Vodcast 7 | Believe

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 31 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 201

  • @rehoboth1515
    @rehoboth1515 8 місяців тому +12

    " እምነት ግና ነቲ ተስፋ ዚግበሮ ነገር ርግጽ ምግባር፡ ናይቲ ዘይርአ ነገር ምርዳእ እያ።"
    (እብራውያን 11: 1)
    " እምብኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያ፡ ምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ።"
    (ሮሜ 10: 17)
    " ህይወት ኣብኡ ነበረት፡ እታ ህይወት ከኣ ብርሃን ሰብ ነበረት።"
    (ወንጌል ዮሐንስ 1: 4)
    ሂወትን ንዓይ ምስ የሱስ ክርስቶስ ምንባር እዩ ኩሉ ድማ ኣብኡ ስለ ዘሎ እቲ እምነት ድማ ካብኡ ይረኽቦ። ስለዚ እቲ ዘድልየካ ድማ ኩሉ ኣብ ኣምላኽ ኣሎ ንሱ ድማ ጥራይ ደላዩን ኣማንን ኩን እንበር ኩሉ እዩ ዝህበካ ❤❤❤❤❤❤

  • @EfrataNguse
    @EfrataNguse 8 місяців тому +6

    Ahwat anes niakum kisemiakum keleku ..bzuh kem zey felt yifelt ❤..I love you guys 🎉🎉

  • @Temie_Gunners
    @Temie_Gunners 8 місяців тому +4

    ህይወት ንዓይ ነታ ዘለኽዋ ህሞት ጽቡቅ ይኹን ሕማቅ ከም ዘለዎ ተቀቢለ ናብ ረብሓይ ኣውዒለ ክድሰተሉ ከለኹ እዩ። Life for me is living in the present moment. ❤Thank you for sharing your wisdom with us. God bless you more🙏🏽

  • @St.Anthon
    @St.Anthon 8 місяців тому +6

    ኣነ ኣብ ከባቢ ቤተክርስትያን እየ ዓብየ ። ብርግጽ ናይ ደቂ ሰባት ርእዮት ይፋላለ እዩ ። ክገብሮ ኣሎኒ ኢለ ካብ ዘሓሰብክዎ ግን ኣምላኽ ይመስገን ተከልኪለ ኣይፈልጥን ። ንኣብነት ሰይተቦይ ብጣዕሚ እያ ትፈትወኒ ። ሓደ መዓልቲ ግን ብዙሕ ኣይተሰማማዕናን ።ናይ ወዳ ገዛ ኣብ ኣስመራ ስለ ዝኸድኩስ ብዙሕ ደስ ኣይበላን ። እንዳሰሓቕኩ ፡ በሊ ኣመሪካ ከይደ ኣብ መተርኣስ ወድኺ ደቂሰ ከሪአኪ ኢየ ኢለያ ። ኣንታ እዚ ቆልዓስ ጠልቃፍ ፡ ኢላትኒ ። 05/05/2016 ኢትዮጵያ ተሰዲደ ። ክልተ ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣባባ ተማሂረ ። ናብ ካናዳ ስኮላር ሽብ ረኺበ ። ፓስፖርት ስለ ዘይነበረኒ ። ብባዶ ኢደይ ናብ ደቡብ ሱዳን ተሰዲደ ። ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ረኺበ ። ቀጺለ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንእሽተይ ናይ ቢዝነስ ተክኒካት ተማሂረ ።እንደገና ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሰ ። ንዝቀርቡኒ ሰባት ኣመሪካ ክኸይድ ምኻነይ ይነግሮም ነይረ ። ቀረብተይ ብጣዕሚ እዮም ዝስሕቑኒ ነይሮም ።ከይነገርክዎም ናይ ካናዳ ቪዛ እንዳተጸበኹ ። ኣቋራጭ ኣመሪካ ናይ ምምጻእ ዕድል ረኺበ ። እቲ ናብ ካናዳ ዝሰደድክዎ ናይ ትምህርቲ ዕድል ስኮላር ውን ተቐባልነት ረኺቡ ነይሩ ። ግን ኣመሪካ ኮይነ ፈሊጠ ። ገለ ሰባት ጦንቋሊ ወይ ዝብሎ ዝኾነለይ ዝመስሎም ብዙሓት እዮም።
    ኣጋጣሚ ናይ ቲኦሎጅይ ኣቕመይ ዘፍቅዶ ምሁር እየ ። ንኣምላኽ ዘቐይም ወይ ንሰብ ዝዕምጽ ስራሕ ይሰርሕ እየ ኢለ ኣይኣምንን ። ግን ከምዚ ዝበልክሞ ። ኣብ ዙርያ ባህልናን እምነትናን ግጉይ መገዲ ኣሎ እዩ ። በዚ ኣጋጣሚ ዓለም ናይ ምዝዋር ክቱር ባህሊ ኣሎኒ ። ክሳብ ሕጂ ልዕሊ 14 ሃገራት በጺሐ ኣለኹ ። ኣብ ዝቕጽል 200 ተን ክበጽሐን እየ ። ስለዚ ካብ ምዕዝምዛም ወጺና ። ባህልና ጸጽብቑ ፡ እምነትና ፡ ሕብረተሰብና ፡ ዘይጎድእ ካብ ምግባር ኣይንቆጠብ ። መም ዓወት/መም. ፍርቲ የቐንየልና ።

  • @selam801
    @selam801 8 місяців тому +2

    ህይወት ንዓይ ነቲ ዘለኽዎ ኹነት ሕማቕ ይኹን ጽቡቅ ንሰናይ ምኻኑ ሓሲበ ነቲ ጽባሕ ኽኮኖ ዝኽእል አብ ትሕቲ አምላክ ብጻዕረይ ኽበጽሕ ምኳነይ አሚነ ምሰዘሰተማቅሮ እዩ❤😊

  • @zewadmeles6943
    @zewadmeles6943 8 місяців тому +2

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ንፉዓት ናይብሓቂ የቀኒየልና ቀጽልዎ ይብል

  • @dt5386
    @dt5386 8 місяців тому +3

    You guys are amazing saying everything is on point. I think you blessed by your grandparents like"ዝረገጽኩሞ ለምለም ዝተዛረብኩሞ ቀለም" our people need more advices .stay blessed guys.

  • @Lovelysosu
    @Lovelysosu 8 місяців тому +3

    I love the fact that those who write the comment are also intellectual people des zebl ...i think all the educated people are gathered here to watch this channel cheers to u all....helo guys...

  • @mileniseyas7728
    @mileniseyas7728 4 місяці тому +1

    You know what! when I saw each of you guys create videos I felt more comforted and happy ☺️, keep sharing your mindsets. ❤❤❤❤❤

  • @girmaykeleta8892
    @girmaykeleta8892 8 місяців тому +2

    ሕይወት ን እምነት ዝይነጻጸል ፖሎቲካ ንምንባርን ዘይፈላለዩ፡ኢዮም!!

  • @furtunahaile3927
    @furtunahaile3927 5 місяців тому +3

    i strongly agree with the idea that you said reading bible personally and start having close connection with God so that you can see the right dimension we should see to see the meaning of,life and faith.furti(moksi) i do admire you that you really matured and intellectually grown person and i can see you love reading books which is really good but i wonder if so for a bible too.

  • @yaredhaile4005
    @yaredhaile4005 8 місяців тому +2

    My first time to see and for the first time to subscribe straightaway
    love your program and proud of you good to have like you I am 100% sure you are going to change our people for good

  • @berhanenuguse8647
    @berhanenuguse8647 4 місяці тому +3

    So Impressive ዝኮነ ዝርርብን ርድኢት ኣለኩም .
    ኣብ Awet ዝሃብካየን ክልተ ርኢቶ ኣለዋኒ
    1, ሓንቲ ብዛእባ እምነት ክንዲ ፍረ ኣድሪ ትኣክል እምነት እንተሃልያትኩም ክብለና ከሎ ንእሽተይ እምነት ንምባል ኣይኮነን ። እንታይ ደኣ ፍረ ኣድሪ እንተ ርኢናያ ከባብን ምልእትን እያ ፥ጨዲድና እንተ ርኢናያ ከኣ ጻእዳ እያ ። ስለዚ ምሉእ እምነትን ጻእዳ ልብን እንተ ሃሊኩም ሲ እዚ እምባ ዉን ተልኣል እንተ ኢልክሞ ክእዘዘኹም ይክእል እዩ ዝብል ርዲት እዩ ዘለዎ ሞ ኣርማ ኢካ ክቡር ሓዉ።
    2, ብዛእባ እታ injection ከኣ ሓቒ እዩ paralyzed ናይ ምዃን ተክእሎ ኣለዎ እዩ።
    because ስያቲኽ Never እንድሕር ብጌጋ ናይ site misunderstanding እንተ ጌሩ እቲ ሓኪም የጋጥም እዩ።
    እዚአን ኣርመን ኢኻ Awet ሓወይ
    ዝበዝሕ ግን ኣዚዩ ብሱል ሓሳብ እዩ ዘለኩም ሞ ቐጽልዎ 👏👏👏great Job go ahead!!!!!

  • @NewLife-n2b
    @NewLife-n2b 8 місяців тому +1

    ዋው ደስ ክብል መደብኩም ኩሉ ግዜ እየ ዝኸታተሎ ቀፅሉሉ ኣሕዋት....

  • @selam-m4z
    @selam-m4z 8 місяців тому +5

    ኡፍፍፍፍ ዝኮነ ሓይሊ ተሰሚዕኒ ጋይስ ብጣዕሚ ገለ ደወል ተንኪፍኩም ኣብ ሂወተይ ፕሮሚስ ካብ ሎሚ ማዓልቲ ጀሚረ ኣይካልን ኢየ ዝበሃል ኣይብልን ኢየ

  • @Exodus3377
    @Exodus3377 8 місяців тому +1

    ክትምህሩ ጥራይ ዘይኮነ እንከላይ ንኽትምሃሩ ኢልኩም ኢኹም ትመጹ ። ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኹም። ርእይቶ ንምቕባል ኩሉ ግዜ ድልዋት ኢኹም። ርግጸኛ እየ እዚ ናትኩም መደብ ዓቢ ክኸውን እዩ ።❤❤❤

  • @biniamtsehaye3747
    @biniamtsehaye3747 8 місяців тому +1

    Both of you explain the faith well. I am a pastor but I still learned from you ❤ and I would say faith comes form hearing hearing from the ward of Christ., Romans 10:17 even though if you have the word of the Lord expect God is perfect men made disaster. Some times Success invites pride and the pride that can be a cause to fail and than as the result of failure needs help from God. Do not lead us in to temptation but deliver us from the evil one. Remember that when you are lerned How to ride Bicycle in your childhood for sure you started with three wheel bicycle and than once you feels confidence in your bbalance you go to 🚴‍♀️ two wheels finally unicycle ment one wheel. That is how the faith growth Thank you and God bless you keep it on.❤

    • @meazamana207
      @meazamana207 8 місяців тому

      Do you think that a pastor know all thinks 😅😅😅😅

  • @HermonBahta
    @HermonBahta Місяць тому +1

    ዳሓር ኣብ ኣዛራርባ ከይወዳእኪ ያትወኪ ኣሎ ዓወት ሓደ ይወድእ ዳሓር ትሓደ ሶሪ

  • @nebiathailemichael3903
    @nebiathailemichael3903 8 місяців тому +2

    Life is juse believe in him and you will enter the kingdom of God by faith.
    ..

  • @DNFalcon
    @DNFalcon 8 місяців тому +2

    Waww you are my Energie guys!, also my Motivation That's why i love your Programm, Keeper it!

  • @luwamyonas-or5bj
    @luwamyonas-or5bj 3 місяці тому +2

    Good program ❤❤

  • @YirgalemHabte1966
    @YirgalemHabte1966 8 місяців тому +5

    Read please Psalm 46:10 To hear you guys gives me some hope . We need really more of you you beautiful soaks❤

  • @Samiyemane12Samiyemane12
    @Samiyemane12Samiyemane12 5 місяців тому +1

    BELIVING IN YOUR SELEF IS THE FIRST WAY OF SUCCESS

  • @robelabraha7605
    @robelabraha7605 8 місяців тому +2

    believing in your self and believing in Jesus is two different things .

  • @berhanekidane6107
    @berhanekidane6107 8 місяців тому +12

    በቲሓደ መጻምዲ ተኸባቢሮም ብሓንሳእ ሓሳብ እናተለዋወጡ ዝካየድ መደብ ኣብ ባህሊ ሓበሻ ብዙሕ ልሙድ ኣይኰነን ብኻልእ ድማ እዚ ፖድካስት ንጾታዊ ማዕርነት ዘተባብዕ'ውን ስለዚዀነ ፡ ንረብሓ ኩላትኒ ኢልና ኩላትና ቡብዓቕምና አእጃምና ብምውፋይ ነዞም ደስ ዚብሉ ኣሕዋትና ንደግፍም ።

    • @selahnour
      @selahnour 8 місяців тому +1

      ልክዕ ኪኖ ቲ ዘመሓላልፍዎ መልእኽቲ ኣብ መንጎ ሰብ ሓዳር ክህሉ ዝግባእ open minded ምብህሃል ውን መርኣያ ይኾኑና ለዉ

  • @marsmehari2510
    @marsmehari2510 8 місяців тому +1

    even other people think of you as winner or already believe you by just telling them your plan or who you are or how you perceive yourself ....so it starts within you great job guys🎉🎉🎉

  • @shewittesfamichael7916
    @shewittesfamichael7916 5 місяців тому +2

    Awet you are very close to God , keep reading the bible

  • @robelabraha7605
    @robelabraha7605 8 місяців тому +3

    Believe in Jesus.just Believe.

  • @henokabraha9998
    @henokabraha9998 8 місяців тому +1

    Love ya guys, keep it up..i wonder how many lives are changing ..

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane7802 8 місяців тому +1

    Excellent ! Thank you Awita & Furthi.

  • @nenute2251
    @nenute2251 5 місяців тому

    We love u moree, bhasbnas kulu nbexho gn eti smit u mmxae abina zelo. Msti melinayo zmexena gize yedlena u mesleni mlu emnet nkngebr❤

  • @lularaesu
    @lularaesu 8 місяців тому +1

    ወይ ኣነ ክተጸሉልኒ ደሊኹም ተባረኹ ጸጉኡ የብዛሓልኩም❤

  • @ጽዮንኣደይ-ቈ1አ
    @ጽዮንኣደይ-ቈ1አ 8 місяців тому +2

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ 🎉❤ ዝመሰጠትኒ ኣበሃህላ 32ደቂቅን 34 ሰከንድን ዘላ ❤🎉

  • @bereketaraya6495
    @bereketaraya6495 8 місяців тому +1

    keep it up my lovely family so god bless you 🙏🙏🙏

  • @mnasiesemere5840
    @mnasiesemere5840 8 місяців тому +1

    Thank u beautiful couples we learn alot from you guys are our masmadia university keep going forward

  • @honeybee23
    @honeybee23 8 місяців тому +1

    Very important topic thank you for your Podcast 👍🏽.

  • @attractionp.1185
    @attractionp.1185 7 місяців тому +1

    What is life????? Life is journey, living in present, living in the energy of love gratitude peace praise and compassion. At the same time realizing Time it doesn’t apply to consciousness.

  • @EritreanScholarsMedia
    @EritreanScholarsMedia 8 місяців тому +1

    ብሓቂ ጽፉፍ መደብ፡ ቅጽልዎ

  • @debishgirmay3268
    @debishgirmay3268 8 місяців тому +1

    waaae nay bhaki xubuk medab thbuna zelkum kalili aykonene abzi sdat zi alkhida atiwa tseblu geru da emntenane kbrtatenane yemlselena nemsgenkum fkurat sdera neberulena.❤❤❤

  • @SirakMogos
    @SirakMogos 8 місяців тому +1

    ሰላም የሕዋት ከመይ ኣለኩም መደብኩም ሰናይ ኢዩ ኣምላክ፡ይሓግዝኩም ፡ ኣምላኽ ፡ዝለመናዮ ጥራይ ኣይኮነን ዘድልየና ኢዩ ዝህበና

  • @First-love-1991
    @First-love-1991 8 місяців тому +2

    ቀጽልዎ ይሕዋት ❤ ጽቡቕ መደብ
    ልመቐረት ሂወት ንዓይ ፋሚልኻ ትሓጊሶም ክትሪኢ ከለኻ ምኝጪ ሓጎስም ክኣ ንስኻ ክትከዉን ከለኻ እዩ
    ነዚ ክገብር ግን ገንዘብ እዩ ዝሕግዘኒ ገንዘብ ክብረት እዩ ፋሚለይ ገጽ ሰብ ክሪኡ ኣይደልን እየ ስለዚ ገንዘብ ኣገዳሲ እዩ ። ሃፍታም ሙኻን ዝጸልእ የለን

  • @danielhagos7254
    @danielhagos7254 8 місяців тому +1

    ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ኣገላልጻ ኩሉ ሰብ ክርዶኦ ዝክእል ቀሊል፥እምነት ደረት ኣልቦ ሓይሊ ኢዩ ዘለዎ፥፥
    ኣብ ምጽላልን ጭንቀትን ጽቡቅ ገሊጽክዎ፥ምጭናቅ ናይ ውሽጥና ሓሳባት ድልየታት፥ምስ enviroment ኣብ ከባቢና ዘለዉ ነገራት ምውህሃድ ክጠፍእ ከሎ ኢዩ፥

  • @marcg.1831
    @marcg.1831 8 місяців тому +1

    I believe in destiny, even if this sounds childish, i believe that everything is a planned event and my response to situation is already decided and i just act. Sometimes I accept something is true without proof like "mis world 💃🏼" 😅 Thank you guys 🙌🏼

  • @nenute2251
    @nenute2251 5 місяців тому

    Woww btami araya nayzi mensey ikum bzuh ye zmehar kabakum. Keep it up ❤❤

  • @tigray5
    @tigray5 8 місяців тому +1

    to believe on your self you must first understand about your self ,about your god and the god gives you potential, about the power with in you,about natures formula etc...
    first perspective ; the way you see about your self(self image)
    the way you see about life,money,relationship etc...
    second strategy
    third techinque

  • @merihsenaykebid
    @merihsenaykebid 8 місяців тому +2

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ ሓሳባት❤❤❤
    እታ ቅድሚ ሕጂ ኣውሪድኩማ ዝነበርኩም ትረኻ ብዛዕባ ኩናት ዓድዋ ኣሊኹማ ዲኹም ደጊመ ክረኽባ ኣይከኣልኩን ንተገዳስነትኩም የመስግን።።።

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  8 місяців тому +1

      ንምዝትዕርራያት ኣልጊስናያ ኣለና።ኣብ ቀረባ እዋን ክትጸዓንያ።የቀንየልና🙏

    • @merihsenaykebid
      @merihsenaykebid 8 місяців тому

      @@Hbri-vodcast የቐንየለይ🙏

  • @mussiegoytom
    @mussiegoytom 8 місяців тому +1

    ሂወት ነዓይ ዘይ ውዳኤ ኣስካላ ኣስካላ አየ ::✌️❤️🇪🇷

  • @johngherie9696
    @johngherie9696 8 місяців тому +1

    Couples kab one land born ykonu kbhal eko true eu bhaki ❤❤ kef alekum

  • @amanueltesfmichael6426
    @amanueltesfmichael6426 8 місяців тому +1

    ሂወት ማለት ኣክንዲ ብጻይካ ሂወትካ ምሕላፍ እዩ ሂወት ( eg Jesus)

  • @Adoniram1032
    @Adoniram1032 8 місяців тому

    30 ደስ ትብል ዛንታ። ቀጽልዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ መድብ ።

  • @rutakahsay8541
    @rutakahsay8541 8 місяців тому +1

    ياالله بقية بتشوق لي الحلقة 😍
    really love your
    explanation to us
    Kexlwo xbukat 🥰❤️

  • @furtunahyabu3120
    @furtunahyabu3120 8 місяців тому +1

    I appreciate you guys keep up the great work GBU❤❤❤❤

  • @BeeGirl93
    @BeeGirl93 8 місяців тому +1

    Furti and aweta geleaynet medeb mara xbuq ❤🙏

  • @Look-forward_97
    @Look-forward_97 8 місяців тому +1

    ንእትህቡና ትምህርቲ እናኣመስገንኩ & ኣብስራሕኩም ከኣ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም❤

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari 8 місяців тому +2

    Thank You so much❤❤❤

  • @wediissacwediissac3909
    @wediissacwediissac3909 8 місяців тому +1

    ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽልዎ። እታ፡ዛንታ ጊን ኣፍራስ ፡ ሓራሚዝ ኣይኮነትን ክክክ ዓወት ዓርከይ ናይ ሙደይ ወዲ ብ ዝኮነ ቲ መልእኽቲ ዩ ኣገድሲ ።

  • @maryameyawahesnayhiwetey9422
    @maryameyawahesnayhiwetey9422 8 місяців тому +1

    Thank you guy's love you so much both of you 💓💐🙏❤️🍻

  • @yordanoshaile9983
    @yordanoshaile9983 8 місяців тому +1

    Thanks you are doing a great job

  • @NatanSolomun
    @NatanSolomun 8 місяців тому +1

    Btami xbuq meglexi eyu nay bhaki sletmhrtukum Thanks

  • @QurSelf91
    @QurSelf91 8 місяців тому +1

    When a mankind is inlightened or awaken, he becomes alone as he knows what they don't know.

  • @HermonBahta
    @HermonBahta Місяць тому +1

    ሓይሊ ኢኩም ብሓቂ

  • @AffectionateArmadillo-wq4gd
    @AffectionateArmadillo-wq4gd 8 місяців тому +1

    ዓወት ናይቲ ፍልስፋ ዝበላ ካይርእየ ዝእምን ሞራላውዊ ኣይኮነን ዝበላ ይሳማማዕ እየ።ኣነ ኣብ ዓዲ ገና ንእሽተይ ከለኩ ብ ጥቃ ቤተ ክርስትያን ክሕልፍ ከለኩ ክሳለም ይደሊ እሞ ብኣንጻሩ ክእ ኣንጻር ሕልናይ ዝጉዓዝ ደለኩ ይመስለኒ ።

  • @TIGRIGNARIDDLES
    @TIGRIGNARIDDLES 8 місяців тому +1

    ደስ ዝብል ዝርርብ ዩ ካልኦት ተወሰክቲ ሰባት እንተ ትገብሩ ጽቡቅ ኔሩ እቲ ኣርእስቲ ምገፍሐ❤

  • @Wedi_yemane
    @Wedi_yemane 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤ bhaki des tblu

  • @abeltadios7402
    @abeltadios7402 8 місяців тому +1

    Thank you guys it was interesting and educational!

  • @Okbaokba-y1b
    @Okbaokba-y1b 8 місяців тому +1

    thanks 😊 😊😊😊😊😊

  • @merhawitmenghstab3891
    @merhawitmenghstab3891 8 місяців тому +1

    Like both of you great content as usuall 🙏🙌

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari 8 місяців тому +2

    Welcome sis&bro❤❤❤❤

  • @rutamengstu5299
    @rutamengstu5299 8 місяців тому +1

    GBU yehwat ❤🙏🙏🙏❤
    Keyreaka tiamno mieman u
    Rieka tiamo dima mirgigax u zikewin zelo, ab gele agatami zisemaekiwa zisehabetni eya bizaeba imnet, kibret yhabelna dima sile ti hanaxi zikone timhrtkum ❤❤❤

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  8 місяців тому

      ጽብቕቲ መግለጺ ኢያ።ነመስግነካ/ኪ🙏🙏

  • @Samri-cr5yb
    @Samri-cr5yb 8 місяців тому +2

    Ohhhh, my favourite program ❤❤❤

  • @firstoflove6828
    @firstoflove6828 8 місяців тому +1

    ጽብቅ ትምህርቲ እዩ ። ግን ካብቲ ናትኩም ደስ ዝብለኒ ፡ ዓወት ዕድለኛ ኢኻ ሰበይትኻ ምሳኻ ኮይና ትዘራረብ ፡ ፍርቲ ውን ካብ ዓወት ንላዕሊ ዕድለኛ ኢኺ ምኽንያቱ ጽን ኢሉ ይሰምዓኪ ፡ ከምቲ ትፈልጥዮ ወዲ ኣብ ሕብረተሰብና ከምዚ ናትኩም ምስ ሰበይቶም ካብ ሓዳሮ ጉዳይ ወጻኢ ኢሂን ምሂን ኣይብሉን እዮም ። ንስኹም ግን ትዛራረብ ❤❤❤🎉🎉 ዓዊታ ክኣ እንቃዕ ሓጎሰካ ካብ 1500 ናብ 3000 ቃላት ኣብጽሓካ 😂😂😂 መደብኩም ብጣዕሚ እዩ ዝጠቅመና ቀጽልዎ ተባረኹ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari 8 місяців тому +3

    Good program❤❤❤❤❤❤❤

  • @Abelkidane-j8j
    @Abelkidane-j8j 8 місяців тому +1

    Good ideas 👍 💡

  • @ksanetbrhane4849
    @ksanetbrhane4849 8 місяців тому +1

    Www ብሉጻት furtiy you are superstar and strong gerl. I have no words to describe you.❤❤❤

  • @luwamkahsay7795
    @luwamkahsay7795 8 місяців тому +2

    Wow amazing❤❤❤ please kemey gerki Bible tenbbi agebab share gberley

  • @asmaramelody3153
    @asmaramelody3153 8 місяців тому +1

    You guys are doing great 👍

  • @MossKudus
    @MossKudus 8 місяців тому +2

    Keep up the good work ❤❤❤

  • @yohanatsegai1744
    @yohanatsegai1744 8 місяців тому +1

    Hebrews 11 ትግ - እብራውያን
    1: እምነት ግና ነቲ ተስፋ ዚግበሮ ነገር ርግጽ ምግባር፡ ናይቲ ዘይርአ ነገር ምርዳእ እያ።
    2: ብእኣ እዩ ነቶም ዓበይቲ እተመስከረሎም።
    3: ዓለም ብቓል ኣምላኽ ከም እተፈጥረት፡ ከምኡውን እቲ ዚረአ ኻብ ዘይርአ ኸም ዝዀነ፡ ብእምነት ነስተውዕሎ አሎና።

  • @alazarhaylemicael8192
    @alazarhaylemicael8192 8 місяців тому +1

    You have a power.keep it🌻.

  • @Selam256
    @Selam256 8 місяців тому +1

    Btami adnkekum kubrat sdra ajokum qexlwo ❤😊😊😊

  • @ሰላምንኤርትራምስህዝባ
    @ሰላምንኤርትራምስህዝባ 8 місяців тому +1

    ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ❤

  • @miliontekali3534
    @miliontekali3534 8 місяців тому +1

    The important and good examples family 😊

  • @debesaymebrahatu1049
    @debesaymebrahatu1049 8 місяців тому +1

    Hade mebebatkum ykeatatelo eye, xbuq kurnae ekum tlealu, Qexlwo.Hanti kem rieto gn,neti terediekum zelo way wishtkum zeamnelu gin,brese -emnet belwo sheu seb zedlyo wey zsamamealu ywesd. And then, eti hade kizareb kelo eti hade, bgubue kisemea alewo.Kemzi nkitmlusu tsemeu zelekum timeslu(bflay,bhade koinkum ab tzateylu.) Yeqenyel, Debesay kab Canada.

  • @smretsemere8524
    @smretsemere8524 8 місяців тому +1

    Des ktblu, Thank you so much ❤

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari 8 місяців тому +2

    Good job❤❤❤❤❤❤

  • @RobelBeletse
    @RobelBeletse 8 місяців тому +1

    እምነትን ምፍላጥን ይፋላለ እዩ እምነት ነቲ ከይራኣኻ ኮይኑ ኢልካ ትቕበሎ እዩ ።
    ንኣብነት ዓወትን ፍሩቱናን ሰብ ሓዳር እዮም እንተ ኢለ እቲ ሰብ ካኣ እንተ ተቐቢልዎ በቲ ኣነ ዝበልክዎ ፈሊጡ ኣሎ ማለት እዩ ።
    እንድሕሪ ዳኣ ኣብ መርዓኹም ውዒሉ ግን ብመንገዲ እምነት ዘይኮስ ብዝዋዓሎ እዩ ዝፈልጥ ማለት እዩ። ስለዚ እቲ ከይራኣየ ዝኣመነ ብጹእ እዩ ዝብል ኣሎ ስለዚ ፈጣሪ ውን መጽዩ እኮ ኣነ ፈጣሪ እየ ኢሉስ ኣይነገረናን .ስለዚ ኣብ ምፍላጥን ምእማን ዘሎ ፍልልይ ቅሩብ ዘንጊዕክሞ ኣለኹን ንእትደልዮ ሓሲብካ ክትረክብ ከለኻ ካኣ ሕጊ ስሕበት እዩ ሰብ ዝዘርኦ ስለ ዝዓጽድ ።ሓሳብ ካኣ ዘርኢ እዩ እቲ ፍረ ካኣ እቲ ትረኽቦ ስለዚ ቅድሚ ተግባር ሓሳብ እዩ ።
    ግን ንዓይ ዝርዳኣኒ እቲ ንረኽቦ ካኣ ብዛዕቡኡ ስለ ዝሓሰብና ኢና እንበር ብዙሓት ካልኦት ነገራት ውን ንረክብ ኢና ንኣብነት bzaeba BMW ክትህልወካ ትሓስብ እሞ ከተማ ምስ ከድካ ምሉእ ማዓልቲ BMW ክትርኢ ትውዕል ካልእ መካይን ኣብ ጽርግያ ኣይዋዓላን ማለት ግን ኣይኮነንን ።
    ብዝኾነ ቀጽልዎ ንፉዓት ቅሩብ ከይጋጨወኩም ሓሳብኩም ጥርንፍ ኣቢልኩም ምጹ ሕልፍ ሕልፍ ኣይትበልዎ ንጉዳይ ካኣ!

  • @danayitewolde8224
    @danayitewolde8224 8 місяців тому +1

    Life is an array of questions that I am finding difficulties answering.

  • @snittube3875
    @snittube3875 8 місяців тому +1

    Trgum hiwet nay xahri eya msnay msgana ❤

  • @lulyatekle8106
    @lulyatekle8106 8 місяців тому +1

    Wow Thanks 🎉🎉🎉

  • @alazarhaylemicael8192
    @alazarhaylemicael8192 8 місяців тому +1

    I love you thanks.🇳🇴🌻🌻🌻🌻🌻🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌿🌿

  • @FebenSemere-gl6vl
    @FebenSemere-gl6vl 16 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @efremberhe-ck7oq
    @efremberhe-ck7oq 8 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ዝድነቕ ኣገላልጻ ቀጽልዎ, ትርጉም ሂውት ብርግጽ ቡዙሕ መግለጺታት ኣልዎ ገለ ካብ ዘንቆ ጹሑፋት ናይ ጅብራን ካሂን ትርጉም ሂወት ብርቀት ይገልጾ I wish recommenders reading u 📖 kahlil Gibran

  • @TsegayKflemariam
    @TsegayKflemariam 5 місяців тому +1

    ክቡራት ሰብ ሓዳር ብዙሕ ከትምህሩ ኢኹም ትጽዕሩ ኢቲ ዘለኩም ከተካፍሉ ምፍታንኩም ትምስገኑ ነገር ግን ካባኹም እቲ ቅቡል ኮይኑ ዝተረክበ ኮርሳ ንውልቃውን ማሕበራውን ጉዳይዩ ካልእ ግን ኩሉ ብእምነት ዓይኒ ስለዘይትርዎ ብሳይነሳዊ መገዲ ስለትርእይዎን ትፈትሕዎን ኣፍራሲ ኢዩ እምበር ሃናጺ ኣይኮነን ዘለኩም ሳይነሳዊ ዓለማዊ ፍልጠት ኢዩ ሰማያዊ ፍልጠት ኣኮነን ብጣዕሚ የመስግነኩም!

  • @wediseb993
    @wediseb993 8 місяців тому +1

    ኮመንቲ ስለ ዘይንጽሕፍ ዘይንካታተለኩም ከይመስለኹም ብሉጽ መደብኹም ምሉእ ይርእዮ ኢየ ኣነ የቀንየልና።

  • @FyoriKeyah
    @FyoriKeyah 8 місяців тому +3

    Thank you for creating and sharing such a helpful content! However, I find the background music occasionally too loud and distracting. It overshadows the valuable information you provide. I suggest reconsidering its use or adjusting the volume to ensure a better viewing experience for everyone. Thanks for considering this feedback!

    • @Kurar22
      @Kurar22 8 місяців тому

      Iiiiooiiopooiüii

  • @berrak3105
    @berrak3105 8 місяців тому +1

    ነብሠ እምነት ብዘይ ቀለዓለም ኣገዳሲ እዩ.
    ኣነ መኪና ክኽእላ ኢየ ዝብል እምነት ኣይነበረንን. ብሠንኪ እዚ ሰበይተይ❤ ትሓይሽ ኢለ ንሳ ቅድም መኪና ክትመሃር ወሢነ. እንተኾነ ግን ንሳ ከኣ ካባይ ዝገደደት ምስ ኮነት ክመሃር ተገዲደ. ክገርመኩም ፈተና ምዝዋር መኪና ብሓንቲ ግዜ (ከይተረፍኩ) ሓሊፈ....ገሪሙኒ😊😊😊

    • @eyorosalemsyum
      @eyorosalemsyum 8 місяців тому

    • @eyorosalemsyum
      @eyorosalemsyum 8 місяців тому

      ክክክክክ፡ ተጋደልቲ ዘይሓስብዎን ዘይተመኮርዎን የለን። እሶም ውን ኣብነብሶም ስለ ዝኣመኑ እዪ❤ እቲ ምስጢር

  • @yordanoshaile9983
    @yordanoshaile9983 8 місяців тому +1

    the first problem of humanity arises from the invention of religion. Religion has nothing to do with faith. religion creates separation. therefore, if that moment comes that humanity believes in love and love is God, everything will become easy. this is my thought at the moment

  • @FrutunaKidane
    @FrutunaKidane 8 місяців тому +1

    I Love you guys🥰🥰🥰

  • @TsegayKflemariam
    @TsegayKflemariam 5 місяців тому +1

    ህይወት ማለት ካብ ሞት(ሲኦል ) ብቃል እግዚኣብሄር ትነብሮ ኢዩ

  • @FsehayeTesfay
    @FsehayeTesfay 7 місяців тому

    Good work.....