Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እቲ ህጻን ብንእሱ ንፍዕ ተዋስኣይ። ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። ደረሰቲ ሃገርና ኣተባብዕዎ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ,እዚ ቆልዓ ብፍላ ሽኮርዩ እግዚአቢሄር የዕብዮ ,ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ ተባረኩ ብሩካት
ኣብ መወእታ ናይታ film ናይ ብሓቂ ኣንቢዓትኒ ,,,, ብዝኮነ መሃሪት film ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
This is one of the most heart touching story telling I have seen in Tigrigna. Well done to the whole team, the kid shall be supported!
እዚ ቆልዓ ግን ክንድዚ ዝኣክል ገጸባህሪ ሒዙ ብሓቂ ንፉዕ ኣብዚ ዕድመ እዚ ።
ያ ኣንቢዕኒ እፍፍፍ ክንደይ ኣሎ ኣብዚ ዓለም ክምዚ ዓይነት እቲ ቆልዓ ክዓ ንፉዕ ተዋሳኣይ
hbiri yeantu kisibik mish wawww👁👀👍
ዋውውውው ብጣዕሚ ሪኢኻ ዘይትጽገብ ወላ ተወዲኣ ከላ ድገማ ድገማ ይመጸካ ኣጆኻ ኤፋረይ ብጣዕሚ ደስ ዝበል ማሃሪ ድርሰትምስ ቡሉጻት ተዋሳእቲ
ዋውውው አንቃዕ ብዳሓን መጻካ ጠፊኢካና አንዲካ ጽቡቅ ስራሕ ካኣ በጃካ ኣይትጥፋኣወዲ ከረን ንወዲ ከረን ዝፈቱ አስከ like አወቅጥ ኣብ ስደት አየ አሞ ዘልኩ ብሰላም ክኣቱ ጸሎት ግበረሎይ
አወ አሱ አዩ
ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ።ቡዙሓት ሰባት ከምዞም ኣብ ጽርግያ ክሽቁጡ ንርእዮም ስድታት ዛዮም ኢልካ ምሕላፍ ጽቡቅ ኣይኮነን ።ዝኮነ ሰብ ብዘይ ዝኮነ ሽግር ንደግ ኣይወጽእን እዩ እሞ ህድእ ኢልና ጸገሞም ንስመዓዮም ኣሕዋት ።ልብካ ትትንክ ስራሕ ።
ደቂ አረይ ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ አዚ ቆልዓ ግን ኣጆካ በሉለይ ተስፋ ዘልዎ ዕቅልዓ አዩ።
ናይ ብሓቂ
ንፉዕ በሊሕ ቆልዓ
Aytfltwon dekom eziy kolea ab hanty comdiy sarhu alo mara eyu mashak
@@dalyexebok4914 ኣብ ምንታይ ኣርእስታ ኣሎ
@@ልንጆልበይ henos elka delya eta 2layty ka ms rakbkwa aresta kesdlka eya ezia gn henos search bla
ብጣዕሚ ንፉዕ ቆልዐ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ ኩሉ ዐለም
ናይ ኩሉኹም ካራክተር መምህርዩ ( ሰላም ፡ቅሳነት፡ጥዕና ፡ሓጋስ፡ ርግኣት እስከ ንኩልና 🙏🇪🇷)
ኣታ ዞም ናይ ቀደም ተዋሳእትናስ ልክዕ ከምዛ ደቂ እነይ ጥፋእ ተኢሎምስ ስቕ ኢለ ይናፍቖም
ብጣዕሚ ልብካ ትትንክፍ ታሪክ ናይ ብሓቂ ኣብ ናብራ ዞሎ ሂወት ትገልጽ ኣራሚትና ትኩን Thanks So much!
Hiywet mewatir kem eshok eya meharit zanta
@@kesetexegu3882 q
ናይ ብሓቂ መሳጢትን መሃሪትን ፍልሚ እያ ብፍላይ ድማ እቲ ቆልዓ ፍሉይ ዝኾነ ክእለትን ብልሕን ዩ ዘለዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ንስነጥበባውያን ሃገርና ክኣ ብርዐኹም ይሰስን ኣጆኹም በርትዑ ፈጣሪ ንሃገርና ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምታ ሰላምን ዕቤትን ንሃገርና።
ፍሊም ከምዚኣ ኣይረኣኩን በሓቂ ልብኻ ትትንክፍ ደራሲ ወ አቲ ቆልዓ ኣድኒቀኩም ሶ ቀጽሎ በጃኻ ከምዚ ዓይነት ስራሕ 10000 ላይክ ይግበኣኩም
ጽቡቕ ስራሕ ፡ርኢቶከም ርኢቶ ግን ንእሽተይ ድሕሪ ጣዕሳ ክትህልዋ ጽቡቕ ምኾነ ።ናእዳ በጋጣሚ ናይ'ዚ ህጻን ክልተ ኮሜዲታት ርእየ ሎሚ መዓልቲ ቅድሚ ሕጂ ውን ይከታተሎየ ።ኩሉ ገጸባህሪኡ ይኹን ኣወዳድቓ ቃላቱ ኣመና ይምስጠኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ ።ኢግዚኣብሔር ኣምላኽ ጾምና ብሰላም ኣፈጺሙ ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላም የብጽሓና ።
ብልጽቲ ፊልም ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ እዚ ቆልዓ ኬፍ ዘለዎ❤❤
ዋው ተብኣታይ ስራሕ ወሰን የብሉን ሓጎሰይ 💓💓💓💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ በሓቂ ማራ ጥዕምቲ ፊልም ፡ ንፉዓት ቀጽልዎ
ናይብሓቂ አዚ ቆልዓ ከብድካ ይበልዓካ
ናይ ባሓቂ ማሃሩት ፊልም
ናይ ባሓቂ 100 √√
ብጣዕሚ መሃሪትን ኣዘናጋኦኢትን ፊል ኣጆካ ኤፋር በርትዕ።
*ሸለል ኢለ ረጊጸያ ሓሊፈ ኔረ" ተመሊሰ ምስ ረኣኽዋ ኣዝያ መሳጢት ኮይና ረኺበያ፡ ተማሂረላ ውን። ብልጽቲ ፊልም'ያ*
Ane keman kemaka eye gn behaqi blux srah
@@meshaqeliwedi3345 ggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggppgggggggppppoggg
Wala ane shelel azizela xeniha bhaqi zdneq srha
እውይ ዛቆልዓ ኣብዚ ለካ ኤርትራውነት ማለት!! እምነት, ተስፋ, ሓቦን ጻዕርን ንኩሉ ከኣሊ : ብፍላይ ድማ ፍቕሪ ኣደ : ቅድሚ ኣደን ድሕሪ ኣደን የሎን : ፍቕሪ ኣደ ኣይመውት ኣይትካእ ::
ኣንቢዕኩምና ታይ ክትረኽቡ😢😢Efi💪❤🥂
መርሓባ ደቂ ኤረ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ኩሉ እቲ ዘጋጥም
ብሓቂ ይበል ስራሕ። ፊልም ምካና ረሲዐ ብውሽጠይ ብጣዕሚ ዝርግርግ ኣቲዎ።
Waww!!!! trugum zelowo film ezi u , bitekatateli gerom seb zihmimu zelewu kabzi kimharu tsfa yigebi , thank you ! Nifue derasi nifuat tewasati !
ጽቡቕ ስራሕ ወዲ ከረን ነብሲ ፡ ቀጽሎ !
ሰላም ብጣሚ ጹብ ስርሕ ኩሉኩም ጽብቅ ሰራሕ በሕልፊ እታ ቁልዓ❤❤❤❤❤❤👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውውውውው ወዲ ከረን አንበሳ ደስ ተብሊን ሚሃሪትን
ናይ በሓቂ ዝርንዛሕ ተንብዕ በጃኩም ንኔምሮድ (ኣላይ) ኣብ ካልእ ኣዋስእዎ ከዓቢ ዝክእል ቆልዓ እዩ ነቢዐ
*Ab Buzuh Film aleka. Example Henos Tbl Comediyawit Film ksab Part 3 ab Hdmona alatka*
@@senay1962 tnx bro kabret yehabeley
@@youknowmynamenotmystory6864 *you wellcome Bro*
Xbkti tmhrti zelewa mewedaeta gn fan elatka kexlo aythmek❤❤❤🇪🇷
Very touching & educational movie. Keep up the good work!
ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ፊልም መሃሪት ነቶም ዝይሓላፍነታዊን ወለዲ ዓባይ ትምህርቲ ከምኡውን ነተን ኣብ ልዕሊ ሰብኡተን ክብሪ ዘይብለን ። እዚ ሕጻን ከኣ ተስፋ ዘለዎ ኣክተር ንፍዕ ዚወደይ ።
ዘገርም ዛንታ ዘሕዝን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ከረን ዝሰርሖም ፊልምታት ቡሉጻት ፊልም
ኤፊየ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ GBU ብሩከይ።
ኢውይ ናይ ባሓቂ ጽቡቂትይ ፍሊምይ፡ኣነ ጊን ነቢዐ $
ኣነ ንኣምላኽ ዘመስግኖ ጨካን ዘይምኻነይ'ዩክብሪ ንዕኡ ይኹን
Amennnnn
Amen Amen Amen
Mara kef alekum deki adey shikor 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ከረነይ
ኤፍሬም ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ !
Ohhh efiye mara xbuq drset qexlo amore bless all
ብጣዕሚ ዓሚቅ ስራሕ ኣነስ ደራሲኣ ከየድነቅክዎ ክሓልፍ ኣይደልን ቀጽሎ!!!
Waww nice bteami tsbqtn meharitn movie nfuat deqi erey God bless you🙏🙏🙏
ኣኮይ መዓረይ በሓቂ ኮሪዐ ብስራሕካ ኣብ ትገብሮ ጻዕሪን ስራሕን ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
Ata yonas bhiwet keleka kttelmena chekan eka naybehaki chekan nono ohh my God wshtey ztenkefetni tgrina eya abay tmerki god bless you guys good job
Wayyy endeoi entay kem zebel keman tefiunii... Befelay keamo Ezi shekorina 💖💖👈 kola ajoka ...Memelisu Tasga Tebebb yeadleka egzabhirr..ajoka ketselo..kemu wen kulkum tewasati..nay behaki kebdka zebele film...
Film ክባሃል ከሎስ ከምዚ ኢዩ ሳሓቢ መስሓቕ መሕዘኒ መምሃሪ ይበል ደራሲ ይበል ተዋሳእቲ።
ግዝያ ቁልዕነተይ ዘኪረ ከም ዝነብዕ ዝገበርትኒ ፊልም። ከምዝከመይ ዶ ኣሎ ዝነብዓ ኣሎ ዶ
Yeahhh abzi nay mewedata lbka tharmeka ksab tnebe 😪😪😪😪😪
Btaemi ember anbiatini.gin des tibil film eya b tezewawari n wiladu eyu tsibuk zigebir neru.
@@robelgebre5093 ja ny bajki
ንእስነትካ ዶ ዘኪርካ ክክክክ ኣቢ ቲቪ
@@ፍቅሪምስኩሉ-ረ7ወ ይገርም ኢዩ ኮኪ ዓርከይ ኣታ ርጉም በዚ ካ እንታይ ክትገብር መጺካ
Bejikum eba hnos sdedlna ehwat hnos zfetu blijk ehab
Kafe zelwa fielm zekolea dase keblka honase😍😘❤
Betami xebuk serh kemza ayrakun mharet eya thanks so match
Waw! A Very touching Film with a very talented young
Wawwww nay bhaqi film znead serah kexlo wedi kereney xaeda wedita halal meret
Owww kemzi u eti haqena derasi wadi keren anbsa tebeb qeslo habibi💓💓💓💓✍✍✍🇪🇷
አረ ናይ ብሓቂ ዘሕዘኒትኒ ዘብከየትንይ ናይ መወዳእታ እዉይይይይ
ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ድራማ
ብሓፈሻ ጽቡቕ ስራሕ፡ከም ሪኢቶ ግን ኣብ መወዳእታ ጽቡቕ ኣይተዛዘመትን፡እቲ ጸገም ከኣ ናይ ኣላዪ እዩ(director)
Nay bihaki libka tisebir movie 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
This is a wonderful movie 🎥 but there’s got to be part 2 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
ብልቢ ደስ እትብልን መሃሪትን ፊልም። ቀጽልዎ ።
Asyyyy mukrte ayni abykom yedfen edmn tena yehbkom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eza filmi btaemi lbey tenkifatni
It really broke my heart 😢
Nice film, kab kulu eti hixan nay bihaki nifueu tewasaay
ሰብ ኢኻ ንስኻ ኤፉ ኣምበሳዕድሜኻ ይንዋሕኮሪዔ ዘዝኩርዕ ስራሕ ስለ ዝረኣኹ፡ቀጽሎ ሓደራኻ
Mara mehari Film btaemi mehari eyu thanks
Fantastic bravisssimi
Wow great Film Deki ERi shikorat fitretat hezi qolha des kibleka very talented ajoka kexilo yehbiki shikorey 😍😍😍
He is the future Star boy keep going young brother
Eti qolia nay bihaki tewasaey bejakum ab kalie movies asirihwo kiabi delewo tibebejna u 💓🤩
ኣንታ እዛ ሰብ እንዶ ናይ የእምሮ ጸገም ዘለዋ ገጽ ባህሪ ጌርኩም ኣይተምጽእዋ፡ ሽኮረይ ፈትየያ ኮ ክመውት ደልየ፡
ናይ ብሓቂ ልብኻ ትትንክፍ ፊልም ብፍላይ ኣብ መወዳእታ 2 ክፋል ክትገብረላ ብሃንቀውታ ንጽበ።
ጽቡቕ ስራሕ መሃርን አደንጋጽን ዓወት ንፉዕ ተዋሳአይ ካብቶም አለዉና ኢልና ንምክሐሎም እንተኾነ ግን ጠፊእካና አብ ዓበይቲ ፊልምታት ሃገርና አይንርኤካን አለና ከምቲ መንፍዓትካ አይትጥፍአና በጃኻ
O m G atum sebat sza film fluy zkone simit yehdiratiley entetekailu 2 kcal gberula great job rellay schort & sweet film.
www btami blxti film abkyatni edmen tenan yhbkum fetari
ዋውው ብጣሚ ደስ ይብላ ሶ ናይ ባሓቂ ድራማ 💔💔💔😢😢😢😢
ትግርኛ ሓሚማ "ደስ ይብላ" በዓልመን እየን ደስ ኢለናኻ ቛንቛ ናየዴኻ እንተዘይኮይኑ በቲ ትመልኮ ቋንቋ ተጠቐም እዚወደሓንካ።
@@hiwetzelalem3274 ካብአጸሓሕፋዩ ብእግርኻ ዲኻ ጽሒፍካዮ ሓሳብ ካብ ኣእምሮ እዩ ዝወጽእ ስምዒት ከዔንቅፈካ ይኽእልዩ። ምጽሓፍ ጽቡቕዩ መሃርን አዛናጋዕን እንተኾይኑ።
@@yohahmichael1442 ዋ እንታ ውዲ ብትግርኛ ይኩን ብኣማርኛ እንታይ ችግር ኣለው እዚ ድማ ናይ ድሕር እታሓሳስባ እዩ ኣነ ግን ብደስ ዝብለኒ ከናገር ይክእል ኢየ በቻ ሕማቅ ስራሕ እይንስራሕ ካብ ኣምልኽ ፍቃድ ኣንውፅእ እንተ ደሊእ ብኣማር፣ እንግሊኛ፣ ኦሮም ክናገር ይክእል እይ ሶ ችግር እሎ ዲዩ ድማ ብዙሐ ትግርኛ እይክእልን እዩ
ብጣዕሚ ጽቡቅ
Btami tsbkti movie thank you 🙏
Biluxin mahari film libka titnkef 💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️eti kolqa ke suker ezi a naka💋💋💋🌹🌷🌹
Part kilta please.
Waww rika zeytmno Film Efrem ajoka kexslo🇪🇷
Uffffff Film malet kemzi eyu bejahum part 2 gberula
ኣጀኹሙ ቀፅልሉ
Ewuyyyyyy Nbateyyyy mukuxxarrr sieine Ewuyyy Etiii kolaa Kebdka Ybelaaka Akkkkkk xubuk srahh 100/100 nice
WOW dfetwo tewanayyy❤🇪🇷🇪🇷
ኤፋር ጅግና
Xbuk srah efar kexlo 💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nay behaki meharit srah btami xbuk mnada ezi kola btami tesfa zelewo u atebabawo
ፊልም ማለት ነሃለካ ኣብዚ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
ቆልዓ በርቂ
ናይ ብሓቂ ተንብዕ ተሕዝን ፊሊም
ማይ ገዲፈ ደም ነቢዐ ናይ ባሓቂ ኣላይ
ኤፊ ባይታ ዘይረካበ ዳይመንድ ድርሰትካ ምሃሪ ቡሉጽ ተዋሳኢ በቃ ንስካ ኣይትፋና ክብረት ይሃበልና ኩቡር ስራህካ ዝለገስካልና
Very series.
ናይ ብሓቂ ማሃሪትን መሳጥትን ኮሜድ
Very nice I love it
Welcome deki erey
እቲ ህጻን ብንእሱ ንፍዕ ተዋስኣይ። ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። ደረሰቲ ሃገርና ኣተባብዕዎ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ,እዚ ቆልዓ ብፍላ ሽኮርዩ እግዚአቢሄር የዕብዮ ,ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ ተባረኩ ብሩካት
ኣብ መወእታ ናይታ film ናይ ብሓቂ ኣንቢዓትኒ ,,,, ብዝኮነ መሃሪት film ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
This is one of the most heart touching story telling I have seen in Tigrigna. Well done to the whole team, the kid shall be supported!
እዚ ቆልዓ ግን ክንድዚ ዝኣክል ገጸባህሪ ሒዙ ብሓቂ ንፉዕ ኣብዚ ዕድመ እዚ ።
ያ ኣንቢዕኒ እፍፍፍ ክንደይ ኣሎ ኣብዚ ዓለም ክምዚ ዓይነት እቲ ቆልዓ ክዓ ንፉዕ ተዋሳኣይ
hbiri yeantu kisibik mish wawww👁👀👍
ዋውውውው ብጣዕሚ ሪኢኻ ዘይትጽገብ ወላ ተወዲኣ ከላ ድገማ ድገማ ይመጸካ ኣጆኻ ኤፋረይ ብጣዕሚ ደስ ዝበል ማሃሪ ድርሰት
ምስ ቡሉጻት ተዋሳእቲ
ዋውውው አንቃዕ ብዳሓን መጻካ ጠፊኢካና አንዲካ ጽቡቅ ስራሕ ካኣ በጃካ ኣይትጥፋኣወዲ ከረን ንወዲ ከረን ዝፈቱ አስከ like አወቅጥ ኣብ ስደት አየ አሞ ዘልኩ ብሰላም ክኣቱ ጸሎት ግበረሎይ
አወ አሱ አዩ
ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ።ቡዙሓት ሰባት ከምዞም ኣብ ጽርግያ ክሽቁጡ ንርእዮም ስድታት ዛዮም ኢልካ ምሕላፍ ጽቡቅ ኣይኮነን ።ዝኮነ ሰብ ብዘይ ዝኮነ ሽግር ንደግ ኣይወጽእን እዩ እሞ ህድእ ኢልና ጸገሞም ንስመዓዮም ኣሕዋት ።ልብካ ትትንክ ስራሕ ።
ደቂ አረይ ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ አዚ ቆልዓ ግን ኣጆካ በሉለይ ተስፋ ዘልዎ ዕቅልዓ አዩ።
ናይ ብሓቂ
ንፉዕ በሊሕ ቆልዓ
Aytfltwon dekom eziy kolea ab hanty comdiy sarhu alo mara eyu mashak
@@dalyexebok4914 ኣብ ምንታይ ኣርእስታ ኣሎ
@@ልንጆልበይ henos elka delya eta 2layty ka ms rakbkwa aresta kesdlka eya ezia gn henos search bla
ብጣዕሚ ንፉዕ ቆልዐ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ ኩሉ ዐለም
ናይ ኩሉኹም ካራክተር መምህርዩ ( ሰላም ፡ቅሳነት፡ጥዕና ፡ሓጋስ፡ ርግኣት እስከ ንኩልና 🙏🇪🇷)
ኣታ ዞም ናይ ቀደም ተዋሳእትናስ ልክዕ ከምዛ ደቂ እነይ ጥፋእ ተኢሎምስ ስቕ ኢለ ይናፍቖም
ብጣዕሚ ልብካ ትትንክፍ ታሪክ ናይ ብሓቂ ኣብ ናብራ ዞሎ ሂወት ትገልጽ ኣራሚትና ትኩን Thanks So much!
Hiywet mewatir kem eshok eya meharit zanta
@@kesetexegu3882 q
@@kesetexegu3882 q
ናይ ብሓቂ መሳጢትን መሃሪትን ፍልሚ እያ ብፍላይ ድማ እቲ ቆልዓ ፍሉይ ዝኾነ ክእለትን ብልሕን ዩ ዘለዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ንስነጥበባውያን ሃገርና ክኣ ብርዐኹም ይሰስን ኣጆኹም በርትዑ ፈጣሪ ንሃገርና ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምታ ሰላምን ዕቤትን ንሃገርና።
ፍሊም ከምዚኣ ኣይረኣኩን በሓቂ ልብኻ ትትንክፍ ደራሲ ወ አቲ ቆልዓ ኣድኒቀኩም ሶ ቀጽሎ በጃኻ ከምዚ ዓይነት ስራሕ 10000 ላይክ ይግበኣኩም
ጽቡቕ ስራሕ ፡
ርኢቶ
ከም ርኢቶ ግን ንእሽተይ ድሕሪ ጣዕሳ ክትህልዋ ጽቡቕ ምኾነ ።
ናእዳ
በጋጣሚ ናይ'ዚ ህጻን ክልተ ኮሜዲታት ርእየ ሎሚ መዓልቲ ቅድሚ ሕጂ ውን ይከታተሎየ ።
ኩሉ ገጸባህሪኡ ይኹን ኣወዳድቓ ቃላቱ ኣመና ይምስጠኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ ።
ኢግዚኣብሔር ኣምላኽ ጾምና ብሰላም ኣፈጺሙ ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላም የብጽሓና ።
ብልጽቲ ፊልም ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ
እዚ ቆልዓ ኬፍ ዘለዎ❤❤
ዋው ተብኣታይ ስራሕ ወሰን የብሉን ሓጎሰይ 💓💓💓💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ በሓቂ ማራ ጥዕምቲ ፊልም ፡ ንፉዓት ቀጽልዎ
ናይብሓቂ አዚ ቆልዓ ከብድካ ይበልዓካ
ናይ ባሓቂ ማሃሩት ፊልም
ናይ ባሓቂ 100 √√
ብጣዕሚ መሃሪትን ኣዘናጋኦኢትን ፊል ኣጆካ ኤፋር በርትዕ።
*ሸለል ኢለ ረጊጸያ ሓሊፈ ኔረ" ተመሊሰ ምስ ረኣኽዋ ኣዝያ መሳጢት ኮይና ረኺበያ፡ ተማሂረላ ውን። ብልጽቲ ፊልም'ያ*
Ane keman kemaka eye gn behaqi blux srah
@@meshaqeliwedi3345 ggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggppgggggggppppoggg
Wala ane shelel azizela xeniha bhaqi zdneq srha
እውይ ዛቆልዓ ኣብዚ ለካ ኤርትራውነት ማለት!! እምነት, ተስፋ, ሓቦን ጻዕርን ንኩሉ ከኣሊ : ብፍላይ ድማ ፍቕሪ ኣደ : ቅድሚ ኣደን ድሕሪ ኣደን የሎን : ፍቕሪ ኣደ ኣይመውት ኣይትካእ ::
ኣንቢዕኩምና ታይ ክትረኽቡ😢😢Efi💪❤🥂
መርሓባ ደቂ ኤረ ብጣዕሚ ጽብቅቲ
ኩሉ እቲ ዘጋጥም
ብሓቂ ይበል ስራሕ። ፊልም ምካና ረሲዐ ብውሽጠይ ብጣዕሚ ዝርግርግ ኣቲዎ።
Waww!!!! trugum zelowo film ezi u , bitekatateli gerom seb zihmimu zelewu kabzi kimharu tsfa yigebi , thank you ! Nifue derasi nifuat tewasati !
ጽቡቕ ስራሕ ወዲ ከረን ነብሲ ፡ ቀጽሎ !
ሰላም ብጣሚ ጹብ ስርሕ ኩሉኩም ጽብቅ ሰራሕ በሕልፊ እታ ቁልዓ❤❤❤❤❤❤👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውውውውው ወዲ ከረን አንበሳ ደስ ተብሊን ሚሃሪትን
ናይ በሓቂ ዝርንዛሕ ተንብዕ በጃኩም ንኔምሮድ (ኣላይ) ኣብ ካልእ ኣዋስእዎ ከዓቢ ዝክእል ቆልዓ እዩ ነቢዐ
*Ab Buzuh Film aleka. Example Henos Tbl Comediyawit Film ksab Part 3 ab Hdmona alatka*
@@senay1962 tnx bro kabret yehabeley
@@youknowmynamenotmystory6864 *you wellcome Bro*
Xbkti tmhrti zelewa mewedaeta gn fan elatka kexlo aythmek❤❤❤🇪🇷
Very touching & educational movie. Keep up the good work!
ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ፊልም መሃሪት ነቶም ዝይሓላፍነታዊን ወለዲ ዓባይ ትምህርቲ ከምኡውን ነተን ኣብ ልዕሊ ሰብኡተን ክብሪ ዘይብለን ።
እዚ ሕጻን ከኣ ተስፋ ዘለዎ ኣክተር ንፍዕ ዚወደይ ።
ዘገርም ዛንታ ዘሕዝን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ከረን ዝሰርሖም ፊልምታት ቡሉጻት ፊልም
ኤፊየ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ GBU ብሩከይ።
ኢውይ ናይ ባሓቂ ጽቡቂትይ ፍሊምይ፡ኣነ ጊን ነቢዐ $
ኣነ ንኣምላኽ ዘመስግኖ ጨካን ዘይምኻነይ'ዩ
ክብሪ ንዕኡ ይኹን
Amennnnn
Amen Amen Amen
Mara kef alekum deki adey shikor 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ከረነይ
ኤፍሬም ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ !
Ohhh efiye mara xbuq drset qexlo amore bless all
ብጣዕሚ ዓሚቅ ስራሕ ኣነስ ደራሲኣ ከየድነቅክዎ ክሓልፍ ኣይደልን ቀጽሎ!!!
Waww nice bteami tsbqtn meharitn movie nfuat deqi erey God bless you🙏🙏🙏
ኣኮይ መዓረይ በሓቂ ኮሪዐ ብስራሕካ ኣብ ትገብሮ ጻዕሪን ስራሕን ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
Ata yonas bhiwet keleka kttelmena chekan eka naybehaki chekan nono ohh my God wshtey ztenkefetni tgrina eya abay tmerki god bless you guys good job
Wayyy endeoi entay kem zebel keman tefiunii... Befelay keamo Ezi shekorina 💖💖👈 kola ajoka ...Memelisu Tasga Tebebb yeadleka egzabhirr..ajoka ketselo..kemu wen kulkum tewasati..nay behaki kebdka zebele film...
Film ክባሃል ከሎስ ከምዚ ኢዩ ሳሓቢ መስሓቕ መሕዘኒ መምሃሪ ይበል ደራሲ ይበል ተዋሳእቲ።
ግዝያ ቁልዕነተይ ዘኪረ ከም ዝነብዕ ዝገበርትኒ ፊልም። ከምዝከመይ ዶ ኣሎ ዝነብዓ ኣሎ ዶ
Yeahhh abzi nay mewedata lbka tharmeka ksab tnebe 😪😪😪😪😪
Btaemi ember anbiatini.gin des tibil film eya b tezewawari n wiladu eyu tsibuk zigebir neru.
@@robelgebre5093 ja ny bajki
ንእስነትካ ዶ ዘኪርካ ክክክክ ኣቢ ቲቪ
@@ፍቅሪምስኩሉ-ረ7ወ ይገርም ኢዩ ኮኪ ዓርከይ ኣታ ርጉም በዚ ካ እንታይ ክትገብር መጺካ
Bejikum eba hnos sdedlna ehwat hnos zfetu blijk ehab
Kafe zelwa fielm zekolea dase keblka honase😍😘❤
Betami xebuk serh kemza ayrakun mharet eya thanks so match
Waw! A Very touching Film with a very talented young
Wawwww nay bhaqi film znead serah kexlo wedi kereney xaeda wedita halal meret
Owww kemzi u eti haqena derasi wadi keren anbsa tebeb qeslo habibi💓💓💓💓✍✍✍🇪🇷
አረ ናይ ብሓቂ ዘሕዘኒትኒ ዘብከየትንይ ናይ መወዳእታ እዉይይይይ
ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ድራማ
ብሓፈሻ ጽቡቕ ስራሕ፡ከም ሪኢቶ ግን ኣብ መወዳእታ ጽቡቕ ኣይተዛዘመትን፡እቲ ጸገም ከኣ ናይ ኣላዪ እዩ(director)
Nay bihaki libka tisebir movie 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
This is a wonderful movie 🎥 but there’s got to be part 2 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
ብልቢ ደስ እትብልን መሃሪትን ፊልም። ቀጽልዎ ።
Asyyyy mukrte ayni abykom yedfen edmn tena yehbkom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eza filmi btaemi lbey tenkifatni
It really broke my heart 😢
Nice film, kab kulu eti hixan nay bihaki nifueu tewasaay
ሰብ ኢኻ ንስኻ ኤፉ ኣምበሳ
ዕድሜኻ ይንዋሕ
ኮሪዔ ዘዝኩርዕ ስራሕ ስለ ዝረኣኹ፡
ቀጽሎ ሓደራኻ