Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ተጋሩ እሕዋተይ ኣበይ ኣለና ሽሕ ሳብ ብስክራይብ ውን ዘይአተናያ ነዚ ጡዑም ዝኮነ ቃለ እግዚአብሔር ሸርር ንበሎ ኩላትና❤
Amen 🙌 🙏🙏🙏
ክቡር መ/ር ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣገልግሎት ዘመኖም እግዚኣብሄር ይባርኸሎም
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና❤
ቃለ -ህይወት የስምዐልና መምህር 💠💠💠
ቃለ ሕይወት የሥመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤🎉🎉🎉
አሜን ቃለህይወት የስማዓልና ክቡር መምህርና
ንሓውናን መምህርናን ቃለህይወት የስምዓልና x 3
Kale Hiwet yesmealna 💒💒💒
Kalehiwet yesmalna
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብትእዛዝ እግዚአብሔር ክርምራሕ ኣዕንተ ልቦናና ይኽፈተልና ኩሉ ኣብ ሕብረተ ሰብና ዘሎ ጸገም ካብ ሕገ እግዚአብሔር እቲ ብልምዲን ብባህላዊ ሒዙዎ ዝጸነሐ እዩ ከይገድፎ እናፈርሐ ዝነብር ኣምላክ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ልቦና ኩሉ ህዝብና ይኽፈተልና ዓስበ መማህራን ይክፈለልና ክቡር መምህረይ🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት ያስመዐልና
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህር
❤❤❤
ኣብ ልብና የሕድሮ ኣጆኻ ቡርትዕ ❤
ክቡር መምህርና! ስለቲ ተገዲስካ ቃል ኣምላኽ ተካፍለና ዘለኻ ብዙሕ አመስግን። ቀጽልሉ።
ሕቶ?ኣብ ምእተዊኻ ከምዝሓብረካዮ,መጽሓፈ ኦሪት,90% ስዑር እዩ ኢልካዮ.ግን ስለምንታይ ስዑር እንተኾይኑ,ስለምንታይ ትጥቀመሉን ኣብኡ ኣቲኻ ትምህርን ኣለኻ?2) ሕቶ ስለምንታይ, ካብ መጽሓፈ ዳዊት ወይ መጽሓፈ ኦሪት,ብሉይ ኪዳን ተባሂሉ ይጽዋዕ???ብሉይ ኪዳን,ክንብል ከለና,ዝበለየ ኪዳን ማለት እዩ.እዚ ግን,እቲ ኣብ ሞንጎናን ኣምላኽናን ድነበረ ኪዳን ስለዝበለን ዝተረፈን ድዩ?
ተጋሩ እሕዋተይ ኣበይ ኣለና ሽሕ ሳብ ብስክራይብ ውን ዘይአተናያ ነዚ ጡዑም ዝኮነ ቃለ እግዚአብሔር ሸርር ንበሎ ኩላትና❤
Amen 🙌 🙏🙏🙏
ክቡር መ/ር ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣገልግሎት ዘመኖም እግዚኣብሄር ይባርኸሎም
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና❤
ቃለ -ህይወት የስምዐልና መምህር 💠💠💠
ቃለ ሕይወት የሥመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤🎉🎉🎉
አሜን ቃለህይወት የስማዓልና ክቡር መምህርና
ንሓውናን መምህርናን ቃለህይወት የስምዓልና x 3
Kale Hiwet yesmealna 💒💒💒
Kalehiwet yesmalna
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብትእዛዝ እግዚአብሔር ክርምራሕ ኣዕንተ ልቦናና ይኽፈተልና ኩሉ ኣብ ሕብረተ ሰብና ዘሎ ጸገም ካብ ሕገ እግዚአብሔር እቲ ብልምዲን ብባህላዊ ሒዙዎ ዝጸነሐ እዩ ከይገድፎ እናፈርሐ ዝነብር ኣምላክ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ልቦና ኩሉ ህዝብና ይኽፈተልና ዓስበ መማህራን ይክፈለልና ክቡር መምህረይ🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት ያስመዐልና
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህር
❤❤❤
ኣብ ልብና የሕድሮ ኣጆኻ ቡርትዕ ❤
ክቡር መምህርና! ስለቲ ተገዲስካ ቃል ኣምላኽ ተካፍለና ዘለኻ ብዙሕ አመስግን። ቀጽልሉ።
ሕቶ?
ኣብ ምእተዊኻ ከምዝሓብረካዮ,መጽሓፈ ኦሪት,90% ስዑር እዩ ኢልካዮ.
ግን ስለምንታይ ስዑር እንተኾይኑ,ስለምንታይ ትጥቀመሉን ኣብኡ ኣቲኻ ትምህርን ኣለኻ?
2) ሕቶ ስለምንታይ, ካብ መጽሓፈ ዳዊት ወይ መጽሓፈ ኦሪት,
ብሉይ ኪዳን ተባሂሉ ይጽዋዕ???
ብሉይ ኪዳን,ክንብል ከለና,ዝበለየ ኪዳን ማለት እዩ.
እዚ ግን,እቲ ኣብ ሞንጎናን ኣምላኽናን ድነበረ ኪዳን ስለዝበለን ዝተረፈን ድዩ?
❤❤❤