ይኾኑ ኣለዉ
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
መራሕቲ ዝበልናዮም ይሓምቁና ኣለዉ፡ንኪድ ንውረድ።
እዚ ሎቅማጽ ህዝቢ!! ምስሉይ ገና ክዋረድ'ዪ ክሳብ ናብ ሓቂ መጽዪ ኣንጻር ሻዕብያ ክሳብ ዘይተቃለሰ ።
ኣንጻር ህግደፍ ብዝብል ኣርማ እምበር ጽቡቅ ኣለኻ
ኣብ ድኻ ሃገራት ተዓቂብካ ገፋሕፋሕ ምባል ኣብ ዓይኒ ድኻታት ደቀባት እታ ሃገር ተጠማቲ ይገብረካ ሳዕቤን የኸትል
Sep ay serq ay haswu enber serhu zeble teklo entay aynet hager eu wediy 04 -11-24 addis keyde nere betami hemaq alo hager wela paspoort yehaleka betami eyom zehadunka😢
እዞም ስነ ቀንጠብጠብ ኩሎም ናብታ ዝምክሑላ ሃገሮም ክምለሱ ኣለዎም ኣምሰሉታት
Is sad and embarrassing, Eritreans should fight and remove the dictator in Eritrea and get their right to leave in freedom. Ethiopia is their country and such situation and deportation has been shown before 25 years. Double "Werdet"
Natnas btami u zgermeka hji hanti amaraxi u zelena nsa ka mikilas tezey koinu ka kulu seb resekitlet kigebr u😢
Ab ethiopia ni eritrawi zkewin higawi atahahiza yelen
Embah bel eritrawi
ኢቲኦም ተጋሩ አብ አዲስአበባ "ዕምባሕ በል ትግራዋይ" ክብሉ መሰሎምዩ ኔሩ ስለምንታይ አዶም ስለዝኾነ።ናይዚኦም ጊና አዲ ዳማቶም ዕምባሕ በል አብ መጨረሽታ ውፁልና ይብሓሉ አለው።
❤️🫶❤️🫶❤️🫶❤️🫶❤️🫶❤️🫶
መስትያት ቤትና እቶም ናይ ካምፒ መለለዪ idi ካርዲ ዘለዎም ዝተኣሰሩ ኣለዉ
🥸 እሂ ኣንታ ሓዱሽ እንታይ ትብል ኣለኻ? ዋይ! ከቢድ ኣርእስቲ ኣምጺእካ። ቕድም ቐዳድም ብከመይ ካብ ኤርትራ ወጺኦም መዓስ ወጺኦም? ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ በጽሑ ብኸመይን ስለምንታይን ናብ ክልል ዓፋር ገዓዙ? ንምጉዕዓዝ እኹል መጓዓዝያ ኣሎ ድዩ? እቲ ጽርግያ ውሑስን ጽገና ዘለዎን ድዩ? እዚን ወዲ እዚን ዝኣመሰሉ ሕቶታት ከነልዕል ንኽእል ኢና። ኣብ ርእሲኡ ድማ ህውከትን ምስምሳትን ብምፍጣር ፓስፖርት ዘለዎም፣ ፓስፖርት ዘይብሎም፣ ግዜኡ ዝሓለፎ፣ ግዜኡ ዘይሓለፎ ፓስፖርት ወዘተ እናተብሓለ ንምንታይ እዩ ፍልልይ ምግባር ኣገዳሲ ዝዀነ? እንዳበልና ሕቶታት ከነልዕል ንኽእል ኢና። ብዝኾነ እዚ ጉዳይ ኣብ ውሽጡ ብዙሕ ዝርዝራት ዝሓዘ ብጃንዳ ናይ 4 ኪሎ ዝምዕዘን ውዲት ስለዝኾነ ብዛዕቡዑ ብዙሕ ክዛረብ ኣይደልን።
ህደጉ ብዘይምልክተኩም አይትእተዉ ተበልና ሰማኢ ሲኢንና ብህሾት ብክፍአት ኢሳያስ ተአማሚኖም ተደሚሮም ምስ ተጋሩ ተባኢሶም አምሃራይ ዘአመነ ኩሉሻእ ገደል ይአቱ ህጂ ዶ የሄይሽ ከይኑ ነገሩ!!!
ብዝኸድካዮ እንዳ ተዳጎንካ ዓደይ የሕሊፈ ኣይህብንየ ካብ መትከለይ ወይከ ፈልከት መንግስተይ ባንዴራ ተጠቕሊልካ ምስዕሳዕ ንመን ክኸውን ዝገርም ዘስደምም ብአምሱልነት ተዓቢልልና ተሪፍና ካብዛ ናይ ህዝቢ ሶርያ እኳ ክመሃር ኣይከኣለን
ኤሪትሪያ ሃገረይ ኩለንተናይ ንዓኺ 🥰🤪
@@lanteTV1አበይ ኮን ትህልው ምስኪናይ ስደተኛ! ትርጉም ዘይብሉ ጃህራ እንዳአሊ በብዝኸድኩሙዎ ውፁልና ትባሓሉ ዘለኸኹም።እዚ ዶ አይኮነን እቲ ሓቂ
@ እሂ ኣንቲ ወይንሸት ካሳየ: እንታይ ትብሊ ኣለኺ? ኣዝዩ ከቢድ ኣርእስቲ ኢኺ ኣምጺእኪ። ቕድም ቐዳድም ኤርትራውያን ብከመይ ካብ ኤርትራ ወጺኦም መዓስ ወጺኦም? ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ በጽሑ ብኸመይን ስለምንታይን ተደምረናል ብሓባር ኢና ዘለና Game over. ወዘተ ኣንጻር ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ኣሽካዕላል ቃላት ንክጥቀሙ ብድሕሪት ኮይኑ ዘተባብዖም መን እዩ? እዚን ወዲ እዚን ዝኣመሰሉ ኣዝየን መሳጢ ሕቶታት ከነልዕል ንኽእል ኢና። ብዝኾነ ግን ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ረሲዕካ ዲዕ ዲዕ ምባል ምጅሃር ኣድላዪ ድዩ ነይሩ ኢልካ ምሕታት ውን ይከኣል እዩ። እቲ ካልዕ ክንሓቶ ዝግበኣና ኣዝዩ መሳጢ ሕቶ ግን:
ኤርትራውያን ብኸመይን ስለምንታይን ናብ ክልል ዓፋር ገዓዙ? ንምጉዕዓዝ እኹል መጓዓዝያ ኣሎ ድዩ? እቲ ጽርግያ ውሑስን ግቡዕ ጽገና ዝተገብረሉን ዘለዎን ድዩ? ብዝኾነ እዚ ጉዳይ ኣብ ውሽጡ ብዙሕ ዝርዝራት ዝሓዘ ብጃንዳ ናይ 4 ኪሎ ዝምዕዘን ውዲት ስለዝኾነ ብዛዕቡዑ ብዙሕ ክዛረብ ኣይደልን።
Who is to blame about the plight of eritreans ? Of course issayas. Hence when we don^t concentrate on him?
እዛ መለይ ዳኣ ማዕስ እዚልዝኒ ተግይርላ፡ማለተይ ንሳ እካ ጨርቂ እያ፡ኣውያትና ናብቲ እዝኒ ዝገበረ ህያው ኣምላክ ወይ ካኣ ናብ ደቂ መለይ ይኹን፡ስለዚ ኣርእስቲ ስለ ዝሳኣንክላ እየ ዝጽሕፍ ዘለኹ፡
ዛኪ ብትህቦ ኣገልግሎት ዕጉብ እየ፡ብዘይ እዛ ግጥሚ