Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ንዑእስኪ ሼር ላይኪ ወዘተ ንግበር ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኹም
ነዚይ ዘብቀዐና እግዚአብሔር ይመስገን ልዑል ፈጣሪ🙏💒🙏💒🙏💒🙏➕👏📚🙏
ሰለ ኩሉ ነገር ተመስገን ኣምላኬ
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን መምህር ቡርኩ እንካዕ ደስ በለኩም አሜን/፫/
ነዚ ዘብቃዓና እግዚአብሔር ይኽበር ይመስገን!
ብጣዕም ደስ እና በለና ኡዩ እግዛብሀር ኣምላኽ ፀጋኡ የብዘሖሉኩም 🙏🙏🙏💒💒💒
ኦሜጋ ቲቭ በርትዑ ንህዝብኩም አክቡ አምህሩ : ትግራይ ኩርዓት ዓለም እያ::
ብሓቂ ኽቡራት መምህራነና ቃላት መግለፂ ሲኢናልኩም ስለ እቲ ትገብርዎ ዘለኹም ፃዕሪ ናይ ቋንቋና ሃይማኖትና ካብ ልቢ😍 ተሓጒስና ነመስግን እግዚአብሔር ይባርኸልና ፍረ ድኻምኩም የሪኤና እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር ፍጻሜ የሪኤና የፀብቀልና ኣሜን
እግዚኣብሄር ይመስገን ብጣዕሚ ደስ ይብል 💐💐💐👍💛♥
ቃል ህይወት ያስመዐልና ኽብራት አቦታትናን አሕዋትናን ወጋኹም ሰማያዉ አምላክ ይኺፈልኹም አሜን አሜን አሜን ካብ ትግራይ ምውላድስ ክንደይ ተዕድልት እዮ
ብጣዕሚ ደስስስስስስስ ዝብል ስራሕ እዩ ኦጆኩም ብሃይመነትናኮ ተጎዲእና ነይርናድና ግን ኣጀና ኩሉ ክሓልፍ እዩ
ተመስገን አምላክ ናብዚ ዘብቀዐና
እግዚአብሔር ይመስገን ነዚሓሳብ እዚ ሓሲብኩም ናብ ተግባር ተትግብርዎ ዘለኹም። ብሓቂ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ድማ ብጣዕሚ ኣድላይ እዩ። ተመስገን ቀፅሉሉ
ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏ኩቡር ኣቦና እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ መጻኩም 🙏ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏ሰላምኩም ይብዛሕ መላእ ህዝብና 🙏🙏🙏
ሰለኩሉነገር እግዚአብሔር ይመስገን💐💐💐💐
Elllllll Ellllllll Elllllllll enquae nabzi abtsihana kburat abotatna ahwatna btami zehgus amlak edmen tenan yhabkum nmelae hzbna selamu yewrdelna🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
እልልልልልልል አሰይ ጀጋኑ ኣምላክ ሰላም ንህዝብና❤❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ሠብ አለዋ! ትግራይ ሠብ አለዋ! ተመስገን ቁዱስ እግዚአብሔር::
በጣም ነው የሚያሳዝነኝ ከማዘን አልፍ ያስለቅሰኛል ለምን ሀይማኖታችንን በደንብ ሳንይዝ በመቅረታችን እኛም ልጆቻችንም ዋጋ እየከፈልን ነው የእግዝያብሄርን ቃል በጣም ያስፈልገናል እሱን ፍለጋ ነው ወደነሱ ቤተክርስቲያን የምንሄደው ግን እባካችሁ ቃል እግዚያብሄር የሚያስተምር አባቶች እየጋበዛችሁ ህዝባችንን እናግዝ አግዙን በርቱ 💒💒💒
አሜንአሜንአሜንቃለህይወትየሰመዐልና
እግዚኣብሄር ተመስገን ተመስገን ተመስገን
በኣውርኡ መጽሓፍ ቅዱስ ብላዛ/ላህጃ ትግርኛ ክትርጎም ጸዕሪ ክንገብር ይግባእ!
ስለቲ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንኳን ደስ በለና ህዝበ ክርስትያን ናይ ቤተ ክርስቲያን ሚድያና ብምክፋቱ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቂዲ ዓባይ ሃገረ ትግራይ ንዑ ሚድያና ነዕቢ
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ እዩ አጀኹም ናይ ብዕልና ሚድያ ንዕቢይ
እሰይ ክቡራት አሕዋተይ ሀሙኡ ገይርኩሙ አሙሁሩና ትግራይ ዓድና ዓድቕድሳን እያ እሞ ናይ አቦታትና ናሓዝ አሜን ቃለሂወት ያስመዐልና
proud of you my bro
ሸርሒን ሸርሕታትን ዝፍብረከላ ዝነበረት ቁልፊ ተረኺባ
እግዚአብሔር ይመስገን ብጣዓሚ ድስ ይብል
ብዛዕባ እዘን ትራክተር ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሓሳብ እዩ ኣጆና ናብ ዓብይ ብራኸ ብሓንሳብ ኮይንና ደበኽ ክንብል እና ጀጋኑ ኣያታትና ሒዝና አጆና ቡዙሕ ነገር እዩ ዝተርፈና ግን ድሓን ኣጆና ክንሓልፎ እና👐
Ajona tegaru enkae des belena👐
ገሪዛን Tv ዝበሃል መንፈሳዊ ትግራዋይ TV እውን ሪአ ኣለኹ። ክበረታትዑ ይግባእ!
ወጣት = መንእሰይ/ ንእስቲ
ንሕና ተጋሩ ኩልና ኣብዚበሃል ብርኪ ኣመንቲ ስለዝኾና ዝበለጸ ክእክበና ዝኽእል መንሳዊ ትምህርቲ እዩ! ወይድማ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ እያ። ንዚ እውን እዩ ጸላእትና ብእምነት ስም ክብዝብዙና ዝጸንሑን ዘለውን! ስለዚህ ቀልጢፍና ካፍቶም ኣህዛብ በዝበዝትና ክንፍለ ግድን ይኸውን! ትግራይ ሃገር እያ!
አበይተ ነበርነ ወአበይተ ንከውን!/ ዓበይቲ ነይርና ዓበይቲ እውን ክንከውን ኢና! እትብል ናብ ዋነታታ ክትምለስ ግድን እዩ!
ኣሰይይይይይይይይ ደስ እናበለና
ንወደፊቱ = ንቕድሚት
አሰይ መጋቢ ሓደስ ቡረክ ፀግኡ የብዝሐልኩም በእግዝኣብሔር ርከብዎ ትግራይና ሰብ ኣለዋ ደቂ ትግራይ ታይ እዮ ሰብ ዘየለ ንዑ ሸር ንደግፍም ክብራት አሕዋተይ ንዑ ናባዕልና ነዕቢ
ይቕንየለይ ስለዝጋበዝክሙኒ = ስለ ዝኣንገድክሙኒ
Bakankna Namhrr
🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
👍👍👍👍👍❤❤❤💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏
ህዚ ዘድልየናናይ መንፍሳዊ ኮለጀ አብ ትግራይ ክንሓንፅ አለና ድህሪ ህዚ ክማሃር ንአዲስ ድቁንና ክቅበል ንጎንደር ጎጃም ክኽድ የብሉን እንኻዕ ደስ በለና እግዛብሄር ይሓግዘና አሜን
Heririiiiiii yebelu
ትግርኛን ግዕዝን ማዕረ ማዕረ ኢና ክናስጉሞም ዝግበአና! ስለምንታይሲ ግዕዝ ናይ ሥልጣነና መሰረት ስለዝኾነ። ንዕብየት ቋንቋ ትግርኛ እውን ቋንቋ ግዕዝ ወሳናይ ስለዝኾነ እቲ ህብረሰብና ግዕዝ ካጽንዕ ኣብ ስሩዕ ቤት ትምህርቲ ክወሃብ ክንገብር ይግባእ!
The two wheeled tractor is not pushed by the operator. It is self propelled. The operator simply follows it. No day to day care is needed like an ox.
ኣስይ ኣስይ ኣስይ ዕልልልልልልልልል
ዕጸፍ ተዓጻጸፍ እንተሰሪሕና ኣብ ቀረባ ጊዜ ሓሊፍናዮም ክንከይድ ኢና። ስለምንታይሲ ትምክሕቲ/ጃህራ እንተይኮነስ እቲ ሓቂ ተጋሩ ሥልጡናት ስለዝኾና
ዘአቀድናዮም =ዝተለምናዮም
ዓብይ ጌጋ ን አሉላ ንምፅዋዕኩም ናብ መንፈሳዊ ሚድያ ዘተኩም ::
ኣብ ሸዋ ዘለዋ ካቴድራላት ኣብያተ ክርስቲያናት መብዛሕትአን ተጋሩ እዮም ሰሪሖምዎን። ሚድያ ምጥያሽ ደኣ ከመይ ክኣብዮም?
ክናውግዶ = ክናልግሶ
እምነት ኣልባ = እምነት ኣልቦ
Tamsgnkh
ብያንስ = እንተነኣሰ/ብውሕዱ
እና = እሞ
ወንጀል = ገበን
ድጓ = ደጐዓ
ያው;ድርድር;እና;እንዳበልኩም 50% ትግርኛ, 50% ኣምሓርኛ እንዳተዛረብኩምሲ,ብትግርኛ ትዛረብ ቴለቪዥን ከፊትኩም?በዓል መሕፈር!ዓሻ ሰብኣይሲ,ግራት ዘይብሉስ,ዘርኢ የዳሉ,ናትኩም ካኣስ መሬት ዘይብኩምሲ,ብዛዕባ ትራግተራት ትዛረቡ?ቁሩብ ሕፈሩ
አረ ኽማቅ ትምህርት እውን እንዳማሩ ይሰድዎም ነይሮም ንምሳሌ ክትባት ጥንቆላታት ብዙህ ህማቅ ትምህርቲ ስለዘምህርዎም ምስተመልሱ ንህዝቢ የሳቅዩ እዮም እምነት አለኒ እዚኽማቅ ነገር ክቅረፍ
ንዑእስኪ ሼር ላይኪ ወዘተ ንግበር ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኹም
ነዚይ ዘብቀዐና እግዚአብሔር ይመስገን ልዑል ፈጣሪ🙏💒🙏💒🙏💒🙏➕👏📚🙏
ሰለ ኩሉ ነገር ተመስገን ኣምላኬ
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን መምህር ቡርኩ እንካዕ ደስ በለኩም አሜን/፫/
ነዚ ዘብቃዓና እግዚአብሔር ይኽበር ይመስገን!
ብጣዕም ደስ እና በለና ኡዩ እግዛብሀር ኣምላኽ ፀጋኡ የብዘሖሉኩም 🙏🙏🙏💒💒💒
ኦሜጋ ቲቭ በርትዑ ንህዝብኩም አክቡ አምህሩ : ትግራይ ኩርዓት ዓለም እያ::
ብሓቂ ኽቡራት መምህራነና ቃላት መግለፂ ሲኢናልኩም ስለ እቲ ትገብርዎ ዘለኹም ፃዕሪ ናይ ቋንቋና ሃይማኖትና ካብ ልቢ😍 ተሓጒስና ነመስግን እግዚአብሔር ይባርኸልና ፍረ ድኻምኩም የሪኤና እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር ፍጻሜ የሪኤና የፀብቀልና ኣሜን
እግዚኣብሄር ይመስገን ብጣዕሚ ደስ ይብል 💐💐💐👍💛♥
ቃል ህይወት ያስመዐልና ኽብራት አቦታትናን አሕዋትናን ወጋኹም ሰማያዉ አምላክ ይኺፈልኹም አሜን አሜን አሜን
ካብ ትግራይ ምውላድስ ክንደይ ተዕድልት እዮ
ብጣዕሚ ደስስስስስስስ ዝብል ስራሕ እዩ ኦጆኩም ብሃይመነትናኮ ተጎዲእና ነይርናድና ግን ኣጀና ኩሉ ክሓልፍ እዩ
ተመስገን አምላክ ናብዚ ዘብቀዐና
እግዚአብሔር ይመስገን ነዚሓሳብ እዚ ሓሲብኩም ናብ ተግባር ተትግብርዎ ዘለኹም። ብሓቂ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ድማ ብጣዕሚ ኣድላይ እዩ። ተመስገን ቀፅሉሉ
ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏ኩቡር ኣቦና እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ መጻኩም 🙏ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏ሰላምኩም ይብዛሕ መላእ ህዝብና 🙏🙏🙏
ሰለኩሉነገር እግዚአብሔር ይመስገን💐💐💐💐
Elllllll Ellllllll Elllllllll enquae nabzi abtsihana kburat abotatna ahwatna btami zehgus amlak edmen tenan yhabkum nmelae hzbna selamu yewrdelna🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
እልልልልልልል አሰይ ጀጋኑ ኣምላክ ሰላም ንህዝብና❤❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ሠብ አለዋ! ትግራይ ሠብ አለዋ! ተመስገን ቁዱስ እግዚአብሔር::
በጣም ነው የሚያሳዝነኝ ከማዘን አልፍ ያስለቅሰኛል ለምን ሀይማኖታችንን በደንብ ሳንይዝ በመቅረታችን እኛም ልጆቻችንም ዋጋ እየከፈልን ነው የእግዝያብሄርን ቃል በጣም ያስፈልገናል እሱን ፍለጋ ነው ወደነሱ ቤተክርስቲያን የምንሄደው ግን እባካችሁ ቃል እግዚያብሄር የሚያስተምር አባቶች እየጋበዛችሁ ህዝባችንን እናግዝ አግዙን በርቱ 💒💒💒
አሜንአሜንአሜንቃለህይወትየሰመዐልና
እግዚኣብሄር ተመስገን ተመስገን ተመስገን
በኣውርኡ መጽሓፍ ቅዱስ ብላዛ/ላህጃ ትግርኛ ክትርጎም ጸዕሪ ክንገብር ይግባእ!
ስለቲ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንኳን ደስ በለና ህዝበ ክርስትያን ናይ ቤተ ክርስቲያን ሚድያና ብምክፋቱ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቂዲ ዓባይ ሃገረ ትግራይ ንዑ ሚድያና ነዕቢ
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ እዩ አጀኹም ናይ ብዕልና ሚድያ ንዕቢይ
እሰይ ክቡራት አሕዋተይ ሀሙኡ ገይርኩሙ አሙሁሩና ትግራይ ዓድና ዓድቕድሳን እያ እሞ ናይ አቦታትና ናሓዝ አሜን ቃለሂወት ያስመዐልና
proud of you my bro
ሸርሒን ሸርሕታትን ዝፍብረከላ ዝነበረት ቁልፊ ተረኺባ
እግዚአብሔር ይመስገን ብጣዓሚ ድስ ይብል
ብዛዕባ እዘን ትራክተር ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሓሳብ እዩ ኣጆና ናብ ዓብይ ብራኸ ብሓንሳብ ኮይንና ደበኽ ክንብል እና ጀጋኑ ኣያታትና ሒዝና አጆና ቡዙሕ ነገር እዩ ዝተርፈና ግን ድሓን ኣጆና ክንሓልፎ እና👐
Ajona tegaru enkae des belena👐
ገሪዛን Tv ዝበሃል መንፈሳዊ ትግራዋይ TV እውን ሪአ ኣለኹ። ክበረታትዑ ይግባእ!
ወጣት = መንእሰይ/ ንእስቲ
ንሕና ተጋሩ ኩልና ኣብዚበሃል ብርኪ ኣመንቲ ስለዝኾና ዝበለጸ ክእክበና ዝኽእል መንሳዊ ትምህርቲ እዩ! ወይድማ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ እያ። ንዚ እውን እዩ ጸላእትና ብእምነት ስም ክብዝብዙና ዝጸንሑን ዘለውን! ስለዚህ ቀልጢፍና ካፍቶም ኣህዛብ በዝበዝትና ክንፍለ ግድን ይኸውን! ትግራይ ሃገር እያ!
አበይተ ነበርነ ወአበይተ ንከውን!/ ዓበይቲ ነይርና ዓበይቲ እውን ክንከውን ኢና! እትብል ናብ ዋነታታ ክትምለስ ግድን እዩ!
ኣሰይይይይይይይይ ደስ እናበለና
ንወደፊቱ = ንቕድሚት
አሰይ መጋቢ ሓደስ ቡረክ ፀግኡ የብዝሐልኩም በእግዝኣብሔር ርከብዎ ትግራይና ሰብ ኣለዋ ደቂ ትግራይ ታይ እዮ ሰብ ዘየለ ንዑ ሸር ንደግፍም ክብራት አሕዋተይ ንዑ ናባዕልና ነዕቢ
ይቕንየለይ ስለዝጋበዝክሙኒ = ስለ ዝኣንገድክሙኒ
Bakankna Namhrr
🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
👍👍👍👍👍❤❤❤💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏
ህዚ ዘድልየናናይ መንፍሳዊ ኮለጀ አብ ትግራይ ክንሓንፅ አለና ድህሪ ህዚ ክማሃር ንአዲስ ድቁንና ክቅበል ንጎንደር ጎጃም ክኽድ የብሉን እንኻዕ ደስ በለና እግዛብሄር ይሓግዘና አሜን
Heririiiiiii yebelu
ትግርኛን ግዕዝን ማዕረ ማዕረ ኢና ክናስጉሞም ዝግበአና! ስለምንታይሲ ግዕዝ ናይ ሥልጣነና መሰረት ስለዝኾነ። ንዕብየት ቋንቋ ትግርኛ እውን ቋንቋ ግዕዝ ወሳናይ ስለዝኾነ እቲ ህብረሰብና ግዕዝ ካጽንዕ ኣብ ስሩዕ ቤት ትምህርቲ ክወሃብ ክንገብር ይግባእ!
The two wheeled tractor is not pushed by the operator. It is self propelled. The operator simply follows it. No day to day care is needed like an ox.
ኣስይ ኣስይ ኣስይ ዕልልልልልልልልል
ዕጸፍ ተዓጻጸፍ እንተሰሪሕና ኣብ ቀረባ ጊዜ ሓሊፍናዮም ክንከይድ ኢና። ስለምንታይሲ ትምክሕቲ/ጃህራ እንተይኮነስ እቲ ሓቂ ተጋሩ ሥልጡናት ስለዝኾና
ዘአቀድናዮም =ዝተለምናዮም
ዓብይ ጌጋ ን አሉላ ንምፅዋዕኩም ናብ መንፈሳዊ ሚድያ ዘተኩም ::
ኣብ ሸዋ ዘለዋ ካቴድራላት ኣብያተ ክርስቲያናት መብዛሕትአን ተጋሩ እዮም ሰሪሖምዎን። ሚድያ ምጥያሽ ደኣ ከመይ ክኣብዮም?
ክናውግዶ = ክናልግሶ
እምነት ኣልባ = እምነት ኣልቦ
Tamsgnkh
ብያንስ = እንተነኣሰ/ብውሕዱ
እና = እሞ
ወንጀል = ገበን
ድጓ = ደጐዓ
ያው;ድርድር;እና;እንዳበልኩም 50% ትግርኛ, 50% ኣምሓርኛ እንዳተዛረብኩምሲ,ብትግርኛ ትዛረብ ቴለቪዥን ከፊትኩም?በዓል መሕፈር!
ዓሻ ሰብኣይሲ,ግራት ዘይብሉስ,ዘርኢ የዳሉ,
ናትኩም ካኣስ መሬት ዘይብኩምሲ,ብዛዕባ ትራግተራት ትዛረቡ?ቁሩብ ሕፈሩ