Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ከምኣ ኢላ ትቐጽል ትግርኛና ምስ ዓለም ትሰጉም ቱቱርያል ተትሰርሓልና ጽቡቕ ኔሩ🙏🙏
Soon 🫰🔥🔥🔥
P
It is fake 😂
ኣርቲፍሻል ኢንተልጂንስ እዩ Report❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌
ንምንታይ ዩ ሪፖርት ኬ ይመችዎም ዞም ኣሓተይ ዋላ fake ይኹን ዋንኡ ህዝበይ ፍትሕይ ይርከብ ኣበይዘለካ ገዋድ ካ
ሰለማዊት አብ ቁርፂ እዋን ንትግራይ ጠጠው ዝበልኪ፣ንጥቅሚ ኢልኪ ማንነትኪ ዘይለወጥኪ ሐቀኛ ትግራወይቲ ኢኺ። አሞላክ እድሜ ይስጥሽ አሜን ❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤ ኣሜን
ሓሪፍ ጅማሮ አሰር ሰለሙን ይኩነአምለክ ምክታልኩም አርትስታትና የቀንየልና
😂😂😂😂ፌክ
❤❤❤❤
ብጣዕሚ የቀንየልና ድምፃዊት ሓፍትና ሰላማዊት የውሃንስ ። ቀፅልሉ ድሕሪ ሰላም ናይ ፍቅሪ ደርፍታት ክትደረፊ ኢኺ ሐዝግን ኩሉ ከያናይ ቃልሱ ከሓይል አለዎ።
ኣጆና ክንቅይራ ኢና።ብመራሕትና ውድቀት ትግራዋይ ኣብ ፀገም ኣሎ።መራሕትና ናህና እናበልናዮም ልዕሊ ፀላእቲ ኮይኖምና።
You are the best of all ❤❤❤❤
ይበል ይበል ስላምየ ጎበዝ ሙሉጌታ ይበለ ኤፍረም ይበል ስላመይ በሊባ ማህሊት በሊባ ሽዌት በልባሀ ኤደን በሊባ ራሄል ከየንቲ ትግራይ ከምዝ ጀግና ኢኻ ኢልክን ዝደረፍክን ናይ ኽዝ ሶቆቆ ግፍኢ ናይ ጀነራ ትግራይ ዝገብርወ
ደስባሃሊ ነፀላዜማ ተጋሩዋይ ሓድነትና ነጠንክር ከሓልፍዩ ኩሉ ሰላምን ራህዋን ንትግራይ ዓድና 💊💔
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሰሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግዜ ዝጠልቦ ጥበብ ይስማዕ ኣሎ ኣውያት ክልተ ወለዶ ንኺድ ጥራይ ❤❤❤❤
ሽኮር ትግራወቲ ሰላምኪ የብዘሐዮ Tigray needs more courageous sisters like u.
ዝገርም ብቅዓት ፣ ነዚ ጥበብ ከየድነቅኩ ክሓልፍ ኣይደልን፣AI is creating Modern world ፣ በርትዑ ሓሪፍ ስራሕ፣ገና ምስ ሓደሽቲ ጥበባት ንፅበየኩም ፣
ድምፅኺ ቆንጆ እዩ ነይሩ።እዝኹላ ተወሳኺ ቅንብር ኣይመድለዮን።ሮቦት እትደርፎ ኣምሲሎሞ ተናዲደ ብዙሕብደርፍኺ ክዝናነ ተፀበየ ነይረ።
ደምርኒ❤❤🎉
ናታ ኣይኮነን ያ ጀምዓ
ሰሉዋኒኒ ጅግና💛❤💛❤
ሶሌናየይ ፅሪቲ ጋል ትግራይ ምጭውቲ ፍጥረት❤❤❤❤❤
የቐኒየልና ሰሉየ ኣብ ጎኒ ህዝብኺ ብምዃንኪ❤
ከምዚ ናይ ህዝቢ ፀገም ዘቃልዕ ድረፉምስ ከደዓት ካብ ማህፀን ትግራይ ወፅእዮም ኣዴታት ዘንብዑ ዘይመራሕቲ(መራሕቲ) ኣይትሰለፉሰላመይ ንህዝቢ ትግራይ ድምፂ ሰለዝኾንኪ የቅንየልና❤❤❤❤❤❤
መዓዝ ኣውፂኣታ ዳኢ ሓዳስ ደርፊ ድያ ግን ፅቡቅ ኣይስማዕን ዘሎ
ድምፂ ግን ንውሽጢ ተዋሒጡ ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ🎉🎉🎉 እስኪ እንዳተደማመርና❤ like ግጨው ህዝቢ🎉🎉
ደምረኒ❤🎉🎉
Is not her voice instrument. So bad
ሰሉ ንግስት ኹለን❤🎉 ሰለማዉት እልካግን ኣይመፅን እዝ ሙዝቃ እታይዩ ሽግሩ ብዝተረፈ ንፈቶወክ ኦና ሰሉተይ❤🎉
እወ ይውረዱ ጓለይ❤
ንጅማሮኺ ፅቡቅ ስራሕ! ፍረ ቃላት ግጥሚ ግን ብዘይኻ ሓደ ሓደ ቃላት እንታይ ከም ትብለኺ ኣይስምዓን'ዩ ዘሎ
እወ ሰላመይ ሓቂኽ ሰላም እና ንደል ❤❤❤ ብጣዕም ደስ ትብል ሙዝቃ
ላኣመንናዮም ልዕሊ ፀላኢ ኮይኖምና!ኣብ ዝበልዕሉ ሸሓነ ዳርጋ ዝሸኑ።
እዞም ርጉማት ካብ ስሮም ተነቒሎም የርእየና😢😢😢
ቀፅልሉ ሰላማዊት ሽኮር ኣንቲ ፅዕንቶ ፈጣሪት
ንሃገሩ ዝፈቱ እበር ዉረዱ እሰተ ዉረዱ በል ኩልካ ተግራዋይ ሰሉ ፍቅሪ
ሰሉዋይ ዋዕሮ ጓል ትግራይ መኽሰብ❤❤❤❤❤❤❤❤
እቲ ግጥሚ ኣይሓምቕን፤ እንተ ሙዚቃን ድምዒን ግና ሰላማዊት እንድዒ፣ እንድዒ፣ እንድዒ!!!!
ስሉየ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቀፅሉሉ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ምኻን❤❤❤❤
ድሕሪ ጄኖሳይድ ደም ኣህዋትና ብፍትሒ ክደበሱ ክንዲ ምፅዋዕስ ውረዱ??? መን ወሪዱ መን እዩ ክድይብ?
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ስራሕ ሶሊተይ ከፅልሉ ❤
ጀግና ዋዕሮ አብ ጎድኒ ህዝብኺ ❤❤ ይውረዱ ወራዳት ጠላማት መራሕቲ ።
ደስ ዝብል ስራሕ ኮምኡ ኢልኩም ድምፂ ህዝብኩም ኣስምዑ ጀጋኑ ኣርቲስታት ትግራይ❤
ንፍዕቲ ቀጽልሉ ሰላሚና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅሉሉ ሰልተይ❤❤❤
ቀፅልሉ ሰሉ ❤❤❤❤❤
ስላመይ💓
Selemawit you a woman of principle. You stood with tigray during the critical moment.You refused to sell your identity for personal financial gain.Bravo Bravo Bravo !!!❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ቀፅልሉ ሰሉ❤❤❤❤❤
ዋላ ኣይስማዕን ዘሎ እቲ ግጥሚ ብመልክዕ ፅሑፉ እውን እንተተቅርቦ ፅቡቅ ነይሩ
ድምፅይ ረቡሹይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ጅማሮ አርቲስና ጎቡዙ በጃኩም ንህዝቡኩም
🎉🎉❤❤great job 👏. God bless you and please our people 🙏 ❤️
ሰላመይ❤❤😢
Ati anbesa ❤️❤️❤️
ድግምያ ስሉ ፅሩይ ኣንኮነን ፅቡቅ እዩ
ጅግና
ዋውውው ተኣምር ንህዝብኻ ምስራሕ ከምዚ ኢዩ።
Star Tigrigna singer Selamawit, thank you so much.
ብናይ ሰላም ድምጺ ዝተሰርሐ AI MUSIC እዩ የሕዋት፡፡ ናይቲ ሙዚቃ ርእሲ ረአይዎ፡፡
ናይ ባሐቂ ፈልጥካዮም
ሰሉ በዓልቲ መትክል ጅግና ጓል ትግራይይይይ❤❤❤❤
Very nice, as usual, Selamawit.
ፅብቅ ስራሕ ❤ግን ድምፅይ ፅርይ ኣይኮነን
ምጭውቲ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ሰሉዋይ ጅግና።🥰🥰🥰🥰❤❤❤😥😥😢😢
ዋዓርና ሰልየ ፍቅር❤❤❤❤❤❤❤❤
Ai Is on Fire🎉
መሳርሕ ሙዚቃ ኣይግድን እንተ ግጥምን ላዛን መልእኽቱን ይበል ኮላይ ናይ ኤፊ'ውን ።በዝተረፈ ይበል ዘብል እዩ።❤🎉❤🎉❤🎉
Tay semieka gtmi 😂
😂😂😂@@rahsienterteiment1491
ደስ ዝብል እዩ ሰሉ።እናዓምበብኪ ንበሪ።
❤❤❤❤❤❤❤ምቅርቲ ዝኮነት ኣነስ ክፈትዋ❤🎉
አቲ ፍረ ኣይስማዕን
ሰላማዊት ቤተ ሰበኪ ኤርትራውያን እንድዮም
I love u for ur creativity continue.....
እው ሰሉ ሓፍተይ ህዝብና ሰላም እዩ ዝደል ❤❤❤❤❤❤❤❤
ነርማላ ይእ🙏_🙏🙏🙏🙏
Seliye❤❤❤❤❤
ተካሒድ ብዝ ኣመኖ 😢😢😢😢😢ህዝበይ
❤❤❤❤❤❤ ❤
ማኛ ጡዑሙቲ ዲሚፂ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዋው ትመችኽኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ ባሃሊት መዝሙር ሰሉየ
Wow❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤fahya nesh🎉🎉
በጣም ደስ የሚል ግጥም ነው ግን ዜማዋ አና ድምፅ ታፍነዋለ ዉድዋ አህተይ በትርፈ ቀጥልበት 🎉🎉🎉
I Love you S❤❤❤❤❤❤
ጀግና ኢኪ ሰሉየየየየየ ድምፂ ህዝብኪ ስለ ዝኮንኪ ክብሪ ይግቀአኪ ቆንጅት
ኣይስማዕን
wawe
ሰሉ ምቅርተይ ጽቡቅ ስራሕ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Nice Thanks
በሊ ጃንዳ ወያነ ከይቅፍድደኪ ጥንቅቅ በሊ ሰሉዋይ😢😢😢😢😢እዞም ካንሰር ህዝቢ ውድባት😢😢😢
ናይ ሰላማዊት ኣይኮነን
ሰሊተይ ሸኮር ቀፅልሉ አብ ጎኒ ህዝብኪ ጠጠው ምባል ሶሊተይ ጅግና❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉selu shirorrr❤❤❤❤❤
Hzbi Eri&Tig tesakyu wredu
የቀንየልና ሰሉ❤❤❤።
ሰላመይ በይዛኺ ደጊምኪ ድረፍያ አይስማዕን ከመይ ዝበለ መልእክቲ ዘለዎ ደርፊ ክዕፈን የብሉን
ሰላም ብእዋኑ ድምጺ ኣዐርይዮ ሰሌ ሓፍትና፡ ኣብ ኢዲቲን ተባላሽዩ ኣሎ፡ ድምጽኺን፡ ግጥምኽን ጽቡቕ እንዳሃለወ ኣብ ኢዲቲን ግን ሕማቕ ኣሎ ኣዐርይዎ።
ብጣዕሚ ጎበዝ ግን ሮቦት ኣይተጥዕሞ
ኣይ AI ትግብር😂😂😂 ሓቂ ደርፋ ዝመስሎ እኮ ይህሉ😃
😅😅😅😅
ናይ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ደርፊ ኣዘኻኺሮሙና😅😅😅
AI👍👍👍👌👌👌👌😁😁
ጅግና ሰሉ
ሰሉዋይ ሽኮር ❤️❤️
ንገርዮም ሰሉዬዬዬዬዬ
Wow ❤❤❤❤❤❤☘️👌🙏🏻
❤❤❤❤❤❤ጅግና ቀፅልሉ
what a great vocal you have keep on.
Vielen dank!!!❤❤❤❤Selamwit ❤❤❤❤
Thanks selomawit shkor
aprsatyu🎉 fayah🎉 ethiapan ❤kieng nsh🎉❤
ሰላማዊት አይኮነንትን ይድፋኣኹም ፈጣሪ ከይትውርድዎ
ከምኣ ኢላ ትቐጽል ትግርኛና ምስ ዓለም ትሰጉም ቱቱርያል ተትሰርሓልና ጽቡቕ ኔሩ🙏🙏
Soon 🫰🔥🔥🔥
P
It is fake 😂
ኣርቲፍሻል ኢንተልጂንስ እዩ Report
❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌
ንምንታይ ዩ ሪፖርት ኬ ይመችዎም ዞም ኣሓተይ ዋላ fake ይኹን ዋንኡ ህዝበይ ፍትሕይ ይርከብ ኣበይዘለካ ገዋድ ካ
ሰለማዊት አብ ቁርፂ እዋን ንትግራይ ጠጠው ዝበልኪ፣ንጥቅሚ ኢልኪ ማንነትኪ ዘይለወጥኪ ሐቀኛ ትግራወይቲ ኢኺ። አሞላክ እድሜ ይስጥሽ አሜን ❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤ ኣሜን
ሓሪፍ ጅማሮ አሰር ሰለሙን ይኩነአምለክ ምክታልኩም አርትስታትና የቀንየልና
😂😂😂😂ፌክ
❤❤❤❤
ብጣዕሚ የቀንየልና ድምፃዊት ሓፍትና ሰላማዊት የውሃንስ ። ቀፅልሉ ድሕሪ ሰላም ናይ ፍቅሪ ደርፍታት ክትደረፊ ኢኺ ሐዝግን ኩሉ ከያናይ ቃልሱ ከሓይል አለዎ።
ኣጆና ክንቅይራ ኢና።ብመራሕትና ውድቀት ትግራዋይ ኣብ ፀገም ኣሎ።መራሕትና ናህና እናበልናዮም ልዕሊ ፀላእቲ ኮይኖምና።
You are the best of all ❤❤❤❤
ይበል ይበል ስላምየ ጎበዝ ሙሉጌታ ይበለ ኤፍረም ይበል ስላመይ በሊባ ማህሊት በሊባ ሽዌት በልባሀ ኤደን በሊባ ራሄል ከየንቲ ትግራይ ከምዝ ጀግና ኢኻ ኢልክን ዝደረፍክን ናይ ኽዝ ሶቆቆ ግፍኢ ናይ ጀነራ ትግራይ ዝገብርወ
ደስባሃሊ ነፀላዜማ ተጋሩዋይ ሓድነትና ነጠንክር ከሓልፍዩ ኩሉ ሰላምን ራህዋን ንትግራይ ዓድና 💊💔
❤❤❤❤
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሰሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግዜ ዝጠልቦ ጥበብ ይስማዕ ኣሎ ኣውያት ክልተ ወለዶ ንኺድ ጥራይ ❤❤❤❤
ሽኮር ትግራወቲ ሰላምኪ የብዘሐዮ Tigray needs more courageous sisters like u.
ዝገርም ብቅዓት ፣ ነዚ ጥበብ ከየድነቅኩ ክሓልፍ ኣይደልን፣AI is creating Modern world ፣ በርትዑ ሓሪፍ ስራሕ፣ገና ምስ ሓደሽቲ ጥበባት ንፅበየኩም ፣
ድምፅኺ ቆንጆ እዩ ነይሩ።እዝኹላ ተወሳኺ ቅንብር ኣይመድለዮን።
ሮቦት እትደርፎ ኣምሲሎሞ ተናዲደ ብዙሕብደርፍኺ ክዝናነ ተፀበየ ነይረ።
ደምርኒ❤❤🎉
ናታ ኣይኮነን ያ ጀምዓ
ሰሉዋኒኒ ጅግና💛❤💛❤
ሶሌናየይ ፅሪቲ ጋል ትግራይ ምጭውቲ ፍጥረት❤❤❤❤❤
የቐኒየልና ሰሉየ ኣብ ጎኒ ህዝብኺ ብምዃንኪ❤
ከምዚ ናይ ህዝቢ ፀገም ዘቃልዕ ድረፉ
ምስ ከደዓት ካብ ማህፀን ትግራይ ወፅእዮም ኣዴታት ዘንብዑ ዘይመራሕቲ(መራሕቲ) ኣይትሰለፉ
ሰላመይ ንህዝቢ ትግራይ ድምፂ ሰለዝኾንኪ የቅንየልና❤❤❤❤❤❤
መዓዝ ኣውፂኣታ ዳኢ ሓዳስ ደርፊ ድያ ግን ፅቡቅ ኣይስማዕን ዘሎ
ድምፂ ግን ንውሽጢ ተዋሒጡ ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ🎉🎉🎉 እስኪ እንዳተደማመርና❤ like ግጨው ህዝቢ🎉🎉
ደምረኒ❤🎉🎉
Is not her voice instrument. So bad
ሰሉ ንግስት ኹለን❤🎉 ሰለማዉት እልካግን ኣይመፅን እዝ ሙዝቃ እታይዩ ሽግሩ ብዝተረፈ ንፈቶወክ ኦና ሰሉተይ❤🎉
እወ ይውረዱ ጓለይ❤
ንጅማሮኺ ፅቡቅ ስራሕ! ፍረ ቃላት ግጥሚ ግን ብዘይኻ ሓደ ሓደ ቃላት እንታይ ከም ትብለኺ ኣይስምዓን'ዩ ዘሎ
እወ ሰላመይ ሓቂኽ ሰላም እና ንደል ❤❤❤ ብጣዕም ደስ ትብል ሙዝቃ
ላኣመንናዮም ልዕሊ ፀላኢ ኮይኖምና!ኣብ ዝበልዕሉ ሸሓነ ዳርጋ ዝሸኑ።
እዞም ርጉማት ካብ ስሮም ተነቒሎም የርእየና😢😢😢
ቀፅልሉ ሰላማዊት ሽኮር ኣንቲ ፅዕንቶ ፈጣሪት
ንሃገሩ ዝፈቱ እበር ዉረዱ እሰተ ዉረዱ በል ኩልካ ተግራዋይ ሰሉ ፍቅሪ
ሰሉዋይ ዋዕሮ ጓል ትግራይ መኽሰብ❤❤❤❤❤❤❤❤
እቲ ግጥሚ ኣይሓምቕን፤ እንተ ሙዚቃን ድምዒን ግና ሰላማዊት እንድዒ፣ እንድዒ፣ እንድዒ!!!!
ስሉየ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቀፅሉሉ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ምኻን❤❤❤❤
ድሕሪ ጄኖሳይድ ደም ኣህዋትና ብፍትሒ ክደበሱ ክንዲ ምፅዋዕስ ውረዱ??? መን ወሪዱ መን እዩ ክድይብ?
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ስራሕ ሶሊተይ ከፅልሉ ❤
ጀግና ዋዕሮ አብ ጎድኒ ህዝብኺ ❤❤ ይውረዱ ወራዳት ጠላማት መራሕቲ ።
ደስ ዝብል ስራሕ ኮምኡ ኢልኩም ድምፂ ህዝብኩም ኣስምዑ ጀጋኑ ኣርቲስታት ትግራይ❤
ንፍዕቲ ቀጽልሉ ሰላሚና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅሉሉ ሰልተይ❤❤❤
ቀፅልሉ ሰሉ ❤❤❤❤❤
ስላመይ💓
Selemawit you a woman of principle. You stood with tigray during the critical moment.You refused to sell your identity for personal financial gain.Bravo Bravo Bravo !!!❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ቀፅልሉ ሰሉ❤❤❤❤❤
ዋላ ኣይስማዕን ዘሎ እቲ ግጥሚ ብመልክዕ ፅሑፉ እውን እንተተቅርቦ ፅቡቅ ነይሩ
ድምፅይ ረቡሹይ
ብጣዕሚ ፅቡቅ ጅማሮ
አርቲስና ጎቡዙ በጃኩም ንህዝቡኩም