Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ስብሓት ዓርከይ እንኳዕ ረአኹኻ አብ ሶማልያ ኤልቦር፣ኤልገረስ፣ዲስመረብ፣እና ጉራኤል ዝባሃል ናይ ውጪ ሶማልያ ቦታት ሓቢርና ነይርና መራሒና ኮ/ል አይፋ ዝባሃል ጅግና ወዲ ሓውዜን እዩ ኣልሸባብ እንኳን ብጅግንነቱ ዝመስከረሉ እዩ ነይሩ ምስ ስብሓት ሓቢርና ነይርና ብቅርበት ይፈልጦ እየ
ዝናቡ ገብረ ዝጊ ዝበሃል ሓዉ ነይሩኒ ትፈልጦ ተኾይንኻ ባ
@@RasAlula-q3h ሹፌር ድዩ ነይሩ
ከሰተ ታደሰ ዝባሃል ትፎልጦ ድኻ😢😢
ብጣዕሚ ጅግና እካ ዝዓርከይ
❤❤በርትዕ ሐወይ
ደጊመ እንኳዕ ራኣኹኻ ጅግና ወዲ ኣኮይ።ደሃይካ ስኢነ ተሻቒለ ኔረ፣ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤
ጅግና ጥራሕ ኣይገልፀካን❤❤❤
ስብሓተይ ሰረት ወሎዶይ ብፃየይ🙏🙏🙏
Wonderful❤Part 2 ኣይትደንጉየና🙏
ጅግና ኢካ ብሓቂ
ጅግንነት ማለት ከምዚ'ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጅግና ወዲ ሕዝቢ ትግራይ❤❤❤❤
ጅግናና❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግንነትኩም ትአምር እዩ ፈጣሪ ይሐልኩም
ተጋዳላይ ስብሓት ተ/ሃይማኖት❤💛💪💪
ብፃይ ስብሓት ጅግና ወዲ ጀጋኑ
ብፃይ ስብሃት ብጣዕሚ ጀግና እንካዕ ረአኡካ ደስ ኢሉኒ ዝገርም ታሪክ ኣለዎ ብደንቢ ኢና ንፈለጥ ግን ነዊሕ ግዘ ተፈላሊና
ቀባፅ ብፃይ ስብሓ ጅግና እቱ ዝነበረ ኩነታት ብቀሊሉ እኳ ዝግለፅ ተዘይ ኮነ እንዕ ብሂወት ተረፍካ❤❤❤
ስብሓተይ ጀግና ሓወይ ወዲ ህዝቢ እንኳዕ ታሪክ ንክትዛረብ ኣብቀዐካ ወዲ ሪመይ መዓረይ ሴሮ
❤❤❤❤ምዓርይ 🙏🙏🙏🙏ይቅንየልና ንዝይ ኮሎው ድኻምካ ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
ጀግና ወዲ ዓዲ ኣሕፈሮም❤❤❤
ቀጽልሉ
ስብሓት ክንደይ ሓሊፍካ👌እንኳዕ 'ስከ ታሪኽ ንኽትዛረብ ኣብቀዐካ::
ብጣዕሚ በሊሕ መንእሰይ እዩ
ጀጋኑና ❤❤
በሊሕ ጥንቑቅ መራሒ ዋላ ቐለሊቲ ይምሰሉ ምስጢራት ከይወፁ ዝጥንቐቀሉ መንገዲ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ❤️
ስብሓተይይ ናይ ጀጋኑ ጀግና ንኩሉ ብፍሽኽታ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣርሚ 31 ኮር 1 💪💪💝💝
ወሒጥካያ ዶ እዛመራርመስዋእቲ አንታ ጅግና
መፅሓፍ ገሊ በረኻ ኢኻ ጅግና!!
ጀጋኑና
ተጋዳላይ ስብሓት ጀግናን ጠንካራን መርሒ ቀፃልን ተቀፃፃልን መጥቃዕቲ ብምግባር ጢሒሱ መሰስ ዝብል መራሒ ክፍለሰራዊት ዮውሃንስ 4ይ ንጉስ(ጢሒሳ መሰስ)።
ስብሓት ጀግና ወዲ ዓደይ You are the best man in the world ❤
ስብሓት ዓርከይ ጀግና ወዲ ህዝቢ
ተጋሩ ጅግንነቶም ፀዊኻ አይውዳእን
ስብሃት ጅግና እካ ምስክርካ እየ ድሕርነውሕ አለሻ ብምድያ ርእየካ ክረክቦ ካብዝደልየካ ሰብእየ።
ማዕበለይ እኮ ማዕበላት እያ ፈጢራጅግና ተጋዳላይ ስብሓት እንኳዕ ተረፍካ እምብር ጅግና ኢኻ ክምስ እናበልካ ሺሕ ዓመት ንበረልና።።።።።።።።።።▶️ ጋዚጠኛ ሽሻይ ወረስ ጅግና ተጋዳላይ ግርማይ / ወዲ ስሓርቲ/ እውን ተገዲስካ ኣቅርቦ ኣብ ኣርሚ 31 እዩ ዘሎ
ስብሓት ጅግና❤❤❤❤❤
Jegna enqae terefka❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጅግና ተጋዳላይ ስብሓት❤❤❤❤❤❤❤
መገዛ መረበትካ መሬትን ደው መበሊ ጠፊኡ ዋይይይይይይይ
🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Za tigray gn keendey gneganu eyom enioewa betami yikoreo ❤❤❤❤❤
ዒንዳ ምግበይ ጅግና
ጅግና❤
😢Shimey winner ebahal hewane nay diron tikhat neru dihar ms sibahat tarakibe ner bicha ❤ i respect 🙏 ilove 💖 my tigray ❤❤
❤❤❤❤❤❤
ጎበዝ ጋዜጠኛ ሎሚ ሪእና
ኣብ መዕጉርቱ ዘላ ጠባሳ ረአይዋ ኣብ ወፍሪ ኣሉላ ብኣኣ ኣቲያ ብድሕሪት ክሳዷ ወፂኣ ክንደይ ግዜ ካብ ሞት ተሪፋ ስብሃት ዓርከይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እንካዕ ረአኡካ
አታ ንዚኦም ወለዶ ጀግንነት መሰኻኽር ውላዳት ትግራይ ተካቲ ጅግንነት አቀበልቲን አቀበልቲን ጅግንነት ተግባራዊ ዝገሩ ናብ መዛግብ ት ባሕሪ ይመዝገብ ንዚኦም ሒዝካሰ ተበላሹ
ስብሃተይ ሓወይ ጅግና እንኳዕ ተረፍካ ዝሓወይ❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉
ጂግና ወዲ ኣሕፎሮም
ስልኪ ቁፅሪ ኣቐምጠልና ኢኻ ሓው ሽሻይ።
+251978545256 ኣብ ክፋል ክልተ ክነእትያ ኢና፡
ቀፅለሉ ሽሻይ ወረስ
For the first time he looks a honest , funny & Innocent TDF soldier
Im miss tigray, tigranes, tegre, Eritrea enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️..
Jigna hawuna sbhat
Wowwww des behalu kulu I heard
Zgerm jgnnet❤❤❤
ዘዕግብ ኣገላልፃ ታሪኽኣጠቃቅማ ቃላት ጥይት ተኳሲ ጥራሕ ዘይኮንካስ ዘረባኻ ባዕሉ እውን ጥይት እዩ ።ተሃንጥየ /ተመሲጠ ካብ ዘዳመፅኩዎ ውዕሎ ጀጋኑ ☝☝👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንበር ንዘልአለም አርሓ ትግራይ!!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣርሚ 31 ማዕበል ልነበርኹም እስኪ Like ግበሩ
ባጫ ተታሕዙ ዝተብሃለ ሰብ ሆ ኢሉ ህዝቢ መቀለ ምስ ወጸ ብታሕጓስ በዓል ደብረጽዮን ድማ ሰብ ከይረኣዮም ን ተንቤን መህደሚ እዩ መስርሒ ተሰሪሑ ኮይኑ ድማ ሰብ ከይፈለጦም ሙሉቕ ኢሎም ንተንቤን ወጽዮም ካብ መቀለ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተጋዳላይ ዘየከብር ትግራዋይ ተጋዳላይ ዘይየክብር አመራርሓ አብ መሬት ትግራይ ክህሉ የቡሉን።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግና ተጋዳላይ
Wedi maduru✌️💗🙏
ክንደይ ታሪኽ አሎ ካብቁልዑቱ ዕባይ ደቂ ደንበ
ኣረይረይ ኣይትበል ተጋዳላይ ምሰል
Sekt
ቆንዳፍ ረይረይ ምባሉ ዘይኮኑ እቲ ኣብ እዋን ፀባባ ንስኻ ክትሃድም ንሱ ኸዓ ብትብዓትን ጥንካረን ዘሕለፎ መስተንክራዊ ጅግንነት ይበልፅ መጀመርታ ንዕኡ ኣድንቅ
ዋይ ከባድ..
ስብሓት ጅግና ሓወይን ብፃየይን ናትካ ታርኽ እኮ ይፍለ እዩ። እንቃዕ ካብ ዝኩሉ ሓዊ ወፃኻ።
Arha gobata Tigray,Amhara ,Arha Zobl sbhat wedyatu
ወዲ ዓነበርቲ... እታ እናተደፈአት እትከድ መኪና አላ ዶ?
كيف يكون في سنتين مسول كبر ماعندو خبراء عسكريه
ኣንታ ጅግና ብዓብይ ጉዳይ ንፅበየካ ኢና
🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤ ayani my best
Jegena wedi Tigray💊😍❤️💛
ሶማሌ ዝነበረ አብ ነባር መከላከያ ሰራዊት ጅግና እዩ
Abay tigray tawet 10,10,,
ዓሻ ትግራዋይ ክትፍንጽሕ ክትብል ክትፍንጻሕ እንዲኻ ኹሉ ግዜ ኣብ ትግራይ ዓቢ ናይ ኩናት ቅመራ ኣሎ::
ጀጋኑና ታሪኮም ወርቂ እዩ።
ኣርሚ 42 ኮ421 ሻ/ቃ 3 ሓ/1 ዝነበርኩም እስከ like❤❤❤❤❤❤❤
#Sbhat jegna bitegbar
Ata jegna sbhat yeaki arayana bejaka grmay wey kea wedseharti akrbulna
ማዕበል 19
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💖💖💖💖💖💖💖💖
ቀፆልሉ አጆኮ
ባጫ ተታሒዙ ደኣ ህወሓት ካብ መቐለ መህደሚ። ካሊእ ተኣምር ኣለዎ ድዩ? ሰብ ሆይ ሆይ እንዳበለ ንሳቶም ሸተት ኢሎም ወፂኦም።
ጀግና❤❤❤❤
ኣይተትሓዘን ብሕሶት እዩ ንምድንጋር ይመስል ። ሚድያ ናይ ባዓልኻን ናይ ባዓልኻን ትሰምዕ እሞ ዘሎ ህልዊ ኹነታት ተዓዚብኻ ክትውስን ዘለካ ንክትውስን ዝግበአካ ንምውሰንን ንምምዛን ስለ ዘኽእለካ ።
ሽሻይ ወረስ የቅንየልና እትገብሮ ዘለካ ስራሕ ከድንቀካ ይፎቲ ስብሓት ማለት ከብተም ኣብዚ ትውልዲ እዚ ተአምረኛታት ሓደ ዩ ክብረ ይግበኦ የቅንየልና ከዚ ድማ ግርማይ (ወዲ ሳሓርቲ) ዝባሃል አብ አርሚ 31 ኮር 1 ኮሚሳር ኮይኑ ዘገልግል ዘሎ ጅግና እንደምንም ኢልካ ተተቅርቦ ደስ ምበለኒ ካልኦት እው አለው እዩም
❤
👍👍👍👏👏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Wow our hero keep it up
ስብሓት ተክለሃይማኖት ጅግና
ንፉዕ መንእሰይ
ስብሓት ዓርከይ እንኳዕ ረአኹኻ አብ ሶማልያ ኤልቦር፣ኤልገረስ፣ዲስመረብ፣እና ጉራኤል ዝባሃል ናይ ውጪ ሶማልያ ቦታት ሓቢርና ነይርና መራሒና ኮ/ል አይፋ ዝባሃል ጅግና ወዲ ሓውዜን እዩ ኣልሸባብ እንኳን ብጅግንነቱ ዝመስከረሉ እዩ ነይሩ ምስ ስብሓት ሓቢርና ነይርና ብቅርበት ይፈልጦ እየ
ዝናቡ ገብረ ዝጊ ዝበሃል ሓዉ ነይሩኒ ትፈልጦ ተኾይንኻ ባ
@@RasAlula-q3h ሹፌር ድዩ ነይሩ
ከሰተ ታደሰ ዝባሃል ትፎልጦ ድኻ😢😢
ብጣዕሚ ጅግና እካ ዝዓርከይ
❤❤በርትዕ ሐወይ
ደጊመ እንኳዕ ራኣኹኻ ጅግና ወዲ ኣኮይ።ደሃይካ ስኢነ ተሻቒለ ኔረ፣ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤
ጅግና ጥራሕ ኣይገልፀካን❤❤❤
ስብሓተይ ሰረት ወሎዶይ ብፃየይ🙏🙏🙏
Wonderful❤
Part 2 ኣይትደንጉየና🙏
ጅግና ኢካ ብሓቂ
ጅግንነት ማለት ከምዚ'ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጅግና ወዲ ሕዝቢ ትግራይ❤❤❤❤
ጅግናና❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግንነትኩም ትአምር እዩ ፈጣሪ ይሐልኩም
ተጋዳላይ ስብሓት ተ/ሃይማኖት❤💛💪💪
ብፃይ ስብሓት ጅግና ወዲ ጀጋኑ
ብፃይ ስብሃት ብጣዕሚ ጀግና እንካዕ ረአኡካ ደስ ኢሉኒ ዝገርም ታሪክ ኣለዎ ብደንቢ ኢና ንፈለጥ ግን ነዊሕ ግዘ ተፈላሊና
ቀባፅ ብፃይ ስብሓ ጅግና እቱ ዝነበረ ኩነታት ብቀሊሉ እኳ ዝግለፅ ተዘይ ኮነ እንዕ ብሂወት ተረፍካ❤❤❤
ስብሓተይ ጀግና ሓወይ ወዲ ህዝቢ እንኳዕ ታሪክ ንክትዛረብ ኣብቀዐካ ወዲ ሪመይ መዓረይ ሴሮ
❤❤❤❤ምዓርይ 🙏🙏🙏🙏ይቅንየልና ንዝይ ኮሎው ድኻምካ ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
ጀግና ወዲ ዓዲ ኣሕፈሮም❤❤❤
ቀጽልሉ
ስብሓት ክንደይ ሓሊፍካ👌
እንኳዕ 'ስከ ታሪኽ ንኽትዛረብ ኣብቀዐካ::
ብጣዕሚ በሊሕ መንእሰይ እዩ
ጀጋኑና ❤❤
በሊሕ ጥንቑቅ መራሒ ዋላ ቐለሊቲ ይምሰሉ ምስጢራት ከይወፁ ዝጥንቐቀሉ መንገዲ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ❤️
ስብሓተይይ ናይ ጀጋኑ ጀግና ንኩሉ ብፍሽኽታ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣርሚ 31 ኮር 1 💪💪💝💝
ወሒጥካያ ዶ እዛመራርመስዋእቲ አንታ ጅግና
መፅሓፍ ገሊ በረኻ ኢኻ ጅግና!!
ጀጋኑና
ተጋዳላይ ስብሓት ጀግናን ጠንካራን መርሒ ቀፃልን ተቀፃፃልን መጥቃዕቲ ብምግባር ጢሒሱ መሰስ ዝብል መራሒ ክፍለሰራዊት ዮውሃንስ 4ይ ንጉስ(ጢሒሳ መሰስ)።
ስብሓት ጀግና ወዲ ዓደይ
You are the best man in the world ❤
ስብሓት ዓርከይ ጀግና ወዲ ህዝቢ
ተጋሩ ጅግንነቶም ፀዊኻ አይውዳእን
ስብሃት ጅግና እካ ምስክርካ እየ ድሕርነውሕ አለሻ ብምድያ ርእየካ ክረክቦ ካብዝደልየካ ሰብእየ።
ማዕበለይ እኮ ማዕበላት እያ ፈጢራ
ጅግና ተጋዳላይ ስብሓት እንኳዕ ተረፍካ
እምብር ጅግና ኢኻ ክምስ እናበልካ ሺሕ ዓመት ንበረልና።።።።።።።።።።
▶️ ጋዚጠኛ ሽሻይ ወረስ ጅግና ተጋዳላይ ግርማይ / ወዲ ስሓርቲ/ እውን ተገዲስካ ኣቅርቦ ኣብ ኣርሚ 31 እዩ ዘሎ
ስብሓት ጅግና❤❤❤❤❤
Jegna enqae terefka❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጅግና ተጋዳላይ ስብሓት❤❤❤❤❤❤❤
መገዛ መረበትካ መሬትን ደው መበሊ ጠፊኡ ዋይይይይይይይ
🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Za tigray gn keendey gneganu eyom enioewa betami yikoreo ❤❤❤❤❤
ዒንዳ ምግበይ ጅግና
ጅግና❤
😢Shimey winner ebahal hewane nay diron tikhat neru dihar ms sibahat tarakibe ner bicha ❤ i respect 🙏 ilove 💖 my tigray ❤❤
❤❤❤❤❤❤
ጎበዝ ጋዜጠኛ ሎሚ ሪእና
ኣብ መዕጉርቱ ዘላ ጠባሳ ረአይዋ ኣብ ወፍሪ ኣሉላ ብኣኣ ኣቲያ ብድሕሪት ክሳዷ ወፂኣ ክንደይ ግዜ ካብ ሞት ተሪፋ ስብሃት ዓርከይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እንካዕ ረአኡካ
አታ ንዚኦም ወለዶ ጀግንነት መሰኻኽር ውላዳት ትግራይ ተካቲ ጅግንነት አቀበልቲን አቀበልቲን ጅግንነት ተግባራዊ ዝገሩ ናብ መዛግብ ት ባሕሪ ይመዝገብ ንዚኦም ሒዝካሰ ተበላሹ
ስብሃተይ ሓወይ ጅግና እንኳዕ ተረፍካ ዝሓወይ❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉
ጂግና ወዲ ኣሕፎሮም
ስልኪ ቁፅሪ ኣቐምጠልና ኢኻ ሓው ሽሻይ።
+251978545256 ኣብ ክፋል ክልተ ክነእትያ ኢና፡
ቀፅለሉ ሽሻይ ወረስ
For the first time he looks a honest , funny & Innocent TDF soldier
Im miss tigray, tigranes, tegre, Eritrea enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️..
Jigna hawuna sbhat
Wowwww des behalu kulu I heard
Zgerm jgnnet❤❤❤
ዘዕግብ ኣገላልፃ ታሪኽ
ኣጠቃቅማ ቃላት
ጥይት ተኳሲ ጥራሕ ዘይኮንካስ ዘረባኻ ባዕሉ እውን ጥይት እዩ ።ተሃንጥየ /ተመሲጠ ካብ ዘዳመፅኩዎ ውዕሎ ጀጋኑ ☝☝👍👍