"ምስ ኤርትራ ምዕራቕ ፍፁም ኣይከኣልን ኣይኣምነካ ኣይትኣምኖ!' ቃለ መሕትት ምስ መምህር ፖለቲካ ሳይነስ ዩንቨርስቲ መቐለ ኣሰፋ ለኣከ (PHD
Вставка
- Опубліковано 1 жов 2024
- #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show UA-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#ርእሶም_ገብረገርግስ
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ስነ_ጥበባዊ_ርእሶም
#Artist_Ruesom_Gebregergs
#Mahlet_Gebregergis
#New_Tigrigna_Music_Mahlet_Gebregergis
#TDF
#Sene_21_TDF
#Eritrean_Movies
መድሂነይ በጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ምኽንያቱ ቡቁዓት ሰባት እናቅረብኪ መፍቲሒ ንምምፃእ እትገብርዮ ዘለኺ ቃልሲ ንግስተሳባ ኢለኪ ኣለኹ ብኻድረታትን ብጥቅመኛታት ከይትስነፊ ሓደራ ሓቂ ጥቀጥን እንበር ኣይትብተኽን እያ ዶክተር ዘሃቦ መልሲ ኣነ ካፍቶም ኩሎም ዘቅረብክዮም ሰባት ኣብ ቅድሚት ሰሪዐዮ ኣለኹ ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ሙሁራት ዘለውና ኣይመስለንን ነይሩ እኒ ገላውዴዎስ ብሮፌሰር ተባሂሎም ክፅውዑ እነዚኦም ዶክተር ክበሃሉ አይግቦኦምን ነይሩ መድሂነይ ግዝያዊ ምምሕዳር ካብ ዝመፅእ ብፍላይ ጌተቸው ረዳ እና ጀነራል ፃድቃን ካብ ዝመፁ ዋላ ጉድለት የሃሉ እንበር ቅድሚ ንሶም ምምፅኦም ዝነበረ ነገር ፉሉጥ እዩ ምስ ኣባል ዓረና ሻሂ ሰቲኻ ኢኻ ተባሂሉ ዝእሰረሉ ግዜ እውን ነይሩ እዩ መድሂነይ እትገብርዮ ዘለኺ ቃልሲ ኣፍቲ ሽዑ ግዜ የቅትል እዩ ነይሩ ኣይኮነን ኣብ ትግራይ ከምዙይ ሙሁራት ክተቅርቢ ምእሳር ኣይኮነን ሂወት የኽፍል ነይሩ ትርር ኢልካ ነሓደ ካድረ እንተመሊስካሉ ዓረና ኢኻ ይመስለኒ እናተብሃለ ይሽቁረር ነይሩ ኣብርሃ ደስታ ዓረና ብምዃኑ ኣዲስኣበባ መፅዩ ኣሸባሪ እናተብሃ ዝተሳቀዮ ንፈልጥ ኢና ሎሚ ግን መፍቲሒ እኳ ኣይምፃእ እንበር ሓሳብካ ምግላፅ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ እቲ ሓሳብ ይምፃእ ህዝቢ ግን ባዕሉ ይወስን
Stupid question for Eritrea !!!don’t say anything about Eritrea ?say something about tegaru women’s please???
መድህን ግን እምድያ ሒዝኪ ንህወሓት ጥራሕ ክትቅጥቅጥ ትውዕሊ:: ንፊዕቲ ጋዜጠኛ ተባሂልኪ ቂመኛታት ክትኣሪይ ትውዕሊ ምስ ህወሐት ኮይኑ ዝተቓለሱ ናይ ህወሐት ኣባላት ዳኣ ዘይተቐሪቢ ሚዛናዊ ክትኮኒ ምእንታን
ኣታ ደንቆሮ እንታይ ድያ ነቲ ዝዓበየ ስልጣን ዘለዎ ንስኻ ከም ደራፋይ ጥራሕ ትፈልጦ ተጋዳላይ ጠርጣራው ቃለ ምሕተት ጌራ ዶ ኣይነበረትን እምኒ
ብዓርሰ እምነት ኣብ ብራኸ ሾው ቀሪቡ ክሙግት ዝኽእል ላዕለዋይ ባዓል ስልጣን ሕውሓት የለን። ምኽንያቱ ኩሉ ነናይ ባዕሉ ቁስሊ ኣለዎ።
እቶም ውድባት ናይ ትግራይ ዲምክራሲያዊይን ኣይኮንን ንህወሐት ጥራሕ ትጥፋእ ንሕና ስልጣን ክንሕዝ ዝብሎ ኣብ ናይ ህዝቢ ሽግር ኣትዩም ክስርሑን ፀገማት ክፍትሑ ዘይኽእሎ ኣብ መቐለ ተጎሊቶም ደድሕሪ ህወሐት ዝኽትሎ መማሪፂ ሓስብ ዘይብሎም ንኹሉ ሕብረተስብ ኣብ ውዳበኦም ዘየብሎም ቁሽታዊያን እዩም:: መማሪፂ ኮይኑም ክቐርቡ እንተኾይኑ ሓሳባቱም ነፂሩም ክቐርቡ ኣለዎም
@user-xm8wn9mr6v
0 seconds ago
ተቃወምቲ ውድባት ከማከ ደንቆሮ አይኮኑን ህወሐት ከየጥፍእከ ዝቅረፍ ፀገም ከምዘየለ ይርዶኦም እዩ ስለዝኮነ ድማ ንከማከ አይነት መሀይም ናህወሐት ክፍአትን ድክመትን ከረዱኡ ላሕ ይብሉ አለዉ unfortunately ከማከ ዝበለ ሰብ ምብዙሑ ከቢድ ይገብሮ::
ህዝቢ ትግራይ ወሪድዎ ዘሎ ውጻዓ ውህሉል ፖለቲካዊ ውድቀት ሕወሐት ዝወለዶ ጥራይ ዘይኮነስ፥ ናይቲ ሕብረተሰብ መሰል ናይምሕታትን ን ሕውሐት በዝረከበቶን ዘይ ረከበቶን ውጺት ናይ ምጥቃዕን ዘወለዶ እውን እዩ ፥ ሕወሐት ዓቢ ደገፍ ዥነበራ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ካብ ነዊሕ ግዝየ ሱር ዘሰደደት ፓርቲ ጥራይ ዘይኮነትሲ ታሪክን ሞትን ህዝቢ ትግራይ መስዛ ፓሪት እዚኣ ዘተኣሳሰር አንኮ ዓብላሊት ፖለቲካዊ ሰልፍ ትግራይ ኮይና ክትራይ ኪኢላ እያ ፥ ሕውሐት ሕንቅቅቲ ፓርቲ እያ ፥ መን ይሐንቂቅዋ እንድሕር ተባሂኩ ከኣ ህዝቢ ትግራይ ኢዪ/፡ ካላይ ክትርደኦ/ ክትርድእዮ ዘለኪ ወይ ዘለካ ጉዳይ ዕብለላ ፖለቲካ ሕወሐት ኣብ ትግራይ ኢዩ ፥ሕወሐት ን ፖለቲካ ትግራይ ሕጂ ኣይኮነትን ብሒታቶ ነዊሕ ጸኒሐ እያ ህዝቢ ብ ፖለቲካ ኮነ ብ ሕቶ ልምዓት ከፈታተና ኣይከኣለን ንኣብነት ሕቶ ማይ ህዝቢ ከተማ መቐለን እክሱምን ኣብ 27 ዓመታት ክትምለስ ዘይከኣለት ፖለቲካዊት ወድብ ወን አያ እዚ ክንብል ከለና ግን ሕወሐት ዘድምዓቶም ሰራህቲ ትምህርትን ጥዕናን የለዉን ኢልካ ኣይከሐድን ኢዩ። ግን ሕወሐት ሕንቅቅቲ ሰለ ዘነበረት ዕዮ ግዝኣ ከይሰርሐት ናብ ቤት ትምህርቲ ትመላለስ ተማሀሪት ነይራ ኢልካ ክትገልጻ ትክእል። ናይዚ ኩሉ ጠንቂ ግን ስንፍና እታ ፓርቲ ጥራይ ዘይኮነሲ ሕዝቢ ትግራይ ወን ተሐታቲ ኢዩ ።
Not alone in tiggray here in America if you are not a member of tplf you are not part of the tiggray community
ብደብረጽየን/ደብረሰይጣን ገ/ሚ ዝምራሕ መረሕነት ህወሓት እንዳፈለጡ ዋላ ዝሞተ ይሙት ብማለትን ዳግም ስልጣን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምሓዘን ደብረሰይጣን ድማ ጠ/ሚር ንምግባር እዩ እቲ ደማዊ 1,000,000 ኩይናት ኣብልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ክወርድ ዝገበሩ። ኣብ ደብረሲናን ሸዋሮኒትን መረሕነት ህወሓት ብዝጆሃርሉ ቆረፃ ተቖራሪጾም ተገዲዶም ዝዘመቱ መናእሰይ ትግራይ ንዘየድሊ መስዋእቲ ኣብቂዖም። ዳሓር ኩለይ ፃዕዳ ሕሶት "ኣሜሪካ ተመለሱ ኣዲስ ኣበባ ከይትኣትዉ ስለበለና እዩ ኣሎም ፕሮፓጋንዳ ምብታን ጀሚሮም ። ናይ ፕሮቶርያ ሰላም ውዕሊ ኩለይ ብለባማት ይኣክል ብዝብሉ ቁርተይ ኣባላት እቲ ርጉም ውድብ ዝኾኑ እቲ ኩይናት ደው ነብሎ Ceasefire ይገበር ዝብል ደውታ ብምሓዞም ዝመፀ ሰላም እዩ። ጙድ ህወሓት ኣብዙይ ቪድዮ ናይ መበል 45 ምስረታ ውድቦም ናይ ጽንተት ፈኸራን ስዕስዒትን ነባርን ዘለዉን መረሕቲ ዝገበርዎ ራኣይዎ።
Tigray TV 05.12.2020 Tigrigna ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል / Debretsion Gebremichael
ua-cam.com/video/DOZBDCIMTXo/v-deo.html
December 6, 2020
ቀዳማይ ዕላማና ነዚ ወራር ምምካት ምስዓር ኣዩ
ኩሉ ዓቕማትና ኣዋዲድና
ነዚ ወራር ክንቀብር ክንስዕር
ክንወፍር ይግባእ
ውድብ ማለት ናይ ሰባት እኩብ እዩ እቲ ኣመራርሓ እንተጨይኑ እቲ ውድብ ጨይኑ ማለት እዩ
ቢጣዕሚ ወሳንን ወቅታውን እም ድማ መእገቢ ዝኾነ መልስን ህቶታትን ነይሩ ኸምዝይኦም ዝበሉ ተጋሩ ሙህራንን ኸምመድሂን ዝመስላ ቡልፃት ጠንካራ ናይ ሚድያ ሰባት ንትግራይና የድልዪና ንሀፍትና መዲህን ንሀውና ዶ/ር አሰፋ እድመን ጢዕናን ያሀብኩም ዛኹላይ ጓሂ ንዙ ህዝብና እዩሞ አምላክ ጓሒኹም ሰሚኡ ሀሳብኩም ይስመረልኩምቨ፣ ይብል ኽብሪ ይግበዐኩም ኽበሩ ንበሩልና ዐሕዋተይ ኹም
ኣብኣ ኣለተካ ሕወሓት'ሲ ድርቅና ኣለዋ እዩ ኣይ'ባህሪ ኣመንዝራ እንዱ ዘለዋ ሕወሓት ኣይትፈልጣን ኢኻ
ዓለም ዝመስከሮ ድሞክራስያዊ ሕገ መንግስቲ ዶ በለ..... መለስ 27 ዓመት ዝመርሓሉ democracy😂
ብራኸ ሾው እቲ ሓቂ እና ፈለጥኩሞ እንድኹም ክትረግፅዎ ትፍትኑ ግዳ ሕዋሓት ዝባሃል እንስሳ ክፍጠር ከሎ አጓል ኣታሓሳስባ ሒዙ ዩ ተፈጢሩ.ንህዝቢ ውን ከምኡ ፈላሊኻ ግዛእ ዝሕመረቱ ከምኡ ኣብ ፅውፅዋይን ኣብ ዘየለ ፈኸራን አንነትን በላይነትን ብቢሔር ብእንዳ እና አላተመ ግዳይ ክገብሮን ጸኒሑን ኣሎ።ንጎሬቤትካ ንዓፋር አናሳ ንኦሮሞ ጋላ ቱሑቱን ዝግዛእን ንኣማራ ጽንፈኛ ንሀገር ኤርትራ ድማ እቲ ንስኹም ትብልዎ ከም ንፈልጦ ?ስለዚ እንታይ ፁቡቅ መልሰ ተግባር ክመፅእ ትጽበ ።ሕጂ ውን ፓርትታት ናይ ትግራይ ዝአጎለ ኣተሓሳስብኦም ።ብከመይ ዩ ክዕረ ትጽበይዎ ።እረ በይዛኹም ልኸውን ነገር ሕሰብታ ንህዝብኹም ክትብሉ ንቀጻልነትኩም ክትብሉ ።እዚ ላሓለፈ ለባማትን መስተውዓልትን ስለ ዝተሳእኑ ዮም።ተበራበሩ ኢድ ምውጥዋጥን ምንእአስን ፈኸራን ግደፉ ።አብ ዘየለ ነገር ብሱሩ አይንበርን።
ካብ ሕውሓት ልገደደ ሓምሓም ሒዝክልና መጺኪ
Look Tigay have democracy they can criticise TPLF.
Can we do this in Eritrea?
Don't be stupid. He is criticizing tplf becaue tplf is now an old lion without any teeth. Is this demokracy Tigray wants this time?
TPLF uses different tactics than shabeya. TPLF will late u speak but it doesn't allow your speech to become real. Because of that the Tplf opposition groups are like a toothless barking dogs .
Shabeya don't believe in too much talking and doesn't want any political group other than Shabeya period.
እታ ሓቂ ብዝግባእ ነጊሩኪ እኒሆ መድህን ።
Tigirwaye keb mesrmaten mesarkn mehaseen dew keyabl ayekonen seb egazbehar keman ayesmen eyu kkkkkk
ብራኸ ሸው ልተፈላለዩ ምሁራት ላብ መድረኽ ብምቕራብ ሓሳቦም ክገልፁ ብምግባርኺ ዲሞክራሲያዊነት እዩ ። ካብ ዶር። አሰፋ ለአከ ልቐርብ ልሎ መብዛህቱ ወቐሳ ፣ መርገምቲ እዩ ። መፍቲህዑ ካብ ባእሉ ጀሚሩ ምስ መሰሉ ምሁራን ኢሊት አኪቡ ክሙክር ይግባእ ። ብወቐሳ ፣ ብሀሜት ፣ ብፀርፊ መፍትሄ የብሉን ። ትግራይ ሕዝባዊ መንግሥቲ ምምሥራት እዩ መፍቲህዑ ። ብራኸ ሸው ጠንካራይ ሐቀኛይ ኢኽሞ እስቲ ነዋሪ ወዲሰብ መቐለ ሀምድላዩ አትዩ መውፂኢ ስኢኑ እለሞ ። ችግሩ ታይ እዩ ብምባል ቐበሌ ፣ ከፍተኛ ፣ከንቲባ መቐለ ጋዜጠኛታት ትኹራት ግበሩሉ ። የቐንየልና ካብ አሜሪካ
መፍቲሑኡ ህወሐት ልባሀል ውድብ ምጥፉእ እዩ እዚ ክርደአኪ ዘይክእል ተኮይኑ ወይ ተምሀሪ ወይ ድማ ላብትግራይ ከይድኪ ቱችግር ኣብ ርእሲኪ ምስበፀሐ ክርደአኪ ተከአለ ሞክሪዬ መሀይም::
መድህን ነተን ውድባትውን አብ ውሽጠን አትዩ ዝብትነንኮ ህወሓትዩ ፣ ጥንካሬ የብሎምን ኢወ
Heat eko new beyehottelu tesebesbo yanene holo gone yastekakelwe
ጋዘጠኛታት ኮይኖም ንዝፀልኦ ፓርቲ ዝወቅዑ ወይድማ ብዝፀልእዎም ሳባት ገይሮም ክወቅስሎም ዝደልዩ ናይ ሚድያ ሰባት መድህን ምስ ግደይ አኽሱማዊት ሚድያ
ሚዛናዊ ኩኑ ብዝተረፈ መድህን ቅር ከይብለኪ ሪኢቶ ሃናፂእዩ
ስዕረት ማለት ምግላጽ ኣብይኪ ንዝመጸ ሰብ ምሕታት. ዝበኣሰ ከኣ ንሳቶም ኮለል።
ከምቶም ናይ ህግደፍ በራዩ ዲካ
@@በለስ-ጨ1ጐinqa barya nay temen weyane aykone.
አረመምህር ሞራል ህዝቢ አትጥፍአ አትሰብር አቲ 27 ዓምት ፅብቅ ነገረ ዝተሰር ሕ አነልዓ ልካ ተዘረብ መነመነ ተቀትሎም? ብዘካ አተሐሲ😮😮😢
TPLF and his foreign Masters were responsible for the mess and havoc in the Horn.
Harvest what you sow. Talk without action is worthless.
The main reason for the fall of TPLF is to try Democracy in Ethiopia 🇪🇹.
There is no Democracy in Eritrea 🇪🇷 but Eritrea is the safest country in Africa.
እዚ ጋሻኺ ፖለቲካዊ ውዳባ የብለይን ይብል እሎ እቲ ዘቐርቦ ዘሎ ሓሳባት ሒዙ ጠንኪሩ ዘይቃለስ ህወሐት ክልኪላትና ይብል ቃልሲ ዳኣ ሎሞፅ ድዩ እዞም ናይ ዓድና ሙሁራት ክሳብ ፒኤች ዲ ክማሃሩ ተለማሚፆም ዝነብሩ መቐነት ኣደይ ኣሕንኩሊን ዝብል:: ህወሐት ደኺማ እያ ተባሂሎ ድዩ:: ብዛዕባ ህወሐት ንኣባላት ህወሐት ይግደፎሎ:: ሙሁራት ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ብተግባር ይስርሑ
Hiwehat kendi tsegem tigiray eiya zibil kulu .ane kem tigiraway zeyikones kemitom tihineg einabelu ziwueilu gorebetatina amiharu equal eiye zirieo.banda eyu .
Definitely, TPLF should be challenged!
አነ ዝገርመኒ ኩሉ ምሁር እየ በሃሊ ናብ ህዝቢ ንክቀርብ ፖለቲካ ክትንትን መመዘኒኡ ሕዋሕት ምፅራፍ እዩ እዙይ እንታይ የማላክተካ ስልጣን እንተዘይ ሒዝካ አብትግራይ ክትሰርሕ ከምዘይትኽእል እዩ ካብሕዋሕት ዝሐሽካ ንክትኸውን ሰሪሕኻ አርእየና እንተዘየሎ አይተሕምመና
ሓወይ ሰሪሕካ ንኽተርኢ ዘስርሕ ባይታን ሃዋህውን የድሊ።
In Tigray those who sacrificed are farmers sons and daughters and also sons and daughters of the poor from the cities. These elite Tigrayans they don't care for the loss. Their utter ignorance and false pride is a matter of concern
ጸገም ናይ ነብስኹም ባዕልኹም'ኢኹም፡ ንእፍሊ ጉልዒ ንጉልዒ ምሁራት ኢልኩም ተቕርብዎ'ሞ ከምቲትደልይዎ ጽልኢ ይኹስኩልኩም።
SULULAT HIBRETESEB.
ዘይነጸረሉ ይነጽረሉ ክብል እደሊ።
ሕውሓት ኣብ ናይ ሃፀይ ምነሊክ ኢትዮጵያ ምጽናዕ ዝተቃለሰን ዝቃለስ ዘሎን ውድብ እይዩ እብል።
ሻዕብያ ኣብ ናይ ሃፀይ ኃይለ ስላሴ ኢትዮጵያ ምጽናዕ ዝተቃለሰን ዝቃለስ ዘሎን ውድብ እይዩ እብል።
ሰላም ንኹሉ
ቁምታ ከም ዘለና አንካዕ ፈለጥኩሞ የቐነየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫❤
Ata resah barya kabakum etom selam ndeli Eritreawyan
Denkoro
@@ወጊድይሁዳካብ ሓሶት ተበጊስኩም 25 ዓመት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ቂም ጥራሕ ዘይኮነ ክትገልፆ ዘይትኽእል ፅልኢ ክህልወኩም መንግስትኹም ሰሪሑ እዩ። ህግደፍ ንኣእምሮኻ ተጋሲሳቶ እምበር ንምንታይ ከምኡ ከም ንብል ንምርድኡ ዝፅግም ኣይነበረን። ንኤርትራን ሻዕብያን ብሓፈሻ ህዝቢ ትግራይ ብሕልፊ ከዓ መራሕትን ተጋደልትን ውድብን ህወሓት ሕልፊ ሂቦም ብዘይካ ጥልመት ኣብ ልዕሊ ጥልመት ዋላሓደ ኣይረኸቡን። ረሳሓት ጠላማት ዓመፅቲ ፈፀምቲ ዘርኢ ምፅናት ብደም ኢና ክንሓትተኩም። ሕፍረት ከዓ ግበር ሓሶት እንተደሊኻ ናብ ኤሪ ቲቪ ተመርቀፍ ረሳሕ።
@@yohannesiv4300 Nata nihamata 😂😂😂😂😂
እዚ ምሁራዊ ትንታነ ኣይኮነን ዶር ኣሰፋ ዓርከይ። ኣዝዩ ፀግዒ ዝሓዘ እዩ። ምሉእ ዴሞክራሲን ዴሞክራሲውን ውድብ ምፅባይ ጌጋ እዩ። ንባዕልና እውን ዴሞክራሲያውን ኣይኮንናን።
ብጣዕሚ ጅግና ሙሁር እዩ ትግራይ ክመርሕዋ ዝግበኦም እዮም
ሙሽሙሻት ናይ ሻዕብያ ጫማ ተሸከምቲ ደደባት ጋዘጠኛ ተባሂልኪ ተሓብእኺ ምስ ባንዳታት ተሸጉጥኪ ዝነበርኪ ባንዳን ንስኻ ኸአ ሙሁር ተባህልካ መዋረዲ ዓዱን ወለዱን ህዝቡን ፈታሒ መቀነት
ተጋሩ ናይ ውድቀትኩም ምክኒያት ዋና ደብረጽዮን መራሂ ህውሃት ኢዩ ኣስተዉኡሉ ልግለፍ ኣለዎ ናትና አሪትራዊያን ድማ ድክተቶር ኢሰያስ ምርራሂ ህግደፍ ኢዩ ኢዞም ክልተ ጉጅለን ውልቀሰባትን ከይ ተጉሃፉ ህዝቢ አሪትረአያን ህዝቢ ትግራይን ኣይክሃልፈሉን ኢዩ ከጽንቱና ኢዮም ንህዝቢ ኣይግደሱን ንስልታኖም ትራይ ኢዮም ዝግደሱ ሥሱ ኣት ቸቆንቲ ኢዮም
አየ ትግራይ ኩሉ ግዜ ፈኸራ , ስረቂ, ወርሒ ምርሒ, ልመና ሓሶት ተንኮል, ቅንኢ, ብልሽዉና, ሽረሙጥና ርእሰ ምድናን , ከደ አቲ ናይ ጻዕዱ .
መራሕቲ ትግራይ ሰሪቆም ይሃጥሩ
መራሕቲ ኤርትራ ጠምዮም ቅያ ይሰሰርሑ.
እንታይ ደኣ ንሙሉእ ኡትዮጵያ ነ 28 ዓመት ሰሰሪቆም ይሃጥሩ . ነ 28ዓመት ንጻዕዱ ተጓንቢሖም ይጽቡቑ .
መራሕቲ ትግራይ ድስረቕ ስኢኖም ይጓናቡሑ. መራሕቲ ኤርትራ ሰብ ሃኒጾም የሕጓሱ. እዚኦም ታሪኾም ዘይፈልጡ ደንቆሮ ታት ዘይርድኡ ህዝቢ ከምኣ ኢሎም ንዘልአለም ክነብሩ እዮም
ከመይ ጌርና ክን ኣምነኩም ን ኽንደይ ዘመናት ዘሳቕሙና ህዝቢ እንዲኹም ። እስኻትኩም እንዲኹም ን ዓለም ዓዲምኩም ን ኤርትራና በፍጹም ካብ ምድከትጥፏኡዋ በጀካ እቲ ን ብዙሕ ዘመናት ዘሳቕሙና ን 28 ዓመታት ምስ ዓለም ወሽልኽኩም ማዓኮር ጻዓዱ እንዳላሓስኩም ናብ ጻዓዱ ኣንዳተጎምባሕኩም ሃፍቲ ኢቲዮኡፕያ ገፊጥኩም ምስዚ ኹሉ ንሕና ሓንቲ ዘይበደልናኩም አረ ክንደይ ትጭኩኑ ድንፍቁርናኹም ድዮ ነዚ ፈታዊኹም እዚ ትፈድዮ ኣረ ን ማዓስ ኢኹም ትመሃሩ ።
እስኻትኩም ኩሉ ነገር ካባና ቀድሕኩም እታ ሓቒ ግን ክትቐድሑዋ ኣይካልኩምን። ሕጂ ግን በቲ ባዕልኻትኩም ዝገበርኩሞ ጽልኢ እቲ ኣባናን ኣባኻትኩምን ዝነበረ ኦሮማይ ን ሓዋሩ ተበቲኹ ባይ ባይ ።
ዋእ ትሕሱዶ ኣለኻ። ቅድም ቀዳድም ኢትዮ ኤርትራ ውግእ ዝበሃል የለን። ወራር ወያነ እዩ ዝበሃል። ሽዑ እንታይ እዩ ነይሩ ዕላማ ጃንዳ ማለሊት? ንኣስመራ ምእታው ኤርትራውነት ምድምሳስ እዩ ነይሩ። ኣብ ምድምሳስ ናይ ሰሜን እዚ ውን ካብኡ ኣይፍለን እዩ። ንኢትዮጵያ ኣዳኺምካ ንኤርትራ ስዒርካ ዓባይ ትግራይ ምምስራት እዩ ነይሩ። ብወገን ኤርትራኸ? ወራር ወያነ ምፍሻል ዶባት ኤርትራ ምክልኻል። ኣብዚ መወዳእታ ዝተገብረ ውግእከ? ጃንዳ ማለሊት ምልማስ። ኣብ ግብሪ ኸኣ ውዒሉ። ስለዚ በጃኻ ጃንዳ ማለሊትን ህዝባዊ ግምባርን ሓደ ዓይነት ቃልሲ ክትገብር ኣይትፈትን።
PART ONE MESSAGE
ኣንብብዎ ስጋብ መወዳእታ ጉዳይ ትግራይ ዝምልከተኩም ኩሌኹም ብፍላይ ድማ ሓይልታት TDF.
መረሕቲ ህወሓት ዘይሕባእ ገበን ኩይናትን ኢሰብኣዊነትን (WAR CRIMES AND CRIMES AGAINST HUMANITY) ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፈፂሞም እዮም!!
ብደብረጽየን(ደብረጽንተት) ገ/ሚ መሪሕነት ዝምራሕ ዘሎ ሠይጣናዊን ፋሺስታዊን ዝኾነ ጉጂለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ደማዊን መበረሲን ዝኾነ ኩይናት ክውላዕን ክባራዕን ብምግባሩ ብዘየጋግይ መንገዲ ዋና ተጠየቕቲን ተሓተቲን እዮም።
ብደብረፅየን (ደብረብርሰት) መሪሕነት ኣባላት ጉጂለ ህወሓት ብንኡሱ እዘን ዝስዕባ ዘለዋ 15 መስደምመቲ ገበን ኩይናት ኣብ ትግራይ - ኢትዮጵያ ፈጺሞም እዮም፥
1) ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ መዘዝን ጠንቂን ከምዘምጽእ እንዳፈለጡ ንናይ ፌደራል ኢትዮጵያ ሰሜን እዝ ኮነ ኢሎም ምውቃዕን ምውራርን ፡
2) ህገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘይፈቕዶ ኣብ ትግራይ ጠቕላላ መረጻ ምግባሮም፡
3) ንዓለም ብሙሉኡ ዘንቀጥቀጠ ኮቪድ-19 እንዳሃልወ እቲ ኩይናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንዘምጽኦ ሕማቕ ሳዕቤን ግዲ ዘይምሃብ፡
4) ትግራይ ብኣንበጣ ተወሪራ ህዝቢ ኹሉ ዝዘርኦ እኽሊ ከድሕን እንዳተዋደቐ እንዳሃልወ፥ መረሕቲ ህወሓት ንዘይረኽብዎ ናይ ኣዲስ ኣበባ ስልጣኖም ቅድሚያ ምሃቦም፡
5) 2.0 ሚልይን ተጋሩ ክፋል ሲሶ ናይቲ ህዝቢ ኣብ ኢድ ሰብኣዊ ረዴት (Safety Net) እንዳሃለዉ፥ ርህራሄን ሓላፍነትን ዘይምርኣዮም
6) ኣብ ክልል ኣምሓራን ካልእ ኢትዮጵያ ከባቢ ንዝነብሩ ተጋሩ ዘፈራርሕን ዘጭንቕን ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ በቲኖም፥ ትግራዋይ ወሊዱ ማእሪጉ ካብዝነበረሉ ብሰይጣናዊ ስብከት ኣፈናቒሎም ናብ ዝኸፍአ ናብራ ምእታዎም
7) ንገድሊ ዘይበጽሑ ህጻውንቲ ትግራይ ብጭካነ እንዳገደድካ ናብ ሓዊ ኩይናት ክኣትዉን ፈንጂታት ኣረይቲን ዓሩር ጥይት ተቐበልቲት ምግባር
8) ብጥምየት ዝሳቐይ ንዘሎ ህዝቢ ትግራይ ህይወት ምድሓኒ ዝተመደበ ናይ ዓልምለኽ ረድኤት እኽሊን፡ ነዳዲን፡ መጓዓዚያ መኻይንን ብህወሓት ዕጡቓት ክሰረቕን ክዝረፍን ምግባር
9) ኣብ ከተማታት ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ መቐለ ኮነ ተባሂሉ ህጊን ስነ-ስርዓትን ምሕደራን ክፈርስ ተገይሩ፥ ኣብ ትሕቲ ህጊ ቁጽጽር ዝነበሩ ከበድቲ ወንጀለኛታት ናጻ ወጺኦም ወሰን ዘይብሉ ስርቂን፡ ዝርፊያን፡ መጥቓዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ክስፋሕፋሕ ምግባር፡
10) ኮነ ተባሂሉን ተሓሲብሉን ኣብ ትግራይ፡ ኢትዮጵያ ዝርከባ ብክንደይ መስዋእቲ ዝተረኸባ መሰረተ ልምዓታት ንእብነት ናይ አኽሱም ከተማ ዓለምለኸ ኣውሮፕላን መዕረፊ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ገይርካ ምፍርራስን ንህዝብኻ ኣብ ፀግምን ስቓይን ምእታው
11) ነቲ መረሕቲ ህወሓት ዝጀመርዎ ኩይናት ተወሳኺ ገበነኛ ንምውሳኽን ከስቢ ናይ ዓለም ፖለቲካ ንምሽቃጥን ኮነ ኢሎም ንኤርትራ ሰለስተ ጊዜ ብሮኬትን ብካልኦት ነዊሕ ተጓዓዝቲ ከብድቲ ኣጽዋራትን ክትውቃዕ ገበሩ። ኣብ መበል ሳልሳይ ጊዜ ናይ ኤርትራ ሰራዊት ነዙይ ግብረ መልሲ ንምሃብ ሙሉእ ሓይሉ ናብ ትግራይ ኣእትዩ ብፍላይ ኣብ ቅድስት ስፍራ አኽሱምን ኣብ ማርያም ድንግላት ዓዲግራትን ቅሉዕ አረመኔያዊ ጨፍጫፍ ንከካይድ ቅድመ ኹነታትን ምኽንያትን ንፀላኢ ምዝግጃው። እዙይ እኩይ ግብሪ ናይ መረሕቲ ህወሓት ፀለእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ምሁራት ኤርትራ ባዓል ፕሮፌሰር ተኪኤ ፍሥሃጽየን ኣብ ትግራይ ዝጣየሻ ዘለዋ መሰረተ ልምዓታት ጽባሕ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያን ካኦት ምብራቕ ኣፍሪካን ንትገብሮ ናይ ኢንዱስትሪን ንግዲን ዕድላት ዝዕቅፋ ስለዝኾና ቀልጢፍና ክነዕንወን ኣለና ዝበልዎ ጥጡሕ ባይታ ዝፈጠረን ኣብ ተግባር ዘውዓለን ብወገን መረሕቲ ህወሓት ዝተሸርሐ ዓብይ ናይ ኩይናት ወንጀል እዩ
12) ኣብ ኣጋ መጀመርታ እቲ ኩይናት ኣብ ማይ-ካድራ ሑመራ ዞን አብ ሕርሻ ልምዓታት ተቖጺሮም ንምስራሕ ዝጽበዩ ኣብ ዝነበሩ ንፁሃን ኣምሓሩ ሓይሊ ህወሓት ኣረመኔያዊ ጨፍጫፍ ምስ ፈጸሙ፥ ዳሓር ድማ ግብረ መልሲ ንምሃብ ሓይልታት ኣምሓራ ኣረመኔያዊ ጨፍጫፍ አብ ንጹሃን ተጋሩ ክፍጽሙ ክኢሎም። እዙይ ትግራይ ግልብጥብጣ ንኽትወጽእ ዝተሰረሐ ሽርሒ መረሕቲ ህወሓት እዩ። ናቶም ገበን “ቅዱስ” ገይሮም፥ ናይ ጸላኢኦም ገበን ድማ “ጄኖሳይድ” እንዳበሉ ናይ ሓርገፅ ንብዓት ምብካይን ኣውያት ፕሮፓጋንዳ ምብታንን ንዝፈፀምዎ ቅሉዕ ገበን ኩይናት ክሽፍኖ ኣይኽእልን። ናይ ወፃኢ ዓዲታት ጎይተቶምን ዜና ማእከላትን ኩለይ ከምኣቶም ኢሰብ ኣዊ ኣውያት የእውዩ ነይሮም
13) ንፖለቲካ ሸቐጥ ተባሂሉ ዘይለ (Imaginary) ፀላኢ ምፍጣርን ብደቡብ ኣምሓራ፡ ብሰሜን ድማ ኤርትራዊ ከጥፍአካ መፀካ እንዳበሉ ኣጉል ፍርሒን (Phobia) ናይ ኣእምሮ ሽበራን (Psychological Terror) ብምፍጣር፥ ህዝቢ ትግራይ ክደናገርን ክፈርሕን ኢሉ ድማ መማረጺ ሲኢኑ ምስኣቶም ክስለፍን ምግዳድ። ብተወሳኺ ዘይዓርፍ ግጭትን ኩይናትን ጊዜ እንዳራኣዩ ብምፍሓስን ብምጽሓርን ንኹሉ ትግራዋይ ኣብ ዓዲ ይኹን ኣብ ወጻኢ ዘሎ ሰላምን ዝተረጋገአ ሂወትን ከይረክብ ድቃስ ምኽላእን ኣብ ናብርኡን ጉዳዩን ከይጥምት ዕንቅፋት ምዃን
14) ረብሓ ጂኦፖለታካ ዘለዎም ናይ ወጻኢ መንግስታትን ሓይልታትን ኣብ ኢትዮጵያ ንምክያድ ዝደልይዎ ናይ ውክልና ኩይናት (Proxy War) መረሕቲ ህወሓት ምችው ኩነታት ምፍጣርን ተግባራዊ ምግባርን። ናይ ወፃኢ ሓይልታት ተሓባበርቲን ሽርሐኛታትን ብምዃን ንህዝቢ ትግራይ መጋበሪያ ገይርካ ናብ ሓዊ ክኣትው ምግዳድ
15) እዚ ኹሉ ገበን ዝፈፀምዎ ምንም ከይተሰመዖም፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዳግም ሕውየትን ህንፀትን ኣብ ዝረባረበሉ ኢዋን፥ ንሓዋሩ ደው ዘይብል ኩይናት ኣብ ትግራይ ውሽጢ ኣብ መንጎ ተጋሩ ንምፍጣር፥ ሎሚ ድማ ሰይጣናዊ ሕልሚን ግብሪን ኣብ ምጥያሽ ይርከቡ
ንህዝቢ ከጥፉን ካብ መረበቱ ከፈናቕሉን ኮነ ኢሎም እንዳፈለጡ ኩይናት ወሊዕም ኣብ መጨረሰታ ብስሩዕ ተሳዒሮም ተንበርኪኾም ለሚኖም ናይ ሰላም ውዕሊ መርዚ እንዳጣዓሞም ፈሪሞም እዮም። ተመሊሶም ናብ ከተማታት ትግራይ ምስኣተዉ ግና መጥፍኢ ትልሚታት እንዳሓንፀፁ ንህዝቢ ትግራይ ዳግም ዕረፍቲ ከሊኦሞ ይርከቡ። ትልሚ-1 ማለት PLAN- A ገይሮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ርኹስ ሕልሞም ስለዝፈሸለ ንህዝቢ ትግራይ ዝብጽባጽን ህራስ ዝኽልእን ናብ ሃይማኖታዊ ትልሚ ሰይጣን ኣትዮም ይርከቡ። እዙይ ድማ ናብ ኣዲስ ኣበባ መንገዲ እንተዘይኮይንሎም ትልሚ-2 ማለት PLAN- B ኢሎም ዝመደብዎ እዩ። እዙይ ሰይጣናዊ ትልሞም ኩለይ ብኽልተ ገጽ/ክፋል ክትግብርዎ ድቃስ ሲኢኖሙሉ ዘለዉ እኩይ ተግባር እዩ።
ነቢብ ጥራይ ፍረ ዘይብሉ ስራሕ እዩ። እዚ ጥራሕ ትምህር እንድሕር ኮይንካ፣ ትግራይ ክንደይ ተዛረብቲ ፖለቲከኛታት እያ ክትጻውር? ኣነ ኸ ብግብሪ እንታይ ከዋጽእ ዝብል ገዛ ዕዮ ኣለካ እሞ ዘረባ ዕረፍቲ ሓቦ።
እው ይብል ነይሩ ኣበይ እዩሞ እቲ ስሕተቱ ናይ ደብረፅዮን በቲ ዛሓዙዎ ዘመናዊ ሚሳኤላት ገይሩ ክዕኑዎም ጀሚሮም ነይሮም ካብ ዓረብ ኢመራት ዱሮን ገዚኡ ወቂዑዎ እምበር ንስኻውን እቲ ፀላእትና ዘራሙዱዎ ሕወሓት ይጩቁን ነይሩ ዝብል ኣባሃህላ ሒዝካ ተራምድ ኣለኻ ግን ካባኻ ኡዙይ ኣይኮነን ነይሩ እንፅበዮ ናይ ትግራይ ናይ ቀፃሊ ኣምፈት ከመይ ከኽውን ከምዘለዎ እንተትዛረብ ፁቡቅ ነይሩ እዛ ሰበይቲ እዚኣ ኻኣ ኣብ ህወሓት ዝኻሓነ ፅልኢት ከምዘለዋ ንፈልጣ ኢና
ህወሐት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝጨወየት ማፈያ ውድብ ኢያ።
Komale agama stop talking about eritrean
doctor you are 💯 right averting you said is true
Tsibuk gize neyrkum hadabu kulu hakawinet alewo
ናይ ትግራይ ሙሁራት ኢና ትብሎ ንኤርትራውያን ተራ ደናቆራት ኢኩም።
ዶ/ር ኣሰፋ ከማኻ ዝመሰሉ ፈላጥን ተሪርን ምሁራት ኣብ ትግርይ ኣምላኽ የብዘሓዮም። ኸማኻ ዝመሰሉ ምሁራት እዮም ትግራይ ክመርሕዎ ዝግባእ። በርትዕ ተብራትዑ ኩሌኹም ናፃ ኣተሓሕስባ ዘለኩም። መድህን ሓፍትና ኩለይ ከምዙይ ዝመሰለ ናጻ ኣተሓሕስባ ክወጽእን ክዝረብን መድረኽ ብምፍጣርኪ ብጣዕሚ ትናኣዲትን ትኽበሪን Journalist ኮይንኪ ወጺእኺ ኣለኺ። ኣምላኽ ኣብ ዓቢይ ብርኪ የብጽሕኺ። በርትዒ ተበራትዑ።
prfect guest
መምሰሊ ተጋሊፅኹም ኢኹም ብንቢ ገሊፅዎ እዩ
ዘዝመጸ ህውሓት ህውሓት ይብል ::
ነቲ ዝነበረ ዝኣቱ የለ ዝወጽእ የለ ማይ የለ ዝብላዕ መግቢ የለ ፈውሲ የለ ለይትን ማዓልትን ንክልተ ዓመታት ዝኣክል ህዝቢ ትግራይ ዘሕለፎ መሪር ውግእ ህውሓት በቲ ዘለዎ ናይ ውግእ ተሞክሮ ንህዝቢ ትግራይ መሪሑ ነቲ ውግእ እንተ ዘይኣልዮ ነይሩ ህዝቢ ትግራይ ህላወኡ ኣረጋጊጹ ኣብዚ ዘለዎ ኣብ ትግራይ ከም ቀደሙ ወናኒ ሃገሩ ትግራይ ኮይኑ ደው ኣምበይ ምስበለን ነይሩ ::
ህውሓት ጉድለት ወይ ገጋ ኣይነበሮን የብሉን ማለት ኣይኮነን :: ከም ሰብ ክጋገ ይኽእል ኢዩ ::
ካብ ኣብቶም ቁሩባት ገጋታት አቶኪርካ ህውሓት ህውሓት እንዳበልካ ምምራር በቲ ንትግራይ ንምድሓን ዘርኣዮ ጅግንነት ክምስገን ይግባእ ::
ስልጣን ንሙግባጥ ዘይኮነ ንህዝቢ ትግራይ ካብዚ ዘለዎ ዓዘቕቲ ከመይ ገርና ነውጽኦ ከመይ ገርና ናብቲ ቅድሚ ውግእ ዝነበሮ ዝተረጋገአ ሂወት ንመልሶ ኢልኩም ዓቕምኹም ክሳብ ዘፍቅደልኩም ንህዝብኹም እንተ ትሰርሑ ዓቢ ንዘልኣለም ዘይድምሰስ ታሪኽ ኮይኑ ምስተመዝገበ ነይሩ ::
ሃገረይ እንታይ ገይራትለይ ዘይኮነስ አነ ንሃገረይ እንታይ ክገብረላ ኣለኒ ኢልካ ዳግማይ ሃገር ምህናጽ ምጅማር ጥራሕ ኢዩ ዓወት ዘምጽእ ::
ንህዝቢ ረሲዕካ ንረብሓኻ ነንሕድሕድካ ምብላዕ ሃገር የፍርስ እምበር ሃገር ኣይሃንጽን ኢዩ ::
ናይዚ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሐ ብርሰትን ዕንወትን መበገሲ ህወሓት እዩ ትበሃል ዘለኻ።ስለዚ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ካብ መሰረቱ ክቕረፍ እንተኾይኑ ብሓቂን ብቅንዕናን ውሽጦም ተፈትሹ ተሓታትነት ብምስፋን መፍተሒ እንተዘይመፅዩ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ካብዚ ፀገም እንወፀሉ መንገዲ ብፍፁም የለን።ቆስልኻ ወይ ሕማምካ ሓብእኻ መድሓን ምእላሽ ትርጉም የብሉን👌
ዶንቆሮ ህወሓት 30 ዓመት ስልጣን ሒዙ ንድሕሪት ዝመለሳ ውድብ ዲኻ ትንእድ ዱባይ እቱ ውድባ 50 ዓመት ጌሩ ናፅነት ካብ ዘምፅእ ኣብ 50 ዓመት ለውጢ ርአ ህወሓት ግን 30 ዓመት መሪሑ እቶም ኮንጎ ጫማ ጌሮም ዝተዋግኡ ሎም ምስ ኮንጉኡ እዩ ዘሎ ኮ ደንቆሮ
@@MileyAsem እንጀራ ዓለም ብላዕ👌
@@MileyAsem ነቶም ንህዝቢ ትግራይ ኣጥፊኦም ንትግራይ ክመታቱሩዋ ሓሲቦም ተሃንዲዶም ዝመጹ ባዓል ኣብይ ኣሕመድ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ሓይሊ ክልል ዓፋር ስዒሮም ንትግራይን ንህዝቢ ትግራይን ኣድሒኖሞ ::
ካብዚ ንላዕሊ እንታዴኻ ደሊኻ ኣንታ ማሃይም ::
ነቲ ውግእ ኣብ ስደት ታሓቢእካ እንዲኻ የሕሊፍካዮ ::
ሕጂ እጃምካ ግበር ::
ንትግራይ ከድካ ነቶም ብውግእ ምኽንያት ደቆም ስኢኖም ዝሳቐዩ ዘለዉ ደብሶም :: ብውግእ ዝዓነወ ንብረት ናብ ንቡር ምለሶ ::
ንስኻ ኣብ ውሑስ ሃገር ኮይንካ ውዑይን ዝሑልን እንዳ ኣማረጽካ ትበልዕ ትሰቲ ህዝቢ ትግራይ ድማ ኩሉ ስኢኑ ይሳቐ ኣሎ ::
ተበላጺ :: ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ መሲልካ ብኣብ ሓደጋ ዘሎ ብህዝቢ ትግራይ ኣይትዋራዘ ::
ጌጋ! TDF/ህዝቢትግራይ’ባ ፡ መራሕተይ/መንግስተይ ፡ ኣይትውቅዑለይ ብምባል ፡ ከመ ቖፎኡ ዝተተንከፈ ንህቢ ተቖጢዑ ብምቅላሱ ፣ ነቲ ወራር ፀላእቱ ሳላ ዝመከተ ፡ ንህወሓት’ውን ፡ ዘድሓነ!!!
Zereba zHawawus Haqin Hsotn nay abotatka iyu . Iti Haqi gn " kab guiyiy mwuAl ksad mHaz " iyu Shaebia zserHo SraH .
Shaebia ab Kulu kuinat demsisukum Hanti village Hizkum seirna tblu . MesHaq iyu .... Itia Village ewun wesiduwa ! 😂 🤕
Tigray n Dergi Sierom ?! Zgerim iyu ! 19 Kifle serawit dergi ab Eritrea mis Shaebia tewagiu . 1 Kifle Serawit dergi ab tigray mis weyane tewagiu .
Nsa iwun Aqmi Sienom Shaebia ab Shire indasilassie kab Dergi AdHinu 4 Kilo abtsiHuwom !
Hade tigraway haqi kzareb semie . " Kulu Missile , RPG , Etc . Shaebia wesidomo , nHna tegaru tserfi gn zgedefnalom yeblnan ."
Hwahatn shaebian nay hanti santim klte gex eyom eti hade sereja ab eritrea alo eti kal e sereja ab tgray alo ezom klte gorahat nsltanom ember nhzbi zrebhu aykonun
sereja ? እንታይ ማለት'ዩ ?
ብዝኾነ ግን ሻዕቢያን ወያነን ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢታቶም ብዚፍጽምዎ ዓመጻትን ገበናትን ጥራሕ'ዮም ዝመሳሰሉ ። ብዝተረፈ ግን ገዘፍቲ ፍልልያት ዘለዎም ውድባት'ዮም ። ኣብ ኤርትራ ሓደ ርእሲን ድልየትን ጥራሕ ዚውስኖ ብሓደ መላኺ ውልቀሰብ ጥራሕ ዝቖመ ሓደ ዓንዲ ጥራሕ'ዩ ዘሎ ፣ ንሱ ኣብ ዘይህልወሉ እቲ ስርዓት ስለ ዘይህሉ ናይ ግዜ ሕቶ ጥራሕ'ዩ ። ኣብ ትግራይ ግን ፡ ወያነ ሓቢሮም ዝዝትዩን ዝተሓጋገዙን ብዙሓት መለኽቲ ብዝውንንዎም ብዙሓት ዓንዲታት ዝቖመ ውድብ ስለዝኾነ ፡ ሃደሽደሽ ንኸይብል ውሕስነት ዘለዎ ውድብ'ዩ ። እቲ ናይ ተንኮል ተኣምር ጥበበኛ ዝኾነ ኣቢይ ኣሕመድ እውን ፡ ብቐዳምነት ንኣምሓራ ሓቚፉ ንትግራይ ድሕሪ ምልማስ ፡ ቀጺሉ ንኣምሓራ ኣዳኺሙ ንኸንበርክኽ ብዝወጠኖም እኩያት ሽርሒታት ፡ እነሆ ኣብ'ዚ እዋን'ዚ ምስ ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ግምቱን ዓቕሙን ዝኾነ ኲናት ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ መድረኽ ፡ ሓገዝ ትግራይ ስለዘድልዮ ንህወሓት ዳግም ንኽድልድል ዘታትዮ ዘሎ ።
Shaebia mestir eiyu....
kab xehafay P.F.D.J neber.
Thankyou
Hwahut kurdeyd
መምህረይ ጉዳይ ስርቅን ፍትሕን ናይ ህወሓት ስሒትካያ ምኽንያቱ ህዝቢ ኣንፀርፂሩን ፈሪሑን መገዛእ ዓዱ ስለዚ እዚ ኸ ናይ ምንታይ ፀገም ይኸውን
ክክክክ ህልም ይበል
Everyone shouldn't be a member of the political party, but can give political analysis that supports the large public instead of supporting a single party and talking just promoting the party's agenda.
Denakur
b
መግርም ህወሓት ዝድንድና በዚሑ!
ዝወደቐያ ገረብሲ ምሳር ይበዝሖ!!!!!
Gal hawey Ekimo nlale ane gebrelibanos yebehal etekrebiom hasabat yened.
Serena. Eki
In Tigray being elite or Politician is insulting TTPLF. It is Unfair to insult TPLF by such like of person (Disordered). When you open your mouse you are introducing with the world. This guy have disorder problem.
Please tell us something that he mentioned about TPLF is distorted facts. TPLF has to go, they are responsible for all these destructions since they took power. They have done something for Ethiopia but not for Tigray. They are all pigs
This is not true you are only sending messages to the people
❤
He should better be a pastor rather than consider him as an intellectual/Dr/ in any country there is no any party that loose his power simply for nothing in the way he preaches. I think he feels as a member party, illusional & pessimist
ምሁር መፍትሒ ሓሳብ ኣቕርብ። ተዘይኮይኑ ተራ ናይ መንገዲ ሓሜት ኣኻኺብካ ምዝራብ ህዝቢ ተጽግበኒ ቅጫ ኣብ ሞቕልኣ ከላ ኮይኑ ነገሩ። ጋዜጠኛ መድህን ሓደ ሓሳብ ዘለዎ ካብ ምቕራብ ገጽ ን ንገጽ ምስ ተጻራሪ ሰብ ተተቕርቢ ህዝቢ ምፈረደ ብፍላይ ከምዚኦም ዓይነት ምሁራት ዕርቃኖም ምወጽኡ። ናይ ፋኖ ምሁር ኮይኑ ተሰሚዑኒ።
1:19:46 ጥዕና ይጎድለኪ ይመስለኒ፡ አብ ክንዲ ኮንስትራክሽ ዓዲ ትሰልጢ ፡ዲ ዲኮንስትራክሽን ዓዲ ንምንታይ ተፀሚድኪ? ህወሓት ንምፍራስ ተዓሲብኪ ትሰርሒ ተሓሊኪ ቀዲሙ ፀላዒዑ ዘፍርስ እዩ፡ ጀግና እዚ እዩ😢 ታሪኩ፡ ወጠም ጠም አይትበሊ፡፡፡፡❤
ሱቅበል ካድረ ወጣም ንስኻ ኢኻ 🤨
TPLF is a mafia group
Xelaeti hizbkum baelkum ekum…….💔enda Juntit…💔💊
Bishim shaebia tishiqtu nerkum…..🤔hji ke dea…..🙈🥹😀
Kkkkkkkk
መድህን ፡ ክትርድእዮ ዝግባእ ፡ ይትተፍ ዶ እቲ ረዚን ሰራሂ ታሪኽ ዝኾነ ህዝቢትግራይ ፣ ካልእ ዝኾነ ይኹን ህዝቢ’ውን ፡ ከምጥፍኣተኛ ገይርካ ክትፈርዶ ፡ ጌጋ’ዩ ። ንህዝቢ ዝመርሕ መንግስቲ’ዩ ፡ ንጥፍኣት ኮነ ንህንፀት ፡ ሓላፍነት ዝወስድ ። ስለ’ዚ ፡ ንህዝቢትግራይ ፡ ዝገዝኡዎ ዝነበሩን ዘለውን ፡ መንግስቲ ደርግ/ኢሰፓ ፣ መንግስተኢ ህወሓት/ኢህኣደግን ፡ ከምኡ’ውን መንግስቲ ብልፅግናን ፡ እዮም ሓላፍነት ዝወስዱ ። ምኽንያቱ ፡ ንሳቶም’ዮም ፡ ብሽም ህዝቢ እንዳሸቀጡ ዝሓዝዎ ስልጣነ መንግስቲ ፣ ብግልባጡ ንዓፈናን ወፅዓን ህዝቢ ዘውዓሉዎ ።
መድሂብ ክምጋዜጠኛ ሕቶ ምቕራብ ፈለማ ቀልዲ እንተኾይኑ ከስሕቀካ ስለዝኾነ እቀሰሓቅኪ ግርም እንተዘይኮነ ጋዜጠኛ ሱቕ ኢሉ ኣይስሕቅን:
ካብ ካለኦት ጋዜጠኛታት ናይ ወፃኢ ኮነ ናይ ውሽጢ ጋዜጠኛ በትዝሓተቶ ክስሕቕ ኣትሪኢን:
ተማሃሪ :
ብፍላይ ምስ እንጅነር ቢንያ ኣብ በረኻ ዝነበረ ፀገም ዘኪርኩም እንዳተቐባበልኩ ክርትም ኢልኩም ትስሕቑ ኔርኩም: ንኣኹም ከይትቕተሉ ዝሕሉውኹም ዝነበሩ ዝተሰውኡ ከምዘለውን ረሲዕኩም ዋላ ሓንቲ ብዛዕባኦም ኣይተዛረብኩም:
" ናይ ልቡ ክትዛረቦ ተለኻ ካብ ዝኾርኳዕካዮ (Tickle ) ንላዕሊ ይስሕቕ" ይብሃል ::
ኣብ ሰብ ተቕየሩ። ከም ሰብ ሕሰቡ። ስሹዓት ኣይትኹኑ። ሰርቅን ሓሶትን ግደፍዎ። ስርቂ ከም ሞያ ጌርካ ምሕሳብ ግደፍዎ።
ዝገርም እዩ; ህዝቢ ትግራይ መስመር; መትከል; ዕላማ ህውሓት ዝብልወን ናይ ጥምቀት ቃላት ክሕሉ ጠፊኡ ኣበነብሲ ናይዘን ቃላት በዓል ኣቡነ መልኣኩ ድማ ከይሓፈሩ ዝፈረሰ ቤተ መቅደስ ብሓዱሽ ክንዲ ምስራሕ ንዕኡ ክጠጋግኑ መሊኡ ክሳብ ዝዓኑ ኣብኡ ሕብይብይ ክብሉ መሪፆም ኣለው::
klel tigray😂😂😂😂😂😂😂
Memhir waero❤
"ሓንሺሻታ"ዝብል ቃል "ዓረብ'ዩ" ኣይተሓዋውስ!!!!!!
መድህን ብስም ምሁራን ትግርኛ እኳስ ብዝግባእ ዘይኽእሉ ሓሰውትን ደናቑርን ካብዝን ካብትን ኣራሪኺ ንህወሓት ክተፀልሚ ኣይትኽእልን። ናይ ብሓቂ ተቛዋሚት እንተኾይንኪ ሓቅን ሓቀኛታትን ሒዝኪ ተቛወሚ እንተ ከምዚ ፀላእትና ዝገብርዎ ብሓሶትን ፀለመን ንህወሓት ንምስዓር ምፍታን ግን ንኩልና ዋጋ ከኽፍለና እዩ። ምእኩልን ልኡምን ቅዋም ንዘለና ሰባት እውን ናብ ፍፁም ካድረነት ዝደፋፍእ መንገዲ ድንቑርና ኢኺ ትኽተሊ ዘለኺ። እዋይ ድፍረት: ብግልፂ ምስ ሓይልታት ወፃኢ ተሓባቢርና ንህወሓት ብሓይሊ ክነጥፍኦ ኣለና ዝብል ከዳዕን ፀማምን ሰብ ሒዝኪ ትመፂ?! ኣብ ፅባሕ ምፅናት ዓሌት ዘሎ ህዝቢ ብፀላእቲ ምኽባቡ ከይኣኽሎ ኲናት ሕድሕድ ብግልፂ ዝእውጅ ሰብ ሒዝካ ዶ ይምፃእ? ንሓደ ኣብ ድሕረ ምፅናት ዓሌት ዝርከብ ህዝቢ ‘ኸ ዛዕባታቱ እዚ ክኸውን ዶ ይኽእል?
I’m Eritrean and I believe TPLF is better political party in east Africa.
@@anbessa6836 Yes, over half of Eritreans are intellectually honest people. But thank you for understanding ክቡር ሓውና!
ብጣዕሚ ዝገርመኒ ሓደ ሰብ ምሁር ንምምሳል aginst TPLF ምዃን ድዩ? ወይ አሰፋ
You are part of the network 😅😅😅 hwahut hwahut kurdeyd
👍👍👍👌👌👌❤❤❤
እዞም ዶ/ር ፅቡቅ ሓሣብ ኣለዎም። ግን ዘረበኦም ኣይሥማዕን። መልሓሶም ኮልታፍ ይመሥሐኒ።
መድሕን 30 ዓመታት ረጊፁና ዝበልክዮ ጌጋ ይመሥለኒ። ዓድና ቅድሚ 30 ዓመታት ኣበይ ኔራ ድሕሪ 30 ዓመታትከ ኣበይ ኣላ? እታ ውድብ ዝሠርሐቶ ዘርዚርካ ክውዳእ ኣይከኣልን።
Shoes size 50
ችድ! ጫማ ቁፅሪ ትልክእ😮 ጫማ የብልካን ጥራይ ከይኮነ ርእስውን የብልካን
@@gelau777ርእሲስ አሎኒ ሀንጎል ግን የብለይን ከም ኢሳይያስ።
You don’t have water to drink in your country
@@aradom344 የትኛው አገር ነው የሚጠጣ ውሃ የሌለው?
ጌታቸው ረዳ ግን ዝበለጸ ዩ ንሱ ካብ ሕውሓት ይመረጽ ካልኦቶም ይትረፉ
❤❤❤❤💊💊💊
መድሂን ብሓቂ ምስገና ይግበስኪ
ቀፅሉሉ ከምዝኦም ዝበሉ ሰባት ናብ ህዝቢ ምቅራብኪ ጀግና ጋዘጠኛ
ሕውስውስ ዝበለ ወግዒ፤ ዝራኸብን ዘይራኸብን ኣይተተሓሕዝ።
እታ PhD ትፃረየልና።
@@Berekettesfaye05 ምስ ነብስኻ ተዓረቕ ሓቂ እናመረረካ ተቐበል
ወንጀል ክሳብ ዝፍፅሙ ዕድል ይወሃቦም ድዩ ? እቲ ዝሕሽ ወይስ ነቲ ወንጀል ይፍፅም እዩ ዝብሃል ወንጀል ካብ ምፍፃም ጠጠው ክብል ምቅላስ አየናይ እቲ ዝሕሸ
HASHAWTI
ሰረቅቲ ማንካ ጎማ ጀሪካን
@@omerabdella8212 eski eritv tekatatel nay 21 kfle zemen hanti media tewenen hager gohaf
ኣነም ሕወሓት ያኽሎም!!!!! ቡዙሓት ሙሁራን እለው
Tarikum bgubue sle zeytfeltu kolell tbilu 😂😂😂shabiya eyu n derg sieruwo shbaiya n weyane tewekimu adiss abeba abxihuwo 😂😂😂😂😊
ናብነት ናብዙይ ብራኸ ቮው እካዳኣስ ቡዙሓት ሙሁራት ይመጹ ዶ ለውይ
🙏❤❤❤💊
Mediwa ketsllu ezom kemzi aynet sebat alaliyna
መድህነይ ብሳላኪ እታ ዋና ሓሳብ ዶክተረይ አብ 1:10:22 ረኪበዮ ብሓፂሩ ሕወሓት አሪጋ እያ ንደርብያ ይብሉና እሞ ጌታቸው ግን ዝሓሸ እዩ። (መገረም ሓሳብ በለ ዮሴፍ ገብረህይወት)
መድህን ንህዝቢ ዝጠቅም መደባቅርቢ ❤❤❤❤
በጥላቻ ዘዓወረ መሁር
Why is almost all high educated tigraians are students of political science?
99% of Ethiopians credentials are forged. Imagine the PM and ex Tigray governor have PhD
Wow ልገርም ሰብ የቐንየልና ንዝሃብካና ሓሳብ ዳክተር ነዊሕ ዕድመ❤❤❤❤❤
Look Tigay have democracy they can criticise TPLF.
Can we do this in Eritrea?
Tanking at wrong station then. Who are you to say We!?
HARMFUL AND DANGEROUS ACT
መድህን አደብግበሪ ህወሓት ፀገምህዝ ቢትግይ ኮይናአይት ፈልጥን::ንስኺግን
ኩሉግዜ ኺቂምዘለ ዎምውልቀ ሰባትሒ ዝውድብ ክተኽፍኢ ትውዕሊ አለኺሕ ዚውንአደብ ግበሪ ግበሪ ሃየ ሃየ
ሓቅካ ህዋሓት ድኣ ራህዋ ህዝቢ ትግራይባ ንዘላኣለም ስልጥን ክትሕዝ ኣለዋ ሳላ ህዋሓት ህዝቢ ቅስን ኢሉ ይነብር ኣሎ