ቁርዓን ብዛዕባ ቅትለት እንታይ ይብል? ( ነዛ ቅድስትን ክብርትን ዝኾነት ሃይማኖትና ንምጽናዕ መስዋእትነት ብምኽፋል ክሳዕ መፈጸምታ ንከታተላ።)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 14 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 774

  • @tesfitasmelash5702
    @tesfitasmelash5702 2 роки тому +2

    ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኻ የብዝሓዮ እግዚኣብሄር መምህርናን ሓውናን ስላጣን ስልጡን

  • @sns.9718
    @sns.9718 3 роки тому +3

    መግለፂ የብለይን መምህረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ሕልናቲዩብ
    @ሕልናቲዩብ 2 роки тому +2

    ሰላም አምላክ ምስ ኩላትና ይኩን እንኳዕ ብድሓን መፃእኻ ሱልጣን ሳወይ በእውነት ደስ ዝብል ትምህርት ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋ በረከቱ ያብዝሐልካ ዕድሜን ጥዕናን ይሀበልና ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልኻ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @starksa1089
    @starksa1089 Рік тому +3

    ቃል ሂወት የስመዐና ስልጣን ከሰተ ፀግኡ የብዘሐልካ ኣዶ ኣምላክ ትሓሊካ

  • @sarahsaa887
    @sarahsaa887 3 роки тому +3

    ብሓቂ መግለፂ የብለይን አነ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
    ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ፈጣሪ እዋይ እኒአካ ጉዱ ቅተሉ ይብል መፅሓፎም ይቀትልለዉ ከሞ
    ተመስገን አምላኬ ተዋህዶ ብምካነይ ክብርን ምስጋናን ንመድሃኒአለም ይኩን አሜን፫

  • @አብየጋልትግራይ
    @አብየጋልትግራይ 3 роки тому +3

    ቃል ሂወት የስመዓና ክብር ሓዉና ተዋሃድ እርተድኩሰ ንዘላአለም ትንር

  • @tvfreedomofspeech9358
    @tvfreedomofspeech9358 4 роки тому +272

    ኢየሱስ ክርስቶስ ሓደ በይኑ
    ዘላኣለማዊ ኣምላክ ንሱ ጥራይ እዩ
    ድንግል ማርያም ንሳ በይና እያ ድንግል
    ኣደ ኣምላክ ርህርህቲ ንጽህቲ ቅድስቲ
    Orthedox ተዋህዶ እያ እታ ቅንዕቲ ጥንታዊት እምነት ቃል ሂወት ይስምዓልና ስልጡን ሓወይ ኣጆካ በርትዕ ኣቃላሓዮ እቲ ጉዶም

    • @godslove111
      @godslove111 4 роки тому +5

      Kiflom tesfalem betekrstiyana yesus aytbln eya eyesus Dea bel ✅✅✅

    • @pawloskibrab2482
      @pawloskibrab2482 4 роки тому +4

      ብመጀምርታ ሰላም እግዝኣቢሄር ምስ ኩልና ይኩን ብምቕጻል ኢየሱስ ክርስቶስ እምበር የሱስ ክርስቶስ ዝብሃል ኣምላክ የለን

    • @tsegayhaiysh9086
      @tsegayhaiysh9086 4 роки тому +9

      @@pawloskibrab2482 ዳሓን ኣሕዋት ኣነ ከም ዝረደኣኒ ካብ ኣራዳዳኣ ዩ እንበር ካልእ ኣይመስለንን እታ ፑሮፋይሉ ስ ትምስክረሉ ትመስል ክንደይ ዱኹማት ከምዚ ከማይ ኣለው እሞ ቀስ ብቀስ ዳኣ ንራዳዳእን ንታኣራረምን ኣምላክ ሰላም ፍቅሪ ኡሃበና ቡሩኻተይ & ዝተቀደስን ዝተባረኻን ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና

    • @tvfreedomofspeech9358
      @tvfreedomofspeech9358 4 роки тому +13

      @@tsegayhaiysh9086 ይቅርታ ይሕዋተይ ኢየሱስ ክርስቶስ ንምባል ኢየ ካብ ድክመተይ እዩ ብጣዕሚ የመስግነኩም ።

    • @godslove111
      @godslove111 4 роки тому +2

      @teklit yemane ሪኢኻያ ዶ ቅድም የሱስ ኢያ ነይኣ ሕጂ ግን የዒርይዋ ኣሎ ኣብ ኡ ጺሒፉ ኣሎ ይቅርታ ግን ካሊእ ከይመስልካ ኢየሱስ ኢየ ዘምልኽ

  • @zemedateka1919
    @zemedateka1919 3 роки тому +2

    ቃለ ሰናይ ክቡር ሓውና አነስ ናትካ ስብከት ከመይ ድየ ዝናፍቆ ስልጣን ሓወይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ንአና ከአ ዝተም ሃርናዮ አብ ፅላት ልብና የሕድሮ ቅዱስ እግዚአብሔር

  • @ስኒትጓልተዋህዶ
    @ስኒትጓልተዋህዶ 3 роки тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣነይ ኩቡር መምህረይ 🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏

  • @ተመስገንኣምላክ-ጰ2ኈ
    @ተመስገንኣምላክ-ጰ2ኈ 2 роки тому +3

    ብሓቂ ተባዕ ኃሳ ክርስቶስ ኢካ ቃል ሂይወት የስምዓልና ክብር ሓወይ 💘💘

  • @ተመስገንመድሃኒኣለም

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውናን መምህርናን
    እግዛብሄር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዛብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏⛪⛪⛪🕊

  • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ

    ከምዚ ከማኻ ናሓቀኛ ምስሊ መጽሓፍ ቁዱስን ንሓቀኛ ምስክርነትን ዝምስኩሩ ይብዙሑልና ስልጣን ሓወይ ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሜን (3)
    ካብቲ ቃላተይ ንላዕሊ ኣመስጊነ ኣይጸግበካን እየ።

    • @jesuschannel1
      @jesuschannel1 3 роки тому

      ua-cam.com/video/GuVpCcGU6GE/v-deo.html ቑርኣን ብዛዕባ ስክለት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ኩሩስቶ አንታይ ከም ዝበል ተርኢ ቪዲዮ ኢያ።

  • @eriboy8086
    @eriboy8086 4 роки тому +19

    ናይ ብሓቂ መግለጺ የብለይን ዲያቆን ስልጣን ሓወይ ደጊመ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @eritreaforever.3024
    @eritreaforever.3024 4 роки тому +2

    ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ የብዝሃዪ ጎይታ መምህር ሃውና

  • @LundkhwarLundkhwar-zl3hz
    @LundkhwarLundkhwar-zl3hz 4 роки тому +114

    አሰይ አታ ጅግና ወድታ ቅንዕቲ ሃይማኖት መምህርና ሰልጣን ከሰተ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ብመንፈስ ብጣዕሚ ኢካ ተቅንእ ስልጣን ሓወይ ብእውነት እግዚአብሔር አምላክ ወሲኩ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀልካ ኦርቶዶክስ ሃይማኖትና ንዘልአለም ትንበር ኦርቶ ማለት ቅኑዕ(ቅንዕቲ) ማለት እዩ። ዶክስ ማለት ድማ እምነት ማለት እዩ ሰለዚ ተመስገንካ ጎይታይ አብታ ቅንዕቲ ቅድስቲ ሃይማኖት ዝፈጠርካኒ አጆካ ስልጣን ሓወይ ቀሪ ዘመንካ እግዚአብሔር ይባርከልና ⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️

    • @ድንግልማርያምዋሕሰይ
      @ድንግልማርያምዋሕሰይ 2 роки тому

      እሰይ ቅድመኻ ድኣነ ጅግና ወዲታ ቁንዕቲ ሃይማኖት መምህር ስልጣን ከሰተ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ ያብዘሐልኻ ዎዱኖዋ እግዛብሔር ኣምላክ ዎሱኹ ምስጥር ጥበቡ ይኽፈተልኻ አሜን አሜን አሜን

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 роки тому +153

    ክብሪ ይኹን ንስላሴ (2)
    ይኽበር ይመስገን ኣምላኬ ሙሴ (2)
    *ኦርቶዶክስ ተዋህዶ* እታ እንኮን ሓንቲ መገዲ ሓቂ'ያ ሞ እግዚኣብሄር ኣብ እምነትና የጽንዓና ነቶም ኣብ መገዲ ጸጋም ዘለዉ ድማ እግዚኣብሄር ጽላሉ የንብረሎም 🙏

  • @tsdatheshehashe9344
    @tsdatheshehashe9344 4 роки тому +2

    እግዛቤሄር ምሳካ ይኩን ኣምላክ ብፅላሉ የንብርካ

  • @aliisaed7684
    @aliisaed7684 3 роки тому +2

    ቃለ ሂወት የስመዐና ተባረክ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @thewayofjustice9466
    @thewayofjustice9466 4 роки тому +19

    በረከተ ጳውሎስ ይሕደር ላዕሌከ ኡሁየ ስልጣን ተፈሣሕኩ ዮም ከመ ሰማዕኩ ትምህርተከ ፡ ጥባዕ ወጽናዕ በሃይማኖትከ ቅድስት።

  • @biniyonas1735
    @biniyonas1735 4 роки тому +15

    ኣሰይ ስልጣን ሓውናን መምህርናን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብታ ዘይትሃልፍ መንግስቱ የትካ ባምደ ወርቁ ይጽሃፈልካ ሰለ ቃላቱ ክብርን ምስጋናን ነቲ ልዕል ባሕሪ ዝኮነ ኣምላክናን መድሓኒናን ይኩኖ። ንዓይ ንሓጥያተና ሕውካ ኣብ ጾሎትካ ዘክረኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።ብጣዕሚ ሰፊሕ ትምህርቲ ዝሃብካና ነመስግነካ

  • @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ

    *ተዋህዶ ኦርቶዶኩስ መሆን መርጠን ሳይሆን ተመርጠን ነዉ ምስጋናን ይኩኖ ንሉኡል ሓያል ዝኮነ እግዚአብሔር አምላክና*
    *ክቡር ሓዉና ስልጣን ቃል ህይወት ይሰምዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ፡ እመቤቴ፡ ሕቁፍ ፡ድግፍ አቢላ ኣብ ፅላላ ተንብርካ ካብዚ ንላዕሊ ምሽጡሩን ጥበብን ይግለፀልካ፡ንዓናዉን መስተዉዐሊ ልቢ ይዓድለና አሜን(፫)*

  • @ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ
    @ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ 4 роки тому +18

    ከማካ የብዝሕ ክብር ሓውናን መምህርና ❤
    ቃለ ህይወት የስመዓልና ብሓቂ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @smirahabd4371
    @smirahabd4371 3 роки тому +2

    ብሓቂ ብሓቂ ቃልሂዉት የስመዐልና ክብር ድያቆን ሓዉን

  • @ድግልማርያምኣደይ
    @ድግልማርያምኣደይ 2 роки тому +2

    ብሓቂ እግዚብሔር ይባርካ ናይ መናፍቅ ሞዶሻ ኢካ ቃፅለሉ አይዘካ ተባረክ

  • @ትግራይዓደይቅድስቲመሬት

    ተባዕ መንእሰይ ፍልጠትካ ስብከትካ ክጥዕም ተባረኽ ቡሩኸይ ትምህርትኻ ኩሉ ግዜ ኣይፈለየና ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ

    ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣቡዝሑ ፅጋ ይሃብካ ብሓቂ ብሃንቀውታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ት/ቲ እያ በርትዕ

  • @ድንግልሆይኣትለይኝ
    @ድንግልሆይኣትለይኝ 4 роки тому +3

    ቃል ሂወት የስምዓልና መ/ር ሰልጣን ሓዉና እግዛብሄር ኣምላኽ ጸጉኡን መፈስ ቅዱሱን የብዛሓልኩም ።

  • @በኣምሣለመኑናሥተማስለኪድ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ስልጣ ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ክብሪ ምስጋና ይብጽሓዮ ኣባኩም ሓዲሩ ቅኑዕ ትምህርቲ የመሓላክፈልና ኣሎ ንዓና ኣብታ ቅድስትን ቅንዕትን ጽንዕትን ሃይማኖትና የጽንዓና።
    ንዓኣቶም ድማ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓይነ ልቦንኦም ይክፈተሎም

  • @senaitsenaitabadi4258
    @senaitsenaitabadi4258 2 роки тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓዉና እግዛብሄር ኣምላኽ ፀግኡ የብዘሐልኻ🙏💒

  • @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ

    ዋውውውው ኣሰይ አታ ተባዕ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ ኣምላኽ ኣቦይ ወስኹ ጥበብ ያሃብኻ ተመስገን ኣምላኽይ ኣብዛ ቅንዕትን ተዋህዶ ሃይማኖት ቤተክርስቲያን ዘተወለድኹ ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ስልጣን ሓወይ ዶሞዝኻ በእግዚአብሔር ሪኸቦ አሜን አሜን አሜን ወስብሐት ልእግዚአብሔር ወለ ወላድት ድንግል ወለ መስቀሉ ክብር አሜን አሜን አሜን 👏👏👏👏👏👏👏

    • @euffrirt4982
      @euffrirt4982 4 роки тому +2

      ብሓቃ ብሓቃ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓወና ተባዕ ጅግና ዕድሜና ጥዕናን ይሃብኩ ፈጣሪ

    • @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ
      @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ 4 роки тому +1

      @@euffrirt4982 አሜን አሜን አሜን ብሩኸይ 👏👏👏👏👏👏

  • @ye-q-yiorgis23-lij
    @ye-q-yiorgis23-lij 4 роки тому +9

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ያስመዓልና ቁቡር ስልጣን ኃወይ። እግዛብሔር ፀጋኡ ይብሓልካ

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ

    ቃለ ህይወትየስመዐልና ክቡር ሓውና ሰልጣን ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣብ ቤቱ የፅንዕካ አሜን

  • @michaelisaacbisrat6928
    @michaelisaacbisrat6928 4 роки тому +13

    ድያቖን ሓወይ እግዝኣብሔር ጸጉኡ የብዘሓልካ፡ ናይ ብሓቂ ከማካ ዝበለ ዝምስክር እዩ ዝድልየና ዘሎ፡ ጻዕዳ መገዲ ይምነየልካ።

  • @teklithagos5481
    @teklithagos5481 3 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ዘስመዐልና ዲያቆን ሐውና እግዚአብሔር በረከቱን ፀጋኡን የብዘሐልካ

  • @እግዚአብሔርጋሳይየይዩ

    ቃል ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ 🙏💒🙏💒🙏💒✝️💕✝️💕✝️💕🌺🌺🌺

  • @johnberket4058
    @johnberket4058 4 роки тому +11

    ናይ ባሓቂ ድያቁን ሓወይ ቃል ሂወት የስማዓልና ኣረዳኣዮም ቁኑዕ እመነት ምካኑ ክፈልጡ ኣለዎም ኣእግዛቢሂር ጸጉኡ የብዛሓልካ

  • @flflgaltigray1746
    @flflgaltigray1746 2 роки тому +2

    ቃለ ሂወት የስመዐና ልኡል እግዚኣብሄር ኣምላክና ክብሪ ምስጋና ይኩን 🤲🤲🤲🤲

  • @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ስለቲ ኣስፊሕካ ዝገለጽካልና ንይሕዋትና መስሊም ከኣ ዓይነልበነኦም ይክፈተሎም።

  • @ኩሉ.ወዮኩሉወዮ
    @ኩሉ.ወዮኩሉወዮ 4 роки тому +19

    ቃል ህይወት ይስመዕልና ኩቡር ሓውናእግዚአብሔር ኣቡዙሑ ፅጋ ይሃብካ በእውነት ብሃንቀውታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ትምህርት እያ

  • @חוריטוולדה
    @חוריטוולדה 4 роки тому +127

    መጽሓፎም ቅተል ይብሎም ንሶም ውን ይቐትሉ ኣሎው ተወዲኣ ናትና ግን ኣይኮነን ቅተል ኣይትጽረፍ ሲ ብውሽጥኻ ከማን ንሰባት ኣይትሕመ ኣይትጽልእ ዩ ዝብል
    ክብሪ ንጎይታናን መድሓኒናን ኢዮሱስ ኩሩስቶስ ይኹን

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 4 роки тому +18

    አግዚኣቢሄር ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ!!!!
    ወ፡ዮው(16፡ 2-3) ኤረ ዝቀተለኩም ዘበለ ስ ንኣምላክ ኣገልግሎት የቅርበሉ ከም ዘሎ ዝመስሎ ግዜ ክትመጽአ አያ። ነቦይን ንኣይን ስለ ዘይፈለቱና አዚ ክገብርኩም አዮም።

  • @ጽዮንአክሱም
    @ጽዮንአክሱም 3 роки тому +2

    በርትዕ እግዚአብሔር አምላክ ጸገኡ የብዝሐልካ !

  • @senyetreaesom9265
    @senyetreaesom9265 2 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰማዓልና ክቡር ሓውና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏💒💒💒🌹🌹🌹♥️♥️♥️🙏🙏🙏🤲🤲🤲😘😘😘🍓🍓🍓

  • @samhalmy4240
    @samhalmy4240 3 роки тому +2

    ብሓቂ ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት የስመዕልና🙏🙏🙏

  • @rchiwizhabeshawit1752
    @rchiwizhabeshawit1752 4 роки тому +18

    ቃል ሂዎት የስመዐልና
    ስሉጣን ሓዉና ምስጋናና ወሱን ኣይኮነን በርትዕ

  • @mobaeleake116
    @mobaeleake116 4 роки тому +17

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ንዓና ድማ ዘስትውዕል እዝነ ልቦና ክህበና ናይ እግዚኣብሄር ስናይ ፈቓዱ ይኹን ዝሓወይ። ንስኻ ብጣዕሚ ንፍዕ ሰብ ኢኻ እሞ ቅጽሎ ።

  • @fevengbre4783
    @fevengbre4783 4 роки тому +8

    ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @bereketkidane1462
    @bereketkidane1462 4 роки тому +12

    ትባዕ ጸናዕ ክርስቲያን። ንክርሰቶስ ንጠምት ንሃዋርያት አቦታትና ንጠምት።
    እዝጋብሄር ይሓልወና ወላዲተ አምላክ እመ ብርሃን ትሓልወና።

  • @ሓፍቲወይናይብልኹምፆውዑኒ

    ኹቡር ሓውና ብጣዕሚ የና ናመስግን ቃለ ሂወት ያስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ካዚ ድዓቢይ ምስጥረ ጥበቡ ይኺፈተልኻ 🙏🙏🙏

    • @fyeriteame3171
      @fyeriteame3171 4 роки тому +2

      Kubru hawna qal hiwet yesmeolna nay agulguletka ybarkelkan yqedselka🙏🙏🙏

  • @diaconteame5324
    @diaconteame5324 4 роки тому +13

    ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልካ ኩላትና ከኣ ኣብ ጸሎት ንዘክሮ ደቂ ተዋህዶ ጸሎት እመብርሃን ኣይፈለካ።

  • @mayorzeweldi4044
    @mayorzeweldi4044 4 роки тому +13

    ብጥዓሚ ደስ ዘብል ስብከት ሓውና መጽሓፍ ቁዱስና ብምሳለ ግእዝ ጌሩ ከመ ዝነግረና ደጊምኻ ኣረድኣዮም ዝሓወይ ።

  • @abosaud3659
    @abosaud3659 4 роки тому +5

    ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት ይስመዓልና ኩቡር ሓውና ስልጣን ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ አምላክ አስራኤል ንዘልኣለም ብዓድመ ብጸጋ አብ ቤቱ የንብርካ የጽንዓካ 🤲🤲🤲
    ኣንሕና ድሞ ዝተማሃርናዮ አብ ጽላተ ልቦናና ይሕድረልና አሜን 🤲

  • @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
    @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ 2 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና

  • @سميرهحبشيه-ع4ن
    @سميرهحبشيه-ع4ن 2 роки тому

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ተባዕ ክርሰትያናዊ ልኣካ ልሃበኒ እምላክ ይመስገን

  • @polk8221
    @polk8221 3 роки тому +1

    ቃለ ሂወት የስምዐልና ጅግናና

  • @tesfahansstekle4437
    @tesfahansstekle4437 4 роки тому +17

    ቃለ ህይወት የስመኣልና እግዚኣቢሂውር ኣምላክ የማነይቲ አዱ የንብረልካ ።ንጠቢብ ሓንቲ ቃል እያ ትኣክሎ 'ሞ ዘስተውእል ልቢ ይሃቦም ፣

  • @tsegayhaiysh9086
    @tsegayhaiysh9086 4 роки тому +8

    ኣምላኽ ጸጋኡ የብዛሓልካ መምህር ስልጣን ሓወይ ባሓቂ ጽፉፍ ዝኾነ መብርሂ

  • @Filimonmeley
    @Filimonmeley 4 роки тому +9

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና!!! እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እምነትና የጽንዓና ።ስለ ዝመሃረና ዝገሰጸና መኽሩ ዝሃበና (2) ንእግዚአብሔር ይኹኖ ምስጋና አሜን (2) እህ ስብሓት ለእግዚብሔር ልዑል
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር ሓያል አሜን

  • @zayidfkir6724
    @zayidfkir6724 3 роки тому

    ብሓቃ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @ibraheemmohamed4932
    @ibraheemmohamed4932 4 роки тому +12

    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕና ይሀብካ ክቡር ሐው

    • @flimonabraham4440
      @flimonabraham4440 3 роки тому +1

      Muslime gedifkayo dika bro welcome to the true religion of orthodox.

  • @eretrawihalal6417
    @eretrawihalal6417 4 роки тому +10

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna Egziabehier xgue yebzhalka sltan hawna
    ኤፌሶን 4 (Ephesians)
    5፤ ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡ Egziabehier ab Emnetna yexnana 💒🙏

  • @bereketkeren1454
    @bereketkeren1454 4 роки тому +2

    amen kalhiwet yesmalna dyakon hawna ab xelototka hagzena

  • @asmeranafikeyaane9513
    @asmeranafikeyaane9513 4 роки тому +49

    ብሓቂ ተባዕ ጛሳ ክርስቶስ ኢካ ቓለ ሂይወት የስምዓልና

    • @abdatseid8889
      @abdatseid8889 4 роки тому

      Asmera Nafikeya Ane እዚ ደኣ እታይ ተባዕ ዘይተጻሕፈ እዳበበ ሲ ተባዕ ሸጣን ይጻወተሉ ኣሎ

    • @Kh-ox5ux
      @Kh-ox5ux 2 роки тому

      @@abdatseid8889 👎72+4

  • @እግዚአብሔርፍቅርነው-ወ3ሸ

    እሰይ ደስ ክቡል ትምህርት እግዚአብሔር አምላኽ ወስኹ ወሳስኹ ጥበቡ ያብኻ እግዚአብሔር አምላኽ ሰልጣን ሓውና ወላዲተ አምላኽ ካቡ ኩፉኤ ዓይን ትሓልወልና

  • @savasava4871
    @savasava4871 4 роки тому +11

    ቃል ህይወትን ያሰማልን ውንድምችን የአግልግል ዘመን አግዚአብሔር ይበረከሊ አሜን አሜን አሜን

  • @Mebrahti_BeIay
    @Mebrahti_BeIay 4 роки тому +11

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ አታ መቅነሰን ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን🤲
    ነቶም መስሊም እውን ንየማን ይመረሐዮም አምላክ

  • @lovelely9154
    @lovelely9154 4 роки тому +3

    በሓቃ ቅል ህየወት ያሰመዕና ፀግኣ የበዘሓልኩ አግዚአብሓር አምልከ ምስከ የካን አሜን

  • @alagir8616
    @alagir8616 4 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ዩሰሙዕልና

  • @yemanegoitom3387
    @yemanegoitom3387 4 роки тому +9

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓና ሃወይ ናካ ካ ጸጋካ ይብዛሓዮ ነተም ኣብ ህዋ ዘለዉ ኣምላክ ናብ ልበም ይምለሰም

  • @ጽዮንአክሱም
    @ጽዮንአክሱም 3 роки тому +2

    ቃለ ሕይወት ቃለ በረከት የስመዐልና !

  • @missiewediemebrhan378
    @missiewediemebrhan378 4 роки тому +8

    ተምስገን አምላክይ በቲኣ ቅንዕቲ ዝኮነት መንገዲ ዝመርሓካኒ ሓዉና ስልጣን አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ።ቃል ይቀትን ትሩጉም ሂወት ይህብ

  • @robelnetserab3425
    @robelnetserab3425 3 роки тому

    ኣሜን3 ቃለ ሂወት የስማኣና ጸጐኡ የብዛሃልካ

  • @ትዕግስትወለተኪዳን
    @ትዕግስትወለተኪዳን 4 роки тому +165

    ዉንድማችን መምህራችን በርታ ትግርኛ ቡዙም አልችልም ግን ትንሸ ትንሸ እሰማለሁ ቃለህይወት ያሰማልን ቀጥልበት

    • @maekelkesete3148
      @maekelkesete3148 4 роки тому +7

      ኣይዙህ/ሽ በመስማት ትችላለህ/ልሽ
      እኔም ኣማርኛ ብዙ ኣይችልም ወንድም/እህት፡
      ግን እሞኩር ኣሎው፡ በመስማት፡

    • @afam6813
      @afam6813 4 роки тому +2

      Flagot kale egziabher yagzal

    • @maekelkesete3148
      @maekelkesete3148 4 роки тому +1

      @@afam6813 yes dear bro..

    • @علياحمد-غ3ش1ث
      @علياحمد-غ3ش1ث 4 роки тому +1

      ብሓቂ ሱልጣን ሐወይ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣይነልቦናኻ ይብራህ ጎሮሮኻ ይርሓስ ዝደልዮዝነበርኩ ሎሚኣብዚኣ ረኺበያ

    • @علياحمد-غ3ش1ث
      @علياحمد-غ3ش1ث 4 роки тому +1

      ኣይዞሽ እህቴ ፍላጎት ካለ እንኳን ለቃለእግዝኣብሄር ለሌላም ጌታችን ፈጣሪየችን እየሱስ ክርስቶስ ምንም ኣይሳነውም በርቺ መሥማትከቻልሺ ከሰማሺ በሃላ ይረድሻል በርቺ በቤቱያፅናን(ናሽ)

  • @ኦርቶዶክሰተዋህዶሃይማኖቴ

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓወይ::እግዚኣብሄር ይመሰገን ጓል ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ክርሰትያን ሙካነይ::

  • @መርሃዊኣብርሃም
    @መርሃዊኣብርሃም 4 роки тому +5

    ተባዕ ኣንበሳድር ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን እዮሱስ ክርስቶስ

  • @ኦርቶደጉስተዋህዶልጅነኝ

    ክብሪ ይኩን ንስላሴ(2)
    ይኽበር ይመስገን ኣምላኬ
    ሙሴ(2)
    ከማኻ ዝበለ ሓቀኛ የብዛሓዮ
    ኣግዛቢሔር ኣምላኽ ዕድመን
    ጥዕናን ሂቡ ካብ ኹፉኡ ይሓሊኻ
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!!

  • @gb-ey3oz
    @gb-ey3oz 4 роки тому +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ኣሜን።

  • @ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ

    ብሓቂ ፀግኡ የብዝሐልካ ኣቤቱ የብርካ ጥበብን ምሽጥሩን ይግለፀልካ ክብር ሓዉና ተመስገን ክርስትያን ተዋህዶ ጌርካ ዝፈጠርካኒ መድሃኒኣለም ክብርን ምስጋን ይብፃሕካ
    ኣደይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣዶ ክትኮነና ዝሃብካና ተመስገን ሰላም ለቺ ወላዲተ ኣምላክ
    ተመስገን መላእክቲ ቅዱሳን ሃወርያት ነብያት ሰማእታት ሓለዉትና ክኮኑ ዝሃብካና ኣምላክ💝💝💝💝💐💐💒💒💒

  • @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ

    እግዝኦ ምሓረና ፈጣሪ ሕረዱ ቁሮፁ ዝብል ሓቅፎሙ ናበይ እየሙ ዝማጣመጡ ጉድ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፈጣሪ

  • @furtunaTubechannel84
    @furtunaTubechannel84 4 роки тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስመዓልና። ድያቆን ሓዉና እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብልዕሊ ጸጋ ጥበቡ ይግለጸልካ ወላዲተ ኣምላክ ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣብዙርያኻ ትኹን ።
    🙏 ኣሜን 🙏

  • @ብርሃነደስታ
    @ብርሃነደስታ 4 роки тому +3

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና

  • @ሓጎሳጋልፃባትአመኣምላክእ

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ስልጣን ሓውና ቀናእ ብሃይማኖቱ ብዕድመ ማቱስላ ይሃብካ ክብረይ ኣብ እምነትና የፅነዐና ንኣናም

  • @ማተቤንአልበጥስም
    @ማተቤንአልበጥስም 4 роки тому +27

    ክብር ይኹን ንስላሰ//፫//
    አሜን//፫//

  • @awetbrhane7241
    @awetbrhane7241 4 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስሉጣን ሓውና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @zersenaysbhat4524
    @zersenaysbhat4524 4 роки тому +1

    ሱልጣን ሓውና ኣምላኽ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ : ቃለ ሂወት ከኣ የስመዓልና : :

  • @ሽሻይጓልፅዮንማርያም

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ክቡር ሓውና ስልጣነይ መግለጺ ቃላት ይሓፅረኒ ዝሓወይ ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚኣብሄር አምላክ ✝️

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 4 роки тому +5

    ቃለሂወት የስመዓልና ሰልጠነ ሓውና :ናይ ብሓቂ ቆራጽ መምህር ኢኻ: እግዚአብሔር ኣምላኽ ሚስጢሩ ይግለጸልካ : ብጸጋም ዘለው ኩሎም ናብ መንገዲ የማን ይምርሓዮም:ንዓና ኦርቶዶክሳውያን ድማ ኣብ ሃይማኖትና የጽነዓና :አሜን አሜን አሜን ።

  • @ZahraZahra-oq6gf
    @ZahraZahra-oq6gf 2 роки тому +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና👏

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 9 днів тому +1

    ጅግና ወታደር ክርስቶስ❤❤❤

  • @semhar8932
    @semhar8932 4 роки тому +3

    Amen Amen Amen kale hiwet eyesmayla 💒❤❤❤

  • @kehaseberaki7952
    @kehaseberaki7952 4 роки тому +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓና ሽር ንብል ንካሎኦት

  • @ዎዮልሸነብሴሆይፈራሁልሸአ

    ቃል ህይውት ያሰመዕልና

  • @ታባውፍያትክብሮም
    @ታባውፍያትክብሮም 4 роки тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሉ የስምዓና!

  • @djdudyxjf944
    @djdudyxjf944 3 роки тому +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ናይ ኣስላም ዝዛረብው መትሓዚ ይብሉን ሕሉፍ ሓሊፍዎምስ እየሱስ ክርስቶስ ከማና እዩ ዝብሉ ረኪበ ልቦና ይፍጠረሎም ንመምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @desehbtzgidesehbtzgi265
    @desehbtzgidesehbtzgi265 4 роки тому +3

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ።

  • @ሰላምጓልትግራይ-ጸ2ኈ

    ክብርን መስጋናን ናሓቀኛ ጎይታና መዳሓንና እየሱስ ክርሰቶስ ይኩን ተመስገን መሰጋናካ ከፊ ይበለለይ ፈጣርየይ

  • @ኦጎይታንድካመይርእካአይት

    ቃለ ሂወት ይስምዓልና ስልጣን ሐወይ (ወደይ)ሰለቲ ኩሉ ዝምርምርን ዝገልጽን አምላክ ቃሉ አብ ዓይኒ ልቦናክ ሐድሩ ንቶም ዘየስተውዓሉ ከስተውዕሉ ንቶም ዝደከምና ክተሳልየና ትገብሮ ዘለካ አምላክ ኩሉግዝየ ጸግእን በረከቱን የፍሠልካ
    አጀካ ቀጽሎ

  • @nevergiveupinmylife3478
    @nevergiveupinmylife3478 4 роки тому +2

    Amen Amen Amen naybhaki kal hiwet yesmealna Diyakon hawna💗🙏🙏🙏

  • @ezazmelake4814
    @ezazmelake4814 4 роки тому +2

    ቃል ሂወት የስምዓልና ምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ ዝሓወይ ብድጋመ መስጢሩ ይግለጸልኻ,,, ስልጣን ሓወይ ሱራ ትብሎ ዘለኻ መጽሓፍ እበ ንገረና።

  • @ኣቢዘ_ተዋህዶ
    @ኣቢዘ_ተዋህዶ 2 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ያስማልና