Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ጸጋ ጎይታና እየሱስ ክርስቶስን ፍቕሪ ኣምላኽን ሕብረት መንፈስ ቅዱስን ምሳኺ ይኹን ንግስቲ ሓፍትና
ኦ ጎይታ ምሕረትካ ኣይውዳእን እሞ ንሓፍትና ምሕረት ሃበልና።#HaHu
eriteran mezmuer tigrna
mezmuer
PlayTigrigna አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን
አሜን
በጣም ያሳዝናል፡ሰዎች ስንባል ግን እኮ ምን እንደሚያጋጥመን አናውቅም እቺ ቆንጆ ዘፋኝ ባበአንድ ግዜ እንደዚ ትሁን!!ኦ ፈጣሪ በጣም ያማል፡የኔ ቆንጆ ፈጣሪ ምህረቱን ይለግስልሽ ልሳንሽም ይክፈትልሽ እህቴ፡
Wawwwwww yene konjooo amore mlo
ክብሬ አገሬ ተዋህዶ እምነቴ ኣሜን ኣሜን ኣሜን yana eheta
I know....I love her so much .😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
ምሕረት ይኣዝዘልኪ ንግስቲ መዓረይ።
እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን ኣንቲ ዋዕሮ ትግራይ
ኣይዞኪ ንግስቲ ሓፍተይ መድሃኒአለም ምሳኪ ይኩን
asha asha Amen Amen Amen
ኣብየቱ ፈጣሪ ኹሉዓለም ንዓኻ ኩሉ ኣይሰኣነካን እሞ ምሕረት ኣውርደላ ንግስቲ ሓፍትና! ውይይይ ንግስቲ ተመስገን ኢልኪ እትዛረብሉ ግዘ ይሃብኪ ሓፍተይ!
ቴለቪዥን ትግራይ ብጣዕሚ እና እነመስግኘኩም ።ንግስት ሓዮሎም ሓፍትና እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ጥዕና ምስ ነዊሕ ዕድመን ንምነየልኪ
Alefu Alefu Amennnn
Amen Amen Amen
ንግስቲየ ከብደይ በሊዕኽኒ ሰብስ ክንደይ ግዘ ድዩ ዝፍጠር መዓረይ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን ፅርይተይ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኪ
ፈጣሪ መሓሪ እዩ ባዕሉ ምሕረት የዉርደልኪ ሓፍትና ካሊእ ደስ ዝብል ነገር ኩሉኩም ስነ ጥበበኛታት ብሓደ ኮይንኩም ብምሕላፍኩም በጣም ፅቡቅ እዩ
ንአምላኽ ኩሉ ይከአሎ አጆኺ ንግስትዬ ሓላልአብ ጎንኺ አለናጥዑም ድምፅኺ ዳግም ከምንሰምዖ ሙሉእ ተስፋ አለኒ!!!
አዊይ ብጢዕም እዩለሐዝን እግዚብህር ይምሒሪ
እ/ ር ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ናተይ
እግዛብሄር ምህረት ያውርድልሽ መአረዬ በጣም ነው የምወድሽ ጤናሽ ተመልሶ ባዲስ ስራሽ እንይሽ መልክሽ ሰራሽ ተወዳዳሪ የለውም
ሓዊኪ ክሪኢ በዓል ሙሉእ ተስፍ እየ ኣጆኪ ነጊሰይ ምስ ዳሓንኪካብ ዓለም ራሓቂ መዝሙር ለእግዚአብሔር ዘምሪ በቲ መዓር ድምፅኪ
እውነት እውነት እላቹሃለው ንግስቲዬን በዚህ መልኩ ባየኋት ሰዓት እንባዬ ከየት እንደመጣ ሳላውቀው በጣም ነው ያለቀስኩት። እግዚአብሔር ምህረቱን ይላክልሽ
እውነት ብጣዕሚ። እየ በክየ ተስሚዑኒ እግዚአብሔር ናብ ሙሉእ ጥዕናኪ ይመልስኪ
Amenn
እውነት ብጣእሚ እዪ ልበይ ቴሰሩ ንግስትዬ አምላክ ምህረት ይላክልሽ እመቤቴ ማርያም ምህረት ትላክልሽ ጥላከላ ትሁንሽ እውይ እኔ አልቅሼ አልወጣ አለኝ
@@hiwetslehsl4134 ane le aykalkuy uffffffffff ayfltey nyre anes
ኣምላክ ምሕረቱ የወርደልኪ ንግስተይ መዓረይ። እዋይ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
እግዛኣብሄር ምህረት የውርደልኪ ንግስቲ ሓየሎም ብሃቂ ከብደይ በሊዓትኒ
ምሕረት ይሃብኪ ዝሃፍተይ። ንግስቲ ሓየሎም ቆንጆ
ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ምሕረት የዉርደልኪ ሓፍተይ ማዓረይ
ንግስቲ ሓየሎም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ፍትው ትው እግዚኣቢሄር ምሕረት ያውርደልኪ ድሒንኪ ኣብ መድረኽ ወፂኺ ንክትደርፊ ያብቅዕኺ
ፈጣሪ መሊኡ ምሕረት ይሃብኪ ዝሓፍተይ አጆኺ ንመን ኢልዎ... ፀበል ድማ ተሓፀቢ እመቤቴ ማርያም ምሳኺ ትኹን ?
Amen Amen Amen ewe
በእውነት ንብዓተይ ምቑፅፃር ኣብዩኒ ንግስቲ ቛንቛ ትግርኛ እግዚአብሄር መሊኡ ይምሓረኪ
መድሃኒአለም ምሉእ መሕረት የውርደልኪ ማዓረይ💓💓💓💓💓💓💓
ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ሓፍተይ እመቤታችን ምሳኪ ትኩን
ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ
ዋዕሮ ትግራይና እግዝኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልኪ
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልኪ ዋዕሮ ትግራይ
ንግስት ሀፍትና አይኒ ትግራይእ/ርሙሉእ ብሙሉ ይምሀርኪ ሀፍትና
ሙሉእ ጥዕና ይፍጠረልኪ መዓረይ
Amlak mhrey yewrdelki Nigisti shikor❤️❤️❤️Thank you Tigray tv and all the musicians for making it a speciall day for Nigisti and happy Easter to all tegaru ahwatey!!☀️
Abrehet T 7
Abrehet T Amennn
አጁኩ ንግስቲ ሓዮሎም አብ ጎንክ አለና ህዝብ ትግራይ
Ngstey my Queen LOVE YOU sweety edmen tenan yhabki zyaday 👑👑👑💚💚💚💚💚🙏🙏🙏🙏from 🇪🇷
ምህረት የወርደልኪ ንግስቲ አብ ጎንኺ አለና
ማማ ንግስትዋይ ክብደይ በሊዕክኒ እደይ ማርያም ምሕረት ትስደደልኪ
ኣዶ ትግራይ ንግሰቲ ሓየሎም ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ኩሉ ኣይሰኣኖን ከም ናይ ቀደምኪ ምስ ሙሉእ ጥዕናኪ ክንሪአኪ ናይ ኩሉ ግዜ ፀሎተይ ዪ
ንግስቲየ ማሬ እግዚአብሔር ምህረቱን ያውርድልሽ
ምሕረት የወረደልኪ ዝሓፍተይ ማዕረይ
እግዛብሄር ይምሓርኪ ሓንቲ ዋዕሮ፡ ትግራይና
ኣሕ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ሽኮር።
እፍፍፍፍ ጌታ ምሕረቱ ይኣዝዝ ሓፍተይ ማዓረይ
ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ
Azoki zhaftey
ምሕረት የውርድ ኣምላኽ ንኽብርቲ ኣደና።
ንግስቲ ሓፍትና ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ
ናይ አምላክ አይሳአነይ እሞ ምሕረት የውርደልክ ንግስትዋይ
I really was crying 😢 May God be with here !
ንግስቲ ንግስቲ እያ ንኩሉጊዜ ናብ ጥዒናኪ ይመልስኪ ኣምላክ🙏🙏🙏🙏Nice to see wedi kokeb at the same time
አታ ጎይታ ምሕረት አውርደላ ንዛ ጅግና ሓፍትና አየኪ ንግስቲ ሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ
እፍፍፍፍፍ ንግስተይ ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕናኪ ይምለስኪ መዓረይ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ
ንግስቲ ሓፍትና እግዛብሄር ኣምላኽ ምሉእ ጥዕና የሃብኪ
ምሕረት የውርድ ሓፍተይ ማኣረይ
እንኳዕ ዝይሞትክይ ንግስትና ኣምላክ እይሳኣኖን መሊኡ ይምሓርክይ ኣሜን
mhret.yewrdelki
ድንግል ማርያም አንደበትኪ ትመልሰልኪ አደዋይ፡፡
ዓክ ኣምላክ ምሕረት የውርድ
እዋይ ንግስቲ ሓየሎምስ ከምዚ ኮይና ኣምላኽ ምሕረት የውርደላ
ንግስቲ ዋዕሮ አዶ ህዝቢ ትግራይ ምሕረት የውርደልኪ እግዚአብሔር
ንግስቲ ሓየሎም ሂወታ ሙሉእ ንህዝቢ ትግራይ ብኹሉ ዝካኣላ ዝገበረት ጅግና ኾምዙይ ምካና ብጣዕሚ ሓዚነ ልበይ ተጎዲኡ ዓለም ጨናዊ እንታይ ዋጋ ለዋ
በይዛኪ ደኣነ እግዚአብሄር ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልኺ 😢😢🙏🙏
ምሕረት የአዝዘልኪ ዘፈተይ ንግስቲ ሐይሎም
እጅኽ ንግስትይ እግዚአብሔር አምላክ ሚልእ ጥዕና ይሀብክ ከብረት ሓፍትና እጅኽ እግዚአብሔር አምላክ ይማሕርክ
I am eritrean i love ethiopian tighrina music she is agreat singir i hope to see you again to sing again oh my God give full healty to nigisti
ንግስት ምሕረት የውሪደልክ እግዚአብሔር ንወንቅሸት ቁዱስ ጋብሪኤል አባ የዮሐንስ ተስፋማሪያም ክዲ አዉኡ ክትማሐሪ እክ ንእገዛአብሔሪ ዚሳአኖ የለን ።
ፈጣሪ መሊኡ ምሕረት ይሃብኪ ዝሓፍተይ አጆኺ ንመን ኢልዎ... ፀበል ድማ ተሓፀቢ እመቤቴ ማርያም ምሳኺ ትኹን ?እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን ኣንቲ ዋዕሮ ትግራይ
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ፅብቅቲ ኣዴና..ፅርይቲ ትግራወይቲ...
ምሕረት የዉረደልኪ ንግስቲ ሽኮር😢😢 really i am so cray
ንግሰቲ ሓፋተይ ምሕርት የውረደልኪ ኣምላክ
ምሕረት የውርደልኪ ኣቲ ዋዕሮ ናብ ሙሉእ ጥዕናኪ ይምለስኪ
ምሕረት የውርደልኪ ኣዴና ንግስቲ
እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ
እኔ በጣም ከልቤ ነው ያዘንኩት ንግስትዬ አደይ እመቤቴ ማርያም ምህረቱን ተውርደልኪ ዲሂንክም ደሞ ንአምላኪ ተመስገንሉ ግዜ ይምፀአልኪ አይ አለም 😢😭😭😭😭😢😢😢😢
ምሕረት የውርደልኪ ንግስትና ለሚናት ሓፍተይ ድማ ኣጆኪኣሰራ ሓዚ ኣይትሕመቂ ኣጆኪ
ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ
Medhinalem kulu ykaleka eyu emo abti nbur hiweta mlesa mhret yewrdelki sigsti habtey ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
የኔ ቆንጆ ፈጣሪ ምህረቱን ይለግስልሽ ልሳንሽም ይክፈትልሽ!
ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕናኺ ይመልሰልኪ
ዓዚዘይ ምቁር ሓቅኻ ወደይ ንስኻ ደኣ ንግጥምን ዜማን ኣቦኣ ኢኻ ጠፊእካና ከኣ love You ዓዚዘይ።
ምሕረት የውርደልኪ ሓብተይ
እግዚአብሔር ይሓስባ ።
ንግስቲ ናይ ትግርኛ ሙዚቃ ንግስቲ😍😍😍😍😍😍ኣምላክ ሙሉእ ጥዒና ይሃበልና ናብ ሙሉእ ጥዒናኪ ይመልስኪ
Negisty Hayelom May God bless you
I love u u are the best singer i always listen your and your husband music when i was young and i wish u get better love so much
ንግሰተይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ😢😢😢❤
እግዚአብሔር ሆይ ሁሉም የምትችል አምላክ ምህረትክን ላክላት
ቴሌቪዥን ትግራይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምድላው እዩ ግን ኣነ ከም ኣድናቒት መጠን ዝብሎ እንተሃልዩ ድምፃዊት ንግስቲ ሓየሎም ናይ መጀመሪያ መስራቲት ደርፊ እተኾይና ካብ ምድናቕ ሓሊፉ ብኽብሪ ካብ ሕክምና ክትመፅእ ከላ ኣብ መዕረፊ ኣየር ኣብ ትግራይ ምስ በፀሐት ማለት እዩ.... ብኣፍራስ ወይ ብመካይን..... ዓጅብኹም "ካፓ" ኸዲንኩም ዘይመዓጀብኹማ እየ ዝብል ብናተይ ሓሳብ ንመዘከሪ ዝኣክል ማለት እዩ .... ሓደ ሓላፊ ብመኪና ተዓጅቡ ንቕበሎ ዘለና እኮ ንህዝቡ ስለ ዘገልግል እዩ ዝመስለኒ ንግስቲ ሓፍትናውን ካብ መጠን ንላዕሊ ብዙሓት ከየንቲ ኣፍሪያ እያሞ ካብ ሐዚ ሕሰብሉ..... ማለት ሐዚ ዝበለፀ ናይ ሓገዝ ኣስተዋፅኦ ክንገብር ኢና ትብሉ ነይርኩም ሐዝውን ሓደ ከይቀረየ ንንግስቲ ዝፈልጥ ኣብ ዓብይ ኣዳራሽ ክዓ ግበርዎ እቲ ሐዚ ዝረኧ ዘሎ ኣዳራሽ ኣይኮነን ብጣዕሚ ፀቢቡ እዩ ሓደራ ንግስቲ ንግሥቲ ክትመስል ኣለዋ "ለመስቀል ያልሆነ ቀሚስ ይቀጣጠስ" በሉ ይበሃልሞ....እቲ "ካፓ" ክድረበላ ከሎ ንባዕሉ እርግጠኛ እየ ከመይ ከምትሕጎስን ሕማማውን ከመይ ከምዝቕንጠጥ ኣየጠራጥርን ኦሞ ሓደራ ቴሌቪዥን ትግራይ እዛ መልእኽቲ ክተብፅሕዋ ብትሕትና ይላቦ.....ንኮሜንታተር ወሃብቲ ወገነይ ድማ ንምንባብ በዚሑ ከይ በልኩም እቲ ሓሳብ እትቅበልዎ እንተኮይንኹም like ን ሓሳብን ተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም ...ብዝተረፈ ንድምፃዊት ንግስቲ ሓፍትና ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕና ሂቡ ንምርኣይ የብቀዓና.....ኣሜን...
ye mariam lij negn yes amen amen amen Btkkl eki marr
እፍፍ ምቅርተይ
Nay bhaki eyu so Amen Amen Amen
በጣዕሚ ካብዝፎትያ ደራፊት ኹሉግዜ እየ ዝሰምኦ ደርፍታታ ኣብዚ ኸዚ ግዜኳ ብቻ ዕድመና ጥዕና የሓባ
እግዛኣብሄር ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከልኪ ንግስትዋይ
እግዚአብሔር ይማሕርክይ ማዕሪተይ ብጣዕሚ ይሕዝን ግን እግዚአብሔር አሉ።
እግዚኣብሄር ምሳነዉ ነገር የለም ኣይዞሽ
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ
ዋይ ማረይ ኩሉ ሓላፍ ብሓቂ ዘይምለስ ግዜ በር ዘይሓልፍስ ዘየለ ናዚ ርኢካ ህዚ ዘላቶ ክትርኢ ከለካስ ብጭንቀት ትዋሓጥ እህምም ጀግና ትግራወይቲ ናይና
ኮኮብ ትግራይ፡ ካብ ሉኡል ፈታሪ ሙሉእ ምህረት ይፍጠረልኪ፡ ተስፋ ንገቢር ዳግማይ ኣብ መድረክ ክንሪአኪ ስለ'ዚ ብጠኣሚ ኢና ንፈቲወኪ።
ንግስተይ አበይ ኾን ትሁልይ ኩሉ ግዜ እየ ዝሓስበኪ ምስቲ ዝተፈጠረ ኩነታት ኩሉ ግዜ ይጭነቅ በጃኹም ወርአ ዘለኩም ሓቡርኒ አብ ዘሎኽዮ ሰላም ይብዛሕ😭❤👏
ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ማሚተይ
ዓህ!የሕዝን ንግስቲ ሓየሎም ንግስቲ ናይ ''ጥበብ ንግስቲ''ምሕረት የውርደልኺ
ምሕርት የውርድልኪ ንግስተይ ምጭውቲ
😭😭
እግዝኣብሄር ምህረቱን ያውርድልሽ ♥
ኦኦኦኦ ኩቡር አምላከይ ምሕረት አውርደላ ንአድና ንግስቲ ሓዮሎም
ዋይ ዝሐፍተይ አምላኽ ምሕረት ይግበረልኺ
ፈጣሪ ምሕረትካ ቡዝሕ እዩ እሞ ምሕረት አውርደላ ብጣአሚ የሕዝን
She is the best Singer I like her voice very lovely God Bliss her hope she is doing Good
ንግስቲ. 👸 ጃግና ዋዕሮ ትግራዋቲ ፈጥሪ ኣቦና ምሕረት ይውረደልክ ሓወይክ ክሪእኪ ባህግይ እየ 🙏🙏🙏🥰🥰💔💔
ኣምላክ መሊኡ ይምሃርኪ ጽብቅተይ
ጸጋ ጎይታና እየሱስ ክርስቶስን ፍቕሪ ኣምላኽን ሕብረት መንፈስ ቅዱስን ምሳኺ ይኹን ንግስቲ ሓፍትና
ኦ ጎይታ ምሕረትካ ኣይውዳእን እሞ ንሓፍትና ምሕረት ሃበልና።
#HaHu
eriteran mezmuer tigrna
mezmuer
PlayTigrigna
አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን
አሜን
በጣም ያሳዝናል፡ሰዎች ስንባል ግን እኮ ምን እንደሚያጋጥመን አናውቅም እቺ ቆንጆ ዘፋኝ ባበአንድ ግዜ እንደዚ ትሁን!!ኦ ፈጣሪ በጣም ያማል፡የኔ ቆንጆ ፈጣሪ ምህረቱን ይለግስልሽ ልሳንሽም ይክፈትልሽ እህቴ፡
Wawwwwww yene konjooo amore mlo
ክብሬ አገሬ ተዋህዶ እምነቴ ኣሜን ኣሜን ኣሜን yana eheta
I know....I love her so much .😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
ምሕረት ይኣዝዘልኪ ንግስቲ መዓረይ።
እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን ኣንቲ ዋዕሮ ትግራይ
ኣይዞኪ ንግስቲ ሓፍተይ መድሃኒአለም ምሳኪ ይኩን
asha asha Amen Amen Amen
ኣብየቱ ፈጣሪ ኹሉዓለም ንዓኻ ኩሉ ኣይሰኣነካን እሞ ምሕረት ኣውርደላ ንግስቲ ሓፍትና! ውይይይ ንግስቲ ተመስገን ኢልኪ እትዛረብሉ ግዘ ይሃብኪ ሓፍተይ!
ቴለቪዥን ትግራይ ብጣዕሚ እና እነመስግኘኩም ።ንግስት ሓዮሎም ሓፍትና እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ጥዕና ምስ ነዊሕ ዕድመን ንምነየልኪ
Alefu Alefu Amennnn
Amen Amen Amen
ንግስቲየ ከብደይ በሊዕኽኒ ሰብስ ክንደይ ግዘ ድዩ ዝፍጠር መዓረይ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን ፅርይተይ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኪ
ፈጣሪ መሓሪ እዩ ባዕሉ ምሕረት የዉርደልኪ ሓፍትና
ካሊእ ደስ ዝብል ነገር ኩሉኩም ስነ ጥበበኛታት ብሓደ ኮይንኩም ብምሕላፍኩም በጣም ፅቡቅ እዩ
ንአምላኽ ኩሉ ይከአሎ አጆኺ ንግስትዬ ሓላል
አብ ጎንኺ አለና
ጥዑም ድምፅኺ ዳግም ከምንሰምዖ ሙሉእ ተስፋ አለኒ!!!
አዊይ ብጢዕም እዩለሐዝን እግዚብህር ይምሒሪ
እ/ ር ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ናተይ
እግዛብሄር ምህረት ያውርድልሽ መአረዬ በጣም ነው የምወድሽ ጤናሽ ተመልሶ ባዲስ ስራሽ እንይሽ መልክሽ ሰራሽ ተወዳዳሪ የለውም
ሓዊኪ ክሪኢ በዓል ሙሉእ ተስፍ እየ ኣጆኪ ነጊሰይ ምስ ዳሓንኪካብ ዓለም ራሓቂ መዝሙር ለእግዚአብሔር ዘምሪ በቲ መዓር ድምፅኪ
እውነት እውነት እላቹሃለው ንግስቲዬን በዚህ መልኩ ባየኋት ሰዓት እንባዬ ከየት እንደመጣ ሳላውቀው በጣም ነው ያለቀስኩት። እግዚአብሔር ምህረቱን ይላክልሽ
እውነት ብጣዕሚ። እየ በክየ ተስሚዑኒ እግዚአብሔር ናብ ሙሉእ ጥዕናኪ ይመልስኪ
Amenn
እውነት ብጣእሚ እዪ ልበይ ቴሰሩ ንግስትዬ አምላክ ምህረት ይላክልሽ እመቤቴ ማርያም ምህረት ትላክልሽ ጥላከላ ትሁንሽ እውይ እኔ አልቅሼ አልወጣ አለኝ
@@hiwetslehsl4134 ane le aykalkuy uffffffffff ayfltey nyre anes
ኣምላክ ምሕረቱ የወርደልኪ ንግስተይ መዓረይ። እዋይ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
እግዛኣብሄር ምህረት የውርደልኪ ንግስቲ ሓየሎም ብሃቂ ከብደይ በሊዓትኒ
ምሕረት ይሃብኪ ዝሃፍተይ። ንግስቲ ሓየሎም ቆንጆ
ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ምሕረት የዉርደልኪ ሓፍተይ ማዓረይ
ንግስቲ ሓየሎም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ፍትው ትው እግዚኣቢሄር ምሕረት ያውርደልኪ ድሒንኪ ኣብ መድረኽ ወፂኺ ንክትደርፊ ያብቅዕኺ
ፈጣሪ መሊኡ ምሕረት ይሃብኪ ዝሓፍተይ አጆኺ ንመን ኢልዎ...
ፀበል ድማ ተሓፀቢ እመቤቴ ማርያም ምሳኺ ትኹን ?
Amen Amen Amen ewe
በእውነት ንብዓተይ ምቑፅፃር ኣብዩኒ ንግስቲ ቛንቛ ትግርኛ እግዚአብሄር መሊኡ ይምሓረኪ
መድሃኒአለም ምሉእ መሕረት የውርደልኪ ማዓረይ💓💓💓💓💓💓💓
ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ሓፍተይ እመቤታችን ምሳኪ ትኩን
ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ
ዋዕሮ ትግራይና እግዝኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልኪ
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልኪ ዋዕሮ ትግራይ
ንግስት ሀፍትና አይኒ ትግራይእ/ርሙሉእ ብሙሉ ይምሀርኪ ሀፍትና
ሙሉእ ጥዕና ይፍጠረልኪ መዓረይ
Amlak mhrey yewrdelki Nigisti shikor❤️❤️❤️Thank you Tigray tv and all the musicians for making it a speciall day for Nigisti and happy Easter to all tegaru ahwatey!!☀️
Abrehet T 7
Abrehet T Amennn
አጁኩ ንግስቲ ሓዮሎም አብ ጎንክ አለና ህዝብ ትግራይ
Ngstey my Queen LOVE YOU sweety edmen tenan yhabki zyaday 👑👑👑💚💚💚💚💚🙏🙏🙏🙏from 🇪🇷
ምህረት የወርደልኪ ንግስቲ አብ ጎንኺ አለና
ማማ ንግስትዋይ ክብደይ በሊዕክኒ እደይ ማርያም ምሕረት ትስደደልኪ
ኣዶ ትግራይ ንግሰቲ ሓየሎም ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ኩሉ ኣይሰኣኖን ከም ናይ ቀደምኪ ምስ ሙሉእ ጥዕናኪ ክንሪአኪ ናይ ኩሉ ግዜ ፀሎተይ ዪ
ንግስቲየ ማሬ እግዚአብሔር ምህረቱን ያውርድልሽ
ምሕረት የወረደልኪ ዝሓፍተይ ማዕረይ
እግዛብሄር ይምሓርኪ ሓንቲ ዋዕሮ፡ ትግራይና
ኣሕ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ሽኮር።
እፍፍፍፍ ጌታ ምሕረቱ ይኣዝዝ ሓፍተይ ማዓረይ
ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ
Azoki zhaftey
ምሕረት የውርድ ኣምላኽ ንኽብርቲ ኣደና።
ንግስቲ ሓፍትና ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ
ናይ አምላክ አይሳአነይ እሞ ምሕረት የውርደልክ ንግስትዋይ
I really was crying 😢 May God be with here !
ንግስቲ ንግስቲ እያ ንኩሉጊዜ ናብ ጥዒናኪ ይመልስኪ ኣምላክ🙏🙏🙏🙏Nice to see wedi kokeb at the same time
አታ ጎይታ ምሕረት አውርደላ ንዛ ጅግና ሓፍትና አየኪ ንግስቲ ሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ
እፍፍፍፍፍ ንግስተይ ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕናኪ ይምለስኪ መዓረይ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ
ንግስቲ ሓፍትና እግዛብሄር ኣምላኽ ምሉእ ጥዕና የሃብኪ
ምሕረት የውርድ ሓፍተይ ማኣረይ
እንኳዕ ዝይሞትክይ ንግስትና ኣምላክ እይሳኣኖን መሊኡ ይምሓርክይ ኣሜን
mhret.yewrdelki
ድንግል ማርያም አንደበትኪ ትመልሰልኪ አደዋይ፡፡
ዓክ ኣምላክ ምሕረት የውርድ
እዋይ ንግስቲ ሓየሎምስ ከምዚ ኮይና ኣምላኽ ምሕረት የውርደላ
ንግስቲ ዋዕሮ አዶ ህዝቢ ትግራይ ምሕረት የውርደልኪ እግዚአብሔር
ንግስቲ ሓየሎም ሂወታ ሙሉእ ንህዝቢ ትግራይ ብኹሉ ዝካኣላ ዝገበረት ጅግና ኾምዙይ ምካና ብጣዕሚ ሓዚነ ልበይ ተጎዲኡ ዓለም ጨናዊ እንታይ ዋጋ ለዋ
በይዛኪ ደኣነ እግዚአብሄር ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልኺ 😢😢🙏🙏
ምሕረት የአዝዘልኪ ዘፈተይ ንግስቲ ሐይሎም
እጅኽ ንግስትይ እግዚአብሔር አምላክ ሚልእ ጥዕና ይሀብክ ከብረት ሓፍትና እጅኽ እግዚአብሔር አምላክ ይማሕርክ
I am eritrean i love ethiopian tighrina music she is agreat singir i hope to see you again to sing again oh my God give full healty to nigisti
ንግስት ምሕረት የውሪደልክ እግዚአብሔር
ንወንቅሸት ቁዱስ ጋብሪኤል አባ የዮሐንስ ተስፋማሪያም ክዲ አዉኡ ክትማሐሪ እክ ንእገዛአብሔሪ ዚሳአኖ የለን ።
ፈጣሪ መሊኡ ምሕረት ይሃብኪ ዝሓፍተይ አጆኺ ንመን ኢልዎ...
ፀበል ድማ ተሓፀቢ እመቤቴ ማርያም ምሳኺ ትኹን ?እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን ኣንቲ ዋዕሮ ትግራይ
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ፅብቅቲ ኣዴና..ፅርይቲ ትግራወይቲ...
ምሕረት የዉረደልኪ ንግስቲ ሽኮር😢😢 really i am so cray
ንግሰቲ ሓፋተይ ምሕርት የውረደልኪ ኣምላክ
ምሕረት የውርደልኪ ኣቲ ዋዕሮ ናብ ሙሉእ ጥዕናኪ ይምለስኪ
ምሕረት የውርደልኪ ኣዴና ንግስቲ
እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ
እኔ በጣም ከልቤ ነው ያዘንኩት ንግስትዬ አደይ እመቤቴ ማርያም ምህረቱን ተውርደልኪ ዲሂንክም ደሞ ንአምላኪ ተመስገንሉ ግዜ ይምፀአልኪ አይ አለም 😢😭😭😭😭😢😢😢😢
ምሕረት የውርደልኪ ንግስትና
ለሚናት ሓፍተይ ድማ ኣጆኪ
ኣሰራ ሓዚ ኣይትሕመቂ ኣጆኪ
ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ
Medhinalem kulu ykaleka eyu emo abti nbur hiweta mlesa mhret yewrdelki sigsti habtey ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
የኔ ቆንጆ ፈጣሪ ምህረቱን ይለግስልሽ ልሳንሽም ይክፈትልሽ!
ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕናኺ ይመልሰልኪ
ዓዚዘይ ምቁር ሓቅኻ ወደይ ንስኻ ደኣ ንግጥምን ዜማን ኣቦኣ ኢኻ ጠፊእካና ከኣ love You ዓዚዘይ።
ምሕረት የውርደልኪ ሓብተይ
እግዚአብሔር ይሓስባ ።
ንግስቲ ናይ ትግርኛ ሙዚቃ ንግስቲ😍😍😍😍😍😍ኣምላክ ሙሉእ ጥዒና ይሃበልና ናብ ሙሉእ ጥዒናኪ ይመልስኪ
Negisty Hayelom May God bless you
I love u u are the best singer i always listen your and your husband music when i was young and i wish u get better love so much
ንግሰተይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ😢😢😢❤
እግዚአብሔር ሆይ ሁሉም የምትችል አምላክ ምህረትክን ላክላት
ቴሌቪዥን ትግራይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምድላው እዩ ግን ኣነ ከም ኣድናቒት መጠን ዝብሎ እንተሃልዩ ድምፃዊት ንግስቲ ሓየሎም ናይ መጀመሪያ መስራቲት ደርፊ እተኾይና ካብ ምድናቕ ሓሊፉ ብኽብሪ ካብ ሕክምና ክትመፅእ ከላ ኣብ መዕረፊ ኣየር ኣብ ትግራይ ምስ በፀሐት ማለት እዩ.... ብኣፍራስ ወይ ብመካይን..... ዓጅብኹም "ካፓ" ኸዲንኩም ዘይመዓጀብኹማ እየ ዝብል ብናተይ ሓሳብ ንመዘከሪ ዝኣክል ማለት እዩ ....
ሓደ ሓላፊ ብመኪና ተዓጅቡ ንቕበሎ ዘለና እኮ ንህዝቡ ስለ ዘገልግል እዩ ዝመስለኒ ንግስቲ ሓፍትናውን ካብ መጠን ንላዕሊ ብዙሓት ከየንቲ ኣፍሪያ እያሞ ካብ ሐዚ ሕሰብሉ.....
ማለት ሐዚ ዝበለፀ ናይ ሓገዝ ኣስተዋፅኦ ክንገብር ኢና ትብሉ ነይርኩም ሐዝውን ሓደ ከይቀረየ ንንግስቲ ዝፈልጥ ኣብ ዓብይ ኣዳራሽ ክዓ ግበርዎ እቲ ሐዚ ዝረኧ ዘሎ ኣዳራሽ ኣይኮነን ብጣዕሚ ፀቢቡ እዩ ሓደራ ንግስቲ ንግሥቲ ክትመስል ኣለዋ "ለመስቀል ያልሆነ ቀሚስ ይቀጣጠስ" በሉ ይበሃልሞ....
እቲ "ካፓ" ክድረበላ ከሎ ንባዕሉ እርግጠኛ እየ ከመይ ከምትሕጎስን ሕማማውን ከመይ ከምዝቕንጠጥ ኣየጠራጥርን ኦሞ ሓደራ ቴሌቪዥን ትግራይ እዛ መልእኽቲ ክተብፅሕዋ ብትሕትና ይላቦ.....ንኮሜንታተር ወሃብቲ ወገነይ ድማ ንምንባብ በዚሑ ከይ በልኩም እቲ ሓሳብ እትቅበልዎ እንተኮይንኹም like ን ሓሳብን ተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም ..
.ብዝተረፈ ንድምፃዊት ንግስቲ ሓፍትና ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕና ሂቡ ንምርኣይ የብቀዓና.....
ኣሜን...
ye mariam lij negn yes amen amen amen Btkkl eki marr
እፍፍ ምቅርተይ
Nay bhaki eyu so Amen Amen Amen
በጣዕሚ ካብዝፎትያ ደራፊት ኹሉግዜ እየ ዝሰምኦ ደርፍታታ ኣብዚ ኸዚ ግዜኳ ብቻ ዕድመና ጥዕና የሓባ
እግዛኣብሄር ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከልኪ ንግስትዋይ
እግዚአብሔር ይማሕርክይ ማዕሪተይ ብጣዕሚ ይሕዝን ግን እግዚአብሔር አሉ።
እግዚኣብሄር ምሳነዉ ነገር የለም ኣይዞሽ
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ
ዋይ ማረይ ኩሉ ሓላፍ ብሓቂ ዘይምለስ ግዜ በር ዘይሓልፍስ ዘየለ ናዚ ርኢካ ህዚ ዘላቶ ክትርኢ ከለካስ ብጭንቀት ትዋሓጥ እህምም ጀግና ትግራወይቲ ናይና
ኮኮብ ትግራይ፡ ካብ ሉኡል ፈታሪ ሙሉእ ምህረት ይፍጠረልኪ፡ ተስፋ ንገቢር ዳግማይ ኣብ መድረክ ክንሪአኪ ስለ'ዚ ብጠኣሚ ኢና ንፈቲወኪ።
ንግስተይ አበይ ኾን ትሁልይ ኩሉ ግዜ እየ ዝሓስበኪ ምስቲ ዝተፈጠረ ኩነታት ኩሉ ግዜ ይጭነቅ በጃኹም ወርአ ዘለኩም ሓቡርኒ አብ ዘሎኽዮ ሰላም ይብዛሕ😭❤👏
ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ማሚተይ
ዓህ!የሕዝን ንግስቲ ሓየሎም ንግስቲ ናይ ''ጥበብ ንግስቲ''
ምሕረት የውርደልኺ