ዕለታዊ ሓድሽ ዜናታት ትግርኛ | 29 December 2020 | ጸብጻብ ውዕሎ ኩናት ትግራይ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ብናይ ጌታቸው ረዳ ኩናት ደው ኣይበለን ንዝብል

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 52

  • @ttttgyyy7131
    @ttttgyyy7131 4 роки тому

    ዓወት ንህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤🇻🇳

  • @solomonabraha230
    @solomonabraha230 4 роки тому +5

    ብርሃኑ ጃላ ባዕሉ ጁንታ እዩ ሕዋሐት ጁንታ አይኮኑን

  • @selamawittsefamicael3122
    @selamawittsefamicael3122 4 роки тому +1

    Welcome 🙏

  • @ساراسين
    @ساراسين 4 роки тому

    ትሓምሽሹ ክትብሉስ ካብአፉኩም አይዉፃእ እንድሕሪ ትሓምሽሹማ 10ሚልዮን ሕዋሓት ዝረኤየ ዝብል ዝነበረ መንድዩ አትሓሽዉ ብዝኮነ አምላክ ምሕረት የዉሪደልና

  • @Peacymuzzie
    @Peacymuzzie 4 роки тому +1

    Welcome brother🙏🙏

  • @kunamawedisheraro8918
    @kunamawedisheraro8918 4 роки тому +2

    TIGRAY HAGER EYA ⛱⛱⛱⛱⛱✍✍✍✔✔✔

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi8385 4 роки тому +5

    Ita Major Shum Berhanu Jula is not fighting the war, Eritreans soldiers are. He is eating his raw meat in Addis Abeba. So, for him, there is no war.

  • @ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ
    @ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ 4 роки тому +2

    ብራሃነ ጁላ ብሓስት ኢዩ ጂግነነቱ ጀጋኒና ኣይመቱን ኣብይ ምስ ሓሾኽሩ ኢዮም ካብ ገፅ መሬት ክጥፍኡ

  • @محمدمحمد-ن7ف4ت
    @محمدمحمد-ن7ف4ت 4 роки тому

    ብርሃኑ ጃላ ሓሰት ካብኡ ተፈልያ አይትፈልጥን

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 4 роки тому +3

    ብርሃነ በርሀ ህዝቢ ኤርትራማይ ኣለዎ ድዩ?
    መግቢ ኣለዎ ድዩ?
    መግቢ ኣለዎ ድዩ?
    ማስክ ክዕደል ተክሎ ድዩ? ተዓዲሉ ኸ ይፈልጥ ድዩ?
    መብራህቲ ኣሎ ድዩ?
    ሰብ ታክሲ ካብ ዘይሰርሑ ዓመት ቀሪቡ ኣሎ?
    ክንደይ ሰብ ናብ ለማኒ ተቀይሩ ኣሎ
    ሽግር ኤርትራ ኢሰያስ እዩ?
    ገበን ኣብ ልዕሊ ገበን ይፍጸም ኣሎ ኣብ ልዕሊ ሕሽብ ኤርትራ??????

    • @keren7127
      @keren7127 4 роки тому

      Eti b sm Corona zteAkebe genzeb ke abey alo?

  • @michaeltesfom7957
    @michaeltesfom7957 4 роки тому +1

    ፈደራል ን ሮይይተርስ ገዲፉ ን ሓይሊ ዘይብሉ ዜጋ ኤእ ኣይግድን።

  • @yordanosgebrhiwe6580
    @yordanosgebrhiwe6580 4 роки тому +1

    Miruka hesawi

  • @michaeltesfom7957
    @michaeltesfom7957 4 роки тому +2

    ፈደራል ኣብ ትገራይ ጸጥታ ንምክባር ቀዳምነት ሑዙ ክሰርሓሉ ኣለዎ.....ዘየዳግም ናይ ጸጥታ ስጉምትታት ናይ ምዉሳድ ስራሕ የድሊ።

    • @kibromgoitom4044
      @kibromgoitom4044 4 роки тому

      🤔🤔🤔

    • @menkemehabtom9037
      @menkemehabtom9037 4 роки тому

      Dedeb wisha men keetiwo fezaze

    • @michaeltesfom7957
      @michaeltesfom7957 4 роки тому

      @@menkemehabtom9037 ደምበር ትግራዋይ ኢካ....ስነ ምግባር ዘይብሉ ትግራዋይ ትግራዋይ ኣይኮነን

    • @menkemehabtom9037
      @menkemehabtom9037 4 роки тому

      @@michaeltesfom7957 ewe asli tigrawaye ezi kulu sebe ziregife delo bisenkii men dyu astewiel sebeye . Federal kiatu alewo endabelikas tizareb kaa aleka.

    • @asterhailehruy1175
      @asterhailehruy1175 4 роки тому

      Anta afaf kid ab geza teaxo bi arebya endahakim kid xahxahi esayas zesenbedo dihul

  • @ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ
    @ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ 4 роки тому +2

    ኮሮና ዳ??ወይሰ ኪናት ኢሳያሰ ብኮሮና ሰብ ኽይማት ከይኾነሰ ኢቲ ኣረጊት ኢሳያሰት ብኾሮና ኽይመት ኢዩ ፈራሑ

  • @habteabelim1795
    @habteabelim1795 4 роки тому +2

    Amharu tmkaha alkin gize ktferdekn eya

  • @michaeltesfom7957
    @michaeltesfom7957 4 роки тому

    ፈደራል ን ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ዘሎ ኩነታት ን ኣብ ስራሕ ዝጸንሑ ኣመራርሓታት ህጹጽ ምጽራይ ገይሩ ብምእላይ ብሓድሽ ዉደባ ኮማንድ ፖስት ከጣይስ ብህጹጽ ክካየድ ኣለዎ....ኣብ ዉሽጢ ዝርከቡ ኣመራርሓታት እዮም ኩሉ ግዜ ንትእዛዝ መንግስቲ ዘላሕልሕዎ።

  • @wlllksjsj6487
    @wlllksjsj6487 4 роки тому +2

    ኣታ ሓሳዊ ሰብኣይ ማልትካ ተጸበ ኣብ ዝጥዕመካ ኮይንካ ክንደይ ማዓልቲ ኢዮም 1 ዓመት ተወሺቦም እንታይ ክበልዑ ስሚ ብላዕ ብርሃነ

  • @solomonabraha230
    @solomonabraha230 4 роки тому +1

    አምሐራ ፈኸራ እምበር ሐቂ ዘረባ አይፈልጡን እዮም ስለዚ ንሐሳዊ ሐሳዊ ምባል እዩ እቲ መማረጺ
    ዋላ ሐደ አባል ሕዋሐት ዝማረኽዎ ወይ ተወቂዑ ዝተማረኸ ወይ ዝሞተ እዚ እዩ ናይ ሕዋሐት ዝበልዎ የለ
    እዚ ዘርእየካ ሰራዊት ሃገረ ትግራይ ምስ ሙሉእ ሐይሉ ከዘሎ እዩ ዘረዳአካ ጎቦታት ትግራይ ብሕማቅ ጨና ኮይኑ ዘሎ
    ዕሱባት ሰራዊት ኢሳያስ ሰራዊት አብይ እዮም እዝ ሐቂ ሐሶት አይኮነን
    ብርሃኑ ጁላ ቡላ ጉላ አፍ ጋብላ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝቆመ ዘይኮነስ ብብልጽግና ዝምራሕ እዩ

  • @tuemai8645
    @tuemai8645 4 роки тому

    እንታይ ዓይነት ሓሳዊ ሃሳዊ ጀነራል እዩ? ተራ ካድረ???

  • @Km-8787
    @Km-8787 4 роки тому

    ናይ ሕንጻጽ ግን እንታይ ስለ ዝኾንኩም 2 ወርሒ ጌሩ ባኣሻሓት ዝቑጸሩ ድሃይ ዘይብሎም ዳሃይ ዘይገበርኩም ንዓኩም ዘድሊዮኩም ጥራይ ትዛረቡ ብጣሚ ኢኩም ወገነኛታት ሰብ ድማ ዘየገድሰኩም ሙኼንኩም ኣብኡ ኮሎኩም ትርትዑ

  • @michaeltesfom7957
    @michaeltesfom7957 4 роки тому

    ጉጅለ ህዉሓት ኢሉ ኢልካ ብዜና ምግዋሕ ንዝሓለፈ ክልተ ወርሒ ካብ ዝሃቦ መግለጺታት ኣየነይቲ ኣላ ንስዕረቱ ዝተቀበለላ መግለጺ።

  • @abduselamahmed4852
    @abduselamahmed4852 4 роки тому

    Hasawi wuruk leyeba tut nekashe murkegn

  • @bashaywelday5417
    @bashaywelday5417 4 роки тому +1

    Natkum hasot yigedid kunat ente zebqie maskerat shemelban hinxatsn zey kifet

  • @josefkidane1196
    @josefkidane1196 4 роки тому

    We will go everywhere to find the juntas even if possible in the moon.

  • @tewoldegebreslassie194
    @tewoldegebreslassie194 4 роки тому +3

    ንምንታይ ናይ TMH(ትግራይ ሚድያ ሃውስ ) ዝዘገቦ ዘይትዝግቡ ሕልፍ ኢልኩም ብጌጋ እኳ ኣይዘገብኩምን። ንምንታይ? ቅሩብ ግዜ ተፀበዩ ህወሓት ምስ ህዝቢ ትግራይ ከም ከኮብ ፅባሕ ወለል ኢሉ ክወፅእ እዩ ሽዑ ክትሓፍሩ ኢኩም። ናፍቲ መሬት ወሪድኩም ግዳን ዘይተረጋግፁ። ካብ ኣብይ ኣሕመድ ጀሚሩ ናይ ኢትዮጵያ ሰበ ስልጣናትን እቶም ናይ ትግራይ ባንዳታትን ከም ዛዲ ኣብርሃ ዝበሉ ዓይኖም ብጮው ሓፂቦምን ብህዝቦም ቁማር ዝጫወቱን ዝሕስዉን ንህዝቦም ምንም ደንታ ዘይብሎምን ካብ እትጥይቁ ወይም ናታቶም ሓሶት ካብ እትፅብፅቡ ህዝቢ ይጠሚ ይሳቀ ይመዉት ኣሎ ኣብ ፀገሙ ክንበፅሓሉን ይግባእ ዝምልከቶ ኣካል ድማ ክፈልጦ ምግባር የድሊ። እቲ ሓሶታት ኢትዮጵያ ከሉ ዓለም ፈሊጥዎ ኣሎ።
    እዙይ ኩናት ናይ መንነት ስለዝኮነ ህዝቢ ትግራይ እቲ ኩናት ክንዲ ዘመረረ ይምረር ኩሉ ክንሓልፎ ኢና።
    ውድቀት ንፀላእቲ ዓወት ንሃገረ ትግራይ።
    ትግራይ ትዕወት።

  • @gedammikaleimbadebresina9268
    @gedammikaleimbadebresina9268 4 роки тому +2

    ክክክክክክክ ወይ ህውሓት ትድምሰስስ እያ ወይም ካሊእ ክድምሰስስ ዳሕራይ ክንሪኦ ኢና ናይ መን ገፊሕ ሓሳዊ ኢኻ ንስኻ ኸ 😂😂😂😂

  • @genetbelay4314
    @genetbelay4314 4 роки тому

    🤭🤠

  • @እዋይከብሎምሓዲሩወይለከይ

    ብርሃኑ ጅላ ኣምበሳ ጅግና ኢዩ

    • @natsnetfisheye9247
      @natsnetfisheye9247 4 роки тому

      Zbhi dem seb zcheneka kem Abiyn Iseyas eka nska, denkoro, ahwatka yqtelu alewu. Sebawnet ysemaka hrayyyyy!!!!DeENQIRO

    • @keren7127
      @keren7127 4 роки тому

      Hasot mzrab do? Aytegagekhan

  • @ebrahimali6724
    @ebrahimali6724 4 роки тому +2

    ጁንታ ድሕሪ ሕጂ ኣይለዓሊን ዝሞተ ዶ ይምለስ

    • @bogeabilekijermen4129
      @bogeabilekijermen4129 4 роки тому

      ንህዝቢ ትግራይይ
      ዘጥፍፍ የለንን
      ከመዚ ዓይነትት
      ኣትሓስብብ እንተ ህሊካ ግን
      ፍኸራ ጥራይይ እዩ።

  • @pirpirytsksk3272
    @pirpirytsksk3272 4 роки тому

    Abiy military , Esayas military , Amhara melisha, all of them the only people they killing r civilians Tigrai people, but half million military forces Abiy & Esayas, they entered in Tigrai where r they? Except enter we didn't hear or see came out Tigrai, even though Tigrai military forces leave all Tigrai cities for the safety of their people, so Tigrai means its not only Mekell or other cities of Tigrai, so abiy don't lai the world is watching u, of course war is active in Tigrai to clear the enemy from the Holy land of Tigrai, VICTORY FOR HERO TIGRAI PEOPLE TIGRAI PEOPLE WIN 🇻🇳🦁🐯💪💪💪

  • @michaeltesfom7957
    @michaeltesfom7957 4 роки тому +2

    ጉጅለ ህዉሓት ኢሉ ኢልካ ብዜና ምግዋሕ ንዝሓለፈ ክልተ ወርሒ ካብ ዝሃቦ መግለጺታት ኣየነይቲ ኣላ ንስዕረቱ ዝተቀበለላ መግለጺ።