ሕንቅልሕንቅሊተይ ምኹላል ተጋደልቲ ኣዋልድ!!

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 69

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 роки тому +8

    ሰላም ኩቡር ሓውና ረድኢ መሓሪ
    ብመጀመርያ እንቋዕ ደሓን መጻኻ።
    ደጊመ ንእተቕርቦ ዜናታትን ኣስተምህሮታትን ዳርጋ ኩሉ እየ ጽን ኢለ ዝሰምዖ።
    ኣብዚ ናይ ሎሚ መዓልታ ተቕርቦ ዘለኻ
    ኣስተምህሮ ኣብ ህዝባዊ ግንባር እዝን ወዲ ከምዝን ምስጢር ውድብ ተባሂሉ ዝዕቀብ ምንባሩ ዝገረመካ ትመስል።
    ንዓይ ግን ኣብ ሜዳ ኤርትራ ከለኹ ዝዝክሮ ኣብ ተ.ሓ.ኤ እቲ ተጋዳላይ ብተዛማዲ ነጻን ትጉህ ሃግገራዊ ስምዒትን ኔሩዎ። ግን እቲ ሕብረተሰባዊ ሕጊ ኮይኑ ደቂ ሰባት ክፋቐሩን ክራኸቡን ስለ ዝኽእሉ መርዓ ክፍቀድ ኣለዎ ክፍቀድ የብሉን ዝብል ክትዕ ኣብ ክፍልታት ይኹን ኣብ ሓይልታት ይካየድ ኔሩ ድሕሪ ክንደይ ክትዕን ዝርርብን እውን ኣብ መጨረሻ ብኣወንታ መሪሕነት ኣፍቂዱ ክልተ ዝተፋቐሩ ኣሕዋት ክምርዓው ከምዝኽእሉ ተፈቒዱ።
    እዚ ሕፍረት ዘይብሉ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባርን ተሓባበርቱን ግን ነቲ ናቱ ጸልማት ተግባር መሰላት ናይ ተጋደልቲ ግሂሱ ኣሲሩ ቀቲሉ ደቂ ኣንስትዮ ከምዚ ንሰምዖ ዘለና ሰብኣዊ ክብረን ገፊፋ ዝኸይድ ውድብ ክነሱ፡ ነዚ ኹሉ ከም ምስጢር ውድብ ኢሉ ወላሓደ ተጋዳላይ ብሒም ከምዘይብል ጌሩ።
    ነቲ ናቱ መሸፈኒ ዝኸውን ሓሶት ይዝርግሕ ኔሩ። ንኽብረት ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንምብካል
    " እዛ ቀያሕ ቆልዓ ተጋዳሊት ዓማ
    ኣብ ክንዲ ካሊሽን ቆልዓ ተሰኪማ"
    ኢልኩም ትደርፉ ኔርኩም።
    ግን ናይ ግዜ ጉዳይ እምበር ምስጢር ዝበሃል የለን ግዚኡ ሓልዩ ኩሉ ከም ዝተሓርሰ ድንሽ ፈዘግዘግ ኢሉ ይወጽእ
    ኢሎ። መሳኪን እቶም ኩሎም ተጋደልቲ ህ.ግ. ወዶም ጓሎም መሰሎም እንዳተገፉ ምስጢር ውድብ እንዳበሉ ኣብ ጸልማት ዝነብሩ ዝነበሩ
    ሕጂ እውን መስኪን ህዝቢ ኤርትራ ካብ እዞም ጡብ ኣዲኦም ዝነኽሱ ሑሱራት መራሕቲ ኢዱ ሰቢሮም ሃለዋቱ ኣጥፊኦሙሉ ዘልው መዋጽኦ ይፍጠረሉ።
    ሰሰናዩ ንኣኻ ኩቡር ሓው።

    • @edgesam2005
      @edgesam2005 2 роки тому

      ሕመቅ ተጋዳላይ ንበይኑ እዩ።

    • @woldekidanitbarek9514
      @woldekidanitbarek9514 2 роки тому +1

      ዝገርም ኢዩ :: ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር እንዳሓደረ ኢዩ ዝሕትል :: እንተ ኣስተባሂልካ ኮይንካ ህዝባዊ ግንባር በቲ ጽዩፍ ተግባራታ ንጀብሃን ንወያነን ብምስራፍ እያ ትገልጾ ነይራ ግን ቡዙሕ ሰብ ዘስተባህለላ ኣይነበረን :: ጌና ቡዙሕ ጽዩፍ ተግባራት ናይ ህዝባዊ ግንባር ክንሰምዕ ኢና :: ምኽንያቱ ናይ ህ. ግ. እከይ ተግባራት መወዳእታ የብሉን ::
      ናይዝጊ ኩፍሉ ኣነን ኢሳያስን ንፈልጦ ምስጢር ንህዝቢ ኤሪትራ እንተ ንነግሮ ሓንቲ ለይቲ ኣምበይ ምስኣሕደረናን ኢሉ ተዛሪቡ ነይሩ ይባሃል :: ሓቁ ኢዩ :: እዝን ወዲ ከምዝን ኢዩ ::
      ብጣዕሚ ነውራም ውድብ ::

    • @haileemereb297
      @haileemereb297 2 роки тому

      💐💐💐💐💐

  • @nahomentertainment3633
    @nahomentertainment3633 2 роки тому +1

    ጅግና ተቓላሳይ ኣያና ረድኢ ማሓሪ፡ ኣብ ዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ዓወት ይምነየልካ!!!!🙏🙏🙏❤️❤️💛❤️❤️✌️✌️!!

  • @leteyehdego5741
    @leteyehdego5741 2 роки тому +5

    ሰለም ብጻይ ረድእ ብልክዐ ነይሩ አብ 76 አነ ናባዐለይ ምስክሪ አየ

  • @edgesam2005
    @edgesam2005 2 роки тому +3

    ኣቶ ረዲኢ ማሓሪ፡ክብረት ይሃብካ ንስለ ግሉጹነትካ ኣዝዩ ማሃሪ እዩ።

  • @antwibamfo6045
    @antwibamfo6045 2 роки тому +1

    THANKS FOR THE GOOD INFO

  • @titihaile4514
    @titihaile4514 2 роки тому

    ስላም ክብር ሓው ረዲኢ መሓሪ ኣብዛ ናይ ምኩላል ፣ኣብ ግዜ 75/76 ዝነበረሉ ግዜ ኢዩ፣ካብ ዝረከብኩዋ ሓበሬታ!!!
    እዚ ጉዳይ ምስ ስማዕኩ ኣዝዩ፣ኣስደመመኒ፣ምክንያቱ ታሪከይን ታሪክና ናይተይ ህልዋትን፣ስውኣትን ታሪክ ስለ ዝኮነ፣ ከመይ ምኳኑ ክሓትት ተገደድኩ!!!
    እተን ዝበዝሓኣብ ታዕሊም ዝተዓለማ ብዕድመ ዝነኣሳ፣በተሓሳስባውን፣ነቲ ዘጋጥመን ስለምን ታይ ኢለን ዘይሓታ ኢየን፣እተን ገለ ኣሕዋትውን ምህሮ ጸጊበን ዝወጻ፣ኢየን።ካብተን ሓቲተ ዝረከብኩዋ ኣሕዋተይ እተን ሰለምንታይ ንረኤ ኢለን ዝሓተታ ንወዲ ምሕጹን፣እዚ እቲ ምክንያት ኢሉ ዝመለስለን፣ሕማማት ይረኤ ስለ ዘሎ፣ኣብነት ጅግል፣ፍንጣጣ፣ተመሓላልፍቲ ሕማማት ይረኤ ስለ ዝነበረ፣ነዚ ንምፍላጥ ኢዩ ተባሂሉ።
    እዚ ከኣ ኣብ ብልዕቲ ጓል ኣንስተይቲ ኣብቲ ከባቢ ንእሽቶይ ቁስሊ ከይህሉሞ እንተሎ ብቀሊሉ ክፍወስ ተባሂሉ ኢዩ ክንረኤ ዝተወስነ ኢለን፣ዘዕለላኒ ።
    ምኩላን እንተኮይኑ ርሕመን ተከፊቱ ዝኣቱ ከም ድንሽ፣ወይ ተከፊቱ ዝኣተዋ ዝተፋላለየ መዔቀኒ መኩለሊ ንውሽጢ ዝኣቱ ኣይነበረን።
    እቲ ሓሳብ ምርኣይ ምኩላል እንተኮይኑ ካልእ ሕቶ ኢዩ። ገሊኤን ነቲ ርሕሚ ከፊትካ ምርኣይ ምኩላል ዝመስለን ኣሎ!! ምክንያቱ ዝፈልጦኦ ነገር የለን፣።
    ብዓቢኡ ሂወተን ከወፍያ ስለ ዝመጻ፣ክሓታ ኣይደልያን፣እዚ ንዔኤን ቁሊል ኢዩ!!!ብዓቢኡ እቲ ወኒ ናይ ምግዳል ኢዩ እቲ ቀንዲ ንዔኤን።
    እቲ ቀንዲ ክከውን ዝነበሮ፣ ኣብቲ መጅመርያ ነዚ መደብ ክትግበር ከሎ ንኩለን ደስ ኣንስትዩ ምክንያት ብዛዕባ ሕማማት ይርኤ ስለ ዘሎ መርመራ ክንገብር ኢሎም መግለጺ ክወሃብ ኔሩዋ ይብል።
    ብልክዕ እንተዝንገር እዚ ኩሉ ጸገም ኣመየምጸን ኔሩ።

    • @habenhager8658
      @habenhager8658 2 роки тому

      ሐውና ተክላይ ዓደን ገሊጽዎ እዩ ነተን ደናግል ንጻወተለን ኔርና ኢሉ መስኪሩ

  • @peacefully5610
    @peacefully5610 2 роки тому +4

    ናይ ሻዕብያ ጉድ ሲ መወዳዕታ የብሉን!😭😭😭

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 роки тому +3

    ዘገርም 😢😢😢😢😢

  • @debrebizen7738
    @debrebizen7738 2 роки тому

    እዋይ ጸኒሕናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና ዘሕፍር ዘስደም። መሳኪን አሕዋተይ እዚ ኩሉ ጼረን ካአ ጀግንነት ፈጺመን ንአምሐራይ ስዒረን አቴን ። ምስቲ ዝሰጎ ግኦ አምሐራይ ከአ ዕርክነት ተጌሩ ና ህና ግርምቢጥ አይውዳእን እዩ። የቀንየልና ክቡር አያና ነቲ ትገብሮ ቃልሲ🌷🌷

  • @petrospetros5226
    @petrospetros5226 2 роки тому +5

    እዋይ አነ የሕዋተይ መሻኪን ቀደም ንሠምዕ ነይርና ንቀሺ ንዲያቆን ትምርዖ ትኩለል ይበሀል እዋይ ነዉራማት ሐመድእ ንሠን እዉን ተኾሊለን ይኮና አዎዎዎ ካልእ አሎ ገና☝☝☝☝☝☝

    • @ruthh1755
      @ruthh1755 2 роки тому +2

      Eti qendi zehizineka kea bi Haben eya tizarebelu mesela kemzitegahiset keman ayteredean meskineyiti😭😭😭

  • @ምምባርኮኣይድገምንዩ

    Naybhaqi 😥😥🙉shabia getsom ykewel!(thanks Baba Redie)

  • @amlakymesgen5476
    @amlakymesgen5476 2 роки тому +1

    Wedi Mehari Jigna amlak edmen tienan yebzhalka 🙏🙏🙏💐🇸🇪🇸🇪🇸🇪💐💐💐💙❤️💙❤️👏👏👏💪💪💪

  • @haileemereb297
    @haileemereb297 2 роки тому

    ዘሰብድ ተግባር ንሕናን ዕላማናን

  • @ruthh1755
    @ruthh1755 2 роки тому

    Nemesigineka Ato Redie Mehari sileti zeyhilel xaerika👍

  • @tesfamhretgebrekristos5627
    @tesfamhretgebrekristos5627 2 роки тому +1

    ሸር በልዎ ርስሓቶም ክቕላዕ

  • @habenhager8658
    @habenhager8658 2 роки тому +2

    ሐው መሐሪ ረድኢ ምስ መሰል አይተተሐሕዞ ድንግልነአን መጻወቲ ዓበይቲ እቶም ቀንዲ ሐለፍቲ እዩ ኔሩ

  • @habteabtekle7840
    @habteabtekle7840 2 роки тому +2

    አንታ ጅግና ንስካ ካብ መስዋእቲ ዘትረፍካ እዚ ትገብሮ ዘሎካ ተቀቢሩ ከይተርፍ እዩ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ እቶም ናይ ህግሓኤ ብህወት ዘሎኩም ብስም ህዝቢ ኤርትራ ይልምነኩም ኩሉ ዝሓለፊ ታሪክ ክትነግሩና ፅቡቅ ይኩን ዋላ ክፍእ አብ መዝገብ ክንሕዞ ሕዝክሞ ከይትቅበሩ ሓደራ ሓደራ ዋላ ንስካትኩም እድ እንተአሎኩም ህዝቢ ኤርትራ ይቅረ ብሀላይ እዩ ይቅረ ክብለልኩም እዩ

  • @zeraitesfai8916
    @zeraitesfai8916 2 роки тому +2

    ክቡር ሓው ረደኢ መሓሪ ዝ ዓዘዘ ሰላምታይ ይብጻሕካ። ኩሉ እተቅርቦ ዘሎኻ ጠቃሚ ሓሳባት
    ዘታባብዕ ዝሃንጽ ኢዩ። ቀጽሎ ቅረባ ኢዩ እቲ ጊዝየ።
    ጥቅሲ ፓስዎርድ ናይ ዓዲ ሃሎ ንምፍታሕ ንህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ክሓስብ ምግባር አታ ዓዲ ሃሎ ዝ ኣሰራ ፓስዎርድ ንምፍታሕ ዝግበር ዘሎ ምቅላዕ
    ምቅጻሉ ኢዩ። ናይ ኣለና መዲያ ኣቀራርባ ኻ ኣ ዝምስገን ኢዩ ምሳኻ ኣለና ቀጽሎ።

  • @seeker9272
    @seeker9272 2 роки тому +1

    🤔 ተኾሊልና ኢና አቲና ክትብልእንከላ እተን ብጋለን ዝነበራን ዘይነበራን ብቕድሚ ሕጂ ምስዝኾነ ሰብኣይ ብጾታ ዘይተራኸባ እቶም ዓለምቲ መራሕቲ ምስኣተን ጾታዊ ርክብ ንኽገብሩ ኢሎም ዝምሃዝዎ ማህዛ እዩ ካብ ሰውራ ዝጀመረ Still ስጋእሕጂ አብቲ መዓስከር ባርያታት(ሳዋ) ይፍጽምዎ አለዉ ቡዙሐት ዝተዓመጻ ዝወለዳ ዝተደፈራ ብዙሐት እየን🙄

  • @ethiopisghebremicael8084
    @ethiopisghebremicael8084 2 роки тому +2

    Sad. I want to believe it is not true. Why wouldn’t Eritrean women patriots don.t speak about it.

  • @abrahaleygebremichael1029
    @abrahaleygebremichael1029 2 роки тому +1

    ሰላም ረዲ ሓውና። ኣዝዩ ዝገርም ፍጻሜ ኢዩ። ከምዚ ገርካ ናብ ኩሉ ክባጻሕ ምግባርካ ድማ የመስግነካ።ብመሰረቱ ነቲ ሰብ ከም ኣቅሓ ናቶም ኢዮም ገይሮም ዝሪእዎ።ኣብ ጽምኣት ናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ተሓቢኦም ድላዮም እናገበሩ መጺኦም ሕጂ ውን ይቅጽልዎ ኣለው ።ኣቦታትና ከምዚ ክብሉ መሲሎም; እዛ ቆረበት ኣብ ምንታያ ተበላሽያ ኣብ ምንፋሓ ዶ ኣብ ምጥባሓ ? ያ ኣብ ምንፋሓ ኣይኮነትን ኣብ ምጥባሓ ኢሎም። ካብ ስርዓተ እንዳባ ወይ ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ፈጺሙ ርሑቅ ዝኸደ ኣገባብ ኢዮም ሒዞም ተበጊሶም። እቶም ዲሞኽራሲ ዝደልዩ ድማ ነቶም ጨቆንቲ ከም መቃልስቶም ብርሕራሔ ኢዮም ዝርእዎም ነይሮም። እቶም ጨቆንቲ ግን ብጥንቃቀ እናተኸታተሉ ከምዘይትንስኡ ገይሮሞም።ይኹን ድኣ እምበር እቲ ኣብ ግዜ ሰውራ ዝንቀሳቀስ ዝነበረ ሓሳብ ኢሳይያስ ሰባት ቀቲሉ ከጥፍኦ ኣይከኣለን ኣይክእልን ድማ ኢዩ።ሕቶ ሓፋሽ ግዜ ይወስድ እምበር ኣይጠፍእን ኣይመውትን ኢዩ። ሓንቲ ነገር ግን ህዝቢ ኤርትራ መብዛሕቲኡ ነቲ ሕማቅ ከም ጽቡቅ ተቀቢልዎ ኢዩ። ብፍላይ ሻዕብያ ዝበሎ ኩሉ ቅቡል ገይሩ ኢዩ ዝሪኦ። ንኣብነት ወያኔ ምሳኤል ወንጭፎም ናብ ኹናት ዓዲሞምና ዝብል ብዙሓት ኣሚኖምሉ ይኻትዕሉ ድማ።የቀንየለይ።

  • @yirgalemsebhatu18
    @yirgalemsebhatu18 2 роки тому +1

    ንኽትአምኖ ዘሸግር እዩ it’s hard to believe ናይ ብሐቂ🫢

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 2 роки тому

    እዚስ ወላ ንኽትሰምዖ ዘሕፍር እዩ ካብ ባህልናን ወግዕናን ወጻኢ፡ ቀደም ይኹለላ ኔረን ክብሉ ንሰምዕ ከምዚ ግን ብሓቂ ጽዩፍ ተግባር እዩ።

  • @romodanbarq1757
    @romodanbarq1757 2 роки тому

    ብደሓን ምፃእ ጅግና ረዲኢ መሓሪ ዋይ ዘረባ ናይ ኢዚያ ነፍሱ ዝኻአለ መርገም ኢዩ ጓል ኾሊልካ ምግዳል አብ ክልቲኡ ውድባት አይሰማዕኩን

  • @youtalk2815
    @youtalk2815 2 роки тому +1

    ኮንፍደንስ ን ምጥፋአ ዩ ታርገቱ

  • @tsehayneshgoitom6008
    @tsehayneshgoitom6008 2 роки тому

    ብናይ ጥዕና ባዓል ሙያ ተኾይኑ ጥዕንአን ክፍትሽ ግቡእ መስለኒ።ል

    • @ruthh1755
      @ruthh1755 2 роки тому

      It's very sad 😭😭😭

  • @nomore5845
    @nomore5845 2 роки тому

    እሞኽ ድሕሪ ምኹላል እንታይ እዩ ትርጉሚ መስደመም 😳🙉🙈🤔😳🙉እዋይ ሕፍረት እዘን ተጋደልቲ ደቀንስትዮ ንዓበይትን ሽማግለታትን ምዝንጣልን ምድፋርን ስድነተን ድኣ ኤርኣይኦ እምበር እዚ ጉድ ምሕባእ ከም ተባዕነት ዘይኮናስ ሕማቃት ገሳርጥ ክብረት ዘይብለን ብዕሊጋት እየን። ሕፍረት ሕፍረት እንዳ ሻዕብያ ነቶም ተባዕትዮ ኸድኣ ገሉ ከም ዘሎ ፍሉጥ እዩ። እግዳ ግናይ ምናይ እንዳ ሻዕብያ እዞም ኤርሳት ዝእክብዎም ብዓል ጓህማማትን ዓፋፋትን ዓንደጸልማትን ... ክፋእኩም ኩሉ ክወጽእ እዩ።

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 2 роки тому +2

    ኣንታ ንስኻስ እንቋዕ ድኣ ብሂወት ወጻኻ፥
    ኣንታ ዘይንሰምዖ ነገር የለን, እንታይ ኮን ይኸውን ዕላምኡ ግህሰት መሰል ውልቀሰብ ምዃኑ ዘታሓታትት ኣይኮነን, መሰል ተጋዳላይካ ዘይሓለኻ ድኣ መሰል ህዝቢ ብኸመይ ክትሕሉ, ኣንታ ዳሕራዮም ይኸፍእ።

    • @letigebrekristos3282
      @letigebrekristos3282 2 роки тому

      ኣይ ካብኡ ለሚዱዎ ዝመጸ ውልቀ መላኽነትን ስድነትን እድዩ ሕጂ ሃገር ዝሕምስ ትርዮ ዘለኻ።

    • @ruthh1755
      @ruthh1755 2 роки тому

      Kab shifta dea ezi qeqelilu yu😭😭😭

  • @gmil865
    @gmil865 2 роки тому +3

    መሕፈር 😏 ንምንታይ የንከ ዝፍፈፈተሻ ውርደት

  • @luhciatekle2142
    @luhciatekle2142 2 роки тому

    She's proudly to talk about that.thanks it very sad not jabhanono.thank God not for me.

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 2 роки тому +1

    Wow I can't believe that woman doesn't have any rights this is abused

  • @gm5215
    @gm5215 2 роки тому +1

    ኢዚ ምኹላል ሰብ ምቕታል ክጥዕመሎም ምስ መን ኢኺ ተራኺብኪ

  • @Eskra2000
    @Eskra2000 2 роки тому

    Ewae !!!!!!!!!!????????!!!!!!!!!

  • @sint6220
    @sint6220 2 роки тому +5

    ኣብ ህግደፍ ነውሪ ዝብሃል የለን፡ ንኽስዋእ /ክጋደል ዝመጸ ሲ ኮሊልካ ተሰልፎ እዋይ ጉድ ስማዕ ዘይገብርዎ ግናይ ተግባር መቸስ የለን ፡ ስነ ኣእምራዊ ጸቕቲ ኣይገብረለንን? ከመይ ጌረን ይጋደላ ኔረን ወደይ ብልሹው ውዱብ ብሓቂ ። ንምንታይ ከ ይኾልወን ? ኮሊሉ ኸ ይግደፈን ዶ ይኸውን ? ሃይለ ምሑጹን ዘይወልድ ዝመኸነ ሰብ ኣዝዩ ጨካን ኢዩ ።

    • @ruthh1755
      @ruthh1755 2 роки тому

      Aziyu eyu zigerimeni zelo 😭😭😭

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 2 роки тому +3

    Thanks Redie Mehary for your great service. Now we're hearing the worst stories about the previous evil that happened to women fighters. That's why the regime of Esayas abused women in Tigrai adviced by their regime. Let God get rid Esayas to have peace in Horn of Africa! Dr.Hailemihusun in wrong idea!

  • @1abahta
    @1abahta 2 роки тому +1

    አየርፖርት ያኢ ኮይኑሰ: ተፈቲሸን ይአትዋ? ኤረ ተኾሊለን ዉን ድሕሪ ነጻነት ግቡኤን አንተዝረኽባ::

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 2 роки тому +2

    አሞ ምስተኮልልኪ አንዳማርያም ደብረስናድ ተመድብቂ .ሕሙቦክ ሳኮያ......

  • @habenhager8658
    @habenhager8658 2 роки тому +2

    አቶ መሐሪ ረድኢ እዚ ጉዳይ ተክላይ ዓደን ተዛሪብሉ ኔሩ ኢብራሂም ዓፋ ሐላፊ ክፍሊ ታዕሊም አብ ዝነበረሉ ይማቀልወን ኔሮም እቶም በዓል አልቀይሲ ዘለውዎ እዩ

    • @gmil865
      @gmil865 2 роки тому

      ክሕተት ኣለዎ እሞ ቀይሲ ሕጂ !!! እዚ ድቃስ ዝኸልእ ዩ please ኣቦና ረድኢ በቦካ !!!!!

    • @habenhager8658
      @habenhager8658 2 роки тому

      ብፍላይ ጉዱስ ሰብ ተተረኪቡ እቲ ተክላይ ዓደን ዝሀቦ ምስክርነት ንጽዓር መልሲ አብኡ አሎ

  • @mebrahtughebretensae2459
    @mebrahtughebretensae2459 2 роки тому

    The dictator was not only a chief, but definitely he is the god of EPLF. Adiyo marxism. Hafash gumama.

  • @حسين-ث3ث3ت
    @حسين-ث3ث3ت 6 місяців тому

    😂😂😢😮😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 2 роки тому

    ኣብ ግዝየ ቃልሲ ንናጽነት ይኹን ድሕሪ ናጽነት ኣብ ግዝየ ህዝባዊ ግንባር ይኹን ኣብ ግዝየ ህግደፍ መሰል ወዲ ሰብ ዝባሃል ኣይነበረን የለን ውን :: እቲ ሓደ ውልቀ ሰብ ሙሉእ ናጽነት ዝነበሮን ዘለዎን ድላዩ ዝገብር ኢሳያስ ጥራሕ ኢዩ ::
    ግን ኢሳያስ ከምዚ ዓይነት ሰብ ሙኻኑ ብኡዋኑ እንተ ዝፍለጥ ነይሩ ጀብሃ ሓንቲ ለይቲ ኣምበይ መሕደረቶን ነይራ :: ኢስያስ ብምድንጋርን ብንመራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩ ተጋደልቲ ነንሕድሕዶም ብምግርጫውን ኢዩ ኣብዚ በጺሑ ::

  • @kidaneserteyonas1939
    @kidaneserteyonas1939 2 роки тому

    Ex-comrade Redie Mehari
    I was eplf fighter.
    Yes there was checking of virginity in our girls fighters. But u know why were checking, bcoz some girls were complained we are abused our virginity by some boys,whether they are right or wrong, thus why Dr.Haile Muhthsun checking them in Blekat before they start military traing.
    It was great that decision of checking inorder to avoid complain of the new girls thier current situation.
    So as a big veteran fighter try to search the other hgdf problem how to solve and our people can get peace.
    Dont waste ur time on this un necessary topic

    • @ruthh1755
      @ruthh1755 2 роки тому

      Ni Mesel deqensityo endabelikas mesel deqensityo mighas😭😭😭

  • @debraiandehanes9356
    @debraiandehanes9356 2 роки тому

    ረዲእ የቐንየልና ከምወትሩ ግሩም: መሀሪ ፈነወ:: ሻዕብያ ድኣሞ ኣብ ደቅንስትዮ ዘለዎ ንዕቀት ንወያነ ተጠሊዑ ንዐሰርተታት ዐመታት ከስተናዕቕ ብደቅንስትዮ እኳዩ ዝጽውዖም ነይሩ:: ካልእ ናምልዮን ዶላይ ሕቶ:- ከምኒ በዐል ሙሴን: የውሀንስን ክቕተሉ ከለው ዳ. ሀይለ ምሕጹንን ፔጥሮስ ሰለሙንን ምስ ኢሳያስ ሪዒሞም ዋና ቀንጸልቲ ናይ እኒ ሙሴን ንሙስሴ ዝመስሉን ዝኾኑ? ብኣይዲዮለጂ ኣይኮኑን ኩሎም ዕሸላት ሑሉፋት ጸጋማውያን እዮም:: ስለዚ እታ ምስጢር ንደርጏሐያ ድኣ::

  • @brannaberhane2391
    @brannaberhane2391 2 роки тому

    እዛ ሰእሊ ናይ ደቂኣንሰትዮ አብ ባነር ጠቂዕካያ ዘለኻ ተጋደልቲ ናይ ጀብሃ ኢየን እዘን ጀጋኑ::

  • @tesfamicaelabraha7630
    @tesfamicaelabraha7630 2 роки тому

    Shabia rukus wudub kemzikone kab first 70 eu

  • @abrehetwoldemariam7460
    @abrehetwoldemariam7460 2 роки тому

    እዋይ እንታይ ኣምጸኦ ምኹላል . ክትጋደልእምበር ንቀሽ ክትምርኣው ኣይክደት ነውራማት እንታይ ማለት ደኣሉ መሽቅን ከይዳተንያ

  • @mhretabgebru8913
    @mhretabgebru8913 2 роки тому

    አቦና ረዲእ ታሪክ ሻዕብያ እንዳሓደረ ዘገርም እዩ::ካልእዉን አሎ እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ:ታሪክ ሻዕብያ ሺፈታ እዩ እንተበሎ ድአ እንታይ ዘዕገርግር አለ ከም::

  • @tesfamhretgebrekristos5627
    @tesfamhretgebrekristos5627 2 роки тому +3

    ገና ገና ካልእ ኣሎ እዚ ቀሊል

  • @humedaukud6269
    @humedaukud6269 2 роки тому

    Eeh mshkineyti nay bhaki zehzn fxame muklal ilka alo zereba gesret zkonene akayda

  • @semretbeyan7549
    @semretbeyan7549 2 роки тому

    You are nuts

  • @habtomzewldi6176
    @habtomzewldi6176 2 роки тому

    ዘሐፍር ዛንታ ኤርትራውያን!! ማዕረ ክንደይ ሕማቅ ኣታሓሳስባ ከምዘለና ዋላ ውን ኻብ ሓደ ዶ/ር ኤርትራዊ ሓደ ሓረስታይ ትግራዋይ ይበልጽ! 🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ጉድ ሰምዕና ሎምስ! እምበር ኸ ሰብ ድዮም ንይዚኦም ንይህዝቢ ኤርትራ ኸም እንስሳ ኢዩ ተጻውትልና ንይ ሓምሳ ዓመት ይቅጽል ኻዓ ኣሎ እንታይ ኸ ክንርኢ ክንሰምዕ ኢና ንይምሸቱስ! ኤርትራ እትብል ሀገር ትህሉ ኣይመስለንን ምኽንያቱ ሓደ ንይፉዕ የብልናን! የቀንየልና ወዲ ማሓሪ!👍