Sep 20,2024-ባህላዊ ኣጽናቲ ወራር | ወዲ ስውእ ኣይኮነን ! | ህጹጽ ሓበሬታ | ስነ ጥበባዊ ዘርእሰናይ |

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 71

  • @ZemikealHabte
    @ZemikealHabte Місяць тому

    yes 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @medhinberhe-k7s
    @medhinberhe-k7s Місяць тому

    great job solo media

  • @Nikideritrea
    @Nikideritrea Місяць тому

    Great job Solo and Zerit! Keep up the great work 👍

  • @ElinaGayim
    @ElinaGayim Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aibuyodit6749
    @aibuyodit6749 Місяць тому

    Solo hawey reyo

  • @birikitynegassi2501
    @birikitynegassi2501 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @demkaweldie5413
    @demkaweldie5413 Місяць тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @emmahigh4644
    @emmahigh4644 Місяць тому

    በሓቂ ዘርኢ ሰናይ ሓውና👏👏👏👏👏

  • @hadastekle2713
    @hadastekle2713 Місяць тому +1

    ❤❤❤❤

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 Місяць тому

    ❤❤❤መርሐባ ደቂ ❤❤❤ኤረይ ዘርኢት ሰሌ ❤❤❤

  • @MikiGerye-i9s
    @MikiGerye-i9s Місяць тому

    Anabs deqi erey ajoka selye hawey jgna keytgedfwom netom amselutat shelel belom zblu zelewu kea ezni aythabom nsom wn deqi mahberom keykonu aytrfun eyom ajokum btami ena nfetwekumn ansbs zom yehwatey I love you ❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @tesfomabraham6865
    @tesfomabraham6865 Місяць тому

    You right zerit

  • @araia5277
    @araia5277 Місяць тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷

  • @mikalw6446
    @mikalw6446 Місяць тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @raey2391
    @raey2391 Місяць тому

    Thanks zerish tsebuk astemhro

  • @peterouswoldeselassie8581
    @peterouswoldeselassie8581 Місяць тому +1

    Haw about Sudan’s they have a lot know that we have many in Eritrea haw do you control it

  • @genetrusom3629
    @genetrusom3629 Місяць тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AsdAsd-sn3hi
    @AsdAsd-sn3hi Місяць тому +1

    🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 Місяць тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @kingsolomon9771
    @kingsolomon9771 Місяць тому

    In my opinion the movie is good for awareness knowingly or unintentionally . In old times the girls don’t want to act. But at this generation it’s totally unacceptable and unless there is a message. NOMORE!!!

  • @olgaaraya8080
    @olgaaraya8080 Місяць тому

    Do not worry about Eritrean back home take care in here your children!!

  • @kibromweldesilasie-gc5qe
    @kibromweldesilasie-gc5qe Місяць тому

    Kulom Ziom Artista wetsiom ne wana You tuber kezarebu Alwom . Ketsew . Geaga , werdet , Zeywekelena vidio You. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🛖♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🚴♥️🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌍♥️🖐️

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 Місяць тому

    እወ ዘርኢት ሐዉና ባህልና መጀመርያ አከዳድና ሰነሰርዓት ዘለዋ ምሰ ምዕባለ ዝከደ ጽቡቅ ክዳን ባኖ ጽቡቅ ክዳግን ሕጂ መጹና ዘሎ ከናፍርካ ምግጃፍ አጥባትካ ምግጃፍ አፍልብካ ዘርጊሕጋ አጥባትካ ሰለፍካ እታይ ይብሃል ናይ ኤሮጳ ጸጽቡቁእበር ገበርኦ ኢልካ ከትገብር ግን ዘይባህልካ እዚ ክዉገድ አለዋ ብዓል ዳህላክ መጀመርያ ነብሰኪ ሰርዕዬ ተሰርዒ አብ ባህልኪ ሸዑ መምህር ክትኮኒ መጀመርያ ነብሰኪ ምሃርያ አከለ ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪❤️✍️👍👍🙏👊🇪🇷

  • @wahabmohammed1695
    @wahabmohammed1695 Місяць тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️👍👍👍

  • @tsigeredahaile-i1m
    @tsigeredahaile-i1m Місяць тому

    WEL COME WEDI HALAL MERET

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ Місяць тому +1

    ❤️🕊️🌍🌏🌎❤️🕊️

  • @yoditsiem3998
    @yoditsiem3998 Місяць тому +2

    Kihnequ alewom bae

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 Місяць тому

    Behaki senay anbesa👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍👍

  • @kibromweldesilasie-gc5qe
    @kibromweldesilasie-gc5qe Місяць тому

    Alwu bzhwat tegaru kemzi wedi ab Asmera Menesey zeblashuwu . Parasit Nay Hebreteseb yom . ab Zi Hegi Tewedibna ,be Nekhat , kenmeketo Geden You .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌍♥️🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🚴♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🛖♥️🖐️

  • @yoditsiem3998
    @yoditsiem3998 Місяць тому +2

    Fish yfelto endiu

  • @gherghishtadeseshagu9608
    @gherghishtadeseshagu9608 Місяць тому

    Habirna knmkto Alena ezi kalie quinat eyu

  • @selamlehulu7734
    @selamlehulu7734 Місяць тому

    🙇🙇 ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብብብብብብ ሶሎ ሐወይ ከሳብ ሲጉምቲ ዝዉሰድ ወይ ከሳብ ምደሪን ሰማይን ዝጸሪ::

  • @yonasteweldemedhin4167
    @yonasteweldemedhin4167 Місяць тому

    ኩኣትው ይብሎምን

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 Місяць тому

    ሰላም ሶሎ ዘርእሰናይ ሐዉና እወ ብዙሕ ምሃሪ ነገር አሎ እወ ዘይረእ ነገር ጸይቂ ነገራት ክዉገዱ አለዋም እወ ነዚ ንቃወም ዓገብ ንበል ንሶም ከዕገርግሩ ንሕና ድማ አይንግደፎምን ኢና አከለ አብ ኤረትርያ ነዚ መንግሰትን ህዘብን ነዚ ብዕቱብ ክንሰርሐሉ ኢና ከይደቀሰና እዚ ሰዉር ኩናት እዩ እወ ክጋለጽ አለዋ እዚ ሐባቢእካ የለን እወ እዛ ጽፍፍቲ ዓድና እወ ጽቡቅ አሎ ምሃሪ ነገር አለዉ እወ ከም ብዓል ስሱዚኖ አሏ ጽቡቅ ሞሃሪ ግደፉና ባህልና ዓቂብና እወ አብ ባህልና ንወሰዶም ጽቡቅ ባህልና ነርእዬም ጊጋ መንገዲ አፈት ከይሰሕቱ እናሐለና ኢና ንከይድ አለና ንሱ ድአ ኮነ ኢልካ ሰለዝተገበረ እዩ ብገንዘብ ተመዊሎም እዬም እዚኦም አብ ዓድና ዘለዉ ግን ኩሎም ክሕተቲ አለዋም እወ ክጥንቁ አለዋም ክእሰሩ አለዋም እዚ አየገድፍዋሙን እዬም አከለ ዓወት ንሐፋሸ🇪🇷(❤️✍️✍️🙏👍✊👊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹💪🌹

    • @afomrede9153
      @afomrede9153 Місяць тому

      ብተወሳኪ ክንስሕቶ ዘይብልና ብዘይገበሮ ሓጥያት ሕዝቢ ኤርትርን መንግስቱን ንልዕሊ 30 ዓመት ንዛ ሓንቲ መድሃኒት ንኸይንገዝእ እገዳ ተገሩልና UN ዝብሃል ዓይኒ ዘይብሉ ሬሳ ሙካኑ ኣረጋጊጽና
      ሕጂኸ እንታይ ተደልየ ነዛ ሓገር ብግብረሰዶም ኣይተፍቅድን እያ ተበሂሉ ንክሲ ክጥዕመሎም ንመንግስትን ሕዝብን ኣዘሊሞም ነቲ እገዳ ከጽድቅዎ ስለእተድልየ ድዩ ወይስ ነቲ ተቀባሊ ሕድሪ መንእሰይ ንምጽናት ስለእተደልየ እዩ
      ሚልዮን ካብ ሚእቲ እየ ዝአምኖ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣብ እንዳወዲ ዓይባይ ዝተገብረ ንታሪ ዝብርዝ ብUN ዝተመወለ ረሳሕ ታሪክ ንክሎም ዝምህር ከምዝስውርሓ ናይ ትማሊ ሓቂ እዩ
      እቲ ምስጥር ዘእትነገር ዘገም ኢልና ንርአዮ መን እዩ ከምዚ ዝገብር ዘሎ ካበይ ተበጊሱ ናበይ ንመንከ ኸጥፍእ ስለዝደየ እዩ እዚ ንሻዕብያ ንግደፈሉ ዘገም ኢልና ንርአዮ ምውንእሰይ ክበካ ሓሉ ክብሪ ሓገርካን ሕዝብካን መንግስትካን ስድራካን ባህልካን መንነትካን እምነትካን ሓሉ እቲ ኣዋጅ ተ አዊጁ ዘሎ ንጥፍ አትካ እዩ ኣስተውዕል ኣጂካ ዓገብ ንበሎም ግዲ የብልካን ርሑቅ ኣይክስጉምን እዮም ሓደራ ሓገርካ ክብርተርካ ሓሉ ዎድሓንካ

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 Місяць тому

    እወ ሶል ሐዉና ሻላማላ የለን ክንዛረብ ኢና ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊✊👍🙏✍️❤️🌹💪🌹🌹🇪🇷

  • @GiuseppeFranchini-bn4qp
    @GiuseppeFranchini-bn4qp Місяць тому

    Almaz cover mentre eretta 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 9

  • @yoditsiem3998
    @yoditsiem3998 Місяць тому +1

    Foooooooo kidu dhri hji fxum aynriyekumn ina ab Eritrea alo zeyhanqwo

  • @סמהטוסיו
    @סמהטוסיו Місяць тому +1

    Selam. Deki. Eri. Kulkum. Behabar. Ajona. Ajokum. Hadnetna. Nexne. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SabaBeyen
    @SabaBeyen Місяць тому +1

    slemntay Mereb dmxa zeyesmaet ?????? walas andafeletet aya serihato ????

    • @asmarah3174
      @asmarah3174 Місяць тому

      መረብ እዚ ኣብ ኣስመራ ዝነበረትሉ ጊዜ
      ቁሩብ ቀይሕ መስመር ሓሊፋ ኔራ እያ።
      ዳርጋ ዉን ብብዙሕ ሰብ ተመንያ እያ ኔራ።

  • @negasiabraha9684
    @negasiabraha9684 Місяць тому +2

    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @tekiegerezgiher6959
    @tekiegerezgiher6959 Місяць тому +2

    Etom tewasati n enda youtub kemelkto eleywa elomu kemelktu alewom

  • @عثمانمحمدسراج
    @عثمانمحمدسراج Місяць тому +2

    Bitami xubuq zereba shumu daa kixuwa alowo

  • @lettebrhanghebre4391
    @lettebrhanghebre4391 Місяць тому +2

    Ezeatom rehusat handelt jeblu hasamatat Europa zadu eidegefon eyom. Ezom hangolom zehameme Europa zelow kab mahebere seb rehkom tefenfenom mishet kewezu eikelun eyom zerehebom ey zeketektom. Eze Derby tigrawy Eritreawian kebelasw ey. Ethiopia keydu ms hiwatu jegebro funfun werada. Eritreawian kulatena dislike negebero eze Eri Oasis zebel. Tigaru Eritreawian mesilom kebelashw eyom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐆🐆🐆🐆🐆🇪🇷

  • @maryberhane6975
    @maryberhane6975 Місяць тому +1

    222222222Wed Sew Ayakonen

  • @afomrede9153
    @afomrede9153 Місяць тому

    ክቡራት ኣብ ሜድያ ብጽፈት እትነጥፉ የሕዋት መእረምታ ነንሕድሕድና ከድልየና እዩ
    ከምዚ ነውራም ዝኮነ ወራር ንመጻእ ወለዶ ማንም ኤርትራዊ የሕዚኑን ኣቅጢዑን ኣሎ እቲ ዘሕዝን ዝኸፍኣ ዝገብሮን ድማ በቶም ፍትዋት ደቃ ተፈቲኖም ወዲቆም ምርካቦም እዩ
    እዚ ስነ ኣእምራዊ ወራር ኩናት ብደገ ተሰኒዑ ኣብ ውሽጢ ሓገር ምእታው ዓቢ ኩናት እየ
    ሕጂ ይደምሰስ ኣይደምሰስ ኣስተውዕል መንእሰይ ሓገርካ ንክትጠፍእ ኩናት ተአውጁልካ ኣሎ ንስካ ጸሩይ ተቀባሊ ሕድሪ ክነስካ ንዓካ ከጽንቱካ ይደልዩ ኣለው ብዝተክ አለና ጭብጢ መርትዕታቶ ኣሕጽር ኣቢለ ክሕብረካ መንእሰይ ኣስተውዕል
    ሰብአይ ንሰብአይ ስበይቲ ንሰበይት ሰብአይ ምስ እንሰሳ ሰብውይቲ ድማ ምስ እንሰሳ ሓው ምስ ሓፍቱ ሓፍቲ ድማ ምስ ሓዋ ሕሉፍ ሓሊፍዋ ንኮላስ ተስላ ሰበይቲ ትምርዓዋ ባንቡላ ሰሪሑ እዚ ክሉ ዝጠቀክዋ ኣብ ሕጎም ኣጽዲቆሞ ኣለው
    ብጣዕሚ ዘሕዝን ካብ ንቡር ናብ ዘይንቡር እዚ ስልጣነ ኣይብሃልን እዩ እዚ ስይጥንና ይብሃል
    ኣስተውዕል መንእሰይ እዚ ኣይኮነን ሕዝቢ ኤርትራ ፋይድኡ እዚ ቀጥታ መንነቱ ብህሉ እምነቱ ክብሩ ባሕጉግካ ምብራስ ወይ ምጥፋእ እዩ
    ኣስተውዕል ሕዝቢ ኤርትራ ብሕልፊ መንእሰይ እዚ እተዋደደ ወራር እዩ ኣብ ዓለም ተወዳዲርና ቀዳሞት ኣብ እንስርዓሉ ስዓት ፍንጥራዕ ማለት ዋጋ የብሉን
    ኣስተውዕል መንእሰይ ክብርካ ሓሉ ክብሪ ሕዝብካን መንግስትካን ስድራቤትካን ታሪካን ባህልካን መንነትካን እምነትካን ሓሉ ኣይኮነን ክትዝመት ኢካ ክብርካ እንተዘይሓልካ ክብርካ ዝሕልወልካ የለን ኣይትሕሰቦ ባዕልካ ክብረትካ ሓሉ
    ካብ ዝምባቦየን ዩጋንዳን ንምሃር ክብረትና ንሓሉ ኣብዝሓዮ ኣለኩ ከምዮ ሰሎ ዝበልካዮ ውጉዝ ከመ ኣርዮስ ከመዮ ዝበልካዮ ዘእሰናይ ወራር እዩ እዚ ኣነ ድማ ምጽናት ወይ ድማ ምብራስ ወለዶ እዩ ካብ ዝበነ ኖህ ክሳብ ዝበነ ሎጥ ዓቢ ትምህርቲ ክንምሃር የድልየና ዎድሓንኩም ኣሪምኩም ተረድኡኒ
    ኣስተውዕል

  • @kibromweldesilasie-gc5qe
    @kibromweldesilasie-gc5qe Місяць тому

    Zi Ethiopiawi tigrai man virus You chide ab hagerka lekem ilkum sededuwo ab Ethiopia ,Zi werar You No Dimocrasi🇪🇷🛖🇪🇷♥️🇪🇷🙏🇪🇷🚴🇪🇷🐪🇪🇷🌍🇪🇷🌈🇪🇷🖐️🇪🇷

  • @mihretabrezene670
    @mihretabrezene670 Місяць тому

    Nay chanel goskas zgeberu entay eyu aberom

  • @frehaile6298
    @frehaile6298 Місяць тому +1

    Eritreawnet kbur mennet 🇪🇷❤️
    Knzareb ina action kngebr ina ajoka Solo hewei alena mska 🇪🇷👈🏼❤️👈🏼

  • @yoditsiem3998
    @yoditsiem3998 Місяць тому

    Dahlak ayzereban sne si kulom hlm kiblu mdeleku

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 Місяць тому

    አታ እዚአከ ተከፊላ ድያ ዋላሰ እንታይ ትብለና አላ አዚአ አይትሐፍርን ድያ ከምህረና ይክእል ትብለና ዘላ ጉሐፍ አብዓድና ብጣዕሚ እዬም ዝጽየን እዩ ዋላ ጓልጓሎ ይኩን ግን ኪዶ ብያ ርሐቅ እናተባሃሉ ብጣዕሚ እዬም ዝጽየኖ ንሰኪ ከማን ከምኡ ትኮኒ እታይ ንፈልጥ ብጣዕሚ ትገርሚ ተገዲሰክሉ አገዲሱኪ ዘሎ ሎቅማጽ ወይ ተክፊልኩም ትገብርዋ ነገር ካባና ኤረትራዉያን አይተምልጡን ኢኩም አከለ ግደፉና ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🌹🌹🌹💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊✊👍

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 Місяць тому

    እዚአ ሰቅ ኢላ ፈሊጠ ኢላ ብጣዕሚ እያ ሃለዉለዉ ትብል ባህልና ዘይቅበሎ ነገር ትዛረብ ደቅንሰትዬና ተባላሸወልና ዘላ እቴይ ትምህርቲዐማዕቢለ ኢላ ንባዕላ አከዳዳንአ ይኩን ከንፈራ እነሆ ግጀፈት መሊሱ ዘክፍአላ መጀመርያ ንሳ ትትዓረ ብኩሉ እትናአ አከለ ጥንቃቀ ንግበር ምዕባለ እናበላ ጽላለ ዝምህራ ከንደይ ሐዴር በቲነን ዘይሙሁር እናምሃራ ሐዳረን ደቀን ከየዕብያ ከምእን በይኘን ከፍልላ እንቴይ እዩ አብዚ ምዕባለ ተራዳዲኦም እታ ጓለንሰተይቲ ከመዲታታ እቲ ሰብአይ ከሞቦታቱ ኮይኖም ክከዱ ከለዉ አለዋ ምአዛ ክብረት ሰለዚ ግደፋና አፍከን ሐዛ እቲ ትገብርኦ ንዓክን አይጠቀመን አከለ ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🙏👍)-🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🌹✍️❤️🌹💪🇪🇷🇪🇷

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ Місяць тому +1

    ሰላም የሕዋት ሶሎ ዘሪኢት ኩላትክም ደቂ ኤረይ 🙏🏽💕🙏🏽🌷🙏🏽💕🙏🏽

  • @michaelgebru2642
    @michaelgebru2642 Місяць тому

    Dahlak baela gay eya

  • @weresesenai7129
    @weresesenai7129 Місяць тому +3

    ንዓኻትኩም ዋርድያ ወጽየልኩም ።ትሰርሑምበር ትሰርቁዶ ኢልናኩም።

  • @NegassieRiessom
    @NegassieRiessom Місяць тому

    ኣንቱም ሰባት ካብ ኣሃዱኣ ኮብሊላ ተባሂላ ክንደይ ኣገልግሎት ፈቀዶ ቤት ማእሰርትን ተሃድሶን ዘላ ሰብ ኣብ ክንዲ ምሕረት ምግባርስ ጭራም ንዘየበርቱ ለይትን መዓልትን ኣብ ፈቀዶ ዩቱይባት ንህዝብን መንግስትን መሪሕነቱን ከጸልሙን ከክፍኡን ንዝውዕሉ ዝነበሩ ዓቢ ክብሪ ሂብካ ሃየ ንዓድኹም እተዉ ምባልስ ምስ ምንታይ ይጽብጸብ።ወዲ ጣባ ወዲ ባሻይ ሞኒካ......እንታይ እዮም ኣበርኪቶም ንኤርትራ? ክንደይ ከ ይኸፍእ እቲ ሽሞም!!!

  • @norinafereg8400
    @norinafereg8400 Місяць тому +1

    MERHABATAT DEQI HALAL MERET SOLO ZERESENAY INKUWA BI DEHAN MEXAKUM

  • @letinaabraha2856
    @letinaabraha2856 Місяць тому +2

    ኩሉ ግዜ ሓቤሬታ ከብ ምሃብ ብእዋኑ ንዝምልከቶ ኣካል ብኣጉኡ ምሕባር ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ ደቂ ኤረይ ዓዲ ጽቡቅ ባህሊ ዓዲ ጅግንነትን❤💪👍

  • @Amandatube07
    @Amandatube07 Місяць тому

    እዚ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ሃገርና ዘሎ ሲ ንኹሉ ዶ ኣይኮነን ዝምለከቶ? ብዓል እዚ ግብረ ጽዪፍ ፊልምታት ዝሰርሑ ዘለው ኣብ ትሕቲ ባህላዊ ጉዳያት ተጠርኒፎም እዮም ዝገብርዎ ዘለው ዓገብ ዓገብ።ንኣብነት ነዚ ኣተዓባብያ ዝበደሎ ቆልዓ ሲ ሳዋ እንተ ዝኸይድ ከመይ ምተዓረየ? ማለተይ ሲ ሰብኣይ ሰብኣይ ምጨነወ ።

  • @BeyeneTekie-f4j
    @BeyeneTekie-f4j Місяць тому

    ብዙሕ ስነጥበባውያን ኢና በሃልት ተዋሳእቲ ኢና በሃልትን ቀይዲ በተኽ ኮይኖምዮም የሕዝን ብዓል ሸዊት እትበሃልን ጉሉጽ ናሴክስ አነዋሪ ቃላታ አብ ዩቱብ ዝሰርሐቶ ፊልም ስለምንታይ ትጥምተኒ sex ዲኻ ክትገብር ደሊካ እናበለት ብዕሉግ ዘረባ ትሰርሕ ፊልም ሳንሱር ከድልየናዩ

  • @hadastekle2713
    @hadastekle2713 Місяць тому +1

    ❤❤❤❤

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 Місяць тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏🙏

  • @kewanitbihon2563
    @kewanitbihon2563 Місяць тому +1

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @girmawitwelde4579
    @girmawitwelde4579 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ Місяць тому +1

    ❤️🕊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🕊️