ዉዉዋ - ኣዮኹም ናይና - ከንቲባ ከተማ መቐለ ብራሀን ገብረየሱስን ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ፀጋይ ገብረተኽለን - ላዛ ትግርኛ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 62

  • @TheWeynshet
    @TheWeynshet 2 дні тому +9

    መንእሰይ መቐለ ሰልፊ ወፂኡ ኢልካ ንህዝቢ ምሕሳው ምድንጋር ኣየዋፅእን ብሲኖ ትራክ ፅዒንካ ኣምፂእኻ ብስም መንእሰይ መቐለ ምሽቃጥ ጠጠው ይበል።

    • @ጋልትግራይ-ቨ2
      @ጋልትግራይ-ቨ2 2 дні тому +1

      መንእሰይ መቀለ ኩሉ ግዜ ምሰ መን ምኻኑ ንፈልጥ እና ግን ዋላ ይኹን እት ብስኖ ዝመፀ ኸ ትግራይ ዶ ኣይኾነይ ኣየ ዕሽነት መቀለ ድያ ጥራሕ ትግራይ

  • @dahabmohammedberhanshuffa4309
    @dahabmohammedberhanshuffa4309 2 дні тому +2

    ብልፅግና ትግራይ እይመርህን
    ጌታችው
    ይውረድ

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 2 дні тому +1

    ኩሉ ግዜ ጀጋኑ መንእሰይ ትግራይ ኣጀኹም ቀፅልሉ ሓደ ነገረ ትመፀኡ መንእሰይ ትግራይ ድኣም መረሕት ኣይኾኑን ሕማቅ ዝረክብ 😥🥰🥰

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l 2 дні тому +5

    ልቅምቃሚ ተኣራርዮም ካብ ካልኦት ዞባታትን ወረዳታት ኣምፂእካ ህዝቢ መቀለ ሰልፊ ወፂኡ ትብል ኣይት ክእልን ባንዳ ባንዳ እዩ ዕላማ የብሉን መሬቱ ኣሕልፉ ዝህብ እቲ ጀግና ሰራዊትና ምስ ህዝቡ ኮይኑ ክቃለሶም እዩ ጠላማት ከሓድቲ
    ፀሓይኩም ዓርባ፡እያ

    • @GoitomGmariem
      @GoitomGmariem 2 дні тому

      ጉዳም

    • @ጋልትግራይ-ቨ2
      @ጋልትግራይ-ቨ2 2 дні тому

      ክላ ረሳሕ መንእሰይ መቀለ ይኾነይ ዓብይ ካብ ሙሉእ ትግራይ

    • @abadittadesse5892
      @abadittadesse5892 2 дні тому

      awedat tiray dium ke eba selamawi selfi zwetsu entay meatu eyu dekey

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 2 дні тому

    ደናቑር ከዳዓት መልመፆ ሻሓነ ናይ ብልፅግና

  • @krischam801
    @krischam801 2 дні тому +2

    ኣቱም ሰባት ክልቲኦም ፉንጫላት ሕወሓት ንህዝቢ ጥቅሚ ኣልቦ እዮም እቲ ሰልፊ ክኸውን ዝነበሮ ንትግራይ ዝመስል መንግስቲ ንመስርት

  • @Ala-o3x
    @Ala-o3x 2 дні тому +1

    ታዓወቱ መንእሰይን ግዝያዊ ምምሕዳርን ሎሚ ብታሕጋስ ፆም የሕድር በልዎም ዞም ኣሮግታት ካድረታት

  • @gualtigray6579
    @gualtigray6579 2 дні тому

    ኣበዛ ርካሽ ሰልፊ ዘለኹም ገሌኹም ብ ናይ ኣብይ ቢራን ሓሽሽን ሰኺርኩም ገለኹም ብቕርሺ ተገዚእኹም ናይ ተመዛበልቲ መከራ ዘይርደአኩም ፈጣሪ ናብ ገዛኹም ኣይምለስኩም ተፈናቐ‍ኢልኩም ንበሩ ጠሚኒ ፀሚእኒ ቆሪረኒ እናበልኩም ንበሩ ተመዛበልትና ናብታ ምዉቕቲ መረበቶምን ገዝኦምን ይምለሶም

  • @MengistuTotoba-sx7vn
    @MengistuTotoba-sx7vn День тому

    ለትግራይ ሕዝብና ምድር ሠላም ይሁን🙏🏿

  • @AbelAtaklti-g3v
    @AbelAtaklti-g3v 2 дні тому

    ኩሎኩም መናእሰይ ሕዚ ትጭድር ዘለካ ፅባሕ ንጉሆ መሰልና ኣክብሩልና ከይትብል ኩሎም ሕውሓት ሓደ እዮም ድሕሪ ሆ ምባል ናብ ካሊእ ከይትቅየር

  • @vivaabraham7
    @vivaabraham7 2 дні тому

    ኤረ ይተርጉምልን💪

  • @DawitMhretab-l9w
    @DawitMhretab-l9w 2 дні тому +1

    መንእሰያት ተጋሩን ብርጌድ ናሓመዱን ውጽዓት እዮምምምም

  • @AllBaaa-r9l
    @AllBaaa-r9l 2 дні тому +2

    💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤️♥️ጅግና ❤❤ህዝበይ ❤❤ቀፅለሉ

  • @gueshgeber-mariam1211
    @gueshgeber-mariam1211 2 дні тому +1

    All my life i have been proud being a Tigrean, but tody I feel shame because such ravish demonstrates.

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 2 дні тому +1

    ተደሚርና

  • @Wahgwan-s1q
    @Wahgwan-s1q 2 дні тому +1

    (አደመ) ወንበዴው ህዉሓት ጉዱ ፈላ 😂😂😂

  • @tiruneshkasahun966
    @tiruneshkasahun966 2 дні тому +1

    ብገንዘብ ተአርዮም ዝመፁ ኦዮም ሐደኳ ዓብይ ሰብ የብሎሙን ዝሕዝን ዩ ንህዝቢ ዘይኮነስ ንስልጣ ተሰሊፍኩም

  • @Kiros-pc4rc
    @Kiros-pc4rc 2 дні тому +1

    ንዘመፁ ኩሉ አዮካ ናይና ንትግራይ ዝጠቅም አይረአያናን

    • @solom5788
      @solom5788 2 дні тому

      ere zi hzbi selamu meaz eyu kegni chenekena eko

  • @yalemtsegaye4746
    @yalemtsegaye4746 2 дні тому +1

    አብይም ከለገጣፎና ከሰበታ መንግስቴ ተነካ ብለው እየመጡ ነበር እስብሏል እናም በተግባር አንተ አረከው

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 дні тому +1

    ረሳሕ ን ፉንፉንንን ወለዶ

  • @עימנואלהינס
    @עימנואלהינס 2 дні тому

    ስክራን

  • @MegaSofiamia
    @MegaSofiamia 2 дні тому

    መሕፈርቲ ካብትን ካብትን ብገንዘብ አራሪኹም አምፂኢኹም ብሕዝቢ መቐለ አይትሸቁጡ አቱም ጠላማት ሕዝብን አድን ንፀላእቲ ልሸጥኩም😢

  • @Letushtigray
    @Letushtigray 2 дні тому +2

    አይ ገንዘብ ዘይገብሮ የለን በሻሐት ህዝብ ትግራይ አብ ሱዳን አብ ከይንዳ መሬትካ ንወራርይ ሂብኻ በዚይ መንገዲይ መቀለም ንአምራ ዐድግሬት ንኤርትራ ተካይኑ ኢቢ ንኩናት ክትብሉ ኢኩም ንፀላትና ዘሐጉስ ንተጋሩ ዘሐፊር ጭርሖ

  • @NegasiLegese-z4t
    @NegasiLegese-z4t 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 дні тому

    እዚኦም መንእሰይ መቐለ አይኮኑን ከልአይ ከዓ ነታ አዚኹም ትፀልእዋ ባንዴራ ትግራይ ሒዝኩም አይትጨርሑ ፣ካብዙአቶም ሓደ ዝተጋደለ የለን ባይዘወይ

  • @KuwaitKuwaitKuwait-z5c
    @KuwaitKuwaitKuwait-z5c 2 дні тому +1

    Deleti selam selamkum ybzah egzabher yestnilkum egzabher yhslkum

  • @rsr1411
    @rsr1411 2 дні тому

    ኽኽኽኽኽ ትግራይ ጉድ ረኺባ ለባም ዘይብላ ዓዲ በሉ ተዋድኡ ንአብይ የሕጉስዎ

  • @Kiros-pc4rc
    @Kiros-pc4rc 2 дні тому

    ሰለ ስልጣን አንበር ሰለ ስደተኛ ይመለሰ ናብ መረቡቱ ዝብል ጭሮሖ አይሰማዓናን ብጣዓማ አየ ዝገረም መረትካን ህዝበካን ፈቆዶ ስደት ተበትኑ ምንም ዘይጨነቀክም ካሓዳማት

  • @kidaneberhe7911
    @kidaneberhe7911 2 дні тому +1

    Abyi strategy for civil war in TIGRAI is about to work if TDF does not stop on time. Rember Abyi has told ATO Zanjan that everything is possible with power of money and that is what he is doing through the BABDAS.
    ሰላምአይንደልይን ዝብል ሰብ የለን።ግንከ ክትውገዱ አለኩምባል ቀሊል ኢዩ ነዐኦም ምትካእ አብ ኢድካ አማራጺ ዘይብልካ ከቢድ ኢዩ። ሕውሐት ካብ ኢትዮጵያ ተላዒሉ ናብ ትግራይ ተመሊሱ። ኢትዮጵያ ኩ እንታ ረኪባ። ከምባዕል ንስካ ሕውሐት ክጠፍ አለዎ ኢልኩም አብይ አብ ስልጣን አምጺእኩም ኢትዮጵያ ክትሕመስን ነንተጋሩ ናይ ምጥፋእ ዘመተ ክግበር ዓብይ አበርክቶ ገርኩም። ሕጅከ ካብ ሕውሐት ብርግጽ ዝሐሸ መተካእታ ሒዝኩም ዲኩም ወይስ ከምቀደምኩም ከልግሱ ዝብል ቆለኩም ኢዩ ዘዕግረኩም ዘሎ። ንስካትኩም ምስ ብልጽግና ብረት ክትዓጥቁ ኢኩም ብግዲ አንጻር TDF። ንአብይ ሰልፊ ጥሬይ እኩል አይኮነን

  • @danielwoldemichael9977
    @danielwoldemichael9977 2 дні тому

    ፀጋይሲ ጣብያ ዘየመሓድር ዞባ ከመሓድር? ህዝበይ ጀጋኑ ዝበሉኻ ጌርካ ፀላኢ ዘይትከላኸል።

  • @meharikahsay7208
    @meharikahsay7208 2 дні тому

    ጉዳይ ትመፅፅ ኣላ

  • @wediofla3230
    @wediofla3230 2 дні тому

    Why do not the elders of Mekele cannot STOP Getachew's and Tsedkan's dirty games? Why they are quiet? They and the people of Tigray that would suffer if war starts. Getachew, Beyene, Kendaya and Tsadkan will definitely move to Addis Ababa and Dubai before the war starts.

  • @RedaeSisay
    @RedaeSisay 2 дні тому

    መንጨብጨቢ ይቅረ ንህዝቡ ንባዕሉ አይጠቅምን

  • @MerhawiMerhawi-f2f
    @MerhawiMerhawi-f2f 2 дні тому +1

    አበል አብይ አህመድ በሊዕኹም

  • @AbadiMehari-lt1hr
    @AbadiMehari-lt1hr 2 дні тому

    መንእሰይ ኣስተውዕል እቲማይክ ሒዙ ዝቕስቅስ ዘሎ ግለሰብ ዝኾነ ነገር እንተተፈጢሩ ንኣኹም ናብ ሓዊ አእቲዩ ናብ ምነው ቦታ ክሃድም እዩ ስለዚ ሰላም ስበኽ በልዎ ዝሓለፈ ይኣኽለና በጃኹም 😂😂😂

  • @Kahsu-in9tl
    @Kahsu-in9tl 2 дні тому +2

    ማዕበል መንእሰይ

  • @TesfayeTt-h4x
    @TesfayeTt-h4x 2 дні тому

    ዋጋህን ታገኛለሕ

  • @solom5788
    @solom5788 2 дні тому

    zkulu kalsi n kentiba aynereywa gn zi hzi selamu habuwo..kulukum saktamat lkonkum ftretat

  • @sintayoayel7278
    @sintayoayel7278 2 дні тому

    ገና 10 ቦታ ትከፋፈላላችሁ

  • @mebrahtutsegahe7358
    @mebrahtutsegahe7358 2 дні тому

    Abet abet ede neskim ketkelelu banda

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 2 дні тому

    Garbage in garbage out .
    ,

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 2 дні тому

    Hasot

  • @MerhawiMerhawi-f2f
    @MerhawiMerhawi-f2f 2 дні тому

    አብይ ስታይል ሃሃሃሃሃ

  • @mebrahtutsegahe7358
    @mebrahtutsegahe7358 2 дні тому

    Asefa chenawe mejemrya do kalseka htsebe😂😂😂 chna wedekena

  • @TilahunTekle-s6n
    @TilahunTekle-s6n 2 дні тому

  • @michaelmarikos8813
    @michaelmarikos8813 2 дні тому

    😂😂😂

  • @aklilutemelso5637
    @aklilutemelso5637 2 дні тому

    Kkkkkk camera

  • @yalemtsegaye4746
    @yalemtsegaye4746 2 дні тому

    እንዲህ ዓይነት ባንዳነት ትግራይ ውስጥ ማየት ሀጥያት ነው ኢትዮጵያዋኖች ከትግራይ ነው ባንዳ ሲሉ እውነት አይመስለኝም ነበር ግምሽ ትግራይ መሬቱ ተወስዶ በሚልየን እሚቆጠር ህዝብ ተሰዶ ወንበር ላይ ተቀምጦ ከጄኖሳይደር ጋር የሚሰራን ሰው ደግፎ ሆ ማለት ከባንዳነት በላይ ሌላ ጥናት ያስፈልገዋል