# 4ይ ክፋል ትምህርት በገና ብሓዉኹም ሳሙኤል ነዚ መደብ እንተ ፈቲኩሞ ሸር ብምግባር ደገፍኩም ንደሊ፡ኢና ቤቴሰብ ንምዃን ሳብስክራይብ ንግበር

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 січ 2025

КОМЕНТАРІ •

  • @ይቅርበለንጎይታ
    @ይቅርበለንጎይታ Місяць тому

    Betami des zebl sami hawey kalebietu yesmana❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yemanemengstab8404
    @yemanemengstab8404 2 дні тому

    Sami ajoka Qxalo 👍👍👍👍

  • @yonas_Mebrahtu
    @yonas_Mebrahtu День тому

    እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሕ ክቡር ሓው ❤️🥰👏👏

  • @awetgerie8902
    @awetgerie8902 День тому

    ሳሚ ሓወይ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሕ

  • @mathiewosraesuhaile4912
    @mathiewosraesuhaile4912 3 місяці тому

    ኣገልግሎትካ ይባርኽ እግዚኣብሔር። ከም ርእይቶ ግና እዛ ሒዝካያ ዘለኻ ክራር እምበር በገና ኣይትብሃልን'ያ። ክራር ትፍቀድ ምዃናን ዘይምዃናን ንጎድኒ ገዲፍና፡ በገና ስለዝበልንናያ ንበገና ክትትክእ ኣይትኽእልንያ። ከም ድፍረት ከምዘይቁጸረለይ ተስፋ እገብር።

    • @ዮዳሄመንፈሳዊቻነል
      @ዮዳሄመንፈሳዊቻነል  3 місяці тому +1

      መጀመርያ ክብረት ይሃበለይ ዝሓወይ
      ኖእ ብልክዕ ዪ ዘመናዊ ክራር ተባሂላ ትጻዋዕ እያ
      ዘመናዊ መበሊኣ ናታ መርደኣታ ኣለዋ ብልክዕ ውን ክራር ያ ትብሃል ብልምዲ በገና ተባሂላ ያ ትጽዋዕ )ምናልባት በገና ዝበልኩሉ ግና ትሕዝቶኣ ናይ በገና እንበር ናይ ክራር ስለ፡ዘይኮነት የ!!!
      ክራር ክብል፡እንከለኹ ምናልባት ምስ ናይ ዓለማዊ
      ክራር ብዘይ ርዲኢት ንኸይነተሓሕዞ የ !
      ትፍቀድ ኣይትፍቀድን ውን
      ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ክንምልከት ንኽእል ኢና
      ኣብ ናይ ኣማርኛ ባይብል (ት)ዳኒ (3)(5
      ኮሙኡ ውን ት)ዳ)3፣10/1ይቆሮ/14/7
      ንበገና ክትክእ ዝበልካኒ ግና ይቕሬታ ግበረለይ ንበገና ተኪኤ ወይ ውን ኣውጺኣ ኣይኮንኩን ተዛሪበ
      ክብረት ይሃበለይ

  • @MerhawitMerhawit-q9w
    @MerhawitMerhawit-q9w 4 місяці тому +1

    Amen (3) qale hiwet ysmaln nay agolglot zemenka ybark❤❤❤❤

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn 3 місяці тому

    ፀጉኡ የብዘሕልካ ክብር ፀጉኡየብዘሕልካክብርሓወና

  • @weredesolomon8956
    @weredesolomon8956 2 місяці тому

    Egziabher Xega yhabka ❤❤❤❤❤

  • @FiliEfrem
    @FiliEfrem 4 місяці тому

    Sami Hawey Amlak yebarika Ajoka Amlak Nay agolgulot zemenka ybharka

  • @DNHabtomGebrhiwot
    @DNHabtomGebrhiwot 3 місяці тому

    Wwww ብጣዓም ደስ ዝብል እይ መምህር ሳሙኤል ሓወይ ቀጽሎ እካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FilmonKehase
    @FilmonKehase 4 місяці тому

    ጸጋ ኢግዚኣብሄር የብዘሃልካ ሓወይ

  • @Yared-l9h
    @Yared-l9h 4 місяці тому

    ኦ ገለ ዓይነት ሳሚተይ ቀጽሎ እስከ ኣነስ ሕጂ እየ ሪኤዮ

  • @KisanetOkbamichael
    @KisanetOkbamichael 4 місяці тому

    Amen kale hiwet ysamlna egzabher amlke xagu ybzahlka kaxalo bjaka

  • @rutaghebremedhn6472
    @rutaghebremedhn6472 4 місяці тому +1

    Btami xubu qexlelna

  • @teklhamanotsolomun5778
    @teklhamanotsolomun5778 4 місяці тому

    Amin kale hiwet yesmalna kbr hawna egzabihir xgue ybzahalka

  • @RutaHaile-123
    @RutaHaile-123 4 місяці тому

    ❤ wawwwwww ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ቀጽሎ ኩቡር ሓወይ ብዙሑ ኢና ንመሃር ኣምላክ ይባርካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BereketHabtegergs
    @BereketHabtegergs 3 місяці тому

    ኩቡር ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕካ ቀጽሎ!!!
    ኣነ ንባዕለይ ኣብ ዩቲብ በገና ን ሻንብቆ ለሚደ ንጀመርቲ ኣዚዩ ጠቃሚ።

  • @YoditTeweldeGebrehiwot
    @YoditTeweldeGebrehiwot 4 місяці тому +1

    Enka bselam mexaka samieley

  • @Debrneanti
    @Debrneanti 4 місяці тому

    ቀጽሎ ሳሚ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ

  • @Takila1234
    @Takila1234 4 місяці тому

    ❤❤❤❤❤

  • @ዮዳሄመንፈሳዊቻነል
    @ዮዳሄመንፈሳዊቻነል  4 місяці тому +1

    ናይ ኣንባስል ሜጄር ርሕቐቱ ብጌጋ እዪ ይቕሬታ
    እዛ ሕጂ ዝጽሕፈልኩም ያ ትኽክል
    መጀመርያ /ሙሉእ ሙሉኡን ፈረቓን ሙሉእ ሙሉእ ሙሉኡን ፈረቓን
    C D F G A c

  • @ዛይድ-ቈ8ገ
    @ዛይድ-ቈ8ገ 4 місяці тому

    በገና ማለት ክራር ማለት ድየ

    • @ዮዳሄመንፈሳዊቻነል
      @ዮዳሄመንፈሳዊቻነል  3 місяці тому +1

      10 ኣውታር ዘለዎ በገና ይብሃል፡
      እዛ ንእሽቶ፡6 ክሪ ዘለዋ መዛሙራትና ነፍርየላ ክኣ ዘመናዊት ክራር ተባሂላ ትጽዋዕ
      ክብረት ይሃበለይ

  • @HabteBeraki
    @HabteBeraki 4 місяці тому

    kale hiwet yesmalna zehawey
    ኣነስ እተን ኣብ ዩቱብ ዝተማሓርክወን ሓደ ክልተ መዝሙር ጥራይ እየ ዝኽእል ዝኾነ መዝሙር ክሃርም ይፍትን እሞ ይኣብየኒ

    • @ዮዳሄመንፈሳዊቻነል
      @ዮዳሄመንፈሳዊቻነል  3 місяці тому

      ኩቡር ሓወይ
      ድምጺ ናይ ተን 5 ክሪ ከተለልየን ፈትን
      ኣቡኡ ኢኻ ትረኽቦ እቲ፡መዝሙር
      ኣጂኻ፡ኣምላኽ ይሓግዝካ ቀጻሊ ህረማ
      ብቐረባ ኣብ ጎንኻ ንዘለዉ፡ኣፍልጦ፡ንዘለዎም
      ካብ ምሕታት ዓዲ፡ኣይትውዓል
      ክብረት ይሃበለይ
      ኣብ ጸሎትካ ዘክሪ

  • @Firegirmay-px8xi
    @Firegirmay-px8xi 2 місяці тому

    በጃኻ ክቡር ሓወይ ሓግዘን ሓዳሽ ጀማርት እየ ዘይተቃነየ ክራር ኣሎን

  • @ArsiemaKesete
    @ArsiemaKesete 4 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ኤልያናጓልቅድስትኣርሴማyo

    ❤❤❤

  • @RobelRessom
    @RobelRessom Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MulughtaAmunael
    @MulughtaAmunael Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤