Toronto to Eritrea, Family Journey to Massawa, Eritrea. ጉዕዞ ኣስመራ ምጽዋዕ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 18

  • @Xxxlll-m3e
    @Xxxlll-m3e 4 місяці тому +2

    Ane ab toronto yeneber wedi massawa ye thanks gezawety
    ariekhani dehri 11 amet i miss masssawa from toronto jane street❤❤❤

  • @damaeast6551
    @damaeast6551 4 місяці тому +1

    Fantastic travel I’m glad you can show us what to expect.
    USA 🇺🇸

  • @Helena-B
    @Helena-B 4 місяці тому +2

    Thank you Dawit for sharing your trip to Eritrea. I love the view and the instrumental 🎼 such a beautiful video. Enjoy your time with your beautiful family.

  • @yodittewolde6724
    @yodittewolde6724 5 місяців тому +2

    Waw, Beautiful 👍

  • @ወiኒ
    @ወiኒ 5 місяців тому +2

    OMG Dawitom enjoy !!!!❤ ❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tegestetekle5561
    @tegestetekle5561 5 місяців тому +3

    I love you travel so much I hope you enjoy 🇪🇷💐🐪☪️🦾💒🕍🕍✝️

    • @DaviewMedia
      @DaviewMedia  5 місяців тому

      Thanks Titi, yes I did enjoy.

  • @mekonenhaile4659
    @mekonenhaile4659 4 місяці тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @25marthay
    @25marthay 4 місяці тому +1

    Thank you, brother. really nice, and I enjoyed it . Just to ask, I've never been to my beloved country, Eritrean buu im going next month for 1 month do you have any suggestions that i need to visit. Thanks again

    • @DaviewMedia
      @DaviewMedia  4 місяці тому

      You know, except for Assab and Teseney, the radius distance of all major cities in Eritrea from Asmara is under 100 km. Hence, you can visit all cities or ZOBAS within one week. So, if possible, my recommendation is to try to visit all the historical places and cities. Thanks so much. Have a wonderful journey
      #EritreaTravel #HistoricalVisit

  • @biniammebrahtu8194
    @biniammebrahtu8194 5 місяців тому +1

    ኣይ ካብ ኣቀዳድሓ ኣይ ካብ ኢዲቲክ ኣይ ካብ ኣቀራርባ መስርዕ 😢 ሕውስውስ እኮ ኣቢልካዮ ማሳዋ ንዘይፈልጣ ሕማቅ ስእሊ ኣሕዲርካሉ ተጋጊኻ እንተ እቲ ናብ ኤርትራ ምብጻሕካ ግን እንቃዕ ሓጎሰካ ሓጎሰኩም🎉🎉🎉

    • @DaviewMedia
      @DaviewMedia  5 місяців тому

      መጀመርታ ስለቲ ርእይቶኻ የመስግነካ። ብዛዕባ ባጽዕ 1% ኣቕሪበ ኣይብልን ኢየ። ብዛዕባ ባጽዕ ኩሉ እቕሪብካ ብቪድዮ ክትቐጾ'ውን ኣጸጋሚ ኢዩ። እዛ ቪድዮ ግን ከም ቅምሶ /ሳምፕል/ እንተተወሰደት እምበር ባጽዕ ኣብዛ ሓጻር ቪድዮ ኣጸባርቐያ ኣይብልን ኢየ።ንቐጻሊ ግን ከም ሓበሬታ ኣገዳሲ ኢዩ።ብሓፈሽኡ ግን እዚ ከተቕርቦ ነርካ ትብሎ ምሕባር'ውን ኣገዳሲ ኢዩ'ሞ ሃናጺ ርእይቶኻ ኣይፈለየና።

    • @biniammebrahtu8194
      @biniammebrahtu8194 5 місяців тому +1

      @@DaviewMedia ሰላም ፡ ስለቲ መልስኻ የመስግነካ ቀጺለ እቲ ዝቅረብ ምስ ኣስማቱ ኣቅሪብካዮ ኢኻ እንተኾነ ግን እቲ ኣስራርዓኻ ናይቲ ከተማታት ሓዋዊስካዮ መስርዑ ከተትሕዞ ነሩካ እዚ እዩ ሪኢቶይ ኣነ ከም ወዲ ባጽዕ መጠን ክሪኦ ዝግባኣኒ ትኾላልፎ ውን ነርካ ስለዚ ክስነድ ከለኻ መስርዑን ፡ ባጽዕ ከምቲ ንእሽቶይ ምኻና ክትኣቱ ከለኻ ናብ ባጽዕ ቪድዮ ክትኾላልፎ ኣይነበረካን ንምባል እየ ።

    • @DaviewMedia
      @DaviewMedia  5 місяців тому

      @@biniammebrahtu8194 ቅቡል ኢዩ ርእይቶኻ። ክገርመካ ኩሉ እቲ ትብሎ ዘለኻ ሰኒደዮ ኢየ። ብቪድዮ መልኽዕ ኣለኒ። እዚ ዓሚ ዝሳልኩዎ ኢዩ። ኣብ ካልእ ቻነን ክዝግሖ ፈቲነ ኣይተኻእለን። ሎሚ ግን ኣብዛ ቻነል ክዝግሕ ብምኻለይ ቆራሪጸ ዘርጊሔዮ። ካብ ዘይምዝርጋሕ ምዝርጋሕ ይሓይሽ ካብ ምባል እምበር ቆራሪጸዮ ከምዘለኹ ይኣምነሉ ኢየ። ሓፈሻዊ ጉዕዞ ባጽዕ ንምርኣይ ጥራይ ኢዩ ዕላማ ናይዛ ቪድዮ። ኣብ ቐጻሊ ግን ክንተሓጓጎስ ኢና። የቐንየለይ!

  • @sofoniasdaniel5547
    @sofoniasdaniel5547 4 місяці тому

    ኣብቲ ድፍዓት ኬድኩም ነቶም የሕዋትና ንሓደ ወርሒ ዋላ እንተኮነ ተተብርይዎም መመስገንናኩም ኔርና ደቂ ኤረይ ዘይንጸዓድ፡ 😂