ትራፊክ ፖሊስ ን ሹፌራት ሙስና ምሕታት ፕራንክ crazy trafic (tigray and Eritrean tigrgna prank)|Yada Tube

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 лис 2024
  • 🖐ሰላም 🖐ፍቱዋት ተኸታተልትና አቢዚ ቻናል ዚ ኹሉግዜ ምዐልትኹም ብስሓቕ ዘጀምሩ ብጥዐሚ ዘዘናጉዑኹን ዘገርሙን prank videoታት ትረኽቡሉ chaneal eyu....ቀፃሊ videoታትና ንኽበፅሓኩም subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ🙏🙏😘😘😘😘

КОМЕНТАРІ • 271

  • @ልድያጓልሃገረትግራይ
    @ልድያጓልሃገረትግራይ 4 роки тому +38

    ትግራዋይ ማለት እኾ ግን ማዓር እዩ እቱ ፀባዮምሰ ክጥዕም እፉፉፉ ትዕድልቲ እኾ እዩ ትግራዋይ ኮይንኻ ምፍጣር👏👏👏

  • @samitigray4537
    @samitigray4537 4 роки тому +93

    ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ thanks you

  • @مزيدأحمدهزازي-ل1و
    @مزيدأحمدهزازي-ل1و 4 роки тому +40

    ጎበዝ ቀፅል ዝሓወይ ትግራዋይ ንሓግዝ ሽር ላይክ ንግቦሮም ንተጋሩ ይትቦሮ ኣሕዋተይ ማሬ ፍትውትውውውው

  • @ዕባይገጠርእየ
    @ዕባይገጠርእየ 4 роки тому +6

    እዚ ቀደማይ ኣሕዚኑኒ እዚ ወዲ ጎይታዋይ ደንጊፁ👍👍👍👍ንዛ ትሕትንኡኢልኩም እስከ👍👈ፅቀጡለይ ቀፅለሉ ያዳዉን ኣንታ ጅግና ዋይ ኣታ ዘይሓሰበሉ እስፖርት😂😂😂😂😂

  • @fyorigoalhaile8854
    @fyorigoalhaile8854 4 роки тому +13

    ዋይ ገራሚ ዝኾንካ ቆልዓ ኣቱም ሓቦ ግበሩ ተሓባበርዎ ፅቡቅ ስራሕ ዩ 😂😂😂😂

  • @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ

    ብትክክል ድስ ክብል ሕቶኩም ኣጆኩም ቀጽው ከምኡ ጌርኩም ኣናዛንዝዎም ዞም ስብ ከተማ ፈጣሪ ካብ ክፍእ ይሓልውኩም ኣብ ትከድዎ ፅንዕ ርገፁ ደቂ ዓደይ ❤🙏

  • @azutube2276
    @azutube2276 4 роки тому +19

    ብጣዕሚ ሓሪፍ ቀፅለሉ very NAIC

  • @ራኪጓልአኽሱምፅዮን

    ህዝበይ ምሰክን ያዓኺ😭😭 ንእንጀራኹም እልኹም ሰብ አይታፋራሪሕዋ ደቅ መንጦ😭😭😭

    • @yadaprank
      @yadaprank  Рік тому

      Gual raya tsbkti 😊 aytihreki ba 🤨

  • @dearmom2633
    @dearmom2633 4 роки тому +9

    ኣታ ታይ ገበሩኻ ዋእ ኣጨኒቅካዮም እኮ hahahahahaha
    ካብ መለይ ቱቭ እየ ተላኢኸ ኣጆኹም ጎቡዙ

  • @teklitdebsay4354
    @teklitdebsay4354 4 роки тому +5

    ክገርመካ ካብዞም ፕራንክ ኢሎም ደቅርቡ ናይ ትግራይ ዩቱብበራት ንስካ ድሓሽካ እቲ ሓሳባት ተቅርቦ መስሓቅን ኣዘናጋዕን ካብ ካብኩሉ ዝጸበቀን ናይብ ሓቂ ደምስሎን ክኣ ደይትስሕ ምኳንካ ኢዩ 😉😉😉😉👍👍👍 ኣብቀጻሊ ካብዚ ዝጽብቅ ሕዝካ ክትመጸ ክንጽበየካ ኢና ኣጆካ ቀጽሎ ሓውካ ቻኩር ኢየ ካብ ኤርትራ

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 2 роки тому +1

    ሰቲ የብላን ባጃጅካ🤣🤣🤣🤣🤣😂😂😂😂አታ ሞይተ ዋዉ ዋዉ ደስ ዝብል 🤣😂😂🥰🥰🥰

  • @دوديدودي-ز7ز
    @دوديدودي-ز7ز 4 роки тому +11

    እዋይ.ኣነስ.ሪአዮ.ዘይፈልጥ.ኣነስ.ፅብቅ.ስራሕ.ቀፅልሉ.ኣብ.ጎንካ.ኣለና.ሓቢቢ

  • @sunusunu9018
    @sunusunu9018 4 роки тому +24

    ኣይፈልጠካን ነይረ መለይ ይትብ ኣትየ እየ ርእየካ ሰብስክሪብ ገይረካ

  • @salsall6836
    @salsall6836 2 роки тому +2

    ሚኢቲ የብለይን ይብል ኣለስ ሓምሳ ዋላያ 🤣🤣🤣ዋይታይ ገበሩካ መንገዛ ዓዶም ተጋሩዋኒ ሓላላት ደስ ክብል ትትዕግስቶም 💛❤️

  • @mussiesultan5680
    @mussiesultan5680 4 роки тому +7

    ንስኻ ማራ ዝሓሽካ ካብ ኩለን ብሓቂ ንፉዕ ግርም ጌርካ ኪኢልካዮ። ተዛወር ናብ ኩሉ ድማ ትግራይ። ካብ ኤርትራ ኢየ ብራቮ" ትግርኛ ግን ኣስተብህል እንዳበልካ ኪድ ኢኻ።

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 роки тому +1

      Eshi mussewa yekenyeley ❤

  • @rtrt9276
    @rtrt9276 Рік тому +1

    ኡፉ ጠባዮም🥰🥰 መንእሰይ ትግራይ ዶ ኪናት ይዉለዖ😟

  • @AAa-fx8tw
    @AAa-fx8tw 2 роки тому +1

    ክክክክክክ ዝናይ መጀመርያ ቆልዓ ኣሕዚንኒ

  • @GhGh-ou5cf
    @GhGh-ou5cf 2 роки тому

    ዋው ተጋርዋይ ደስ ክትብሉ ትሕትናኹም ዝበለ ይአክል ትግራወይ ምኻን ትዕድልትይ እዩ ግን አብ ሽረ ይመስል ዝቦታ

  • @t.g824
    @t.g824 2 роки тому

    ዋዉ ያዲተይ ቃላት የብለይን ኣድናቂትካየ👈♥️ ኩሉ ግዜ ትሰርሖም ስራሕቲ ማራዬም ብሉፃት ቀፅለሉ ወድ ሪመይ💊🙏

  • @ደስታጋልትግራይ-ጸ9ተ

    ሚሳኪን ህዝበይ ማዓረይ ብጣዕሚ ኣሕዚኖምኒ💊💊💊💊ገርሂ

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 роки тому +3

    ዋይ ኣታ ንኤኩ እናብኸኻያ እናረአኩ ነይረስ ሐዚ ኣግንየካ ጋሻየ ኸዓ welcame በሉኒዋ part 2 kkkkkk

  • @eldenakonjo615
    @eldenakonjo615 4 роки тому +12

    ብሰም መለይ ዝሰራሕኻዮ ፕራንክ ሰብስክራይብ ገይረካ ጎበዝ

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 роки тому +1

      Welcome! Thank you

    • @eldenakonjo615
      @eldenakonjo615 4 роки тому

      @@yadaprank ጎበዝ ቀፅለሉ ኣድናቂትካ እየ

  • @AndSo-u3x
    @AndSo-u3x Рік тому +1

    ቀፅለሉ ደስስ ዝብል ኘራንክ❤❤🎉🎉

  • @yfffff3625
    @yfffff3625 Рік тому

    አይ ሓመደትብለዐኒ አሕዝነመኒ መሰሓቂ ይሐሸ ከብረተይ ከብደይ በልዐምኒ❤❤❤❤❤

  • @ተመስገን-ዀ4የ
    @ተመስገን-ዀ4የ 2 роки тому

    ትግራይ ዓደይ ከዝማ ናፍቅናኪ ምስ ህዝብኺ ሰላምኪ ይመለስ ዓደይ ማዓረይ. ህዝብና ለዋህ ❤

  • @sweethluf4155
    @sweethluf4155 4 роки тому +11

    are ymecheka broway😂🤣 video haxiru anwih abla

  • @ሜሪጋልውቅሮ-ሸ2ፀ
    @ሜሪጋልውቅሮ-ሸ2ፀ 3 роки тому +3

    ዋው ብጣዓሚ ደስ ዝብል ቀፅለሉ😍😍😍😍

  • @adak3185
    @adak3185 Рік тому

    ዋዉዉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ጋልሰብዓሓላል
    @ጋልሰብዓሓላል Рік тому

    ዋውው ደስ ዝብል ስራሕ ፅለሉ ብሮየ🥰🥰

  • @HdUs-c6f
    @HdUs-c6f Рік тому

    ብጣዓሚ ፅብቅ ቃፅለሉ ብሮወ

  • @benatyasin953
    @benatyasin953 4 роки тому +11

    Woooow.. gerami prank

  • @northernstarairlines
    @northernstarairlines Рік тому

    Prank is becoming entertaining in Tigray. Thank you Yada Tube for the content.

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 4 роки тому +9

    ቆንጆ brake እዩ ቀፅለሉ🇪🇹

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 роки тому

      thank you

    • @mkm4736
      @mkm4736 Рік тому

      እንታይ ገባሪ እዩ እቲ ባንዴራ😬🤐

  • @ሰሉጋልትግራይ-ሐ3ጸ
    @ሰሉጋልትግራይ-ሐ3ጸ 4 роки тому +1

    ሓወይ ቃጽለሉ ጋሻየ ኣይፈልጠካን ዶሞ ጎቦዝ ኣስሒካኒ ስቲክክክ

  • @mikijokor2630
    @mikijokor2630 2 роки тому +3

    ኣብ ኤርትራ ከምዚ ትገብር 6 ዓመት ትእስር

    • @mkm4736
      @mkm4736 Рік тому

      😂😂😂👌👌

  • @mahlitlove4291
    @mahlitlove4291 3 роки тому +1

    ማዓረይ ደስ ክብሉኻ ደቂ ትግራይ 💥💥💥💋💋💋💋🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @gualtigrayfetawitselomunha2504
    @gualtigrayfetawitselomunha2504 4 роки тому +2

    ኣታ ወዲ ንስኻ ፖሊስ ክትኾን ነርኻ ለለ ሎሚ እየ ሳብስክራይብ ገረ like ግበሩለይ ደቂ ሪመይ😍😍

  • @ጋልዕሓሙስ
    @ጋልዕሓሙስ 4 роки тому +2

    ብጣዕሚ ጎበዝ ከጽለሉ 😄😄

  • @funnymoony
    @funnymoony 4 роки тому +3

    yaredo tegermena aleka btaaami gobez zgerm prank ayu ............ keep it uppppppppppppppppppppppppppppppppp

  • @eeee4739
    @eeee4739 Рік тому

    እዋይ ደቂ ትግራይ መዓረይ ለዋሃት ሂህ ዶከብለካያ😂😂😂😂😂❤❤❤

  • @tesfalidetekbu2207
    @tesfalidetekbu2207 4 роки тому +17

    Zearkey kef aleki ketslelu 😀

  • @zafuzanbeyegaltigray
    @zafuzanbeyegaltigray Рік тому

    ቀፅለሉ ደስስ ዝብል ፕራንክ😍😍😍💟💟💟💟💟

  • @habtomhaile5211
    @habtomhaile5211 4 роки тому +6

    Kkkkkkkkkkk ajka hawey natey kexlo 🥰🇪🇷

  • @abar5150
    @abar5150 4 роки тому +7

    ''100 kirshi ba tsehay endawialkus'' hahaha gerami gn hatsiru

  • @begood7240
    @begood7240 3 роки тому +1

    Yada arif video new berta!

  • @lailalaila3509
    @lailalaila3509 4 роки тому +1

    ዊይ ሽኮራተይ ማርያምን እዞም ቆልዑስ ንፁሃትዮም

  • @MuluTeklebrhan-tf6yp
    @MuluTeklebrhan-tf6yp Рік тому

    ያዳ ያዳ ኣይተክኣልካን ቀፅለሉ

  • @gtgrowtogether8096
    @gtgrowtogether8096 4 роки тому +2

    Kkkkkkk xbuk mezenagi kexlo bro 👍🏾 🇪🇷

  • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
    @FkriAemlakeysAelewoHelefa 4 роки тому +7

    ዋይ ኣታ ሞይተ ስሓቅ በስመኣብ ክክክክክክክክክክክ

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 роки тому

      Thank you😂😂😂😂

  • @ማርያምኣዶጎይታ
    @ማርያምኣዶጎይታ 4 роки тому +2

    ቀፅለሉ ዝሓወይ ፅቡቅ ስራሕ

  • @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ

    ናይ ሕማመይይ

  • @ezedinferej3745
    @ezedinferej3745 4 роки тому +1

    ዋው ገራሚ ፕራንክ እዩ ያዳ ዓርከይ ቀፅለሉ

  • @whocares809
    @whocares809 4 роки тому +10

    Hahahahahah i like it men

  • @ቅድሰቲድንግልማርያምፅዮን

    አነማ ፀባይ ሲኢነኮ ብሰኪ መዳም

  • @አቢጋልተዋህዶ
    @አቢጋልተዋህዶ 4 роки тому

    ጀግና ቀፅለሉ ኢካ ፅርያት ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @benatyasin953
    @benatyasin953 4 роки тому +13

    I like it

  • @raheladwa6544
    @raheladwa6544 4 роки тому

    ሆ እንታይ’ዩ ብምንም ዓይነት ኣፍሊጡ ዘይብሎም ሓጃጅ ባጃጅ ይሕዝ ሆ ሕጊ ይከበር👀🙄😜😎🤗🤗🤗🤗😇🤔😂😂😂😂😂🏃 ክክክክክክ ሚእቲ ቕርሺ ዶ ሓምሳ ወይ ጉድ ሓቂ እዩ ግን እዚ ነገር እዚ ብጉቦ ዝስራሕ ዘሎ ታሪኽ ናይ ዚ ዘመን እዪ ብሓቂ ይቅጽል ጅግና ወዲ ኢኻ😍😍😍😘❤❤❤❤😂
    ግን ብጣዕሚ እዩ’ሞ ይሕዙን ብሓቂ ንባዕሎም ስራሕ ዘየለ ሆ 👀😎😎😎😘

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 4 роки тому +9

    ወዲ ሪመይ ሳብስክራይብ ገይረልካ

  • @ድንግልማሪያምዋሕሰይ

    ሓቢቢ ፈቲይካ ክመውት ኢለ ልፈለማ ግዜ ሪአካ ንፍዕ ተፃዊትካሎም ክክክክ
    ክሻአብ ስራሕ ክክክ
    50 ሃበኒ የብለይን ክክክ
    ተጋሩዋኒ አለኩምዶ ነተባብዐዬ
    አብ እሪቤት ደሎው የሕዋትና ከአ ድምፂ ንኩኖም

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 2 роки тому

    push up ዋይ ሓወይ እዚ ትግራዋይስ የዋህን መስተዉዓልን እኮ እዩ😂😂😂😂🥰🥰

  • @Abi-gl2bg
    @Abi-gl2bg 4 роки тому +6

    ኣብ ናይ መለይ ፕራንክ ንኣኩ ምስ ግበሪካያ እየ ረእ መፂየ 😂😂😂😂 ሱቁ ኢለ ክርእኻ ይስሕቅ ኣለኹ 😂😂 ናትኻ ቪዲዮ ሙሉእ ካኣ ሕዚ ክርኦ እየ

    • @yadaprank
      @yadaprank  4 роки тому +1

      Welcome❤ አነክኣ ዚ comment ናትኪ ከንብቦ ከለኹ ስቕ እለ ይስሕቕ😭😂😂

    • @ኣክሱምኣዶሊስ
      @ኣክሱምኣዶሊስ 4 роки тому

      Wala ane 2tiom ayfelthomn lomi eye riayom bthaemi fetyeyom

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks Рік тому

    እቲ ዘረብኦም እምበር ደስ ክብለካ ክብረት ዘለዎም።

  • @xbakemnbarfkrieyu-x7v
    @xbakemnbarfkrieyu-x7v Рік тому

    ያዳ ሓወይ በጃኻ ከብደይ በሊዖምኒ ኣይተፋራርሓዮም 🤣

  • @ቲጂሓላልጓልወየንቲ

    ክክክክክ ኣታ ሳሓቅ ሞይተ ኡኡኡ ኣይተካኣልካ ጎበዝ ቀፅለሉ😂😂😂😂😂

  • @subscribefornoreasonplease7027
    @subscribefornoreasonplease7027 4 роки тому +7

    Nice work

  • @MuhammadUmar-tg6yn
    @MuhammadUmar-tg6yn 2 роки тому +1

    በጣም ደሰ ሚል ፕራንክ ነወ

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 2 роки тому +1

    Kexlo bro Nic 👍

  • @ngstiknfe4231
    @ngstiknfe4231 4 роки тому +3

    ደስ ባሃሊ ቀፅለሉ

  • @ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ

    ሰቲ ዘይገበርካላያ 🤣🤣🤣🤣🤣

  • @AaAa-lr5lw
    @AaAa-lr5lw Рік тому

    ኣነስ ንዓኻ እንተሪአስ ሑጉስቲ ይኸውን ❤

  • @bereketeyayew3012
    @bereketeyayew3012 4 роки тому +3

    Very nice bro keslelu

  • @theexplorer8370
    @theexplorer8370 4 роки тому

    ብጣዕሚ ጎበዝ ብሮ ,ቀፅለሉ

  • @bgryyffgfdtgf312
    @bgryyffgfdtgf312 2 роки тому +1

    አረ በጃካ ኣይተጫናንቆም ማራ እዩ ኣሕዚኑኒ እዙ በዓል ባጃጅ ምስኪን

  • @azuchifkr4559
    @azuchifkr4559 4 роки тому

    Waww btami des zbel ketslelu Wedi adey marey❤

  • @alliasery2210
    @alliasery2210 2 роки тому +1

    ዋዉዉዉዉዉ ደሰ ባሃሊ

  • @ነፂጓልኣሉላ
    @ነፂጓልኣሉላ 4 роки тому +4

    ህዝበይ መጫወቲ ኣይትገበሮዋ አሰከ😠

  • @teklitmekonen5258
    @teklitmekonen5258 2 роки тому

    ዋው ወዲ ዓሞይ ደስ ዝብል ስራሕ

  • @tigrayforever9256
    @tigrayforever9256 4 роки тому

    ብትኽ ብትኽ ዶ ክነብለኩምያ ሞይተ በሉ😂😂😂😂😂 ኣቱም ሰባት ኣበይ እየ ነይረ ደይፈልጦም ክስካብ ሎሚ ካብ ሄኒ&እሙ ናብ መለይ ካብ መለይ ናባኻ እየ ተላኢኸ ዋ በቃ ሰቲ ግበሩ ሒእዶ ከብለካ ቆሲለዋ ቀፅለሉ ወዲ ዓደይ😂❤

  • @reggaeethiopiantube9041
    @reggaeethiopiantube9041 4 роки тому

    ኣታ ግርፉጥ ያዳ ዝዓርከይ ብስሩ ይሞቸይካ

  • @berhanegaletigray264
    @berhanegaletigray264 4 роки тому +1

    ዋውውው ብጣዕም ደስ ዘብል ስራሕ ቀፅሉዋ

  • @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ
    @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ 2 роки тому +1

    ዋይ ህዝብና እኮ ኣማኒ ለዋህ እዩ ደሞ ደስ ዝብል ገራሚ እዩ 😁

  • @miligaltigray527
    @miligaltigray527 4 роки тому +2

    Btami tsbuk ketslelu mar gn tu nay mecheresha wedi ahzinuni mskin

  • @ሸዊትጓልሃገርትግራይ

    ጅግና ቀፅለሉ

  • @عليمحمد-ظ8ش8ض
    @عليمحمد-ظ8ش8ض 2 роки тому

    ዋው ክንደይ ደስ ይብል እዚ ሓውና

  • @aidengertadt3730
    @aidengertadt3730 4 роки тому +3

    tay geberuka hawey kab srehom tkulufom kalie srah sieinkum dikum kemzi aynet srah nabzi aytemtulna 😞

  • @ኦርቶዶክስተዋህዶሃይማኖቴ

    atayo mekuer einqa beselam mesaka atayo eti hezbeina ba yewah meskin

  • @ትግራወይቲ-mlat
    @ትግራወይቲ-mlat 2 роки тому

    ኣነ ፍቃርየይ ትራፊክ እዩ ዝሰርሕ ንዓኻ ክርእ ከለዉ ይፀልኦ ጨካናት እዩም ባ

  • @mdsalam5378
    @mdsalam5378 4 роки тому

    ውይ ማዓረይ ዙ ጉሽኣብ ዝሰርሐ ኣሕዚኑኒ

  • @Fike.M10
    @Fike.M10 4 роки тому +3

    Good job bro!

  • @petrosnguse3346
    @petrosnguse3346 4 роки тому +1

    🤣🤣🤣🤣Gele aynet kexlo bro 🇪🇷

  • @ሰሉጋልትግራይ-ሐ3ጸ
    @ሰሉጋልትግራይ-ሐ3ጸ 4 роки тому +1

    ስቲ ክክክ ክኖስንስሉ ድዩ

  • @ቅድሰቲድንግልማርያምፅዮን

    ሚሰክን ደቅ ዓደይ ማዓረይ ክክክክክክ

  • @mkm4736
    @mkm4736 Рік тому

    ሚስኺን ህዝበይ❤😢

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 4 роки тому +1

    ክክክክክክ

  • @hdhdhhdr6694
    @hdhdhhdr6694 2 роки тому

    ወለላየታት በጣእሜ አሕዝኖምኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hh5249
    @hh5249 4 роки тому +1

    ምስኪን ህዝበይ ሽሕ ጊዜ ንበረለይ ኣታ በጃኩም ኣይተዳርህውዎም ከብደይ በሊዐብኒይ ውይ

    • @wedihumera5191
      @wedihumera5191 4 роки тому

      Entay malt ey aytderhmw.Tigirgia d woys agamga

  • @ጋልቃሽ
    @ጋልቃሽ 10 місяців тому

    ዋይ ታሕዝን እፍፍፍፍ አረ ግደፎ😢

  • @samera7043
    @samera7043 4 роки тому

    Mukurat deki adye 💕💕💕💕🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @meowmeow5592
    @meowmeow5592 4 роки тому

    mukurey keif aleka Kexilo. subscribe kea gerelka aleku nay himamey 💜kab eritrea 🙏🇪🇷

  • @lailalaila3509
    @lailalaila3509 4 роки тому

    ማዓረይ ከብደይ በሊዑኒ እቱ ናይመጀመርታ ወዲ