ህውሓት ናይ መወዳእታ ውሳነ ዕላዊ ገይሩ | መቐለ ህፁፅ መግለፂ ንፌደራል ተዋሂቡ | ናይ ኤርትራ ስለያ ስርሖም ጀሚሮም | Ethiopian news|Tigray

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 19

  • @KkdyHah
    @KkdyHah 11 днів тому +1

    ጅግና ተቃላሳይ ኩቡር ጀጉተር ደብረፅየን በርትዕ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 12 днів тому

    ኣታ ብሓደ ህወሓት ዘይትዛረቡ ባዕልኹም ዘረባ ፀላእቲ ክትደግሙ ላሕ ትብሉ ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edendiev2823
    @edendiev2823 12 днів тому

    ንጉስ ትግራይ ኣበይ ዝበለኩም ግበሩ ተወጋሩዋኒ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 12 днів тому

    ምንቅጥቃጥ √ ምንቅጥቓጥ ×

  • @edendiev2823
    @edendiev2823 12 днів тому +1

    ኩርኩር ወዲ በሻሻ

  • @ስምኦንጊደይ
    @ስምኦንጊደይ 12 днів тому

    አጀኹም አየታትና ለህዝቡ ለወገኑ ዪሰዓረ

  • @yirgahayelom6628
    @yirgahayelom6628 12 днів тому

    ውድብ ድሒና ድያ!?
    **ድሕሪ ድሕነት ውድብ ኢሉ ነይሩ።

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 10 днів тому

    መሕፈሪ ዘይና ብኣኸባ ዝተወሰነ ጉዳይ ብመንዶ ብኽስቶባ እናበልካ ውድብ ስርዓት ክስእን ምግባር ኣፋፍኖት ዲሞክራሲ ዘይብሉ ኣንፃር ህዝቢ ትግራይ ውግንና እዩ

  • @AlemAlem-om4xh
    @AlemAlem-om4xh 12 днів тому

    ህወሓት ሎሚ ውን ድሕሪ ናይ 50 ዓመት ዓፋኒ :ዓንቃፂ: ተጋናፂ : ህልኸኛን መሰልቸዊ ጉዕዘኣ መሊሳ ስልጣን እንተትረክብ መገደደት ስለዚ ሹማ ክንሰምዖ ውን ኣይንደልን ዛ ጎጃሊት ለኪማ ለኻኺማ ትጠፍእ ድህልቲ

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l 12 днів тому

    ካልእ፡ ሕወሓት እየ ዝብል ሰምዕኻ ዶ ትፈልጥ የለን ሕወሓት ክባሃል ከሎ ፀላእን ፈታውን ትዝ ዝብሎ ሓንቲ እያ

  • @edendiev2823
    @edendiev2823 12 днів тому

    Kkkkkk wedi beshasha snday sedidulka dyu? Dmtsika bertiu alo wedi may telamit‼

  • @HadnaiFalu
    @HadnaiFalu 12 днів тому

    ራዕድኹም ጥራይ እለዩ ዊዒጊን እበር ኤርትራስ ኮሪዓ እያ ብደቃ

  • @AzebTsegay-v5v
    @AzebTsegay-v5v 11 днів тому

    እዙ ሓድሽ ምዝገባ ኣፍልጦ ክውሃባ ዘይኮነስ እቲዝነበራ ሹም ሒዛ ውዕሊ ፕርቶርያ ክትፍርም ከላ እያ ሽማ ዘፍለጠትን ሽማ ዘምለሰትን ምኽንያቱም ኣብዪ ከይፈተወ ብቕልጽም TDF ምስተደሰቐ ኢዱ ተጠምዚዙ እትፍረምን እንክደራደርን እንተሎ ምስ ሕወሓት ምዃና ከይፈተወ እውቅናኣ ሂቡ እዩ ፈሪሙ

  • @astank9391
    @astank9391 11 днів тому

    ስቅ በል ቆማል ትግራዋይ ናይ ትግራይካ ግበር

  • @goitomasefaw4595
    @goitomasefaw4595 11 днів тому

    ኣታ ክንደይ ትሕስዉ. ብዛዕባ ኤርትራ ሃተፍተፍ ካብ ምባል ህዝብኹም ይጸንት አዩ ዘሎ ብዝዓቡኡ ዘይትዛረብ. ትግራይ እንዳ ሰይጣውንቲ ተቀይራ. ናይ ገበን ወርዳ ትቀይራ እንዳሃለውት ብዛዕባ ኤርትራ ሕማቅ ክትሓልሙ. ናይ ባሓቂ ድሑራት ኢኹም.

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 11 днів тому

    እዋ ክንድይ ክዝይ እኩም መግለፅይ ክትውፁ፡ ንስርህ ኣለና ክንስርህ እና ኣብ ትግባር ምፍፃም ጥፊኡና ኣሎ ዝይትብሉ፡ ክሳብ ምኣዝ እኩም ትፅበዩ ክሳብ ህዝብይ ዝፅነት ዝኣርግ ህፃውንትይ ትግራይ ዝቕበሉ ምሃይም ኮይኖም ክዓብዩ፡ ምፅባይ ሃልኩዩና ትዛርብዎ ኣብ ትግባር ኣርእዩና፡

  • @desubahtatefferi5293
    @desubahtatefferi5293 12 днів тому

    There is only one TPLF . Your reports are wrong .
    Call the Bandas ( Getachew , Tsadkan ...) by thier name .

  • @ErmiasGerezgiher-d5t
    @ErmiasGerezgiher-d5t 11 днів тому

    ንሕና ኤርትራውያን ኢና ተጋሩ አይኮናን ንምእራባውያን ንሰግድ

    • @AKa-n8p
      @AKa-n8p 11 днів тому

      ኤሪትራዋ ገዲፍካ ንየመን ወላ ዘይትከድ ጀላዕ