ayy bro I am a filmmaker and editor to Edit this video to write all the subtitles in Tigrinya it will take me around 17 hours this guy is very smart he takes his time just to help us the way we understand a good job bro thank you so much for your time.
Thank you guys, a very lovely video, when I was in Asmara I was really into physical activity (running, football even cycling) but not at 37 not sure if I can run like I used to 😅😂😂
Hbri Vodcast ንዓይንኻ ዘይትወግእ ኣዝያ ደስ ትብል ድምቕቲ ሕብሪ ብርሃን ኣእምሮ❤❤❤።
Thank you 🙏
You are amazing thanks you are right thanks awate fesha i am happy to you god bless to you and to erterawe people ❤️ 🇪🇷
ጹቡቕ ትምህርቲ እዩ፥ እዛ ኪነሚን ኣብ ዓድናስ ነቲ ካብ ተራ ሰብ ንታሕቲ ኢና ንጥቀመላ ኔርን። ወላ ንጠዓመ'ውን ዝተሓተ ሰብ ንምባል እያ ጠቢቓቶ። ምኽንያቱ ኣብ ዓዲ ኴንካ ነተን ዘውፈርካየን መጓሰ ብስላም ገዛ ከተእትወን እንተዘይክኢልካ ከም ሕማቕን ዘይረብሕን እዩ ዝገብረካ።
ብሓጺሩ ኪነሚን ኣሉታዊ ቃል እያ እሞ ምስ ን ተራ ተኪኣ ክትመጽእ ኣይተበርሃትንን።
ሓፈሻዊ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ።
ወዲ 30 ዓመት መንአሰይ አየ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ አየ ከኣ ዚንነብር ሕጂ አኮ almost 9 ዓመት ጜረ ኣለኹ፡ ዳርጋ አቲ ድወ ኣኒ(2years) ወረጋ ኣይነበረኒን። መንበሪ ፊቓድ ምስ ሃቡኒ ግን ቓንቃይ ንኸዕቢ ናብ ምህሮን ስድራ ንኽሕግዝ ከኣ ናብ ስራሕ ተዋፊረ፡ አግዛብሄር ይመስገን ስራሕ ሰኢነ ወይ ተሸጊረ ኣይፈሊጥን አየ፡ አንተኮነ ግን የሕዋተይ ምሕጋዝ ኣብዮሙኒ፡ ነቲ ኪሰዲድ ነቲ ኪሰዲድ ካብ paycheck to paycheck አየ ዚነብር ነረ። ከም ገለ ተላሕጺጸ ገዛ mortgage ኪገብር ኢለ ዚኣከብኩወን 10% ዲፖዚት ከማን ዚኮነ ሽግራት ቢምድርዳር ወሲዶመን፡ ኣነ ከኣ ኣይ ኣብ ናተይ ቤትናም ወይ ናይ መንግስቲ ካብ ክራይ ናብ ክራይ ኪሳግም ተሪፈ፡ ኣብቲ መጀመርታ አዋን ኣነ ኣብዚ ከለኹ አንታይ ከይከዉን ንሶም ዚኮነ ከይሽገሩ አብል ነረ፡ ደሓር ግን በዚሑ "ኖ" ኪብሎም ኪሓስብ ከለኩ guilt ክስመዓኒ ጀሚሩ፡ ግን ከኣ ኣብ ሂወተይ ዝተቐየረ ነገር ኣይነበረን ኣብ ስርሐይ ጽቡክ ዓወታት አካ ተመዝገብኩ ኣብ ባንከይ ግን ዚዋህለል ሓንዳይ ኣይነበረን፡ አኳ ደኣ ብ credit cardን ገለን ነጋቲቭ ደኪለ። ቡዙሕ ኣይግድሸኒን አዩ ነሩ ምክንያቱ ገንዘብን ሓጥያትን ተኣካባይ`ዩ ዚብል ነረ። ኣብዘን ዚሓለፋ ሰሙናት ግን ሓደ ፍሉይ ኪስተት ኣጋቲሙ ንሱ ከኣ ክብል ክብል ምስ ሓንቲ ልንጆ ቖልዓ ተላልየ ድሕሪ ዉሑድ መዓልታት text ምጽሕሓፍ ተራኺብና ሻሂ ኪንሰቲ ወሲንና ተራከብና ከኣ። አታ ዶና ኣዚያ ትሕቲ ህዱአ ኣዘራሪባኣ and sphisticated, pretty much everyting you could ask for in a girlfriend አያ፡ ብዚኾነ ጽቡቅ የዕሊልና ብዛዕባ መነባብሮ ብ ሓፈሻ ዕላል ምስ ተላዕለ ኣብ ከመይ ገዛ ከምዚቕመጥ ከም rhetorical question ገራ ሓቲታትኒ፡ ኣብ ኪራይ ከምዚነብር ምስ መለስኩላ ን ቁሩብ ጊዜ ስቕታ ነጊሱ ደሓር ግን ካልአ ኣርአስቲ ቀይርና ዕላልና ቀጺልና ኣብ መወዳአታ ብ ጽቡቅ ተፈላሊና። ንጽባሒቱ በኣኣ ብዙሕ ኪሓስብ ጀሚረ አቲ ዝገረመኒ ግን አቲ ኒሳ ዚሓተተትኒ ሕቶ ገዛ ጥራሕ ዘይኮነ ካልኦት ከበድቲ ሕቶታት ከም በዓል ስለምንታይ ኣብ ክራይ ኣለኹ ኪሳብ ሕጂ? almost 10 years ጸፊዐ ኸ ኒምንታይ ዉህሉል ገንዘብ ዘይብለይ? አንዳበልኩ ኣብ ከቢድ ጭንቀትን ነብሰ ምትሓትን ኣቴ፡ ውሽጠይ ዉን ነዚ justify ምግባር ኣብዪ ሽሕ አካ አቲ ምክንያት አንታይ ሙኻኑ ዳ ፈለጠ፡ ሑሉፍ ሓሊፉ ዉን ናይ ነብስኻ ምጥፋአ ሓሳብ ይመጻኒ፡ ምስ ሰባት ክህሉ ከለኩ በይንኻ ኩን ይመጻኒ አሞ ይፍለ፡ ምክንያቱ ሕብረተሰብና ክብሪ ዚህቦም ገለገለ ነገራት ኣነ ክብሪ ኣይህቦምን አየ፡ ሰሓቅን ተጻዋቲን ዚነበርኩ ሕጂ አላል ዚበሃል ኣይመጻለይን፡ የዕሩኽተይ ብናይ ካልኦ ትካላት ኪዛረቡ ከድንቁ ከለዉ ነዓይ ናተይ persenality attacked ዝኮነ ኮይኑ ይስመዓኒ አሞ criticize ይገብሮም። ሰባት ከምዚ ዓይነት ተርአዮ ከጋጥም ከሎ ናብ ሰብሞያ(shrink) ክተዘራሪብ ከምዘለካ አዮም ዝመኽሩ ግን ንሶም ብዛዕባ ነብሲኻ ጽቡቕ ዳ ነገሩ ነቲ facts ሓቢኦም አዮም ንግዜኡ ከም ቲረጋጋአ ዚገብሩ አምበር ነባሪ ፊታሕ ሲ ኣየምጽኡን አዮም። ብዚኮነ ነዛ ጽሕፍቲ ዘምበብካያ/ክያ ኣብ ልዕሌኹም ልዑል ኽብሪ ኣለኒ። ነቶም ምክርኹም ወይ ሓሳብኩም ንአትልጉሱለይ ከኣ አግዚኣብሄር ዓወቲን ኣሳልጦን ይሃብኩም፡ I hpoe አቶም ኣብ 20ታት ትርከቡ መንአሰያት ከኣ ገለ ኪትመሃሩ አላቦ።
ብጣዕሚ ነመስግነካ ክቡር ሓው ስለቲ ዘካፈልካና ዛንታ። ብርግጽ ዝኾነ ኣብ ሂወት ዝገብርካዮ ነገር ደሓር እዩ ዘጣዕሰካ ፡ ጣዕሳ ግን ነዳዲ ናይ ለውጢ እምበር ዕንቅፋት ኣይኮነን። ብሕጂ ዘለካ ግዜን ሂወትን ይበዝሕ። ኣተኩርካ እንተጽዒርካ ከምትዕወት ኣይንጠራጠርን።
Self awareness is always the first step. You know what the problem is, now work towards fixing it. 💪
ዝዓርከይ ቀላል ፎርሙላ ኩሉ ደስ ዝብለካ ነገር ካብ ምግባር ተቆጠብ ኢንታይ ደአ አንጻሩ ግበር ንአብነት ስፖርት ምስራሕ ዝህከየካ ተኮይኑ ስፖርት ስራሕ መጽሓፍ ምንባብ ዘይትፈቱ ተኮይንካ አንጻር ከተንብብ አለካ ሽጋራ, መስተ ወዘተ ብከምዚ ክትዕወት ትክእል ኢካ።
ዓርኩ ብዝገብርካዮ ኩሉ ኣይትተዓስ, ምክንያቱ ኒ ስድራኻ ኣሕዋትካ ምሕጋዝ ቲ ዝዓበየ ነገር እዩ. ካብ ብገንዘብ ጥራይ ምሕጋዝ ግን ከምታ ተምጺኣ ዘልካ ገንዘብ ኣመመጻፅኣ ምክር ሓግዞም ክላትኩም መታን ክተትሓጋገዙ, J,opinion, ካልእ ብሕጂ ዘለካ ግዜ ይበዝሕ ኣብቲ ትኣምነሉን ዘዖ ግበካን ጥራይ ኣተኩር ዓርኩ 💪💪
Ezi tigebruwo zelekum contents bitami agedasin, amharin, mezenagin iyu. Kemzi zelekumo kitqitsilu tesfa yigebir🙏🏾🙏🏾.
Thank you ahwat
Wow reality of life thanks God open our vision!
This is powerful message
God bless you brother
Thanks brother meaning full msg
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኣዝየ የመስግነኩም ብሉጻት ኢኹም። ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ምናልባት እንተ ሰሪሕኩማ ድማ መልሲ ክጽበ ሕቶይ ብዛዕባ subconscious conscious and superconscios ዝብላ መስርሑ ከመይ እዩ ቁሩብ መግለጺ እንተ ትገብሩላ ደስ ምበለኒ
ዋውውውው ናይ ባሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ኣሎ ኣባኻ ካብ ሕጂ በቃ ኣብዚኣ መጺየ ክማሃር እየ ታንክስ ምስ ሰበይትኻ ካብ ብልቢ የ ዘመስግን ብሩኻተይ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሉልና ብራዘረይ ዓቢ ፍልጠት ኣለካ።
*body language = 💯
*editing = 💯
*sound effect =💯
🗯content💯👍👍👍👍
❤
ayy bro I am a filmmaker and editor to Edit this video to write all the subtitles in Tigrinya it will take me around 17 hours this guy is very smart he takes his time just to help us the way we understand a good job bro thank you so much for your time.
Thank you so much bro for understanding.
Wow very nice message thank you bro God bless you ❤
Proud of u brother kexelo eika
ብሉጽ ትምህርቲ ዓዊታ! ኣዚየ የመስግን።
ኣነ ብወገነይ ነብሰይ ኣብ 2፡ 7፡ 8ን 9ን ረኺበያ ኣለኹ። ካብኣቶም ድማ ብደረጃ ክሰርዖም እንተ ኾይነ፤ ቍጽሪ 9ተ 1ይ ቍ. 7ተ 2ይ ቍ. 8ተ 3ይ ቍ. 2ተ ድማ 4ይ ይብል።
ብዝተረፈ፡ ካብ ልቢ እናኣመስገንኩ፡ እዚ ከም'ዚ ዓይነት ትምህርቲ ይቐጽል ይብል።
Very good helpful program and pretty explanation
I wish you will have success and peace full life
Continue ❤
Btami des zbl mesati megabi A amro qxlo an gn
An gen ab hiwety bzuh ger yhalm gn nab gahdi mlwat abini anty kgbr aloni tegdisk melsley❤❤❤
ናተይ ኢካ ሕውስውስ ዝበለ ኢዩ። ኩዕሶ ምጽዋት የዝውትር ነረ፡ ብሽግለታ ይዋዳደር ነረ ዕዉት ነረ፡አብ ትምህርቲ ብ ኬምስትሪ ሳብጀክ ልዑል ነጥብ የምጽእ ነረ፡ አብ ስራሕ ዓለም ከም ሞያ ከአ ሞያ ነርኒ ጽቡቅ ይሰርሓሉ ነረ፡ ኩዑሶ ምጽዋት ግን አየቃረጽኩን ክሳብ ሕጂ፡ ሓድሽ ድዛይን ምግባር ገለ ናይ ተክኒክ ስራሕ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብለኒ ብትምህርቲ ክምሃሮ ዝሓልሞ ዝነበር ናይ ኢንጅነዮር ምካን ኢዩ። ነብሰይ አበይ ክምድባ ይክእል ኢንድዕ ስፖርት ምስራሕ ግን ክሳብ ሕጂ አብ ገዛይ ይሰርሕ ኢዩ ካፍቲ ዝፈትዎ ኢዩ።
Btaem xbqti brhan zkanet srahat eskum tgebrwo zelekum ❤kema tmesl entetidegmena xbuq neru
Number 6👌🏾✅
A very valuable video, thankyou very much. Many of us are doing jobs that we don't like and as result we live in a cycle.
I enjoy your contents, keep it up guys ❤
Good job ,keep it up❤❤❤
I really love ur program keep going thank you😊
6 7 9 ፍልስፍናን ፖሎቲካን ብጥዕሚ እየ ዝፈቱ
Merci 👍 😊
Thank you so much for such valuable content 🙏
ኪነሚን ሲ ማእከላይ ወይ (average) ንምባል ዝተጠቐምካላ ትመስል ? ተዘይ ተጋግየ። እንተኾነ ግን ኮንቶ ወይ ቁምነገር ዘይብሉ ዓዲ ዉዒል 😂 ገለ ንባል እያ ትዝውተር። ምናልባት ግን በብ ኸባቢኡ ይፈላለ ክኸዉን ይኽእል ዩ።
💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏
ደቂ ሰባት ንፈላለ ዶ.. ሓደ ዝብሃል ሰብ የለን
. ሰብኣይ ን ሰበይትን ሓደ ኢና ዝብላ ኣለዋ never ኣይኮነን. ንብዙሕ ትፍለ ጓል. ወዲ ን ወዲ ሓደ የለን
ኣምላኽ ግን ዓሻ ን. ለባምን ዝብሎም. አለው.. እቶም ን ኣምላኽ ስዒቦም. ባሕሪ ኣምላኽ ዝሓዙ ን. ኣምላኽ ን ክርስቶስ ዝስዕቡ.. ገነት አብ ምድር ዝረክብዋ ለባማት
ኩሉ ን ኣምላኽ ዘይስዕብ.. መውዳቲኡ ገሃነብ ግን ዓሻ እዩ.. አብ ምድራዊ ሂወቱ ዋላ ሃብታም ናይ ዓለም ይኹን
Nmejemerta gziye sibuk zmhr yisemie aleku bejaka kemzi zeleka kesilo
Thank you guys, a very lovely video, when I was in Asmara I was really into physical activity (running, football even cycling) but not at 37 not sure if I can run like I used to 😅😂😂
Best Programm guys 🥰❤️🙏
🤌👍.....so valuable.
ተውሕቦይ ክርስትና ሂወት.. ክብ ቆልኣይ.. ኣነ ገነት ከምዝኣቱ.. ወዲ 7-8 ዓመት ኢየ ኣሚነ.. ቀንዲ ዝደልዮ እዚ እይ ኻብ ቆልኣይ. ክፈልጦ ክገብሮ ዘለኒ ሰዘሎ.. ፈልጠ ሕጂ እቲ ዝፈልጦ አብ ምግባር ኣለኹ.. እቲ ዝደልዮ ሕወት ክበጽሕ ግድን እዩ
ሰላም ተስፋሚካኤል ንገነት ንኽትአቱ መጀመርታ ሰብ ክመውት አለዎ ደሐር እዩ ክፍለጥ ዝክአል እንተዘይኮይኑ ብዛዕባ ገነት ክንሐስብ አይግባእን እዩ
Wow thank you 🌹🌹🌹🌹
@@nigistibahata1696 👍👍
Waww thanks bro btaemi xbuk tmrti kem lmud
Thanks pro🏆
waww thanks bro betaemi Xebuk medeb kexlo buzuh kesibna❤❤❤❤
ናተይ ውህብቶ ተፈጥሮኣዊ ብልሒ እዩ የወተት ፋብሪካ አናመስግናለን በጣም በሊሕ ስብ
ብጣዕሚ ፅቡቅ
ኬፍ ኣለኩም ❤
ዋው ደስ ክብል ሓሳብ ኣካፊልካና❤❤
Good job bother 👍
Mine is number 2 to study law. Since I was a child, I wanted to study law.
ናይዚ ክራሪስት ታሪክ ኣቡዑር ኣይነበረንን እምበር ናተያ ትመስል።
Where,is tiame 😂😂😂
Thanku ur brillant❤
ናይ ቖንቖ ምልኸት ዝንባለ ኣለኒ ኣነ ኽቡር ሓወይ።
There are a lot of good teachers in youtube so as long as you are willing to work hard, you can teach yourself online for free.
Thanks bro❤❤❤
Thanks ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቪድዮ ኣነ ቃብኣ ካብ ቁልዕነተይ እየ ጀሚረ ግን ኪነሚን ኮይነ እቲ ተዉህቦይ ኣይቀጸልክዎን ናብ ካልእ ሞያ ቀይረ
ኣነ musica የሰተማቅር ኢየ ኡርጋን ክሃረም ካኣ ደሰ ይብለኒ ክራር ይፍትን ኢየ ውን ❤እቲ ዛዓበየ ተውህቦይ ግን comedian eyu 100% abe sidet eye zeleku abzey natey helmi ka yehlfo aleku hiwetey 🤷
እንቋዕ ጥራይ ተውህቦኻ ከተለሊ ከኣልካ፡እምበር ፡ ስደት ስለዝኾነ ኣብ ቅድሜኻ ዝጸንሕ ጸገማት ክትብድሆ ቀሊል ከምዘይኮነ ይርደኣኒ እዩ። ግን "ይኽእል" እየ እንተኢልካ ከኣ ዘይከኣል የለን።
I’m psychologist in this case but i am studying social work
Bravo. edmen tienan yhabka bruk hawey🥰❤️🙏
ጽቡቅ ትምህርቲ, ኣብታ ኪነሚን ዝብል ቃል ግን ኣብ ሕብረተሰብና ኪነምን ማለት ዘይረብሕ ወይ ካብ ኩሉ ትሑት ኣበርክቶ ዘለዎ ንምባል ዝጥቀሙላ ቃል ኢያ, ካብ ኪነሚን ግን ዕዉት,ሉኡም, ውዱቅ, ዕዊት ምስ ኪነሚን እንተ ኣምጺእናዮ ግን እቲ ዝወደቀ ሰብ ኢና ንብል ዘለና:: ኩሉ ሰብ ቀዳማይ ክወጽእ ኣይክእልን ኢዩ ብዝያዳ ኣብቲ ተወዳዳሪ መድረክ እንተ ኣሎ ድማ ዕዉት ኢዩ::
Num 9 nay beyney ya 😂 n
Num 5 nzneberka tentinka adnkuka haweni ❤
Keep going bro
The teame analogy is wild lol
Good job 👏 ❤❤❤
Des tbln meharitn video btaemi nemesgneka kubur hawna Awet 🙏
Bitaemi xbuk timihiriti eyu hawina kexilo
ዋውው ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ኩቡር ሓው
ኺነ ሚን እንታይ ማለት ዓወታ? ጽቡቕ ስራሕ ዓወት ብዙሕ ይማሃር ኹሉ ግዜ ካብ መደባትኩም ቀጽልዎ
Tik tok gberela seb locationa tefiewa alo tehagezom
Nice 👌 ❤ awetey hawey
👌👌👌👌👌👌
እቲ ዘገርም ኣራዳድኣካ እዩ
aweta❤❤❤ jegna
Bteami xbuk
ገለ ዓይነት ትምህርቲ ሓፍትኹም ካብ ትግራይ
Kemerawi Blhi 👌
ላይክ ኡኩል ኣይኮን ንዓካ ዝድነቅ ሓሳባት ኣለካ ቀጽሎ
❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ናተይ ሲይ ቁጠባዊ ኢዩ መስለኒ ይሰርሕ ኢየ እሞ ግን ........!
Des zebl medeb❤❤❤
8 ተፈጥራዊ ብልሒ
ነፍሰይ ኣብ ቁጽሪ 5(ሙዚቃ) ረኺበያ ኣሎኹ፣ 4 መሳርሒ ሙዚቃ ክኢለስ ነጻ ብ ዝኾንኩሉ ግዜ ከኣ መንፈሳዊ መዝሙር ምምላእን ምጽሓፍን ምቅንባርን የሕልፍ። የቐንየለይ።
ተውህቦኻ ብምርካብካ እንቋዕ ሓጎሰካ ንብለካ ፡ ኣዝዮም ውሑዳት እዮም ንተውህቦኦም ኣላልዮም ሞይኦም ዝመርጹ። ቀጽሎ ፡ ከምትዕወት ድማ ንኣምን።
Interesting !
ዚዘ ትምህርቲ ንዓይ ወሳኒ ኮይኑ ረኽበዮ አለኹ በርትዑ ቡዙሕ ንምሃር አለና።
Selam hawey kimhar deleye aleku
ብዚኣ ቁጽሪ ዋሳፕ ጽሓፈልና 00256707870242
btaemi des zbl
ቶዉሁበይ እካ ምርዳኣ ኣቢኒ ኣነስ
❤❤❤
Waga ke dia zey negerkumna
Good jobb bro tankes more ❤❤
Bro eza number 6 ayteredetnn pls ketebrehaley tkel do
9ይ ዩ ናተይ ረኪበዮ እየ ድማ እጽዕር ድማ ኣለኩ ክሳብ ዝከኣለኒብ😊
❤
Awita xbuk medeb habibna des dble
❤❤❤❤❤❤
Welcome guys we love you So much
ቓንቃውን፡ማህበራውን ብልሒ ኣለኒ። ናይ ነዉሕ ሕቶይ መሊስካለይ።የቀንየለይ
👍 እዋይ አነስ ዕድመይ ብትሕቲ 40 ስለዝኾነ ኤእ Comments ከማን ይፅሕፍ አለኹ ናይ አጋጣሚታት አጋጣሚ ስለዝኾነ ዶ ይኸውን ዕድመይን ምስ እዛ መደብን ተሳማሚዑ ? #1 ብልሒ ክንብል እንከለና ንመን ኢና ንገልፅ ዘለና ነቲ ዝምሀዘን ዝመስረተን ሰብ ዲና በሊሕ ወይ ብልሒ አለዎ ንብሎ ዘለናስ ዋላስ ነቲ ናይ ካልኦት ሰባት ወይ ሰብ ምህዞን ምስረታን ፈሊጥዎ ንዘሎ ኢና በሊሕ ንብሎ ዘለና ? ንምሳሌ ገና ብሂወቱ ንዘሎ ሂወት ሰብ ዘድሕንን ዝፍውስን Medical Doctor ብቕድሚ Doctor ሙኻኑ በሊሕ ስለዝነበረ ነቲ ፍልጠት ብኸመይ Doctor ትኸውን ስለዝፈልጦ በሊሕ ስለዝነበረ Doctor ክኸውን/ን በቒዑ ኢልና እንድሕር ሐሲብና ብልሒ ናይቲ Doctor አብናይ ካልእ ሰብ ምህዞን ምስረታን ዝኾነ ፍልጠት እዩ ዝኸውን ዘሎ Unless እቲ Doctor ባዕሉ መስራታይን መሃዛይን ክኸውን ክካአል አለዎ #2 ንሰብ እዚ በሊሕ እዩ ፈዛዝ እዩ ዶንቆሮ እዩ አይፈልጦን እዩ ኢሎም ሰባት ይዛረቡ እዮም ምናልባት ደአ ብጀካ እቶም አካላውን ስነአእምራዊ ሽግር ወይ ሕማም ዘለዎም ገዲፍካ ኩሉ ሰብ ብተፈጥሮ ዳርጋ ሐደ እዩ ፍልልያቱ ገለ ሰብ ንኽፈልጥ ዝደሊ ገለኸአ ንኽፈልጥ ዘይደሊ ስለዝኾነ እዩ በሊሕን ዘይበሊሕን ዘብሎ ከመይሲ ብፍላይ ናይቲ ሰብ ብልሒ አብ ናይ ካልእ ሰብ ምህዞን ምስረታን ምስዝኸውን የቐንየልና ሐውና ዓወት Comments ይቕፅል ናብ 🤔
natey euka 1yti diya 2yti rgxegna aykonkun bhaxnnetey ksab kab Sawa zmles btaemi anbabit eye niere college gn nezi nay mnbab aqmey kem zetf'o gieruni mesleni beqa ksab exam yexn'e dhri'u nab erefti beqa timhrti tray entezeykoynu des iluni tebegise kenbb ayk'eln. negerat ab mzmad l'ul aqmi aleni ezi natey tewhbo koynu ysm'ani ab mewedaeta kea bcomputer sciendce blu'el netbi temeriqe. programer koyne aleku malet eyu kxhf kea mara eyu des zbleni bflay diary gn lomi lomi neti privacy zeyekbru xhufatey bzey fqadey zenbbu sebat ab hiwetey alewu slezi hlmey teseriqu mxhaf aqarixeyo.
6 8 9❤
Good job
Nateygn quthri 7 eya
Zgerm ab kuxri 6 mulu bmulu rekibeya nebsey ab 7 60% ab kuxri 9 wn 90% rekibeya
✅✅✅✅✅
ሕብሪ ኣካዳሚ ብመጀመርያ ክልቴኩም ሰብሓዳር ኣዚኩም ኢኩም ተደንቁኒ፣ ብዝተፈላለየ ነገራት ከኣ ኢንስፓየር ትገብሩኒ ኢኩም። ዘለኒ ዕዙዝ ምስጋናይ ክገልጸልኩም ከኣ ደስ ይብለኒ። መመሊስኩም በርዑ።
አዛ ቪድዮ መሃሪትን ናብ ነብስካ አትመልስን አያ ነቲ ኣብ ውሽጠይ ዘመላልሶ ሕቶታት አውን ብናይ ዝተፈላለዩ ሰባት ዛንታ አንዳ ገበርካ ሕቶታተይ መብርሂ ክረክበሎም ጌርካ ኢካ፣ የቀንየለይ። አዞም ዝገለጽካዮም ትሽዓትር ብልሒታት ወይ ድማ ተውህቦታት ኣብ ሓንቲ መጽሓፍ ዘንብባ ዘለኩ ናይ ሓውና ሳሙኤል ዑቅባይ ዘመን ቴክናሎጂ አትብል መጽሓፍ አውን ገሊጽዎም ኣሎ። ሓደ ሰብ ዶክተር አንተ ዘይኮይኑ መምህር አዩ፣ በቲ ኮይኑ በቲ አቲ ውህብቶካ አንተ ኣለሊካዮ ኣብ ሓደ ዓውዲ ዕዉት ኢካ። ስለቲ መሃርን ኣነቃቃሕን ትሕዝቶ ሒዝኩም ዝመጻአኩምና ሕብሪፖድካስት ብድጋመ የመስግን። ነብሰይ ኣብ ገዛአ ርአሳዊ ብልሕን ህላዌኣዊ ብልሕን ዝያዳ ኣቶኪራ ረኪበያ ኣለኩ።
ብከመይ ክንምዝገብ ንኽእል ክቡር ሓዉ?
00256707870242....ዋትሳፕ ጽሓፈልና።
👌🏿👌🏿👌🏿👌🏿👌🏿👌🏿👈👈
ኢስ ደንቆሮ ንልዕሊ 40 ዓመት ዝከውን ምክሪ ከ የብልካ ኣብ 40 ዓመት ዲካ ከተክትም ዝንቡዕ ዝኮነ ጽሑፍ ለጢፍካ ኣብ ውሽጢ ኮንካ ኣይተህተፍትፍ ።
eti ar'esti euko bzaeba midlife crisis eyu tewesaki haberieta nmrkab entedelika dr. sharon ewn tezaribatlu tfelt eyan refer gber