we may forget but we never forgotten our heroes what they go through for freedom peace for Eriy and Eritrean people teaching stories, thx for sharing real life before our Independence, it's great things to hear from eyewitness our story.kebrn mogson nsemaietna given their life for freedom peace and voices to all Eritrean people in world GOD BLESS Eriy home of Heores!!!!!❣️❣️💖
I grow up in Eritrea ( Asmera).Always when I think about my lovely Eritrea how much I miss this country beside I remember my lovely friends whom I consider them us my family Aster Berhea, Semayenesh berhea whom they live in Neshete Gejereat . There Dad had a lot of cattle & use to sell Milk .
Eritrean revolution listen each individually story , tactics of working ,hiding from enemy , staying hiding in small hole for days this story makes so proud. However you have done the great job for independence. Thank you for your great service have done. when I listen each individual statement really make me proud.🇪🇷🌹🇪🇷🌹EPLF
አየ ኤርትራዊ ጅግና ነቶም ስውአት ወለዲ እግዚአብሔር ይምሐር ንዓካትኩም ከአ ዕድመን ጥዕናን
ውውው ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ታሪኽ ናይ ሰሓርቲ ኽትንትኒ ገነት ኽሓፍተይ ❤ ❤ ተኪኤ ሓወይ ብዓል ኣቦይ ርእሶም ሓሊፎም ታሪክ ግን ነቦሪ ብጣዕሚ ተሓጉሰ እዞም ኣሕዋተይ ❤️❤️❤️🌹🌹🙏🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌹🙏.
ወርቃዊ ታሪኽ! ሓደራ ህድሞዞም ጀጋኑ ወለቲ!
ጀጋኑ ኤረይ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንአቦይ ርእሶም ዶቦጭ ምስ ባዓልቲ ቤቶምን መሰልቶምን አብ ገነት ይንብረልና እግዚአብሔር ነዚ ዘቅረብኩምልና ኩሉኩም ነመስግን ኤርትራውነት ክቡር መንነት
♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ናይ ብሓቂ ልብኻ ድምስጥ ታሪኽ ሓርበኛታት ስድራ
ግን እታ ህድሞ ብኽብሪ ክትጽገን ኔርዋ መኽንያቱ ቅርስታትና ስለዝኮነት
My family I miss them ❤ my grandparents and my father yemane russom Amlak ab zelekumo yeksnkum l sooo proud for my family ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
😍
Your family are heroes ❤️🇪🇷
ናይ ብሓቂ ዘገርም ጥበብ አዋይ ናይ ኤርትራዊ ብልሒ እኮ ኣብ ታሪኽና ዘይ ተገብረ የለን ማለት እኮ እዩ ዘገርም እዩ ብሰላም ዕረፉ ነዛ ሃገር ዝወደኩም ጀጋኑና
God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💖💖💖
I am proud to be Eritrean people🥰🥰🥰, I love you deki eray🤩🤩🤩 hagerna amlak yebarkelna yehalwelna 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ክብርን ሓጎስን ነሓርበኛና በጃ ንዝሓለፉ ነዛ ክብርቲ ሃገር
👍
ደቂ ኤረ ሰብ ታሪኽ ሀገረ ሰማእታት
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ💪🇪🇷❤ ቀጽልዎ ሐደራኹም 🙏
There are a lot of things that you need to interview people of Eritrea. There are many heroic people.
Thanks for sharing this heroic family
I am proud be Eritrea 🇪🇷 ❤️ 💙 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍💯💯💯💖💖😘😘
እንቁዋዕ ኤርትራዊት ኮይነ ተፈጠርኩ እንዳሓደርካ ትሰምዖ ሓበን ኩርዓት ጥራይ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና መግልጺ ስኢነ 🦁🦁🦁
Etay eyu zakuraka wedi arawit
@@tmniteyabera8685 ሰረቅቲ ጀርክና ማንካ
ጅግንነት ናይ ዞም ኣናብስ ኣቦታተይ ኣታ ርእሲ ከልቢ ዕሱብ ድርባይ ጓሓፍ
ሰራቒ ኤርትራዊ ከምዘየለ እሙን ህዝቢ ምኽዋኑ እቶም ሓቀኛታት ተጋሩ ይምስክሩ አለው ከማኻ ዓይነት ብልዖም ኣይራናን ኻ ብዙሕ ይዛረቡ እታ ሐቂ እዚ እዩ እንዳመረረካ ዋሓጦ i
we may forget but we never forgotten our heroes what they go through for freedom peace for Eriy and Eritrean people teaching stories, thx for sharing real life before our Independence, it's great things to hear from eyewitness our story.kebrn mogson nsemaietna given their life for freedom peace and voices to all Eritrean people in world GOD BLESS Eriy home of Heores!!!!!❣️❣️💖
I am proud to be Eritrean Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ የመስግነኩም እግዚኣብሄር ንኹልኹም ስድራ ይባርኽኩም ኩሉ ኤርትራ ስድራ 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🇪🇷🐪🙏🇪🇷🐪🙏🇪🇷🐪😍jeganu deki Eritrea. Egziabher hagarna Eritrea bark
Deki Erina abzelekum selamkum ybzah ❤❤❤
ታሪኽ ኤርትራ ሰሚኻ ኣጽገብን ኢዪ❤️❤️🇪🇷🇪🇷
They have to make based in true story movies using this incredible story and others . Proud to be Eritrean 💪🇪🇷👍
The place should be kept as a museum 💪💪🙏🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ኤርትራዊ ኩቡር መንነት
እዋይ ኤርትራዊ ዘይተነግረ እምበር ዘይተሰርሔ ታሪኽ የብሉን አዴታትና ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን
ኤርትራ ሰፈር ታሪኽ ብጣዕሚ ደስ ዝብል 🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
I grow up in Eritrea ( Asmera).Always when I think about my lovely Eritrea how much I miss this country beside I remember my lovely friends whom I consider them us my family Aster Berhea, Semayenesh berhea whom they live in Neshete Gejereat . There Dad had a lot of cattle & use to sell Milk .
Seharti zeytenegrelu bzuh Tarik alewo fetshwo ikum Eritv. Xbuk medeb
እዋይይ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ተቐዲሑ ተተሪኹ ዘይውዳእ ከም ቀላ ዮርዳኖስ ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ታሪኽ የለን
ህዝባዊ ግንባር ከቢሩን ተሓፊሩን ይንበር
ንዘንት እለት ።
ነባሪ ታሪኽ እምበር !!!
ነባሪ ሂወት የለን !!!
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ !!!
ን'ሰማእታትና !!!
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
ናይ ብሓቂ ኣብ ሰውራ ዘይተነግረምበር ዘይተግብረ የለን ዝበሃል ሓቂዪ ዘሕብን ታሪክ
ነዛ ታሪኻዊት ዓቢ ሚስጢር ዝሓቖፈት ጉድጓድ ንክትጽገን ከይትበርስ ናይ ኩልና ሓላፍነት እዩ በጃኹም ከምዚ ዝኣመሰለ ክዕቀብ ኣለዎ 🇪🇷🙏🙏🙏
I am proud to be eritrean ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Thank you Tv. Ere for sharing this amqzing kiya Abotatina History....there is alot History in Sharti....Fetishiwo ekum
Btaomi hgus eye tarik nay gezana bmukanu my gad bless you all my family love you all 💖❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ በሓቂ ዝገርም ታሪክ ጉዕዞ ሰውራ ኤርትራ ጥበብ ስለ ዝተሓወሶ ኢዩ ኣብ ናጽነት በጺሑ ። Er Tv ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ብህጂ ውን ከምዚ ዓይነት ከተቅርቡልና ኣንዳ ተላበኩ ሓንቲ ነገር ግን ኣላ ኩሉ ግዝየ ዝከታተላ ዝነበርኩ ህጂ ግን እቃሪጽኩማ ምስጋር ወያነ ናብ ኣዲ ምሩግ ትብል ብክፋላት ትሰድሉና ነርኩም ህጂ ውን ክትቅጽሉልና ንላቦ
God bless for all the freedom fighters who sacrificed and are sacrificing their lives to defend Eritrea's sovereignty.
Wow thanks good news ER TV ❤️🇪🇷✌️
Thank you our hero very brave 👍🇪🇷❤️
Haileab asefaw my bro kafti zfleteka nlaeli Xbuk serah ketserh kexbeyeka eye bzuh zeitbrbere tarik alo gex zftewen hatnetatey Dema rea ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Eritrean revolution listen each individually story
, tactics of working ,hiding from enemy , staying hiding in small hole for days this story makes so proud.
However you have done the great job for independence.
Thank you for your great service have done.
when I listen each individual statement really make me proud.🇪🇷🌹🇪🇷🌹EPLF
ዋው ኣቤት ጅግንነት።
ናይ በሓቂ ዓውት ምስጢር ህዝቢ ኤርትራ እዚ እዮ ነይሩ።
ፕፕፕፕፕፕፕፕ ዝገርም ታሪኽ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ፈጣሪ ዘበንካ ይቐይሮ🙏🙏🙏 ሰላምን ቕሳነትን የውርደልካ ኣታ ለዋህ ጅግና ህዝበይ ♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ይኣኽለኩም ይበለና ፈጣሪ 🙏🙏🙏
Amen Amen
Amen🙏🏻
Amazing history 👏&very interesting 👍
ህዝቢ ኤርትራ ሰራሕ ቂያ ሓበን ይስመዓኒ ዓወት ንሐፋሽ 🙏💞
Dekery jeganu edemen tenane yhabkum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪
ናይ ዳምባ ሰሓርቲ እባ ምጹልና ናይ ኣውድኣመት ቅዱስ ሚኬኤል 35ሰባት ብሓደመዓልቲ ዝዓረፉላ ታሪክ ልቢ ወለድ ዛንታ pls ደቂ ኤረይይ l love you
Neshity afilto telika bejka ,/ke negrine .Desi eyu zebilne wela neshity tikun
@@elukemana6723 ኣብ ዳምባ ሰሓርቲ ደርጊ ብጸላእቲ ተመሪሑ ኣብ 1981 ታሕሳስ ንግደት ናይ ዳምባ ሰሓርቲ ቅዱስ ሚክኤል ማዓልቲ ልዕሊ 34 ሰባት ቀቲሉ ቅድሚ ምቅታሉ ግን ተጋደልቲ ኔሮም ኣብቲ ዓዲ ኩናት ተጌሩ ተጋደልቲ ብድብያ ንደርጊ ብዙሕ ምስ ቀተልሉ ደርጊ ዳግማይ ወዳበ ገሩ ሰራዊት ወሲኹ ተኣሳሲሩ መጽዩ እቶም ተጋደልቲ ውሑዳት ሰለ ዝነበሩ ካብቲ ቦታ ኣዝሊቆም ድሕሪኡ ደርጊ ናብ ዳምባ ሰሓርቲ ኣትዩ ምስ ኣተወ ብሓሰውቲ ተመሪሑ ነቶም ሓፋሽ ውድባት ዝነብሩ ኣውድኣመት ሰለ ዝነብረ ሒዝዎም ምስጢር ንገሩ ተባሂሎም ምስ ኣቅበጹ ብግፍዒ ብሳንጃን ጥይትን ቀቲልዎም ምስኦም ከኣ ኣውደኣመት ስለ ዝነብረ ብዙሓት ሰለማውያንን ነጋዶን ተለኪሞም እዚ ይበስል ብውሑድ እቲ ታሪክ።
@@tv3726 wow yegrm eyu dergi nay edu aysean besmeam ....yekiniliy zekafilkani/ ni behke🥰❤️🇪🇷
Oh my God God bless you My people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏻🙏
ነዚ ህዝቢ እዝስ ብምንታይ ኢካ ክትገልጾ ኣብ ሕብርቲ ጸላኢ ካብ ደቢኡ ከይራሓቀ ተቃሊሱ ዘቃልስ ዓጢቁ ዘዕጥቅ ቃላት ሲኢነሉ 🙏
ጅግንነት, ኤርትራ, ግና, ብዙሕ, ታሪኽ, ኣሎ 🇪🇷❤🙏🇪🇷❤🌹🌹👍😍👌
TRHAS AMATRE ERITREA ♥️💪🇪🇷
Det är en spännande Eritreas historia, och det väcka uppseende. en av historisk händelse. Tack så mycket.
Det er sant Regbe! Vi har en fantastisk historia! jeg stolt av ā være Eretrisk
💖💖💪💪👍🙏
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑ አሪትራውያን።
Ewe Ewe heki bihki jgnna hafash wdbina heki bihki ✌️🇪🇷❤️
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍 kab bahri bchlfa aytegeren ketswo gize yhabkum fetari hasadat yeleyelna
Welcome
Gelixka zeywudae tarik eritrea peoples 💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷👍🌸
This is the real museum
Wow ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS Heros always 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ 😍!!
እዚ ታሪኽ እዚ ብፊልም ውን ክስራሕ ዝግቦኦ እዩ። ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ገና ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ ተዘንትዩ ሞ፡ ተስፋ ገብር ኩሉ ክስነድ። እዞም ስድራ ድማ ዝለዓለ ክብርን ሞጎስን ይሃቦም። 👍🏿🙏🏾❤🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዞገርም ዛንታ።❤❤❤❤❤❤❤😊
7 ሰሓርቲ 🇪🇷✊🏿🐪. Eri-TV መጎጎ ኣድሓነት ኣብ ዳንባ ስሓርቲ ቀጻልነቱን ውጽኢቱን ፕሮግራም ገርኩም ኣርእዩና።🙏🙏🙏. ምሽጥራዊ(Typing error)
7 siharti entay eyu 21 aditat eyen even siharti zbhalla 3 wekerti damba sharti 4 adtat agudli Kab 21 aditat wekerti azamer zibanangeb damba
ዓጋመ ኣሎዉ መስለኒ አብ ኤሪቲቪ።
Proud to be Eritrea🇪🇷 miss my blood
Deke erina
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jegnu tarik tebaten natkum men yetkao elfi kedat bezi tarik ayehbenun eyom nebrkna🇪🇷❤❤🇪🇷🙏🏻
ኣቤት ጽንዓት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ታሪኽ ኣዘንቲኻ ኣይዉዳእን ኢዩ ደቂ ኤረይ ሓላላት ብልቢ ኢና ነመስግነኩም።✅✅✅🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪⛪️💖🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Waw, it was amazing story
ህዝብና ብጣዕሚ ሓያልን ፅዕራምንዩ
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🌹 🎉🎉🎉
Ertrawi nay bahaqi jgna hzbi kuburat weledna 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Deki Erey jeganu Edman tinan yehabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
great job
ዘይርሳዕ ታሪካዊ ፍጽመ
ክብረ ነቶም ዉፉያት ስድራቤት 💪💪💪💪💪
ከምዚ ዝኣመሰለ ታሪኽ ክስነድን ክዝንቶን ዘለዎ ኮይኑ
ግን አዮም ይፈልጡ ሓብር በጃክም ዓብግዞእ
ብመልክዕ ፊልም አንተዝስራሕ ዝበልርጸ ነይሩ :::
ብጣዓሜ ነምርስግን ነዚ ናይ ጀግንነት ታሪኽ ዘካፈልኩም 💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Qeshi Tekie
Wow TPLF learned making all this ጉድጎድ from you guys amazing…
How far they go to sacrifice to their people , God bless you
ታሪኽ ናይ ህ.ግ ምስቲ ሓቦኛ ህዝብናስ ተገሊጹ ዘይውዳእ ታሪኽ ዘገርም’ዩ በቃ 🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽 ኩርዕ ትብል ከኣ ደቂዞም ጀጋኑ ምዃንካ ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷 ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ‼️
Abet jgnet,nnatsnet eritrea men zeytewefeye deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 abiet ftsame,dengikum eritv ezi kulu tarik keytezentewe ykedu alewu bejakum ngaye nezi tarikna
ኣብዚ ግዜ ደርግ ዝነበረሉ እዋንዩ ኔሩ ናይ ሕጂ ቀሺ ተኪኤ ናይ ሽዑ ግና ሃለቃ እንዳበልና ኢና
ንጽውዖ ዝነበርና ዋላ ቲሃለቃ ኽንብሎ ውን ብልምዲ ኣብ ሕብረተሰብና ከም ሳጓ ሃለቃ ቀሺ
ዝባሃሉ ብዙሓት ኔሮም ዮም ኣብቲ ጊዜቲ ሃለቃ
ተኪኤ ምስ ካሎኦት ደቂ ኮዳዱ ነስመራ ከም ኮንትሮባንድ ዛኣመሰለ ብጋዴን ዛኣቱ ንብረት ኔሩ
ኩሎም ሳሓርቲ ካኣ ኣብቲ ግዜቲ ክሳብ ቴባት
ናኣሽቱ ቲቭ 14 16 18 ኢንቺ ቴባት ሳንዮ ስተሪዮ ናሽናል ፓናሶኒክ ዝባሃላ ዲሒረን ዊን ኢንተርናሺናል ዝባሃላ ናይቲ ግዜ ዝተፈላለየ ኪዳውንቲ ጂኒሳት ዘይተሰፍየ ጣቀታት ደቀኒስቲዮ ብጋዴን ዓላ ፎሮ ያኣቱ ኔሩ ኩሎም
ሳሓርቲ ድማ ኣብዚ ስራሕ ተዋፊሮም ዮም ከም ካላኣይ ናይ ሕሪሻ ስርሖም ዘሳላስሉዎ ዝነበሩ ጎኒ ጎኑ ድማ ዋሃዩ ኮይኖም ናይ ከተማ
ስራሓት ይሰርሑ ነበሩ። ኣነ ኣብቲ ግዜ ንእሽቶን
ፈጣንን ኢየ ዝነበርኩ ኣብ ኣስመራ እናሸቀጥኩ
ኮንትሮባንዳ ካብዞም ደቂ ሳሓርቲ ብብዝሒ ንብረት ንገዝ ኣሎም ነበርና። ሃለቃ ዳርጋ ብዙሕ ኑጡፍ ኣይነበረን ግን ኩሉ ጊዜ ምስቶም
ኮዳዱ ኢምበይቶ ብብዝሒ ካኣ ንፉዓት ሸቃጦ ዝነበሩ ድቂ ዝግብ ኢዮም ንሃለቃ ተኪኤ ምባዓር ሽዑ ኢየ ዝፈልጦ ሳሓርቲ ብሓፈሻ ኣዚዮም በላሕቲን ደፋራትን ዮም ንዝዋሃቦም ስራሕ ብጅግንነትን ቆራጽነትን ይፍጽሙ ኔሮም
ሳላቲ ኮንትሮባንድ ምስኹሎም የ ተፋሊጠ ንምፍላጥ ጥንቅቅ ኢሎም ዮም ዝፋለጡኻ ኣነ ውን ዋላኳ ወደስመራን ተማሃራይን እንተነበርኩስ መበቆል ዓድኻ ቀንዲ ኣቐዲሞም ዝሓትዋ ስለ ዝነበረት ኣነውን ሳሓርቲ ብምንባረይ ዳሓርዲ ንሓደ ምስ ነገርካዮ ኩሎም ዮም ዝናጋገሩ ብንጹርን ሓቅን ግን ከራጋግጽዎ ኣሎዎም ስለ ዝነገርካዮም ጥራይ ኣይ ኣምኑኳን ኢዮም።
ነዚ ኮነ በቲ ስራሕ ኮንትሮባንድ ዊን ካብ ስራሕ ፈዳይን ዝፍለ ኣይነበረን ኮንትሮባንድ ቲሰርሕ እንተኮንካ ፈዳይን ወይ ዋህዮ ኬንካ
ክትሰርሕ ዘጸግም የቡሉን ብፍላይ ዳህራይ ናይ
ጋዴን ስራሕ ብደርግ እናተፈልጠ ስለ ዝመጸ ስራሕ ዊን ተቀይሩስ ቢጋሕቴላይዩ ተቀይሩ ስለዝተማሓየሸልና ድማ ምስቶም ናይወጣት ሊቀ ምንበር ኢናተሳማማዕኩ ዓርቢ ዓርቢ ንጋሕቴላይ ከይደ ቀዳም ጺዒነ ሰምበት ንጉሆ ወይ ቀዳም ለይቲ ነእትዎ ኔርና ኢና። ኣብ ጋሕቴላይ ነቶም ውዱባት ዘድሊ ከም ሽጋራ ካልእ ዝመስል ድማ ካብ ኣስመራ ነውርደሎም
ነበርና ከም ዝገዙኡልና መሲሎም ድማ ንብረቶም ይወስዱ ነበሩ። እምባኣር ንሃለቃ ተኬአ ሕጂ ኣብዚ መደብ ምስ ረአኹዎ ኩሉ እቲ ብፉሉጥ እኳ ኣይኩን እምበር ንሶም ኮንትሮባንዳ ኪሸጡልና ከለዉ ንሕና ድማ ኣብ ከተማ ዝርከብ ንብረት ቀሪብናሎም ንጸንሕ ኔርና ኢና ንኽብል ስለ ዝደለኹ ኤ ሳሓርቲ ኣብ እጃም ቃልሲ ሰውራ ጌና ዘይተበርበረ ኣበርክቶ
ዝነበራ ቦታጅግንነትን ትብዓትን ኢያ ። ብፍላይ ኣብ ምውጻእ ህዝባዊ ሓይልታት ካብ ዓላ ብኻላኣይ መጀመሪያ ኣብ ዛሓርቲ ኢያ ተንቃሳቒሳ ብዓል ወዲ ኤፍረም ይኩኑ ሓይልታት ክፍልታት 06 ጆማሂር መጀመሪኦም
ሳሓርቲ ንሳተን ቀንዲ ንእሽቶ ሳሕል ዝባሃላ ዳማ ዳምባን ዓዲ ቐረጽን ቀንዲ መጀመሪይን
መርገጽ እግሪ ሻዕቢያ ኢየን ቦታታት ስትራተጂካዊ ቦታ ምስ ምንባሩ ደንገል ውን ይፈትዉዋ ኳ ተነበሩ ብዙሕ ገባር በዘይ ምንባራ
ተጋደልቲ ብዝሕ ድበሉ ክትምግብ ትኽእል ኣይነበረትን ኮም ኡ ውን ዓተበባስ ደምበ ብሞኳና ብዙሕ ኣጋይሽ ትእንግድ ኣይነበረትን
ዳሕራይ ግና ህ ሓ ሓ ኤ እንዳበርትዐን ሓየለን መጸ ክሳብ ከባቢ ዓዲሓውሻ ካኣ ዓረደ ስንስለት ዓዲ ሃከፋ ላምዛ ዓዲ ቀ ታሕታይ ዓዶም ዞማት ሰላዕ ዳዕሮ ዓዲ ጎምቦሎ
ካኣ ህ ሓ ዓሪዱ ነበረ።
ካቡኡ ንታሕቲ ግና ጀብሃ ሒዛቶ ነበረት ኣብ ምጠረሻ ግና ደርግ የቀይ ኮኮብ ዘመቻ ኣብ ሶማል ተዓዊቱ ነበረሞ ኢዚ ዘይባሃል ኩምራ ኣጽዋር ሶቤት ንደር ስለ ዝሓገዘቶ ብመረብ ዎዶ
ዘማች ኣኽቲቱ ደርግ ዘመናዊ ኣጽዋራት ሒዙ ንሰውራ ኤርትራ ክድምስ ስ ተሃንደደ ሰውራ ኤርትራ ምዝላቕ እናተዋጋእካ ኮነ ክም ሳዕቤናቱ
ብቢዓል ዓዲያቆብ ጀሚርካ ኩሉ ምንገዲ ከረን ደርግ ጽርጊያ ሒዙ እግረእግሮም ይዝዕብ ተጋደልቲ ካኣ ኣብ ዘዚጥዕሞም ጸኒሖም ይድምሡዎ ነበሩ። ምዝላቅ 1978 ኣዚያ ኩናት
ዝበዝሓ ዓመት ኮይና ኢያ ተመዝጊባ።
ብዙሕ ዝረሳዕኩዎ ኣሎ ቆልዓ 11 ዓመት እኳ እንተነበርኩ ሽዑ እዋን ካብ 1975 ሃዲምና ካብ ኣስመራ ዓዲ ስለ ዝነበርና ኣነ ንቁሕ ቀይሕ ዕምበባ ብምምባረይ ፖሎቲካዊ ንቕሓተይ ግን ክሳብ ንሓደስቲ ተጋደልቲ ከይተረፈ ይምህርን
ተጋደልቲ ባኣይ ይድነቁን ኔሮም ዮም።
ድርግ ዲሂሱ ምስ ኣተወ ግን ንሕና ዊን ነስመራ
ተመለስና ብፍላይ ኣነ ንስድራይ የሸግሮም ኔረ
ኣብቲ ጊዜ 1876 ጥራይ 5 ጊዜ ናብ ተጋድሎ
ከይደ 5 ግዜ ኩንታል በሊዕካ ተመለስ ኢሎም
ምቕባል ኣቦዩኒ። ሻቡ ኣብ መበል ሓሙሻይ ግዜ ግን ኣደይ ዝገደፈትለይ የብላን ተኸትኪተ
ተ ኣሲረ ዋላ መን ከታዓርቕ ነደይ ወዲ ሓደ ስለዝነበርኩ ኣቦይ ኣበስመራ ኢዩ ዝነበረ ሻቡ
በዚ ዛኣኪብ ነስመራ ሒሳትና ተመልሰት ኣነውን ከምሰበይ ነቲ ተፈልየዮ ዝነበርኩ ትምህርተይ ቀጺለዮ ይብለኩም።
yeqenyelna sleti mesati zantak ..... Jigna
I read your article like I wrote myself and it is like reading news paper=CLEAR!
1876...1976=NOT A BIG DEAL.
WHERE ARE YOU KNOW?
WISH U Z BEST!
Wow gele aynet yekinilna 🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷
Eitrea For Eiratrea god belss our hero familiy
በጃኩም እባ ነዛ ምስጥራዊት ገዛ ከይ ባደመት ከለ ከም ቤተመዘክር ክቶከዉን አቃልቦ ንታሪካታት ተጋደልትናን ህ/ግ። ጅግንነትን ዞም ስድራ ከይመቱ ከለዉ ተክእሎ እንዳሀለዉ ተፈልዮም ሕጅዉን አቃልቦ አቃልቦ
አየ ጽንዓትን ተወፋይነትን ህዝቢ ኤርትራ ኳ መዳርግቲ የብሉን አነስ እንቋዕ ካብዚ ሐያል ህዝቢ ኰንኩ።ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🌟🇪🇷⛪I love you deki Eriy 🕌🇪🇷🌟✊🥛✊🕯
እባከችሁ ኤርትራን በወንድሜ ምክንያት ከልጅነቴ ጀምሮ ስሰበክ የነበርኩ ልጅ ነኝ ሁል ጊዜ ስሟን በሰማው ቁጥር የሆነ ነገር ይሰማኛል ልክ እንደተወለድኩበት ባአማርኛ ፕሮግራም ጀምራቹ በደንብ ብታሳውቁን ደስ ይለኛል የኔ አይነት ብዙ ኢትዮጵያውን አለን ምክንያቱም በሆነ በኩል ደም አለን
ኣብ ሳውራ ኤርትራ ዘይተነግረ ምበር ዝተገብር ታርኽ የለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
ሓበን ሃገር! ፈጣሪ ህዝብናን መንግስትናን ይሓሉ 🙏🙏🙏
👍🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷💪
🥰🇪🇷🥰💪🇪🇷👍
ጅግንነት ኤርትራውያን ብሓፈሻ መወዳእታ የብሉን። ኩሉ ኤርትራዊ ክኾርዓሉ እግባእ። ናይ'ዚ ዝብሃል ዘሎ ዛንታ ዋናታቱን መራሕቱን ናይ'ዚ ኩሉ ስርሒታት'ዚ እቶም ኣብ ታሪክ ተረሲዖም ዘለዉ ወዲ ሰለሙንን ወዲ እፍሬምን ምዃኖም ህዝቢ ክፈልጥ ኣለዎ።
🌿🙏💪❤️🌷🇪🇷🇪🇷🌷❤️🇪🇷🌷❤️🇪🇷🌷🌿🙏💪❤️🌷🇪🇷Proud to be Eritrea 🌿🙏💪❤️🌷🇪🇷
🐪❤🇪🇷✊✊✊
📢eritreawenet kubur minenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷awet nehafasheeee ✊️✊️
ዘግርም እዩ ህዝቢ ኤርትራ በሊሕን ትኩርን
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 for ertrawyan be ertrawyan awet nihafash
ሰላም ክቡራት ኣዳለውቲ
ኣብ ከባቢ ሰሓርቲ ዝተኻየደ ብዙሕ ታሪኽን ቅያን እዩ ተኻይዲ ነዚ ምቕራብኩም ድማ ከየመስገንክኹም ክሓልፍ ኣይደልን።
የማነ ተወልደ ኣነ ብንእሽተይ እየ ዝፈልቶ መፍለትየይ ምኽንያት ከኣ ኣብ ገዛና ዓዲ ሓውሻ መጀመርታ ዛኣተውላ ገዛ እያ።
እንዳ ጸጋይ ኣስገዶም ይብሃል ።
ኣብ 1976 እዩ ኣበየናይ ወርሒ ግን ክፈልቶ ኣይከኣልኩን እሞ ንየማነ ተወልደ ተወኪስኩም ኣበየናይ ወርሒ ከምዝነበረ መልሲ ክትህቡኒ ብኽብረት ይሓተኩም?
ንዓድና ሰላምን ቅሳነትን ይምነየላ!
Telefonieren kehibeka demo yemane tewelde
@@Mur_Channel ሐራይ ሃብኒ ኣብዚኣ ጽሓፍለይ ኣቐዲመ ከመስግን ይፈቱ።
ዝኽርን : ክብርን : ንጀጋኑ : ወለድና : አብይ : ርእሶም : ደቦጭን : አደይ : ትብለጽን : ከምኡዉን : ጀጋኑ : ደቆም !!!!
❤ 🇪🇷 !!!