ብዘይ መንፈስካ | ኣምልኾ | Worship Eden by MAHBER TENSAI HIYAW AMLAK ZÜRICH
Вставка
- Опубліковано 26 лис 2024
- #Yonisosi_Eritreanamezmur_AHBER TENSAI HIYAW AMLAK ZÜRICH
Check Out New Eriteran Mezmur And Ethiopian Mezmur More Mezmur Videos Now at MAHBER TENSAI HIYAW AMLAK ZÜRICH Mezmur brings New Eerteran Enteretanment Mezmur. and Music Mezmur Video Clips for you blessed;- Official Video Subscribe today for latest gospel songs: Here:
© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ
© Copyright: MAHBER TENSAI HIYAW AMLAK ZÜRICH INC All rights reserved. Please do not 2023
Zeymno woooow menfes amlak zelewo btaemi des zebl amlko memeliskum tebareku brukat ekum❤❤❤❤❤❤❤❤
Yes Yes yes amen Amen Amen naybhaqi yesus yesus yesus amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen 🙏 tebareku
❤❤❤❤ enda zemrki nberi
ተመስገን አምላኸይ!ተመስገን አምላኸይ! ተመስገን !ሰብ አለዋ ምድረይ ኤርትራ!!!!
ይብዝሓልኩም አይወሰድኩም ተባረኩ
እ/ር ክብሩ በአኹም ይግለጽ !ምድሪ ብምልእታ ውረስዋ!❤❤❤
❤❤❤❤❤ my goodness what a beautiful singing and voice!!
Amlak semayyy memelisu nberekt ygberkum ❤
Zemenki ybark❤❤❤🎉🎉🎉😂taum dmtsi aleki kbri ngoyta ykun tebareki
Amazing worship. Amlak memlisu yebarki
Amen & Amen Hallelujah 🙏
I thank you more church Mahber Tensai,God bless you more and more 🙏 ❤
❤❤❤❤ woooow memeliskum tebareku haylikum ywesik so amazing worship love u❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን። እዚ ንጹህን ጭዋን ዚኾነ ህዝቢ፣ ረብሻን ኣዳማዊ ዋዕዋውታን ዘይባህሉ ረዚን ሕብረተሰብ፣ ኣምላኽ ጥራይ ዝምለኸሉ ደስ ኣብ ዝብል ጉባኤ ሓቢሩ፣ ንስጋን ንምድራዊ ነገርን ከየቐደመ፣ ብሰማይ ተኮር ዝዕላማኡ መዛሙር፣ ተመሲጡ ብብዙሕ ሰማያዊ ናፍቖት ንጎይታኡ ጥራይ ዝዝምርን ዝውድስን፣ እዚ ካብ ኣምላኽ ጥራይ እዩ ኪኸውን ዝኽእል። መመሊሱ ይብዝሓልኩም። ኩሉኹም ህዝቢ ኣምላኽ ኣዚኹም ብሩኻት ኢኹም። ኤዱ ጓለይ ከኣ፣ ጎቢዝክስ ድሮ ዘማሪት ኮይንኪ፣ ንቕዱስ ስም እግዚኣብሄር ከተግንን ከተኽብርዮን ስለ ዚረኣኹኺ፣ ስብሓትን ስግደትን ዕብየትን ምልክን ስልጣንን ንኣምላኽ ሰማይ ይኹን እናበልኩ፣ መመሊስኪ ብሓድሽ መዛሙርን ብሰማያዊ ቕብኣትን ኣብ ምድርኽን ኣብ ህዝብኽን ክሳዕ ወሰን ምድሪ ተገለጺ። ንየማን ንጸጋም ኣስፋሕፍሒ፣ ዘርእኺ ነህዛብ ይውረሶም። ንኣኺ ኺወግኡሉ እተሰርሐ ኩሉ ኣጽዋር፣ ፈጺሙ ዘይጠቅም ይኹን። እቲ ንጥፍኣትኪ ዝእወጅ ኣዋጅ ድማ፣ ክሳዕ ዘለኣለም ክትረትዕዮ ኢኺ። ለምልሚ፣ ኣብ ጸጽባሕ ሰውዲ፣ ክብሪ እግዚብሄር ቀቅድሜኺ ይሕለፍ። ጸላእትኺ ይዋረዱ። የሱስ ደጊሙ ብኽብሪ ኪምለስ እዩ። የሱስ ክርስቶስ ቶሎ ንዓ። ማራናታ። ሃሌሉያ። ሃሌሉያ። ሃሌሉያ። ኣሜን።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
"We Love You, Edu Habtey Blessed"✍
Amen 🙌
❤❤❤
May God bless you more & more great worship praise God!❤❤❤
ዎውውው ዘገርም ጸጋ ኣምላኽ !
ዘመንኩም ይባረኽ!
ግና ብመንፈስ ትነድድ ትጸንሕ ሞ እቲ ኣብ መንጎ ጌርኩሞ ዘለኹም ናይ UA-cam advertise ኣዝዩ ስለ ዝበዝሐ መመጽዩ ይብጽብጸካ ፡ እንታይ ኢና ሞ ክንገብር