#ተቃውሞ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 26 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 35

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere День тому +3

    ፈጣሪ ይስማዕክን አዴታተይ

  • @AsAa-c2e
    @AsAa-c2e 22 години тому +2

    😭😭😭😭 አግዚአብሔር ሆይ አረ በቃ በለን

  • @Tadeleparis
    @Tadeleparis День тому +4

    ሓመድ ኣይትኸደና ፀላኢኽን ሓሠድ ይከደን መን ንመን እዩ እቲ ዝበዝሕ ወታደር ኮ ወዲ ራያ እንደርታ ተምቤን ምብራቕ እዩ ከመይ ገይሩ ህዝቢ ክክሕድ

  • @KadirHusen-z4z
    @KadirHusen-z4z 21 годину тому +2

    ይክል ሰቃይ ኣዶ ትግራይ

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 16 годин тому

    God bless all people Tigray 🙏 🙌 Amen 🙏 🙌 Amen 🙏 🙌 Amen 🙏

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 23 години тому +3

    ኣቱም ጉሓፋት ኣዘዝቲ ሰራዊት እዚ ህዝቢ ዳግም ናብ ሓደጋ ቅድሚ ምቅላዕኹም እግዚአብሔር ናይኖታትና ፀሎት ሰሚዑ ዕድመኹም ከሕፅሮ እዩ!

  • @FjfDo
    @FjfDo 23 години тому +2

    ኣንፃር ውሳነ ሰራዊት ዘይኮና ዝቃወማ ዘለዋ
    ኣንፃር ሓድነት ዝኸፋፈለ ግምትን ሰዓብቱን እዩ ። ፈጣሪ ዝፈርሐኦ የትርፈለን ።

  • @Tadeleparis
    @Tadeleparis День тому +3

    ዲያስፖራ ኣብ ጎንኹም ኣለና

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 День тому +4

    ገለ ዘይፈልጥ ሕዝቢ ተደናግሩ
    ወይ ብዓል ፃድቃን ኢድኩም አይትስአኑ

  • @alemadera1203
    @alemadera1203 2 години тому

    አይዞክ አዴታና ማአንም አይሶምዖምን

  • @BreyAlemayhu
    @BreyAlemayhu 23 години тому +2

    አቶም ሰብት ዘይትረጉሙ እናሃብኩም አዴታት ትግራይ ተዘብዕዋን አለኹም እቲ ተማዘብሉ ዘሎ ህዝብ ናብ ቦቱኡ ይመለስ መሬት አቦታትና ይመለሰ እዩ እቲ ዋኒን ስለዚ ምሳርሕ ባንድታት አይተኮኑ

  • @mariamm8239
    @mariamm8239 22 години тому

    Ado tigray zrekebeto bixelotkin ymeharena🙏🙏🙏🙏

  • @Arab-q1d
    @Arab-q1d 21 годину тому

    Mergemen yibtesahiku

  • @ወጀራትወጀራትወጀራት
    @ወጀራትወጀራትወጀራት 18 годин тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @fatoomali7466
    @fatoomali7466 19 годин тому

    😢😢😢😢

  • @lmathans1584
    @lmathans1584 17 годин тому

    Amlak ysmaeukn adietat Tigray ✝️🙏🩵🩵🩵🩵🩵 btaemi yhzn

  • @sabagebru6850
    @sabagebru6850 День тому +5

    ጌታቸው ተላላኪ ነው

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l 15 годин тому

    የሕዝን ህዝቢ አፈራርሕኻ ናብስልጣ ምምፃእ ዝግበር ድንሆ ተንኮል
    ንስልጣን ምኳኑ ዘይፈለጣ አደታት ማይጨው ኣብ መረት ይፍሕፈሓ ለባ
    ፈጣር እዝኦም ሰባት ይፍረደሎም

  • @WadeyGofar-cp9xy
    @WadeyGofar-cp9xy 22 години тому

    Mgurae aykonen hji

  • @leulgebremariam3379
    @leulgebremariam3379 21 годину тому

    Bi 21 century kemzi mechaweti politiegnatat .

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ

    ዓቢይ ስነ ልቦና ክብር ህዝቢ ስልጡን ህዝቢ ማለት እዚ ህዝቢ እዚ ኢዩ ።ዋላ ትምህርቲ ኣይሃልዎ በታ ዝፈልጣ ዛኣምና ግን ን ኣምላኹ ይጽል ኣሎ ።
    ትሕቲ ስነ ልቦና ስልጣነ ዘይፈልጥ ንዝመጾኦ ኣብ ክንዲ ብሕቶ ኣዋጥሩ ፈጥፈጥ ዘብሎ ድሕሩ ህዝቢ ንምኻኑ ክምስክር ምእንቲ ከም ሕማም ባርያ ዘለዎ የግርዕ ብዘይ ሓደ ነገር መግረዐት ካብዚ ተማሃሩ ካብ ምግራዓ ሓራ ውጹ😂😂ገለ ተጋሩ ን ኣማሓሩ መግረዐት ኢሎም ክጃሃርሎም ይሪኢ ኢየ ኣብ ትግራይ ዘሎ መግዐት ገድፎም ዳማቶም ይገብሩ😂

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 21 годину тому

    Tegaru merahti gin mesta ezi hizbi kewridelkum eyu bisenkikumdo jizji mekera yitseg8b.

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho День тому +1

    ጌታቸው ወረዳ ጉድጓድካ አይፋሓር ትርጉም ፅግዕተኛ ህዝቢ ናይ ስልጣንካ መጥቀሚ ገይርካዮ

  • @AbebagelrayaAbebagelraya
    @AbebagelrayaAbebagelraya 23 години тому

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt День тому

    🎉🎉🎉

  • @Arab-q1d
    @Arab-q1d 21 годину тому

    iziom kabi tigraweyit ayitwledun

  • @MaergHans
    @MaergHans 22 години тому

    🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏

  • @eeeekkkk2211
    @eeeekkkk2211 18 годин тому

    ዝናር ሚድያ ናይ መን ዝናር እያ ናይ ጌታቸው ዶ ናይ ፃድቃን? ኪኪኪ

  • @Tadeleparis
    @Tadeleparis День тому +1

    ኣይትማህለላ እቲ ታሕተዋይ ወታደር ምስ ህዝቡ እዩ ዘሎ ሓንቲ ዓድዋ ታይድኦም ከምፅኡ

    • @ታደስኦየሩስ
      @ታደስኦየሩስ 22 години тому

      ሠራዊቱ የአድዋ ሣይሆ የመላዉ ትግሬ ነው አትቃዙ መከላከያውን መላ ኢትዬፒያዊ እየጠበቀው ይገኛል የትግሬን ጦር

  • @Mhmedd-d8k
    @Mhmedd-d8k 19 годин тому

    🤲🤲🤲🤲🤲