Hiyab - (መሳንይቲ ዲና?) mesaniti dina? By Banki & Timo New Eritrea Short Movie 2022

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 395

  • @HIYABENTERTAINMENT
    @HIYABENTERTAINMENT  3 роки тому +78

    ua-cam.com/video/utfPLrlGHAc/v-deo.html
    ua-cam.com/video/utfPLrlGHAc/v-deo.html
    ሰላም! ዝከበርኩም ተከታተቲ "ህያብ ኢንተርተይንመንት" ዝሓለፈ ግዜ፡ "ህያብ ሓዱሽ ዓመት፡" ዘርእስታ ፊልም ዘርጊሕና ምንባርና ዝፍለጥ ኮይኑ፡ብ ተክኒካዊ ጸገም ኣብ መንጎ ደው ኣቢልናያ ምንባርና ከምዝፍለጥ፡ንዘጋጠመ ጸገም፡ 'ይቕሬታ' ንሓትት። ሕጂ ዉን ከሙኡ ጸገም ከየጋጥመና ናተተስፈና "መሳኒቲ ዲና፧" ዘርእስታ ሓጻር ፊልም ንዝርጋሕልኩም ኣለና'ሞ፡ ጸገማትና ተረዲእኩም ካቡኡ ብዘበለጸ
    Share
    Like
    Subscribe. ብምግባር ከተታባብዑና ንምሕጸን። ንእትገብሩላና ደገፍ ኣቀዲምና ነመስግን!🙏

    • @hopehope9424
      @hopehope9424 3 роки тому +2

      Hyab hadish amet ke meas ekum ktzrghwa

    • @HIYABENTERTAINMENT
      @HIYABENTERTAINMENT  3 роки тому +2

      Tanks dear gna tezergiha eya zela

    • @shellyasmerom3509
      @shellyasmerom3509 3 роки тому +2

      W me

    • @berihuhaile8349
      @berihuhaile8349 3 роки тому

      Kuburatey thx enda belnabena yqireta mihitatkum gin hanti huto alatini sofinas tibl sim aziye fetiyeya gin turuguma ba tehababeruni melsi kixibe ye👇abi tahti thx 🙏♥️

    • @timoart8256
      @timoart8256 3 роки тому +1

      @@berihuhaile8349 ሰላም በሪሁ፡ ሶፓኒያስ ማለት ካብ መጽሓፍ ቁዱስ ዝወጸ ኮይኑ፡ ኣምላክ ምስጢረይ ይትርጎም ከኣ።

  • @soliyanatesfagergish1005
    @soliyanatesfagergish1005 3 роки тому +114

    Waw ዝበለጸት ፊልም እቲ ኣብ ሂወትና ዘሎ አዩ፣ናይ ኣወዳት፣ኣዋልድ ሽግር🤛👌❤️🇪🇷

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 3 роки тому +53

    ናይብሓቂ ፍቕሪ ብክልተ ወገን እዩ ዝምልከት ሓደ ተገዳሲ ተኾይኑ ይስልችወካ እዩ
    ደላይን ተዓባይን ዘይሙኻን ኣብ ፍቕሪ
    Nice movie guys keep it up ❤️❤️❤️❤️

  • @samigo5865
    @samigo5865 3 роки тому +56

    ዋውውውው መግለጺ የብለይን ኣዝያ ብልጽትን መሃሪትን ፊልም መብዛሕቲና ደቂ ተባዕትዮ ከምዚ ዓይነት ባህሪ ኣለና so ካብዚኣ ክንመርሃር ተስፋ ይገብር ።

  • @wedikeren6656
    @wedikeren6656 3 роки тому +66

    ብጣዕሚ ኣባይ ትምርህቲ እያ ንዝርድኦ ማለት 'ዩ ።ፍቅሪ ጥዑም 'ዩ ህርመት ክልተ ልቢ ግን ይሓትት 'ዩ። ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኩም ቀጽልዎ፡ ንያተይ ከኣ ኣጆኪ መንፋዓትኪ ቅውጽልዮ ወስኽሉ ። ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ንኹሉ ወዲ ኤረይ

  • @ወይኩንፍቃድከ-ቐ7ጘ
    @ወይኩንፍቃድከ-ቐ7ጘ 2 роки тому +9

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ💔💔💔💔😥😥😥ካብናይ ወዲ ባህሪ እቲ ብጣዕሚ ዝፀልኦ ትዕቢት ኣይትተዓበዩ ኣወዳት መዓረይ

  • @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ

    ኣበይ ነይረ ክስካብ ሕጂ ዘይራኣክው እዚ ፊልሚ🥺 ናይ ህይወተይ ፅር ፍቅሪ 😢 ተፍላሊና 💔🖤
    ሓዱሽ ህይወት ጀሙረ ሕጂ እውን ኩሩዕ ብጣዕሚ እዩ ኩሩዕ 😳 (ብከመይ እየ ኣነ ግን በይነይ ብፍቅሪ ክሳቀ 💔🖤 ኣለ ከብ ውሽጠይ ከድምስሴ ጀሙረ 😢 ምኽንያቱ ወዱ ኣብ ፍቅሪ ትዕግስተኛ እምበር ኩሩዕ ክከውን ፁብቅ ኣይኾነን ። ኣብ ፍቅሪ ግና ኖኖኖ ክከውን የቡሉን። ምኽንያቱ ፍቅሪ ናይ በይንኻ ስሚዒት ጥራያ ትርደአሉ ሜዳ ኣይኾነን ናይ ብፂይካ እውን እምበር።

  • @yemaneyohannes7181
    @yemaneyohannes7181 3 роки тому +89

    ከምዚ ዓይነት filem ተምጺኩም ትግርኛ filim ክርኢ ክጅምሪ ።እዚ ንገንዘብ ጥራይ ኢልካ ዝስራሕ ግደፍዎ።ብዝኮነ እዚ ብጣዕሚ ደስ ትብል short filem thanks .frome uk

  • @ሳምሪዬፍቅር
    @ሳምሪዬፍቅር Рік тому +3

    አነ ከመዝይ አጋጡምንይ ነሩ ግን ገድፎዮ እየ ተመሰገን አምላከይ አዝዩ ዘሕንቅቀንን ዘክብረንን ረክበ እየ ።

  • @ተሜጓልፅምብላ
    @ተሜጓልፅምብላ 3 роки тому +31

    ብሓቂ ሰብ ሕማቅ ኣሎ ኩሉ ኮሞንቲ ሲ ናተይ ታሪክ ትብሉ ወለከ ጉድ😂😂😂😂
    ድራማ ግን ብጣዓሚ ማሃሪት እያ👌👌👌

  • @ሕልናእዩምንባሮ
    @ሕልናእዩምንባሮ 3 роки тому +13

    ዋውውውው ንያተይይይ ጽብቅቲ ተካኢት ሳሮን በረከት ኢኪ ንዓይ ብሓፈሻ ኩላኩም ደቂ ኤረይ ኑፉዓት ኢኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @natsi617
    @natsi617 3 роки тому +27

    ትዕብተኛ ወዲ ፀልኣኩ 😒ብሰንኪ ትዕቢቱ ዝኸሰርክዎ ኣፍቃርየይ ኣዘኪርኩምና 🥺ግን ዋላ ትዕብተኛ ይኹን እናፍቀርካዮ ኢኻ ትነብር 🥺🥺🥺

  • @shemuwelday6304
    @shemuwelday6304 3 роки тому +59

    አወዳት ጓል ከምዝፈተወትኩም ኢንተ ፈሊጥኩም ክትግደሰልኩም ኢንተ ጀሚራ ትዕቢት ኢዩ ዘድህበልኩም

  • @kidanemariameyob8752
    @kidanemariameyob8752 3 роки тому +78

    ኣብራሃም ተኽላኣብ 2022 መባልዕትኻ ዓመት እያ መጀመርያ ምስ ፉርትና ዝሰራሕካያ ሕጂ ኻኣ ምስ ንያት። Happy new year to you and your colleagues.

  • @azuhabeshawit9143
    @azuhabeshawit9143 3 роки тому +21

    እታ ኣብ ሂወተይ በሰላ😭😭 ዝገደፈትለይ ኡፍፍፍ ብጣዕሚ መሃሪት 🥰

  • @dallasfortworthtx5373
    @dallasfortworthtx5373 3 роки тому +11

    One of my favorite singer ❤ ክታባባዕ ዘለዎ ውልዶ ደራፋይ ኢዩ ኣክረም ጀማል ሞራል ሃብዎ ጽብቅቲ ስራሕ ባንኪ ከኣ

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 3 роки тому +140

    ኣንቱም ሰባት ሂወተይ እንበር ኣብዛ ፊልም ረኪበያ ኣንታ ሰለስተ ዓመት ኢየ ኮ በዲለያ ግን ከም ዝብድላ እንዳ ፈለጥኩ ይቅረታ ሓቲተያ ኣይፈልጥን ብልቢ የ ዝብል ዘለኩ ። ሎሚ ከይተረፈስ የሕሪቀያ ስራሕ ከይዳ በዛ ፊልም ምክንያት ይቅረታ ክብላ የ ። ብሉጽ መሃሪ ፊልም የቀንየልና ።

    • @abitijhon8431
      @abitijhon8431 3 роки тому +27

      ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ ከይትኸስሮ ብኣጉኡ ተኸናኾኖ። ብጻይ ኣዋልድና ዘፍቅረን እየን ዝደልያ 😌🙏❤

    • @sarisari8409
      @sarisari8409 3 роки тому +3

      ማኡሙና ኣልዕል ኣቢሉ ኢዩ ሕጂ

    • @azuhabeshawit9143
      @azuhabeshawit9143 3 роки тому +1

      Me to 😭😭😭

    • @banamelesmeles1234
      @banamelesmeles1234 3 роки тому +7

      Bae bejakum blbi seb aytxawetu nmnatay ena gn deqi sebat seb zefqrena ms feletna zeyngdeselu bae uffffffffff🥺😭💔🥰

    • @titiayeritrean8095
      @titiayeritrean8095 3 роки тому +7

      በጃኻ ሓወይ ሓልዋ ምስ ፈረሰ ምጽጋኒ ከቢድ ዩ ምስ ተፍቅሮ ተፉቅራን ምንባር ጸጋ ኣምላክ ዩ 🙏❤️

  • @ber.9750
    @ber.9750 3 роки тому +12

    ንሰብ እንዳ ኣፍቀርኻዮ ከም ትፍለዮ " ትኣምነሉ ሓቂ እዩ ምሽ "" Yes “” እሞ ንፈላለ . ዋውውው በዙሕ ፊሊምታት ይሪኢ እየ’ እሞ ኣይ ከምዚኣን ዝድነቅ ስራሕ ደቂ ኢረይ " እሞ በሉ ፍቅሪ ፈጣሪ ከኣ ኣይንረስዕ ኢና ። From Uk...

  • @feventesfay3310
    @feventesfay3310 Рік тому +5

    ከምዛ ፊልም እዚኣ ጌራ ዝመሰጠትኒ የላን ሳልሳይ ግዚኤይ ይርእያ ኣለኩ ዘይትምኖ ደስ ተብል ፊልም 🥰🥰😘😘😘

  • @snitentertimment8913
    @snitentertimment8913 3 роки тому +6

    Mesaniti dina btaemi blxti srah 2022 koyine rekibey aleku ane msay zsamamae, like yigbereley

  • @ኤልያስፉቅሪስድራ
    @ኤልያስፉቅሪስድራ 3 роки тому +6

    ናይ ብሓቂ እቲ ኣብ ሂወት ኩልና ዘሸግረና ዘሎ ጸገም ኢዩ ፉቅሪ ጥዑም ኢዩ ጥምረት ክልተ ልብታት ግን ይሓትት

  • @LioFanL
    @LioFanL 3 роки тому +10

    ደቂ ሓላል መሬት ጽቡቅ ስራሕ ብሓቂ ምሃሪት ኒዓይ ዘጋጠመኒ ኣብዛ ፊልም ሪኤዮ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ይግበረልና።

  • @freweyniyemane4692
    @freweyniyemane4692 2 роки тому +1

    ዋውውው፡ ኣቢተይ፡ንያተይ ዝፈትዎም ኣርትስቲ ብጣሚ ጥዕምቲ ፍልሚ

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 3 роки тому +23

    ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ደቂ ኤረይ መዓረይ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን

  • @zfvjfyxhdhdyu4629
    @zfvjfyxhdhdyu4629 3 роки тому +11

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊት ንዓይ ዉን ከምዚ ኣጋጢምኒ ኣሎ ግን ንሱ ከሎ በደለኛ ኣነ ይቅረ ይሐቶ ይገርም እዩ

  • @ማሾጓልትግራይ-በ2በ

    ኣብ ሂወተይ ዘላ እያ ትርጉም ዘይብሉ ናተፋቀርካ ዘይምርድዳእ ዘይ ምስምማዕ ዘይምትእምማን ተኮይኑ ትርጉም ኣይብሉን 😥😥

  • @መርሃዊትኃልትግራይ
    @መርሃዊትኃልትግራይ 3 роки тому +7

    እታ እንኾ ፀገም ንከይፍቅር እትገብረኒ ዘላ ብመልክዕ ፍልሚ ስርሕክምዋ 💔😢Think you So በጃኩም ኣወዳት ኣሕዋተይ ኣይተቅያየሩ

  • @seniorthodoxorthodoxnzelae245
    @seniorthodoxorthodoxnzelae245 3 роки тому +2

    Naybhaki zefkere yehnkk enber aybdln eu zereba eya ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gualhager9030
    @gualhager9030 3 роки тому +22

    Love short movies like this😍😍🙏🏾🙏🏾❤️💯

  • @dgkj1203
    @dgkj1203 Рік тому

    አብ ሂወተይ ዓቢየይ ቦታ ዘለዋ ፊልሚ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Tomas-gm4cq
    @Tomas-gm4cq 3 роки тому +5

    Pow eza nay sofinas bahri natey tarik ydegm alo I hope kab hji knmaharelu. Bzkone nice job guys we love you erena

  • @samitihabte34
    @samitihabte34 3 роки тому +36

    Almost half of our men have such problem 🙄 he reminded me of my ex 🙃

  • @ምፍቃርምስቓይዩ
    @ምፍቃርምስቓይዩ 3 роки тому +34

    ኣነ ከምዘፍቀርክዎ ስለ ዝፈለጠ ኣብ ኢዱ ዘለኹ ስለ ዘረጋገጸ ብዙሕ ጸገማት ኣሕሊፈ ፍቅረይ ቀደም ከሲረ💔💔💔💔🥲

  • @semharhabte1864
    @semharhabte1864 3 роки тому +2

    ብጠዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ደራሲ 100%
    ተዋሳእቲ 100%
    Cinematographer 200%
    Light&sound 100%
    Dirctor 100%
    ቀጽልዎ የሕዋተይ

  • @EMW450
    @EMW450 3 роки тому +2

    Ms Hiwetey mtissar zelewa film ab fkri tibit dhir alo kulu gize kexalnet yeblun thanks deresi and mis nfuat tewasaiti

  • @btswwhjin6437
    @btswwhjin6437 3 роки тому +2

    Ab alem kndey awedat eyom maexo fqri bmeftihom tray zexo zmewlom. Hade hade gaze wesani mukan nhaxir gze eka ente kebede nmexae gin selam mrkab eyu. N fqri enda belka b afqarika tnebo fqri ayesmrin eyu nfqri elka klteka tqaleso eyu selamka zesfn.Hiwet memhr eya hiwet sebat nmeharelu ember ayndgemo nay beynina meraf nkfat😍😍

  • @ShinJae-n9o
    @ShinJae-n9o 8 днів тому

    ብጣዕሚ ብልፅቲ ፊሊም😢😢😢❤❤❤🎉🎉🎉

  • @gukk7120
    @gukk7120 3 роки тому +2

    ብጣዕሚ ማሃሪት ፍልሚ ኣብ መብዛሕቲአና ደቂ ሰባት ዘጋጥም እዩ መስተውዓሊ ልቢ ይዓድለና

  • @robelamanuel2424
    @robelamanuel2424 3 роки тому +2

    ክጽሕፍ ኢለ ሲ እንታይ ኢለ ክም ዝጽሕፍ ክኣ ጥፉኡኒ ,,,,,,,ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ፊልም ብሉጽ ድርሰት ፡ብሉጽ ሓሳባት ፡ብሉጽ ቦታ፡ ኣምራርጻ ብሉጽ ኣምራርጻ ተዋሳእቲ፡ ብሉጽ ስእሊ

  • @timnitweldetinsae9367
    @timnitweldetinsae9367 3 роки тому +12

    ሰላም ደቂ ኤረይ ሰላምኩም ይብዛሕ ሶፊ ትጋገ ኣለካ ንፍቅሪ ተደቢርካ ትሓፍሶ አምበር ኣይትዕበየሉን አካ ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ

  • @mihretasfaha5495
    @mihretasfaha5495 3 роки тому +5

    Great job, ናይ ብሓቂ ጽብቅትን ትምህርታዊትን ፊልም። ኣብ ብዙሓት ዘጋጥም ኢዩ። ኩሎም ካብዚኣ ክመሃሩ ተስፋ ይገብር።

  • @mehrtumahari4217
    @mehrtumahari4217 2 роки тому +1

    ዋውው ብጣዕሚ ማሃሪት ፊልም
    ኣብርሃም ብሉጽ ተዋሳኢ ሽኮር
    ንያት ውን ክምኡ ብልጽቲ ተዋሳኢት
    ንፉዓት ኩሉኹም ዋላ እቲ ወዲ ኣብ ደምያ
    ዝዋሳኣ ወዲ ኽፍትዎኦ ማዓት እየ ናይ ብሓቂ
    ብሉጻት ኢኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃበለ ፈጣሪ።

    • @munaramadan-rt5uu
      @munaramadan-rt5uu Рік тому

      😢😢😢😢😢 aaaah way ane 😢❤️‍🩹😔😩😥❤️‍🩹😥😩🥺

  • @danaitghrimay3049
    @danaitghrimay3049 3 роки тому +5

    Awedat gn entay u xegemkum bsenki tebitkum zey tdgem hawan tkesru Temaharu eske. So Nice Film Deqi Erey 🇪🇷💎👌❤️

  • @amenamen3751
    @amenamen3751 3 роки тому +7

    ፍልሚ ምኻኑ ናፈለጥኹስ መልሰ ኣብ ባዕለይ ሰለ ዘሎ ነብዐ ናይ ብሓቂ ሕጅግን ባሕጉገ ከውፅኦ ተገድደ

  • @icr-marketing5661
    @icr-marketing5661 3 роки тому +2

    Niyat tsebkte shekor natke film btami eye zfetwo ❤💕💖

  • @zizuabraha3287
    @zizuabraha3287 3 роки тому +26

    ን ትዕቢት ውድቀት ትቅድማ ዝበሉ ኣቦታትና ትም፡ኢሎም ኣይኮኑን ሓቀኛ ፍቅሪ ግሉጹነት እዩ ዝፈቱ ዋላ ሓዳር ግበር ሂወት ኣይትድገምን እያ ሓቄኛ ፍቅሪ ካኣ ከምኣ ስለዚ ኣብ ፍቅሪ እንተደሊና ፍቅሪ ንሃብ
    ኣዝያ ደስ ዝበለትኒ ፊልም ምስ ክልተ ኣዝየ ዘድንቆም ተዋሳእቲ ኤረይ love u ቀጽልዎ

    • @kidanemariameyob8752
      @kidanemariameyob8752 3 роки тому +6

      ትዕቢት ንውድቀት ትቅድማ ትብል ቃል ካብ ቁዱስ መጽሓፍ እያ

    • @zizuabraha3287
      @zizuabraha3287 3 роки тому +3

      @@kidanemariameyob8752 ኪዱን ሓውይ ጽቡቅ ኣሎካ ተባረክ

  • @dejenzerom5280
    @dejenzerom5280 3 роки тому +60

    እዚ ዩ ስነ-ጥበብ ማለት፤ ኣብ ምብዛሕትና ደቂ- ተባዓትዮ ዘሎ ጸገም ብጽቡቅ እትገልጽ ሂያብ ሓዱሽ ዓመት፣ ስለ ዚ ብጣዕሚ ዓባይ ትምህርቲ። ኣነ’ኻ already ከሲረያ እየ ነታ ዘይትኽሰረ ሄዋን ከም’ውን ፍቅሪ ብግዲኡ ናይ ኢደይ ሂብኒ’ዩ። የቀንየልና 🙏🇪🇷❤️

  • @wedieri5066
    @wedieri5066 3 роки тому +1

    Wwwww betami des tebl film qexlwo ab serahkum awetn asalton ymneyelkum deqi eriey anabs 😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @7tufyfud37
    @7tufyfud37 3 роки тому +2

    ፊልም ማለት ኣብዚ ነሀለ 🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤🌹❤ ኣነ ዛ ጎል ዝኣ ከተዕብደኒ ያ

  • @semra5955
    @semra5955 2 роки тому +1

    Ezi derasi ayxelakuwon (n felaleba) tbl film kea alato xbqti xbuq srah ahwat ane always soundtrack eye zgdes abzen klte movie zelewa soundtrack kea👌 good job!

  • @sarona3151
    @sarona3151 2 роки тому +1

    Pow Abey da thabiatni nera wedey geleaynet movie etim nay lbi zfetwom tewasaeti 😍😍

  • @selamgebirihiwet7377
    @selamgebirihiwet7377 2 роки тому +1

    Xbkti Film meharit eta derfi ka tamti 😍🇪🇷

  • @ግርህነተይእዩበዳልየይ

    ሳኣን ከምዝኣ እልካ ምውሳን እባ ልበይ ሃስያ ነይረ ሐዝስ ካብዚኣ ተምህረ እየ 💔💔💔💔

    • @ሜሪትግራወይቲ-ተ2ዸ
      @ሜሪትግራወይቲ-ተ2ዸ 3 роки тому

      ኣነስ ፍቅሩ ምውፅእ ኣብዩኒ ታይ ክግብር ንባዓት ቀለበይ እግድስለይን

    • @ግርህነተይእዩበዳልየይ
      @ግርህነተይእዩበዳልየይ 3 роки тому

      @@ሜሪትግራወይቲ-ተ2ዸ ኣጆኪ ምቅርተይ ኣብ ኩላትና እዩ

    • @hgt7h363
      @hgt7h363 3 роки тому

      @@ሜሪትግራወይቲ-ተ2ዸ ፀላእከሐ ይንባዕ ሙዚቃ ኣይትስምዒ ግደፍዮ ምስ ሰባት ተጫወቲ ተዘናግዒ ዘይሓልፍ የለን ። ኣነ ግን ምሳይ የለን ናፍቆቱ እዩ ዘንበዐኒ 💔😭

    • @sweetheart3383
      @sweetheart3383 3 роки тому

      Aynnbae ahwatey dem elaena dem ynbae, kemzia inte koina mchikan tray eya tewaxie, abey eza film kdmi abzi hji zelekuwo intetkewn

  • @sesinatey150
    @sesinatey150 3 роки тому +2

    Xbkti film deki erey.....bhlfi eti arku kef zelewo .....

  • @lemlemg542
    @lemlemg542 3 роки тому +4

    ኩሉ ምስ ዘፍቅሮ ይነብር ማለት አይኮነን። አብ ሂወትካ ዘየለ ግን አብ ልብካ ዝነብር ሰብ ክህሉ ይክዕልዮ።

  • @ወዲትግራይ-ቘ2ሰ
    @ወዲትግራይ-ቘ2ሰ 2 роки тому +3

    ያዓኪ ኬፍ ዘልዎም ሙቁራተ🥰

  • @ግርማነሽሽኮር
    @ግርማነሽሽኮር 3 роки тому +6

    ናተይ ሂወት ተዋሲእኺሞ ዋውውው

  • @tsegatdf6961
    @tsegatdf6961 Рік тому

    ዋውውው ብጣዕሚ ማሃሪት ፊልም

  • @desbelefsha377
    @desbelefsha377 3 роки тому +10

    ዋውውውውው ንያተይይይይ ገለዓይነት ❤❤❤❤❤❤❤በሓፈሻ ኩሉኹም ደቅ ኤረይይይይ💎💎💎❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @selamawaitteweldemedhin1433
    @selamawaitteweldemedhin1433 3 роки тому +4

    Nai behaqi nefeti zeimewesan befelai nana ne deqi hewan gezanane mechewe qunjenanane bezuhe edelantenane eyu zemenzeana hanti kabzi geday ane baelay eya so nenaeshtu ahwatena I hope kabza filim kemahara so thanks more for this movie 👌👌👌👌🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹

  • @suzanadaneil4729
    @suzanadaneil4729 3 роки тому +1

    😘😘😂 xibqi filmi yihwatey mareyy 😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @aroundthew-l5435
    @aroundthew-l5435 3 роки тому

    Bahryat 2te xotan dlyetatomn hgi tefetromn azamidkumo. Neti derasia agenae kblo dlyetey wesen yeblun.🤗🤗🤗🤝🤝🤝🤝🤝 all respects. Gn akedadna nayta gal bahlna zenxabarq zezkewn kea bzbelexe mmareget niera. Etimntays snetbebawi srahatna: gelexti mannetna kkewn alewo. Gn thank you so much. As eritrean, I'm proud to watch it.

  • @milliongebremichaelmichael7964
    @milliongebremichaelmichael7964 2 роки тому

    Abay tmhrti zelewa short film qexlwo niyat afwerki btaemi zednka artist bravo

  • @mizangaljunta7609
    @mizangaljunta7609 Рік тому +1

    እንዳፍቀርክዎ እናበደለኒ😢ፀሬዮ ይቅርታ ይሓቶ መሊሱ ይዕበየለይ ብርሕቀት ፍቅሪ ክከፍእ😢w😥ኣቦ ወደይ ወላ ተፈላሊናስ ይናፍቀካ 😢ፈጣሪ ልቦና ይሃብካ😢😢💔

  • @yonasmehareyonasmehare3740
    @yonasmehareyonasmehare3740 3 роки тому

    Waw kem lomi das elani ayfltan eritrawi mkan hyab fetari eyu bhaki tnx deqi adey

  • @ኣብመስመረይEritrea
    @ኣብመስመረይEritrea 3 роки тому +2

    ተባዕ ውሳኔ ኣብ መወድኣታ (selam qsanet nkuluna bebzelenayo )

  • @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ

    እዚ ቁዘሚ ግን ብጣዕሚ እዩ ሕማቅ 😳 ክላሲካል እንተዝከውን ፁብቅ ነይሩ ኣሕዋተይ🥰

  • @mamdad2166
    @mamdad2166 3 роки тому +1

    Ohhh ewayyyy film malet ab mewedaeta dea fikiri kisier nerwo ember nezom Awedat bflay timiriti eya 👍👍👏👏

  • @temesgentesfay7954
    @temesgentesfay7954 3 роки тому

    Nay behaki mehari film xebuk serah kexelo💯💯👏👏👍👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ደሉገርሂልባጋልትግራይ

    Part 1 Part 2 ዝብል ግበርሉ ሎሚ ክጅምራ ቁራፅ ኣብ ቲክቶክ ሪኤ መፅየ ምስ ሂወተይ ዘተኣሳስር ስለ ዝረከብኩላ ብልቢ ነቢዐ😢so ቀፅልልሉ

  • @merkebsemere7027
    @merkebsemere7027 3 роки тому +1

    መሃሪትን ኣዛናጋዒትን ናይ በሓቂ እዋናዊት ፊልም

  • @SaraSara-xt3lr
    @SaraSara-xt3lr Рік тому +1

    ሃመኻዶ ካብዛ ትምሀርይ(M)😥ፍቅርና ከይፈርሲ 😭😭😭😭

  • @zemzemosman1061
    @zemzemosman1061 3 роки тому

    Kemzi aynet film nafike neyre short movie and full movie . Bzkone entay kwexo xbuk srah maharit flim. I love you Nutuye ❤️🙏 abzelekmo selam ymneyelkum deki Erey meareyy ❤️❤️💪💪👏👏🙏🙏

  • @ሓዊኤዱ
    @ሓዊኤዱ Рік тому

    Timo temie habibi good job deqi erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @luwamtesfazghi3356
    @luwamtesfazghi3356 2 роки тому

    Beluxe serhie meharit behaki edmentenan yehabkum fetari

  • @Ryw1234
    @Ryw1234 3 роки тому +1

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ማሃሪት ፊልም ቁጽልዎ ደቂ ኤሩይ ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB

    እወይ ናተይ አነ ዳርጋ ዘሞወዳት ነፈተክው ከምዚ ወዲ እየ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቦይ ዓይነ ልቦናይ የብረሀለይ ተገዳስነት የብለይን ናተይ ታሪኽ እያ እዛኣሲ እህህህህህህህህህህህ. ካብ ሎሚ ጊደየይ ለለ ከክብር ተማሂረ

  • @Familylove36
    @Familylove36 2 роки тому

    Omg Betami mheryt knday geza raya nmentay gen kafkeri zetem nger zayelas nhdemo enda fetena awedat ko zeblkum mewedata ktbxh kela gal gen twesen iya I hope kabzi kenmher 👍👍👍

  • @awetnihafash8242
    @awetnihafash8242 3 роки тому +1

    Deki erey welcone nskum dea memiharina do kiblekum weys jeganu we love You

  • @Mussiesuuui
    @Mussiesuuui 3 роки тому +1

    Welcohme wedi erey xbuk srah ademen tianan yhabkum fetari nic piccccc 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎁🎁🎁

  • @a.s.w
    @a.s.w 2 роки тому

    Kemza ane rekibeya zeleku rekibatki niyatey gn kemaki chekine Kwsn fetari yhagzeni

  • @AzeAxumኣዙኣኽሱም
    @AzeAxumኣዙኣኽሱም 3 роки тому +2

    ባጃኩም ቀፅልልና 💔😥♥️🤝

  • @Al-be8tk
    @Al-be8tk 2 роки тому

    Nyat shikor ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ neski zelkiya movies ka himak zbhal serah yelen love u deki Erey ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @helentesfaleam5196
    @helentesfaleam5196 3 роки тому +1

    Waww deqi eray nic short movie ajokum bertou 😘😘😘

  • @ማሂጓልትግራይ-ተ2ከ
    @ማሂጓልትግራይ-ተ2ከ 3 роки тому +7

    ኡፍፍፍ ካብ ልበይ ነቢዐ ሂወት ኣብዛ ፊልሚ ረኪበያ ተበዲለ ይቅርታ ኣነ ይሓትት ነይረ 💔😭😭😭😭😭😭

  • @berbere4478
    @berbere4478 3 роки тому +1

    ጽብቕቲ ፊክም ።ፍረ ገጾም የሕዋት ይመስሉ: እቲ ወዲ ቁሩብ ከፊኢዎ ኣሎ መስለኒ ጸሊሙ: እቲኣ ጓል ግን ብኣንጻሩ ማይክል ጃክሰን ገጹ ምስቀየሮ መሲላ ።

  • @rishanberihu9167
    @rishanberihu9167 3 роки тому +8

    Uffffff zelekuwo hiwet keywsn dma mis dekey

  • @JemilaMebrahtu-et8tw
    @JemilaMebrahtu-et8tw Рік тому

    ጅግና ሰበይት

  • @papihadgu6224
    @papihadgu6224 2 роки тому

    Nice Job Gays We Love you ❤🥰🫶 so Keep up the good work Gays 👍✌🏻🇪🇷❤️

  • @loveeri2026
    @loveeri2026 2 роки тому +1

    Eza movie 🎥 lomi riaya gin hanti gudlet zeybla ka some with my live i guess you guys working for me 💔✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏 guys teach me how is true love 🙏🙏🙏🇪🇷♥️

  • @ወዲኤረይ-ቸ2ጸ
    @ወዲኤረይ-ቸ2ጸ 3 роки тому +8

    ኩሉ ሰብ ጽብቅቲ ዝብል ኮመንት በዙሑ
    ክንሪኣ ሞ

  • @ካብዝንካብትንCHANNEL21
    @ካብዝንካብትንCHANNEL21 3 роки тому +1

    ስለትፋቐር እንበር ብሓደ ትነብር ከመይ ብሓደ ክትነብር ኣይትክእልን ፍቅሪ እኮ ንኹሉ ዝጠርነፈ'ዩ ብሓደ ወገን ጥራይ ምስዝኮውን ግን ኣሰልቻዊዩ ብወገነ በዛ ጽሕፍቲ ኣብ መወዳእታ ዘላ ኣይሰማማዓላን'የ ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ

    • @lemlemg542
      @lemlemg542 3 роки тому +2

      አብ ሓዳር ፍቅሪ ጥራይ አካሊ አይኮነን ብስለትን ምርድዳዕን ጽን ኢልካ ምስማዕን ይቅረ ምባልን ምህታትን ውን አገደስቲዮም

  • @brgednhamedu128
    @brgednhamedu128 3 роки тому +2

    Nice job guys we love you 😍❤💙 let's continue

  • @NatanitEri
    @NatanitEri 11 місяців тому

    Wawwww nay bhaqi lbka ttnkf film . Akramey ke tuum dmxi

  • @alexanderfitsum9609
    @alexanderfitsum9609 3 роки тому

    Wawwww tahawike comments tsehife tsenihe abe kulu sebe zelo tsegem u bezkone azia meharit gelaxitn thanks more

  • @ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ
    @ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ 2 роки тому +3

    ኣብ ሂወተይ አፍርሓኒ ነገር ከም ጓል ምብዳል ጌሩ ዘፍርሃኒ የለን

  • @yovitshewitery2641
    @yovitshewitery2641 3 роки тому

    Azya bah tbl sehabit ab realy love tmrkos eya bhaqi endatefateka wn mfllay alo qexlwo deqi erey

  • @rahwazeray6958
    @rahwazeray6958 3 роки тому +1

    Zemqert filim natey nay leby❤❤❤❤❤❤💋💋💋💝

  • @makdamakda8799
    @makdamakda8799 2 роки тому

    Waww. Kemta zfetwa aynet gal 😍 am so proud of u

  • @habtomhidray7754
    @habtomhidray7754 3 роки тому

    Nabhaqi kuburat yehwat des tibl film meharit 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅