Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
አነ ዝገርመኒ ልቢ ዘለዎ አይተወልደን ብሙሉኡ ህዝቢ ከመይ ኢሉ ኤልዛየመር እከዉን?አነ ዝገርመኒ ነዴታት ንገረለይ ከም ሰብ ክብረት ዘይረከቡ ደቅክን አበይ አለዉ ?አዴታት ናይሐቅክን ዲከን ከትቁነና ከትሕና ተራእዩክን?አቲ እቲ ጽቡቅ ወድኪ ጓልኪ አይራእየትክን ?እዋይ አቲ ከንደይ ትጭክና ህዝቢ ኤርትራ እታ ጨርቂ እሞ ተሰቂላ ነጻ ወጺአ እንተህቢ እሞ ዝገደደ ባርነት አቲና አነ ብደርጊ እየ ወጺኤ ብሐይሊ አምላክ ካብ ማርያም ግንቢ ወጺኤ አቱም ድሕሪ ነጻነት ዝወጻእኩም ሰለ ምንታይ ወጺኩም?ሐሲሙና ኢልኩም ወጺኩም ወረቀት ጣዕሳ መሊእከም ትምለሱ አለኩም ?አቱም በዓል ትፍኦሞ ዘልሙጹ ከሞ ከልቢ አብ ደገ ዘሎና ከነጋልጾም አለና ሀገር ጸኒታ ሀገር ተሸይጣ አብዚ 32 ዓመት ብጀካ ርከሰትን ጓይላን ሰርቅን ሐንቲ የለን አቱም ሰረቅቲሕፈሩ አቱም አቦታቶም ዘይወለድዎሞ ዋይ አነ እዞም ሕጂ ዘለዉ አየውከሉንን እዮም አነ ጀጋኑ ከሳዕ ዝለዓሉ አይንታይን እዮም ዓፈላት ደም ዘየብሎሞ
ashan ska trah eka. zhashe seb slezeyrana ena.. ni bealzi mutanti weyane aminina mengsti kinkiyr
Well Said Mr Way to go🤞🤞🤞🤞❤️🤞🤞🙏
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
💯👍🏻💯👏🏻💯👌💯💪💐💐💐
ሰላም ሰላም ወድ ማሐሪ እድመን ጥዕናን ይሃብካ አጆካ ቀፅሎ
True ❤
አየ እወ ዓሻ ዳሐን አሎ ዘመድ ዓሻ ከፊእዎ አሎ ኮይኑ ነገሩ እንበር :እዚ አብ ህዝብና ወሪዱዎ ዘሎ መርገም እዚ ዘሳዕስዕ ዘይኮነ ታዓጢቅካ በኬካ እኳ እይትጸግቦን :እቲ እንምነዮ ሐርነት ምስ አምጻእና ብሐባር ከነብዕሎ ሰብ ምሉእ ባህጊን ድልየት ኢና :አጆካ ረድኢ ሐውና ❤🎉
እታ ሰማያዊት ፤ እታ ኣብ ልብና ዘላ ፣ ብማዓልታ ተሰቂላ ከተንበልብል እያ።ጉዳይ ግዜ ጥራሕ ኢዩ።
ኣያና ረድኢ ጅግና ርኣዮም ሽንዶ፡ እቶም ናጽነት ዝረኸቡስ ንርኦም ኣሎና ንሕና ብሕሱም ባርነት በሪርና ዝጠፋእናሉ ጽርግያ ጎይትኦም ባህ ኢሉዎ እናርኣዮም ጽርግያታት ኣስመራ ሸማዕ ይብሉሉ።
rede shkor❤
*king*
አበይ ዘሎ ናጽነት እዩ እንሄልካ ህዝቢ ኤሪትራ ናብ ስደትን ሞትን ዝዳረግ ዘሎ፣ ለዋህ ህዝቢ ፍትሒ ዝሳአና ከርተት ንብል አሎና። ብሓደ ዘይጠቅም ዓጋመ ዓዲ አስኢኑና
This is the time to accept Jesus christ, otherwise no a chance to the heaven, John 3 (ትግ) - ዮሃንስ18: ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።ዝቐለለ መንገዲ ናብ መንግስተ ሰማይ ትኣትወሉ ሕጂ:ብየሱስ ክርስቶስ ጥራይ ምእማን ዩ::ሰብ ብጸጋ ዲሒኑ:ብጸጋ ከኣ የገልግል:ፍረ ጽድቂ ከኣ የርኢ:: John 1 (ትግ) - ዮሃንስ12: ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም። Galatians 2 (ትግ) - ገላትያ16: ሰብ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ እምበር፡ ብግብሪ ሕጊ ኸም ዘይጸድቕ ካብ ፈለጥና ግና፡ ኵሉ ስጋ ብግብሪ ሕጊ ዘይጸድቕ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ ብእምነት ብክርስቶስ ምእንቲ ኽንጸድቕ ብክርስቶስ የሱስ ኣመንና:21 ጽድቂ ብሕጊ እንተ ዚኸውን፡ እምብኣርከ ክርስቶስ ንኸንቱ እዩ ዝሞተ፡ ኣነስ ጸጋ ኣምላኽ ኣይንዕቕን እየ::From Jesus christ👇 Don't go left or right👉Every thing is after Jesus Christ only,Say always Jesus christ is Lord,
Kabakas etom aklebat yhshuna belaeei wudaq
Keep it up. Isaias is a dictator.
😅
አያና ሰላም ክትሕሉ ተስፍ ይገብር ብዛዕባ ባንዴራ ካብ አምጻካ አብ መንነትና ካርዲ ከማን እታ ዓዊሊዕ እያ ዘላ።
ኣበይ ኣሎ ናጽነት ኣብ ኤርትራ መግዛእቲ ብቋንቋ ጥራይ ኢዩ ተቐይሩ ፡ ኤርትራ ብኻ ህልም ኢላ የሕዋትናን ስድራናን ጥራይ ዝለከመትልና'ዩ ዘሕዝን
የትልቅ ቅሌታም ሌባ ደንቆሮ እንደአንተ አይነትየኤርትራ ህዝብ አይወክልም ተመልሰህ ወደዛመሄድ አትችልም ምክንያቱም ምን ሰረተህእነደወጣህ ታዉቃለህና እር እረ እረ
ክክክክ መጀመርያ ትግርኛ መጻፍና መናገር ተማሪ ደደብ😡😡
Men ybuluka neseka k adigi
RASHAEDA RASHAEDA??????????
ኩቡር ሓው ሰላምታ ንዓኻ: ድሕሪ ኣስታት 60 ዓመት ኩሎም ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ንመራሕቶም እንዳ ኣጣቕዑ ኣብ ስቓይን መከራን ኣብ ጸልማት ይነብሩ ኣለዉ : ስለዚ ንሕና ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ንቡር ስርዓት መንግስታዊ ምምሕዳር ክንምስርት ኣእሙረኣዊ ዓቕሚ ኣለና ድዩ? ብዛዕባ ጉጅለ ህግደፍ እቲ ዝዝረብ ኩሉ ካብ ዘድሊ ንላዕሊ ንኹሉ ብዝርድኦ ኣገባብ ኣስተምህሮ ተመሓላሊፉ እዩ: ስለዚ እቲ ሕጂ ዘለናዮ መድረኽ ዝጠልቦ ሕቶ ንምዃኑ ንሕና ከምህዝቢ መጠን ዓቕሚ ኣለና ድዩ? ምስትንታን የድልየና : ከምቲ ንሓደ ናይ ኣእሙሮ ሕማም ዘለዎ ንሓንቲ ቀዳድ ፊስቶ ማይ ምልኣዮ ዝተባህለ እሞ ኣስተውዒሉ " እዚኣ ደኣ ቀዳድ እንድያ" ከይበለ ክመልኣ ዝጽዕር ከይንኸውን:: ካብ ሓው ረድኢ ክልቃሕ " ጻማከ ለኮንቱ " ከይኸውን ::
አነ ዝገርመኒ ልቢ ዘለዎ አይተወልደን ብሙሉኡ ህዝቢ ከመይ ኢሉ ኤልዛየመር እከዉን?አነ ዝገርመኒ ነዴታት ንገረለይ ከም ሰብ ክብረት ዘይረከቡ ደቅክን አበይ አለዉ ?አዴታት ናይሐቅክን ዲከን ከትቁነና ከትሕና ተራእዩክን?አቲ እቲ ጽቡቅ ወድኪ ጓልኪ አይራእየትክን ?እዋይ አቲ ከንደይ ትጭክና ህዝቢ ኤርትራ እታ ጨርቂ እሞ ተሰቂላ ነጻ ወጺአ እንተህቢ እሞ ዝገደደ ባርነት አቲና አነ ብደርጊ እየ ወጺኤ ብሐይሊ አምላክ ካብ ማርያም ግንቢ ወጺኤ አቱም ድሕሪ ነጻነት ዝወጻእኩም ሰለ ምንታይ ወጺኩም?ሐሲሙና ኢልኩም ወጺኩም ወረቀት ጣዕሳ መሊእከም ትምለሱ አለኩም ?አቱም በዓል ትፍኦሞ ዘልሙጹ ከሞ ከልቢ አብ ደገ ዘሎና ከነጋልጾም አለና ሀገር ጸኒታ ሀገር ተሸይጣ አብዚ 32 ዓመት ብጀካ ርከሰትን ጓይላን ሰርቅን ሐንቲ የለን አቱም ሰረቅቲሕፈሩ አቱም አቦታቶም ዘይወለድዎሞ ዋይ አነ እዞም ሕጂ ዘለዉ አየውከሉንን እዮም አነ ጀጋኑ ከሳዕ ዝለዓሉ አይንታይን እዮም ዓፈላት ደም ዘየብሎሞ
ashan ska trah eka. zhashe seb slezeyrana ena.. ni bealzi mutanti weyane aminina mengsti kinkiyr
Well Said Mr Way to go🤞🤞🤞🤞❤️🤞🤞🙏
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
💯👍🏻💯👏🏻💯👌💯💪💐💐💐
ሰላም ሰላም ወድ ማሐሪ እድመን ጥዕናን ይሃብካ አጆካ ቀፅሎ
True ❤
አየ እወ ዓሻ ዳሐን አሎ ዘመድ ዓሻ ከፊእዎ አሎ ኮይኑ ነገሩ እንበር :እዚ አብ ህዝብና ወሪዱዎ ዘሎ መርገም እዚ ዘሳዕስዕ ዘይኮነ ታዓጢቅካ በኬካ እኳ እይትጸግቦን :እቲ እንምነዮ ሐርነት ምስ አምጻእና ብሐባር ከነብዕሎ ሰብ ምሉእ ባህጊን ድልየት ኢና :አጆካ ረድኢ ሐውና ❤🎉
እታ ሰማያዊት ፤ እታ ኣብ ልብና ዘላ ፣ ብማዓልታ ተሰቂላ ከተንበልብል እያ።ጉዳይ ግዜ ጥራሕ ኢዩ።
ኣያና ረድኢ ጅግና ርኣዮም ሽንዶ፡ እቶም ናጽነት ዝረኸቡስ ንርኦም ኣሎና ንሕና ብሕሱም ባርነት በሪርና ዝጠፋእናሉ ጽርግያ ጎይትኦም ባህ ኢሉዎ እናርኣዮም ጽርግያታት ኣስመራ ሸማዕ ይብሉሉ።
rede shkor❤
*king*
አበይ ዘሎ ናጽነት እዩ እንሄልካ ህዝቢ ኤሪትራ ናብ ስደትን ሞትን ዝዳረግ ዘሎ፣ ለዋህ ህዝቢ ፍትሒ ዝሳአና ከርተት ንብል አሎና። ብሓደ ዘይጠቅም ዓጋመ ዓዲ አስኢኑና
This is the time to accept Jesus christ, otherwise no a chance to the heaven,
John 3 (ትግ) - ዮሃንስ
18: ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።
ዝቐለለ መንገዲ ናብ መንግስተ ሰማይ ትኣትወሉ ሕጂ:ብየሱስ ክርስቶስ ጥራይ ምእማን ዩ::
ሰብ ብጸጋ ዲሒኑ:ብጸጋ ከኣ የገልግል:ፍረ ጽድቂ ከኣ የርኢ:: John 1 (ትግ) - ዮሃንስ
12: ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።
Galatians 2 (ትግ) - ገላትያ
16: ሰብ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ እምበር፡ ብግብሪ ሕጊ ኸም ዘይጸድቕ ካብ ፈለጥና ግና፡ ኵሉ ስጋ ብግብሪ ሕጊ ዘይጸድቕ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ ብእምነት ብክርስቶስ ምእንቲ ኽንጸድቕ ብክርስቶስ የሱስ ኣመንና:21 ጽድቂ ብሕጊ እንተ ዚኸውን፡ እምብኣርከ ክርስቶስ ንኸንቱ እዩ ዝሞተ፡ ኣነስ ጸጋ ኣምላኽ ኣይንዕቕን እየ::
From Jesus christ👇
Don't go left or right👉
Every thing is after Jesus Christ only,
Say always Jesus christ is Lord,
Kabakas etom aklebat yhshuna belaeei wudaq
Keep it up. Isaias is a dictator.
😅
አያና ሰላም ክትሕሉ ተስፍ ይገብር ብዛዕባ ባንዴራ ካብ አምጻካ አብ መንነትና ካርዲ ከማን እታ ዓዊሊዕ እያ ዘላ።
ኣበይ ኣሎ ናጽነት ኣብ ኤርትራ መግዛእቲ ብቋንቋ ጥራይ ኢዩ ተቐይሩ ፡ ኤርትራ ብኻ ህልም ኢላ የሕዋትናን ስድራናን ጥራይ ዝለከመትልና'ዩ ዘሕዝን
የትልቅ ቅሌታም ሌባ ደንቆሮ እንደአንተ አይነት
የኤርትራ ህዝብ አይወክልም ተመልሰህ ወደዛ
መሄድ አትችልም ምክንያቱም ምን ሰረተህ
እነደወጣህ ታዉቃለህና እር እረ እረ