Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ብጣዕሚ ዝባርኽ መዛሙር ዩ ሞ አግዚኣብሔር ይባርኽኩም።ነዚዘወፈኩም ኩልኹም ኣሕዋት
Wawww 🎉😂love ❤
አግዚኣብሔር ይባርኽኩም።
May the Lord bless you all abundantly.
God bless you brukat nay bhaqi nefsi zeresrs mezamur eyokum ysfah ❤
ተመስገን አምላከይ ክብሪ ንዓካ ይኩን
ባርኻ ኤሪትራ በዞም ደቅኻ!!!
amen 😢😢
ኣሜን ኣሜን። ኣምላኽ መመሊሱ ይባርኽኩም። ጥዑም ቅኔ።
ሓለፋ ኣለካ የሱሰይ❤❤
Egziabher ybarkum nay Goyta jeganu .tebarikna,Glory to God.
ተባረኩ መዘምራን እዚ ምሰ ሰምዔ የሱስ ከመይ ተሐጉሹ ይረአየኒ
ብጣዕሚ ጥዑም መዝሙር ተባረኹ ሆሳእና መዝሙር ጽቡቕ ዕዮ ቀጽሉ በርትዑ ጎይታ ይባርኽኩም።
Wowwwww thank you guys beautiful song
Cancer hamimka tebahilka nezi kitenbbo keleka yesus yifwseka Alo fewsi ab wishtika alo❤
የቋንቋ በዓለቤት ክብሩን ይወስድ አግዚአብሔር ይባርካችሁ።❤❤❤ 46:49
Amazing
God bless all ❤ ❤ ❤
Bless you more sis❤❤❤
Jesus is the Lord
Love this!!❤️🙌
kibri n Goyta Eyesus Yikun. Des zebil collection!
🎉🎉🎉❤❤❤❤
praise god,
God bless you all
God bless you all ❤
tabareku
Wawww Ameeen Ameeen Ameeen selkulu amilakena yemsegn🤲🙏🙏🙏 tbarkuly burkat fitert naye Amilaki sebat ikum zmenikum yettaam hawareyat zmna may God bless you abundantly 🤲🌹💕🌹💕🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤bless you
Wow &awwwww 😢 great Job GBU
God GBU amazing song for worshp.extend & Frutful.
❤❤❤ wow 😊😊
Amen Amen hallelujah 🙌 🙏 👏 🎉🎉🎉🎉
Love this ❣️
❤❤❤God bless brukat
🙏🙏🙏
Heavenly! Can someone send Lyrics
ኣኽራናት ብነድሮም እንተ ኣንቀጥቀጡ ኣይናወጽን አግዚኣብሄር ምሳይ አዩ ኣብቲ ብርቱዑ ምንዋጽ ዘለዎ ዝረዳኒ ህላውነትካ እዩ ተጸጊዐካ ሓፊረ ኣይፈልጥን ተወኪለካ ሰጊአ ኣይፈልጥን እሙን ኢካ ኣብ ኩሉ ቦታ ከማኻ የለን የሱስ ጽኑዕ ዋልታ ዝበለጸ መጸግዒ // ሃመልማል ሃይለሚካኤል ብመዓልቲ ዝውርወር ፍላጻ ካብ ብለይቲ ዝኸይድ ፌራ ኣብ ዳስካ ሓቢእካኒ ተኸሊለ ክፉእ ከይረኽበኒ ኣኽራናት ብነድሮም እንተ ኣንቀጥቀጡ ኣይናወጽን አግዚኣብሄር ምሳይ አዩ ኣብቲ ብርቱዑ ምንዋጽ ዘለዎ ዝረዳኒ ህላውነትካ እዩ ዝበለጸ መጸግዒ ዘይናወጽ ጽኑዕ ግንቢ የሱስ ኢኻ ዘይትነቓነቕ ከውሒ x 3 ውሑስ እዩ ምንባር ምሳኻ ሰጊአ ኣይፈልጥን ምሳይ ከሎኻ ንሓለዋኻ ጥሒሱ ዝረኽበኒ የለን ዋልታይ ጽኑዕ ኢኻ ፍጹም ዘይትነቓነቕ መዕረፊ×2 የሱስ ኢኻ ሓቀኛ መዕረፊ መዕረፊ×2 የሱስ ኢኻ ጽኑዕ ግንቢ ሓለፋ ኣሎካ ኣብ ህይወተይ ከማኻ ጌሩ የለን ዝእመኖ ልበይ ሓለፋ ኣሎካ ኣብ ህይወተይ ከማኻ ጌሩ የለን ዝእመ ተጸጊዐካ ሓፊረ ኣይፈልጥን ተወኪለካ ሰጊአ ኣይፈልጥን እሙን ኢካ ኣብ ኩሉ ቦታ ከማኻ የለን የሱስ ጽኑዕ ዋልታ
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዝባርኽ መዛሙር ዩ ሞ
አግዚኣብሔር ይባርኽኩም።
ነዚዘወፈኩም ኩልኹም ኣሕዋት