eritrean prank ኡፍፍ ፍሉይ ፕራንክ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 487

  • @galtgray7198
    @galtgray7198 3 роки тому +34

    ንመጀመርያ ጊዜ ናብናትኩም ቻነል ኣትየ ይከታተለኩም ኣለኩ ላይክ ሳብስራይብ ውን ጌረልኩም

  • @desaleghebre8920
    @desaleghebre8920 3 роки тому +28

    ያ ከፍ ኣለዎ እዚ ወዲ ናይ በሓቂ ቁኑዕ ሰብ ኢዩ ሶ ኣብየት ዓቕሊ ኣቦትኡ

  • @ግርህነተይእዩበዳልየይ

    እውይ ኣታ ኣነስ ኣብ ቲክቶክ እየ ረኪቦኩም ታይ እዩ እግሮም ሓፍ ዘብለው እለ መፅአ ግን ብሰሓቅ ካብደይ ቆሲለ ስንግል ዝረከብክዮ ክክክክክ

    • @habeney_tv
      @habeney_tv  3 роки тому +1

      Kkkkk

    • @mletedemese4114
      @mletedemese4114 2 роки тому

      😂😂😂😂😂😂 moyte endeye

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 😊🔥😊👈👍👈

  • @ሜላትጋልገብገብ
    @ሜላትጋልገብገብ 3 роки тому +14

    ከም ሲንግል መጠን ክትሩዱኡለይ ይግበአኩም😁😁😁እዋይ ዝወዲ ዓቕሊ መሊኡ

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🔥👍👈🥰👈🥰👈

  • @galtgray7198
    @galtgray7198 3 роки тому +20

    ኡይይይ ሞይተ ከምሲንግል መጠንስ ክትርደአለይ ይግበአካ ኢልዎ ኣደንጊፁኒ😁😁😁😁

  • @sesenggtube6473
    @sesenggtube6473 3 роки тому +41

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ንዛ ፅሕፍ እተንብቡ ክዓ ብር ክተብሉ ተሓጎሱ #ሰብስክራይብ ቦልኒ አሕዋተይ የቀንየለይ

  • @ተስፋስንቁ
    @ተስፋስንቁ 3 роки тому +3

    ኣታ መሕፈር ሲንግል ክሳብ ዓርኪ ትሕዝ ገዛኻ ዓጺኻ ከማና ዘይትሕባአ አሞ ናብ ሰብ ሓዳር ኣነስ ኣይድንግጸልካና ኢየ ንሲንግል ግን ኣፉኪስካና

  • @gheriemehari1821
    @gheriemehari1821 3 роки тому +27

    ግርህነትካ ኣምላኽ ይርኣየልካ እምበር: ኣብዚ ዘበን ከምኡ ምኻን ሓደገኛ'ዩ ዝሓወይ መዓረይ:ትኣምኖም የዕርኹትኻ'ኳ እንተኾኑ ነዚ ጽቡቕ ጠባይካ ተጠቒሞም ገለሰባት ኣብ ሓዊ ዝጠብስኻ ከም ዘለው ኣይትዘንግዕ::

    • @habeney_tv
      @habeney_tv  3 роки тому +10

      ኦይ ሰብ ሎሚ ኣብ ቀረባ እዩ እንታይ ኮንካ ሕማቕ ትዛረብ ንመዛናግዒ ዝገበርናዮ ኣብ ድለትካ ኣይተሽርፎ ።ንጽቡቕ ሕሰብ ንሰብ ሞራሉ ክትትንክፍ ኣይትጽዓር ንሂወትካ ክጥዕመካ ።ዶ ብኸምዚ መዛናግዒ የለን እልካ እኻ ትሓስብ ? ሶ ጠጥዕሙ ጽቡቕ የሕስብካ

    • @robi7092
      @robi7092 3 роки тому +2

      @@habeney_tv Sekt

    • @selamiyezmne6820
      @selamiyezmne6820 3 роки тому

      አዋይ ሲንግል ሓወይ ትረክቦ

  • @gualseyemtiadiyabo2889
    @gualseyemtiadiyabo2889 3 роки тому +4

    ኣቦ ዘይቡሉን ኣቦን ዘለዎን ጌርኩሞ ማርያምን ከብደይ በሊዕኒ 😭😭😭ግን ካሜራ ዝራኣያ ይመስል ኣሎጠ😲 ሲንግል ንቅድሚት

  • @פניאל-ח7ב
    @פניאל-ח7ב 3 роки тому +28

    ሲንግል ጥዑም ኔሩ ዘረባኻ መንሞ ይስማዕኻቅቅቅቅቅ

  • @አግዜብሄርይመስገን
    @አግዜብሄርይመስገን 3 роки тому +14

    ምስክን ብጣዕሚ እዩ አሕዚኒኒ

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰👍🥰👈😊

  • @ትርሓስጓልኣሕፎሮም
    @ትርሓስጓልኣሕፎሮም 3 роки тому +7

    እዋይ ነዛ ብራንክ ክርኢ መፅየ ካብ tiktok ግን ብስሓቅ ሞይተ እየ 🙄😢🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @asmeromharegot8061
    @asmeromharegot8061 3 роки тому +25

    ብሓቂ እሕዚንኒ ዝወዲ ❤❤❤

  • @ህንፃባርይኣልመብርሃን

    ኣይይ ብኡውነት ኻብደይ በልዕኒ ውይ ታይ ገበረኩም / ብዝኸነ ፍቅርኹም ይብዘሐለይ የኔ ማሮች

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👈😊🥰😊🥰🔥🥰🔥🥰🔥

  • @ዲናረይ
    @ዲናረይ 3 роки тому +3

    መዓረይ ዞም ኣወዳት ከሕዝኑ ያኪ ኣጆካ ሓንቲ ጥዕይቲ ይፍጠረልካ🥰💔😰😰😰

  • @miliiove..tigraylove3411
    @miliiove..tigraylove3411 2 роки тому +2

    ምስክናይ ሓወይ ስንጊል መዓረይ ንዓ ንጣራነፍ ዋናው ፍቅሪ ዩ ሓቢርና ሰሪሕና ንዓቢ😥😍🥰

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👍🔥👈🥰😊🔥👈🔥

  • @mmmrrrr454
    @mmmrrrr454 3 роки тому +9

    ዓው ኢለ ሲሒቀ ምሸት ምድሪ ማዳመይ ደንግፃ😍😍😂😂😂ካላኣይ ግዜ እንዳሓዳር ታዓዲምኩም ከይትከዱ😃😃😃ንሲንግል

    • @bahbolomsemerab5819
      @bahbolomsemerab5819 3 роки тому +1

      , xwsssss🤣xxxff🚙,, CCG✝xxffvvhb🕹xxxcv, xxxxfffffxffgggvvvg✝dddd

    • @habeney_tv
      @habeney_tv  3 роки тому

      Kkkkkkkkkkkkkkk

    • @mmmrrrr454
      @mmmrrrr454 3 роки тому

      @@bahbolomsemerab5819 ስክራን ድዮ ዕብዳን😂😂😂

    • @aronkebid8778
      @aronkebid8778 3 роки тому

      Ata aza natka ms anbebku wesikelu gorebet keman rebishe

    • @mmmrrrr454
      @mmmrrrr454 3 роки тому

      @@aronkebid8778 😂😂😂😂😂😂 ጅግና እንዲካ ኣንቲ መጁኑና ተባሂለ መዳማይ መሕረር😂😂😂😂😂

  • @rimon6793
    @rimon6793 3 роки тому +2

    ኣሕዋት ኣዛናጋዕቲ መሃርቲ ኣገረምቲ ኣሳሓቅቲ ምስ እትደልዩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰😊🥰😊👈👍👈

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 3 роки тому +6

    ዛጋል ደስ ክትብለካ ርጉዕቲ

  • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
    @ሩፍታ-ዸ7ጸ 3 роки тому +66

    ስግል እየ ተረድኡለይ 🤣🤣🤣❤️❤️❤️❤️

  • @welietesfie12
    @welietesfie12 3 роки тому +5

    እዋይ ከብደይ በሊዕካኒ ሲንግል ሓወይ። እብ እዚ ሓጺር እዋን ምስዓም ትፈቱ ኣፍቃሪት ትረክብ ይግበርካ እግዛብሂር ኣምላክ።

    • @habeney_tv
      @habeney_tv  3 роки тому +1

      ክክክክ ኣሜን ከሕልፋ እየ እዛ መልእኽቲ

    • @sebetayzeybele8527
      @sebetayzeybele8527 3 роки тому

      @@habeney_tv ezi wedi gen gerehe du weys asha u kkkk malet saket haregat zeygeber arat do kenemuxalkum abezi gele enda bele zeykotmolekum ane kekeun neyrune bezkone nice 👍 sigulu terediulu

  • @lave9644
    @lave9644 3 роки тому +8

    እዋይ ስንግል ዝረክቦ ክክክ ኣድንጊፁኒ 😆😆😆
    ዝፈትወኩም ፍቅሩኩም ይብዛሕ

  • @yitghthhh1032
    @yitghthhh1032 3 роки тому +7

    ዋይ ሓወይ እንታይ ገበረኩም ብዝተረፈ ፍቅርኩም ይብዘሕ

  • @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ

    ዋይ ሓወይ ተካል ማዓልቲ 😲ኣነ ተዝኾንሲ ብፅፍዕት ሱዳን መብፀሕኹዎም 🙄😜

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 3 роки тому +4

    ምስኪን ኣሕዝንኒ ንመጀመርታ ግዜ እየ ርኣኩም

  • @ንሕናብንሕናምስዉጹዕህዝብ

    ፍቁራት እንታይ ከም ዝገብሩ ጠፊእካኣ ፎቶ መሕረርእ😂😂😂❤️❤️❤️❤️❤️

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰👍🔥👍👈😊👈

  • @binimebrahtu6525
    @binimebrahtu6525 3 роки тому +2

    ክክክክክ አዚ ወዲ ዝረኾቦ ከብደይ በሊዕኒ በቃ ሓንቲ ዳም ዳም ዘይትብሉ ክክክ ሕማቅ ኣሎ

  • @amenkflesus1540
    @amenkflesus1540 3 роки тому +9

    ያ ከምዚኣ ኣይግበሩኻ😁ኣነ ትዝኸውን ሓቁፈ ኣብቲ ዓራቶም ምደርበኽዎም እንባእ😌😌

  • @yonasmahari6677
    @yonasmahari6677 3 роки тому +7

    ናዓይ ኣብዚ ኮፍ ኣቢልኩም ናበይ 😁😁😁 🙈🙈🙈🙈🙉🙉🙉🙉 ኣታ ክደይ ትሓስሙ ፍታው ሓወይ ኣታ ስዲ

  • @መአርግሃይላይ
    @መአርግሃይላይ 3 роки тому +8

    ልቻዊት ግን ርግዕቲ እያ ብሓቂ

  • @laylaal7008
    @laylaal7008 Рік тому

    😢 ቅድም ለ ፈታኒ ዝከነ አቃሩብኩምሉ ነይርኩም ግን ልምንታይ 😢 ማሓዝካ ክጭነቅ ልምንታይ ትደሊ ብ ዝከነ ክምዝይ ዓይነት ማሓዛ ክይትከስር ተጠንቅቅ ዛሓወይ

  • @tesfitkidane53
    @tesfitkidane53 3 роки тому +7

    ቅቅቅቅቅቅቅቅቅ ከም ሲንግል መጠን ዘይትሩዱኡልና

  • @snitentertimment8913
    @snitentertimment8913 3 роки тому +1

    እውይይይ ሞይተ ዲየ ገለ ብሳሓቕ ሲንግል ዕደ
    እዚኣስ ሃሲኽሞ

  • @feruzhabtom2142
    @feruzhabtom2142 3 роки тому +3

    ልቻዊት ክኣ ጥዕይቲ እናበልኩኽስ ክክክክክክ መይተ በሉ

  • @zainabzianab1465
    @zainabzianab1465 3 роки тому +1

    Ata zwediy hay ybekenoy anewn sngil eye wa

  • @amthegreat63
    @amthegreat63 3 роки тому +14

    ከም ሲንግል መጠን ዘይትርድኡና ክክክክክክ፡ ዘይትርድእዎ ቱም

  • @yonatefe3185
    @yonatefe3185 3 роки тому +11

    kkk እዋይ ሓወይ ኣነ ሓፊረ ከክንዱኡ ብሰሓቅ ሞይተ ድየ ገለ ጎረቤት ከማን ሰሚዖምኒ ይኮኑ

  • @faniwdi3261
    @faniwdi3261 3 роки тому +3

    Entay gerkum ata wey single zrekbo 😂😂😂😂 ጠባይ ናይዚ ወዲ ግን 100%

  • @filmonchapati82
    @filmonchapati82 Рік тому

    ድራር እንታይ ተሰሚዕካ ሕማቅ ናይ ብሓቂ ሕማቅ ኣደንጊጽካኒ ኣየ ስንጊግ ንቅድሚት ❤❤❤❤❤

  • @Hjh-l8i
    @Hjh-l8i 3 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤ዋይ ምስክን ቀስ እለ ወፅኢ🎉🎉 ይመችክም 😮😮

  • @gamilahgamilah3329
    @gamilahgamilah3329 3 роки тому +2

    ንመጀመርታ ግዜ ርአክም ዋይ ኣሕዝንንይ ኣነ ገን ኣጋጥምንይ ብኣካል ስባኣይይ ኣብ ቅድመይ ንውሽማኡ ከምኡ ገይርንን ኣብ ቅድመይ ሕርር እለ ስክአለ

    • @habeney_tv
      @habeney_tv  3 роки тому

      Kkkk

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰👈😊👍🔥🔥

  • @ሑቡንኤርትራዊ1997
    @ሑቡንኤርትራዊ1997 3 роки тому +3

    ክክክክ እታይ ተሰሚዒኻ ሕማቅ እወ ከም ሲግል መጠን ክትሩዱኡሉ ኣይትኹኡሉን ክክክክክክ

  • @luwamyehays5104
    @luwamyehays5104 3 роки тому +2

    Xubuqat des ketblu edmen tenan yehabkum fetari

  • @abiabi-ww3fn
    @abiabi-ww3fn 3 роки тому +6

    ገዲፉዎም ናብ ገዝኡ ከይከይድ ውን ምሸት ኮይንዎ ዋይ ምስኪናይ😂🤣🤣

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👍👈🥰🥰🔥

  • @kobromtemesgen2815
    @kobromtemesgen2815 3 роки тому +4

    ምስኪናይ መነገዲ ክገብርዋ እምበር ጸዊዖምዋ ብሃቂ ክምዚ አይግበርን እዩ ስዲ

  • @RobelA-tj2ri
    @RobelA-tj2ri 3 роки тому +3

    Etia mslaka ayxelaekwan "abo zelewo kbeki n abo zeyblu kebki"👌🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @okbasdebsh1611
    @okbasdebsh1611 3 роки тому +2

    መሰል ሲንግል ይትሓሎ ዓርክኹም ኮይኑ እምበር ነዚ ዝጻወር መንእሰይ ውሑድ ዩ።

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam 10 місяців тому

    ሃሃሃሃሃይይይይይይይይ አረ አረ ውይ ዝወዲ ኣሕዚንኒ በእውነት ምስክን ለይ ለማዓንቲ ሲሒቀ ኣይፈልጥን በእውነት 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😘😘😘😘😘

  • @mokonen2619
    @mokonen2619 3 роки тому +1

    Foto sekior ezi arka kef alewa zeytllyna geda meskum eina zelna 🙏❤ xubuk sedra

  • @furti5987
    @furti5987 3 роки тому +1

    Kakakakkaka ኣታ ብ ሕፍረት ክመውት ደለ ኣብ ክንዶኦም መሕረራት ዝኮኑ የሕዋት ። egizabher amlak edmen tinan yhabkum

  • @yordanosgebreab5208
    @yordanosgebreab5208 3 роки тому +3

    እዋይ ሓወይ መዓረይ ኣደንግጺኒ

  • @lulululu2675
    @lulululu2675 3 роки тому +6

    እውይ ሞይተ ብስሓቕ ሓወይ ምስኪን

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጐ1ጘ

    ካብተን ካብዛ ቪድዮ ትረኽብወን ገንዘብ ብውሑዱ ፍርቁ ክትህብዎ ኣለኩም! መስኪናይ

  • @abelteklit8791
    @abelteklit8791 3 роки тому +1

    Ata enda Foto meselna aythleun ekum eway hawey meskin Abo zelewos nebo zeyblu kbeki ybeki AH eway resom rekibkayom kkkkk

  • @Sweet-yq6cv
    @Sweet-yq6cv 3 роки тому +1

    Kilae izieom ka gizekum tetekemulu temaheru izen hegereseb ka tir ilkin

  • @hanna7633
    @hanna7633 3 роки тому +5

    ዋይ ጉድ ገይርኩምዎ ምስኪናይ

  • @samirasaudi3275
    @samirasaudi3275 3 роки тому +3

    ንመጀመርታ ኣቴስ ተካታቲለኹም ሳሓቅ ሞይተ እና ቀፅልሉ

  • @asmeromsemere5227
    @asmeromsemere5227 3 роки тому +1

    Ewayyyyy moyte bel respect nsingle 🙄😜🤔😘🙄😜

  • @galtgray7198
    @galtgray7198 3 роки тому +9

    ዋይ ሓወይ ብሕፍረት ናብዝጥምቶ ሲኢኑ🙄🙄😂😂😂😂😁😁😁😁😁

  • @love-rw1bj
    @love-rw1bj 3 роки тому +3

    kem lomi shike ayfeltn edmen tenan yhabkum .eti wedi gn kedengxeka shkorina

  • @Sorrymama-j3d
    @Sorrymama-j3d 5 місяців тому +1

    Ehhh way hawey 😂😂😂😂

  • @thanksgodforeverything1359
    @thanksgodforeverything1359 3 роки тому +6

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ኣቦ ዘለዎ ን ኣቦ ዘይብሉ ከብኪ ይበኪ ጌርክምዎ ንስኹም

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 😊👈🔥🥰🔥🥰

  • @hughfgut8231
    @hughfgut8231 3 роки тому +2

    ኣቅላም አዩ ዝወዲ

  • @MerhawiGoitiom
    @MerhawiGoitiom 7 місяців тому

    እዞም የዕርኽይቱካሲ እቲ ኣስማቶም ገብሩ መብራህቶም በየነ ዘርኦም ካበይ ካበይ ኢኩም ተኣኻኽብም 😂😂😂😂

  • @mebilove2340
    @mebilove2340 3 роки тому +4

    መስኪናይ ሓወይ እዋይ ክትጭክኑ

  • @ረሓቦት
    @ረሓቦት 3 роки тому +1

    Ab israel zelo kestemasl ykeal eyu deki anstiyo sele zeyelewa ab europa zelekum gn kedkum zeytmir'awu kab testemaslu

  • @heriqueen4297
    @heriqueen4297 3 роки тому +4

    😄😄😄😄😄ዋይ ነዛ ፕራንክ ክሪኢ እየ መጽየ ናብዛ ቻነል ግን ብስሓቅ ኣይተረፈን

  • @marawigide9478
    @marawigide9478 3 роки тому +6

    kkkkkkkkkk ኣታ ወዲ ግደፍ ኢሲኮቡል ኣይ ተራሳሲን ኣጆኩሚ ንፉዓት

  • @tdf1266
    @tdf1266 3 роки тому +1

    Twedi gn lebamu eyu kem single meten zeytrdueulna habibi

  • @samiweldit2332
    @samiweldit2332 3 роки тому +6

    ቅቅቅቅቅቅ መስል ስግል ይትሓሎ

  • @salamsalam5065
    @salamsalam5065 3 роки тому +1

    ዋእ ሰግል እትረኽቦ ምስክናይ አሕዝንኒ ዝወዲ ብጣዕሚ 😁😁😁😁

  • @MohamedEri22
    @MohamedEri22 3 роки тому +1

    ኬፍ ኣለዎ እዚ ወዲ ከም ሲንግል መጠን ዘይትርድኡለይ ክክክ

  • @samrisamri1754
    @samrisamri1754 3 роки тому +4

    እትው ምስ በለ ፕራንክ ምግቢ ደኳ ኣይህብዎን🥺🥺

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👈🔥👍😊🔥👍

  • @zediyealemey700
    @zediyealemey700 3 роки тому +2

    😂 zeru mehrer zeytwexelom zneberka btaemi gn ashiqkumna hade maealiti kaa dgemwo 😂😂😂😂

  • @thomassolomon2380
    @thomassolomon2380 3 роки тому +1

    Ane Enkae aykonku wit mbeleni ab xrgya tewaride aleku kof kof enda belku eye zkeyd msh zkeyayesu normal kef zelewa dona teria wit eyu zbil

  • @Nvergeupap
    @Nvergeupap 3 роки тому +3

    ኤህ ካብዲ በሊዑኒ 😥🤭መዓረይ ናይ ኢድኩም አይትስአኑ 😂🤣😍

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 3 роки тому

      Xefri yblkn dyou hkekyo kbdki

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 3 роки тому

      Eway hafty kbdki tblieki da kmey elki tnkesakesi aleki kkk

  • @chimichai7066
    @chimichai7066 3 роки тому +1

    እዉዉዉይ ኣነ ኣብክንድኡ ዓቕለይ ጸቢብኒ እዛ prank ፍሊቲ እያ

  • @habtomghebremichael2702
    @habtomghebremichael2702 3 роки тому +1

    Za gal mara eya mskin bahaqi wala ti sebaya

  • @aezmrigthftj9716
    @aezmrigthftj9716 3 роки тому +2

    ከፈትወኪ ማዓት ነይረ አነሰ ሰዲ

  • @biniamtesfay5235
    @biniamtesfay5235 3 роки тому +1

    ክክክክክ ከይተእትዎ ኣይስታንድ ዊዝ ሲንግል

  • @tafazare2961
    @tafazare2961 3 роки тому +2

    ያ ብሲግል ኣይትጻወቱ

  • @amangoitom1233
    @amangoitom1233 3 роки тому +1

    እዋይ ከም ሲንግል እባ ተረዱኡለይ😂😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😂😂😂😂😂😂😂😂ከም ሎሚ ሲሒቀ ኣይፈልጥን

  • @አስቱጋልዞምወየንቲ
    @አስቱጋልዞምወየንቲ 3 роки тому +6

    ሲንግል ሓወይ የሕዚንካኒ😂😂😂😂😍😍😍😍

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🔥🥰👈😊👈😊👈

  • @tihishaweldeab6210
    @tihishaweldeab6210 3 роки тому +1

    kkkkkkk. nay seb kebret zebhal yeblkumun adegixeni yeak

  • @awetghebremeskel7986
    @awetghebremeskel7986 3 роки тому +1

    Ata tay gbrkum wadey qetlkmo bi🤔🤔🤔

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 5 місяців тому

    ዋይ ምስኪናይ ኣሕዙኑኒ 😢ዋይይይይ ስንግን ዕዳ 😂😂😂😂😂😂

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash 3 роки тому +1

    Ja gedfu enda foto mesta sngil kywerdekum park malet lomi serhikuma😂😂😍😍😍

  • @mhrettesfamaryam6355
    @mhrettesfamaryam6355 3 роки тому +1

    Ata bejakumm efffffffff kemeu aygbern eyu zyaday hawey ahzinni aykealkun beka hawey mearey

  • @OretonHayle
    @OretonHayle 9 місяців тому

    Waw meyteko😂😂😂kem sengil meten ktrdaley❤

  • @kibromghebrebrhan900
    @kibromghebrebrhan900 3 роки тому +1

    Hadar zeytgebr kab b single temarrrrrr

  • @KsnbdIshd
    @KsnbdIshd 4 місяці тому

    መሰልና ይታሓልየና ሰንግል እና ከታሳሓሕቱና እባ😂😂😂😂😂😂

  • @amanhero1494
    @amanhero1494 3 роки тому +1

    ቡኡነት ሳሓቅን ስክፍራን ሕውስውስ ኢሉኒ ኣክንድኡ ኣነ ተዳሂለ ዓክክክክ ኪድ ገዛካ ካ ኣ ኣሎወ እንበር ክክክክክክክክክክክ ድሕሪ ሕጂ ዳኣ ዋላ ኣብ ገረውረው፡ዝብል ገዛ ኣያኣምነኩምኑን ኣዩ ክክክክክክክክክክክክ

  • @thth800
    @thth800 2 роки тому +1

    ምሲክናይ እሕዚንኒ ማዓራይ💞💞💞

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 😊👍🔥👈🔥👈🔥

  • @ሰላምክህሉሰላምሃልዊ

    ኣቤት ምስላ😂 ኣቦይ ዘሎዎ ንኣቦ ዘይብሉ ትገብርዎ🤣😂😂🤣😂በጊዕ ደቃ ሒዛ ትጠፍእ

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 Рік тому

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👍🥰🔥👈👈🔥🔥

  • @ሐላሰደተና
    @ሐላሰደተና 3 роки тому +2

    በጊዕ ክክክክክክ

  • @natnaelaraya7129
    @natnaelaraya7129 3 роки тому +1

    Nay bhaki des tibl prank

  • @temesgenamlakey688
    @temesgenamlakey688 3 роки тому +1

    Kemzia sihqe ayfeltn bnay kale

  • @ጋልትግራይፃዕዳ-ረ4ዐ
    @ጋልትግራይፃዕዳ-ረ4ዐ 3 роки тому +1

    ሰንግል ማዓረይ🙄😔😔ዋይ ግን ሳሓቅ ሞይተ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @filichelsawi3293
    @filichelsawi3293 3 роки тому +1

    Ahhhh singley amariru

  • @laylaelyas8063
    @laylaelyas8063 3 роки тому +1

    ምቁራት ገሪሙኒ ሳሐቅ ክአ ዘይመጻአኩም ሐባየቢ