ቐደማኺየ - Kibrom Hadera - ክብሮም ሃደራ - (Qedemaki) - New Tigrigna Music Video 2017

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 440

  • @tessewaka
    @tessewaka  Місяць тому +59

    ሰብስክራብ ስለዝገበርኩም የቐንየልና

    • @tdsrdf2918
      @tdsrdf2918 Місяць тому +10

      ብሽምካ ገይረልካ ዝሓወይ ግን ብዘይ ምክንያት ኣይገበረኩልካን ኩሉ ነገር ስለ ዘድነቅኩዎ እየ ብፍላይ ኣከዳድና100ካዉኡ ከኣስ ኣብ ስደት ስለ ዘለኩ ደስ ዝብል ሙዚቃ ንዓና ትዉክል እያ ደቂ መዳመይ ስደትና ሓፂሩ እንሪኤሉ ጊዜ ኣይክርሕቅን እዩ ኣጆክን ኣጆና😢😢

    • @سلامه-ع2ذ
      @سلامه-ع2ذ Місяць тому +1

      ​@@tdsrdf2918ኣብ ስደት ድዩ ዘሎ

    • @Roztamerat-ep2zc
      @Roztamerat-ep2zc Місяць тому +1

      ዓዲ እዩ ለሎ ግን ንስደተኛ እዩ ደሪፍዎ ለሎ❤😢

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 19 днів тому

      ​@@tdsrdf2918
      ❤❤❤❤❤❤

  • @Mulye21-el6xm
    @Mulye21-el6xm Місяць тому +94

    ሰይ ሰይ! ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ተጋሩ ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ🫡⚡️

    • @ማርጋልትግራይ
      @ማርጋልትግራይ Місяць тому +4

      ንሕናውን ኣብሊፅና❤❤❤ንፈትወካ ሓውና❤❤❤

    • @slam-c1o
      @slam-c1o Місяць тому +4

      ኣንሕናውን ፍቱው ኢና ነብለካ ወዲ ኤረይ ሽኮር❤❤❤

    • @Mulye21-el6xm
      @Mulye21-el6xm Місяць тому +2

      @@ማርጋልትግራይ ካብ ልቢ የመስግን ቆንጂት

    • @Mona-up3vs
      @Mona-up3vs Місяць тому +2

      ❤💙

    • @سلامه-ع2ذ
      @سلامه-ع2ذ Місяць тому +2

      የቀንየልና ወዲ ኤረ❤❤❤🎉🎉

  • @tesfaywediareWedinebelet
    @tesfaywediareWedinebelet 18 днів тому +3

    ኬቢሓውናኣጆኻ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr Місяць тому +22

    ተመስገን ድሕሪ 9ዓመት ስደት ኣሽንዳ ዓደይ ኣትየ ውዒለ ኣብስደት ዘለኹም ደቅ ዓደይ ስሚዒትኩም ኣፀቢቐ ይፈልጦ እየ ሓሳብልብኩም ኣስሚሩ ስላም ይምለስኩም❤🙏

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 19 днів тому

      እንኳዕ ብሰላም አተኩም መሬት ዓድኪ/ካ❤❤

  • @medicolove19
    @medicolove19 Місяць тому +15

    ጥዑም ድምፁ ኬቢዋይ❤ደረፍትና ነዕቢ ተጋሩዋይ😊

  • @SoSo-jg4gy
    @SoSo-jg4gy Місяць тому +21

    ፅቡቅ ድምፂ ሸር ንግበረሉ ደቄዓደይ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤

  • @Sarahabraham21
    @Sarahabraham21 15 днів тому +2

    Amazing 💙🌿 ⛱

  • @selam5239
    @selam5239 Місяць тому +2

    ሽኮር ዝኾነ ደራፊ💝💝💝

  • @NigusAbadi-r6f
    @NigusAbadi-r6f 8 днів тому +1

    The father of art❤❤❤❤❤❤sola

  • @KahsayKas
    @KahsayKas Місяць тому +3

    ኣይዞኻ

  • @GEBREMICHAELHAILE
    @GEBREMICHAELHAILE Місяць тому +3

    ደሰ ክበል❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gfhfherfjdndguh9335
    @gfhfherfjdndguh9335 Місяць тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደስ ክብል

  • @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
    @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ Місяць тому +8

    ኬቢየይ ኣነሰ ክፈትወካ ቃፅለሉ❤❤❤❤

  • @Merhawi-h5c
    @Merhawi-h5c Місяць тому +2

    ክብሮመይ ጀግና ቀፅለሉ

  • @TmnitTesfay-df2yx
    @TmnitTesfay-df2yx Місяць тому +16

    #ናብራ ስደት ኩይኑ #ናፍቀ ኣነሰየ #መዓዝ ኩን ይኩን #ዓደይ #ዝምለሰየ 😢 ኣቤት #ናፍቆት ስድት ዚመናጥ 😢

  • @AbiTafere
    @AbiTafere Місяць тому +13

    ቅድመካ ድኣነ ጥዕም ድምፁ❤ናብራ ስደት እወ ወደይ💔😥

  • @Sarasusu-qq6xg
    @Sarasusu-qq6xg Місяць тому +8

    አይ ስደት ብናፍቆትዶ ሞይተ😢😍
    ድምፂ ምስ ባህሊ ቆንጆ ስራሕ ቀፅለሉ❤

  • @NgstiBerhe-rm8ro
    @NgstiBerhe-rm8ro Місяць тому +16

    ፅቡቅ ድምፂ 👏
    ግጣሚ❤
    ናይ ኣቦና ኣታክልቲ ሃይለሚካኤል ኣለዎ ብፍቃድ ድዩ ብዝኮነ ብሉፅ ስራሕ ❤❤❤❤

    • @Haregte
      @Haregte Місяць тому +1

      ሓቂ ይሃብኪ ናይ መን እዩ እናበልኩ ነይረ🥰 ግጥሚ ይኹን ዜማ ቅንጥብጣብ ድያ እኒሃ እንድዒ?

    • @Teddyberhe
      @Teddyberhe Місяць тому +1

      @@Haregte ንክትፈልጥዎ እዚ ደርፊ ባህላዊ ከቨር እዩ።ዝተወሰነ ግጥሚ እዩ ሓዱሽ ዘለዎ።

    • @Haregte
      @Haregte Місяць тому +1

      @@Teddyberhe እሽኒ🥰🙏

    • @Teddyberhe
      @Teddyberhe Місяць тому +1

      @@Haregte እተን ናይ ህዝቢ ግጥምታት ገዲፍካ እተን ዝተረፋ ኣነ እየ ሰሪሐየን።

  • @VjS-iu9dg
    @VjS-iu9dg Місяць тому +2

    ኡፍፍ ታገበርናኩም😢💔

  • @tsadkangalabrha1682
    @tsadkangalabrha1682 Місяць тому +13

    ከምዙ ኸማይ ብናፍቖት ሕምስ ዝበለ ዶ ኣሎ😢😢😢

  • @HgHc-m9p
    @HgHc-m9p Місяць тому +7

    ኣይኣነይ ባዓል ጡዑም ድምፅ ሰደት ግን እፍ😢❤❤❤❤

  • @Abcd-xb7pw
    @Abcd-xb7pw Місяць тому +4

    ዋው ብጣዕሚ ደስይብል ወዲ ሃደራ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @BerheGebreslase
    @BerheGebreslase Місяць тому +13

    ሸር ሳብስክራይብ ንግበረሉ ተጋሩዋይ ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ሃደራ❤

  • @mmpp7573
    @mmpp7573 Місяць тому +2

    ቀፅለሉ ጥዕም ድምፅ አይ አነ ናፊቆት ዓደይ ማአዝ ይኾን ንምሎሶ💔 😭😭😭😭

  • @slmslm7388
    @slmslm7388 Місяць тому +5

    ሰይ ሰይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ድምፂ ቀፅለሉ ተጋርዋይ ፁሩያት ድምቃት❤❤

  • @ŵêŕķũ_Ãmãŕê_12
    @ŵêŕķũ_Ãmãŕê_12 Місяць тому +5

    አታ ጥዑም ግዜ ናዓ ተመልስየ
    ልስድራይ ረኽበ ልበይ ክሕጎስየ❤
    ባዓል ሙቁር ድምፂ ❤

  • @Nua-s1r
    @Nua-s1r Місяць тому +9

    ዋዉዉዉዉ ድምፂ እልኻ ሱቅ መአረይ ኸብድና ሐፍአፉ ኢሉና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹

  • @QwertyAsdfgh-q4h
    @QwertyAsdfgh-q4h Місяць тому +2

    ❤❤❤❤❤ ኬቢ ዓርከይ 🎉❤❤

  • @AdemAbdu-t3i
    @AdemAbdu-t3i Місяць тому +4

    ወዲ ሃደራ በርትዕ ኣይዞኻ

  • @SalamAthupi
    @SalamAthupi Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ንፋዓ

  • @salam-r1f
    @salam-r1f Місяць тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉My❤ትግራይ💊💊💊💊

  • @Meri-gq9gd
    @Meri-gq9gd Місяць тому +2

    ዋውው ድምፂ❤🎉🎉🎉

  • @MereMere-n2h
    @MereMere-n2h Місяць тому +6

    ክብሮም ዓርከይ ይበል ስራሕ 🎉🎉🎉🎉

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 Місяць тому +4

    መርእድ ሓውና ጡዑም ድምፂ ኣለካ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ብክራር ክንፅበ ኢና ቀፅለሉ❤️❤️

  • @MeseretHegos
    @MeseretHegos Місяць тому +2

    አሰይ ድምፂ ክፅብቅ ❤❤❤❤❤

  • @سلامه-ع2ذ
    @سلامه-ع2ذ Місяць тому +8

    ወዲ ፈራውን ኣቤት ድምፂ ይመቺካ 🌹🌹🌹💓💓💓💓💓💓🎉🎉🎉

    • @selamgoytom-dj4mb
      @selamgoytom-dj4mb Місяць тому +2

      አነ አለኹ ናፍቖት ወላዲተይ ሸው ከብለኒ ኢሉ አብዘይ ረኽባ 💔😭

  • @KahsayTeka
    @KahsayTeka Місяць тому +2

    ደሰ በሃሊ

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 Місяць тому +5

    ተጋሩዋይ ነተባብዐዮ ዋውውውውው ደስ ክብል❤❤❤❤❤

  • @KidaneGamlak
    @KidaneGamlak Місяць тому +1

    kebiye jegna

  • @Gerye-
    @Gerye- Місяць тому +3

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ

  • @Agsgs-yt2xg
    @Agsgs-yt2xg Місяць тому +5

    ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ ጎይታ ጡዑም ድምፂ ሃየ ነባራታተዖዮም ዛም ተስፋ ፅባሕ እዮም ተጋርዋይ👌👌👌

  • @HdhVsh-oy4tq
    @HdhVsh-oy4tq Місяць тому +4

    ኣብዚ ዳኣ እንዮ ሙዚቃስ ❤ሸር በልሉ ተጋሩዋይ ❤

  • @mmn5721
    @mmn5721 Місяць тому +3

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤ዋውው ድምፂ💐💐💐

  • @GGg-wp5od
    @GGg-wp5od Місяць тому +2

    ፕ♥️♥️♥️♥️♥️🔐🔐🔐🔐😢😢😢😢😢

  • @GfyrT56Genet
    @GfyrT56Genet Місяць тому +5

    ኬቢተይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ወዲ መረበተይ❤

  • @VHhjja
    @VHhjja Місяць тому +2

    ጡዑም ድምፅ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Grmawitsiwit
    @Grmawitsiwit Місяць тому +5

    ሰይ ደሰ ክብል አቤት ድምፂ ❤❤❤
    ንእሸተይ ንንጉሰ አባዲ ትመሰለካ 😊😊😊

  • @ShushayGebreyohans
    @ShushayGebreyohans Місяць тому +7

    ዋውውውውውውውው ካልኣይ ንጉስ አባዲ
    ዝገርም ድምፂ 👍👍👍

  • @ፋናጓልወጀራት
    @ፋናጓልወጀራት Місяць тому +3

    አይ ናፍቆትኮ ትሳቅና 😢 😢

  • @መሲጋልትግራይ-ዐ8የ
    @መሲጋልትግራይ-ዐ8የ Місяць тому +2

    Wow ተጋሩዋይ ፁሩያት🥰🥰

  • @Roztamerat-ep2zc
    @Roztamerat-ep2zc Місяць тому +4

    ዋውውው ክብሮሞይ ክንደይ ደስስ ይብል ድምፅኻ ሓሪፍ ስራሓ ቀፅለሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤️🥰

  • @FitsumHagazi-mr7ln
    @FitsumHagazi-mr7ln Місяць тому +2

    ደስ ብሃሊ ዜማ 👍👍👍

  • @saraSara-jc9vg
    @saraSara-jc9vg Місяць тому +3

    ደስ ክቡሉኻ ምስ ጡዑሙ ድምፅ❤
    ናብራ ስደት

  • @KudaMusic-tf9gn
    @KudaMusic-tf9gn Місяць тому +2

    ❤❤❤❤ wow ❤❤❤

  • @መሲጋልትግራይ-ዐ8የ
    @መሲጋልትግራይ-ዐ8የ Місяць тому +3

    ስደት ናፎቆት ብቻ🥰🥰

  • @Tegray-ju9qx
    @Tegray-ju9qx Місяць тому

    ብጥዕሚ ገበዝ ቀፅልሉ

  • @tsgatsga4667
    @tsgatsga4667 Місяць тому +1

    Waww❤❤❤❤❤❤

  • @dasaliwadef2172
    @dasaliwadef2172 Місяць тому +2

    ዉይ ክጥዕም ቱድምፁ❤🎉🎉🎉

  • @AllBaad-t4y
    @AllBaad-t4y Місяць тому +3

    ደሰ ዝብል ሰራሕ ኪቤ ሓወይ ቀፅለሉ👌👌❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AdDf-u5f
    @AdDf-u5f Місяць тому +3

    ርግእ ዝበለ ደርፊ ደስ ክብል❤❤❤❤❤

  • @brhanekalayu6222
    @brhanekalayu6222 Місяць тому +3

    ይበል ድምፂ ❤❤

  • @ejgsfjjfjdsgd
    @ejgsfjjfjdsgd Місяць тому +2

    ደሰ ዝብል ሰራሕ ብራንድ❤

  • @aduyoutube1897
    @aduyoutube1897 Місяць тому +3

    ክብሮመይ ጅግና❤❤❤❤❤

  • @fkre-rs7ce
    @fkre-rs7ce Місяць тому +2

    ፅብቅ ስራሕ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Asu_24.
    @Asu_24. Місяць тому +2

    ድምፁ ክጥዕም ❤🥰

  • @AranshiAssefa
    @AranshiAssefa Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉እስይ

  • @Dkyeitts
    @Dkyeitts Місяць тому +2

    ክብሮምዓርከይይበልድምፅኻቀጵለሉ

  • @KbKa-sg9cm
    @KbKa-sg9cm Місяць тому +2

    ፅቡቅ ስራሕ ሞክሺ

  • @AelamYemane
    @AelamYemane Місяць тому +2

    Mkurat deki tgray adey❤❤❤❤❤

  • @SELOMUNAYSEMIENEYE
    @SELOMUNAYSEMIENEYE Місяць тому +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደስ ዝብል ስራሕ ወዲኖ

  • @TarickTarick-s1l
    @TarickTarick-s1l Місяць тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤ ኪብየ ፅብቅ ስራሕ እዩ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AmanThe-c4y
    @AmanThe-c4y Місяць тому +3

    ጥዕም ድምፂ ወዲይ ሪመይ❤❤❤

  • @bbrahnmrs7033
    @bbrahnmrs7033 Місяць тому +2

    ዋው ፅቡቅ ደስ ባሃሊ ወዲኖ 🙏🥰💘💘

  • @Shewit-k5h
    @Shewit-k5h Місяць тому +2

    የኔ መልካም ፀባየ ሰናይ ኩሉ የጥዕመሉ ❤ብናፍቕ የለኹይ ኣነ ሓፍትኻ 😢😢ወድነይ ግርማ ዓዲ ❤

  • @AmanuelYemane-t6o
    @AmanuelYemane-t6o Місяць тому +2

    Bro best art wedi hadera❤❤❤

  • @kbromteklay-v6l
    @kbromteklay-v6l Місяць тому +2

    ዋዉዉዉዉዉ ድምፂ መሀነን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hntsaalem2736
    @hntsaalem2736 Місяць тому +4

    ዋው ይበል ይበል ጥዑም ድምፂ

  • @mery7174
    @mery7174 Місяць тому +2

    ኬብዋይ ፅብቅ ስራሕ እዩ ❤🎉❤🎉

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 Місяць тому +3

    💐💐💐💐💐💐💐🙏🙏🙏👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @FfDr-c5c
    @FfDr-c5c Місяць тому +1

    ፁቡቅ ዕድል ኬቢ ሓዉ❤❤❤

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ

    ኬቢየይ❤❤❤❤

  • @GshShh-mz5xi
    @GshShh-mz5xi Місяць тому +2

    ድምፁ ደሰክብል ደጋጊመ አየ ዝሰምዓ ግን ሰደት መኣዝ ኢና ዓድና ንምለሰ😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samersaaa3577
    @samersaaa3577 Місяць тому +2

    ይበልድምያ♥♥♥🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ክርስቲያንየኣርሴማልጅ

    ብሉጽ ድምጺ ኪቤ ሓወይ ቀጽለሉ

  • @glorytogod5446
    @glorytogod5446 Місяць тому +1

    I will definitely visit Kokolo

  • @SwSwfg
    @SwSwfg Місяць тому +2

    ብሓቂ ብጣዕሚ ሙዚቃ ❤❤

  • @RahelSemere-y6z
    @RahelSemere-y6z Місяць тому +2

    ይበል ስራሕ ቀፅልሉ ብባህላዊ ዓድና ሓድሽ ዓመት ሽም እስክትሸም❤❤❤

  • @Teddyberhe
    @Teddyberhe Місяць тому +3

    ኮሪዐልካ ኬቢዋ። የቐንየልና ተሴ ዋካ ሪከርድስ።

  • @AskalMehari
    @AskalMehari Місяць тому +2

    ፅቡቅ ድምፂ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @KiyaHafi
    @KiyaHafi Місяць тому +1

    እሰይ ጥዑም ድምፂ መዓረይ ቀፅለሉ❤❤❤

  • @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
    @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ Місяць тому +3

    ጥዑም ድምፁ ኬቪተይ ❤🎉

  • @DjjfdhXnnxxn
    @DjjfdhXnnxxn Місяць тому +2

    Kbrom zgerm srah serhka ketslelu

  • @EthuyfftgyyyRrrrgfgjd
    @EthuyfftgyyyRrrrgfgjd Місяць тому +2

    Wdi goyta grazmahi ybel demtsi wdney ajoka 10 q Tesse waka Rcords zgrem serah eyu

  • @SeloyanaberheNguse
    @SeloyanaberheNguse Місяць тому +2

    ደስ ዝብል ድምፂ ዕድመ ይሃብካ❤❤❤❤

  • @Déaŕmãmâ4757
    @Déaŕmãmâ4757 Місяць тому +2

    ዋውውው ይበል ድምፂ♥️♥️♥️ቀፅለሉ ወዲ ዓደይ💗💗

  • @DhHs-e4b
    @DhHs-e4b Місяць тому +1

    Wedi adey shikorrr❤❤❤❤❤

  • @Fryattgray
    @Fryattgray Місяць тому +3

    ናይ አታክልቲ music ለ ሓውሰኻል ኢካ

  • @ጓልትግራይ-ፀ9ሐ
    @ጓልትግራይ-ፀ9ሐ Місяць тому +2

    አንካዕ ብሰላም መፃአካ ኬቭ ሓወይ❤❤❤

  • @MeargMueuz
    @MeargMueuz Місяць тому +2

    ሓሪፍ ስራሕ keiba 👏👏👏👌

  • @EfremznabuKahsay-rj2we
    @EfremznabuKahsay-rj2we Місяць тому +2

    ብጣዕሚ ደስስ በሃሊ ስራሕዩ ክቡረይ❤❤🎉