ጉድ ስማዕ/ ሎሚ ኣብ ገዛ ሞኒካ ዘጋጠመ ኣፍቓሪተይ ገንዘብ በሊዓትኒ ካባይ ተመሃሩ/ ሓፈርና ወ ተሰከፍና

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 465

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 11 місяців тому +67

    ጠሊምቶ ዘይኮነት ብገንዘብ ክገዝኣ ሓሲቡ ኣይሽየጥን ኢላቶ።😂😂

    • @jossi2794
      @jossi2794 11 місяців тому +4

      Absolutely right

    • @semhar8932
      @semhar8932 11 місяців тому

      Warum hat sie das geld genommen er har an sie vertraut sie ist eine schwein

    • @danielyonas4526
      @danielyonas4526 11 місяців тому +1

      Yes 👌😂😂😂😊

    • @semhar8932
      @semhar8932 11 місяців тому +2

      Wedi seb bkuna lubu afkiri bgerhu zgebro resah seb gn negative hasab sle slewo neti ktmargelu zsededela megzei ilkumo kemey aynet welodo amnetn fkrin zey felt nauramat

    • @Fana260
      @Fana260 11 місяців тому

      ✅✅✅😂😂

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 11 місяців тому +39

    ንስድርኦም ከይሓገዙ ንኣዋልድ ኣሽሓት ይሰዱ ሽዑ ኣዋልድ የማርሩ😢እዚ ሕጂ ሓወይ ገዲፈ ሓጊዘያ ይብል ከይሓፈረ

  • @EYousameAlAZR
    @EYousameAlAZR 11 місяців тому +7

    ዋይ ኣሕዋተይ ተበዲልኩም ፈጣሪ ጸግዓ ዉጹዕ እዩ እሞ ምሳኩም ይኩን ብዝኮነ እዚ ሓወይ ከምዝተወጸዐ ርግጸኚ እየ ምክንያቱ ከምኡ ዝገብራ ኣለዋ ፈጣሪ ፈዳይ ሕነ እዩ ናይ ኢዳ ክትረክብ እዪ

  • @Rora112
    @Rora112 11 місяців тому +33

    ኣየ ደቂ ሰባት ሽሕ ዓመት ንዘይንነብረላ ዓለም ክንድዚ ሃውትወት😢

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 11 місяців тому +9

    እዋይ እዝ ህዝቢስ ኩሉ ዓማፂ እዩ 😢
    ገባሪ ክፉእ ኣምላክ ይፍደዮ ኣጀካ ማዓረይ 😢😢

  • @ሚካኤልዋሓሰይ
    @ሚካኤልዋሓሰይ 11 місяців тому +2

    ኣጆካ ዝሓወይ ማዓረይ ንስካ ጥራሕ ኣይኮንካን ቡዛሓት ኣሕዋትና አለው 😢😢 ከሙኡ😢😢

  • @Mr_focus-100.
    @Mr_focus-100. 11 місяців тому +3

    እዛ ጓል ጌገኛ እያ።
    እዚ ወዲ ግን ቅኑዕ ኣሎ ።
    I feel u bro ajoka that is lesson in life እንቋዕ ጥራይ ተመሃርካ ❤❤

    • @ሚካኤልዋሓሰይ
      @ሚካኤልዋሓሰይ 11 місяців тому

      ኣጆካ ዝሓወይ ማዓረይ ንስካ ጥራሕ ኣይኮንካን ቡዛሓት ኣሕዋትና አለው 😢😢 ከሙኡ😢😢

  • @GenetAemebhew
    @GenetAemebhew 11 місяців тому +14

    ተን ከምዙ ዝገብራ ግን ኣምንታይ እየን ክኣትዋ ኣጀካ እስኪ ዝሓወይ እግዚአብሔር ኣምለክ ይሓግዝካ 🙏

    • @FocusOnyourblessing
      @FocusOnyourblessing 11 місяців тому

      እዋእ እንታይ ጌራቶ? ተላልዪም ይሰደላ ኔሩ ኣይተሰማማዕን ተፈላልዬም so

    • @GenetAemebhew
      @GenetAemebhew 11 місяців тому +1

      @@FocusOnyourblessing እኮ ምፍልላዮም እውን ብስምምዕ ክከወን ነርው ከሙኡ እንተዘይ ይከውን ነሩ ከምኡ ኢሉ ኣይምነበዐን ነሩ ወዲ ተባዕታይ እኮ ብሃበ ተረከበ ኣይነብዕን ??

  • @ygg949
    @ygg949 11 місяців тому +5

    ኣጆኻ ማዓረይይይ 🙏🙏🙏ገፅክን ትከወል ናይ እማተን ገንዘብ ዝበልዓ ኣጋላት😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks 11 місяців тому +7

    ኣምላክ ናይ ኢድኪ ይሃብኪ ጠላም ።መስጣ ክወርደኪ እዩ ካሕዳም።

  • @dinumlue8611
    @dinumlue8611 11 місяців тому +2

    ነሱ ምንጪ ስሓቅና እኮ 😂❤❤❤ ግን ሓንቲ ናቀፌታ ኣላትኒ ዋይ ዘይተዛረብኩም ዘለኩም ኣብዚ ናይ ዓዲ ኣምሓራ ዳባት ዘለው ይሕዋትና ጠምዮም ሕማቅ እዮም ዘለው ኣብቲ tiktok ውን ብዓል ኣስሚር ይጉስጉሳሉ ኣለዋ ን6 ምዓልቲ ቻለንጅ ጌረን ኣለዋ እዞም ይቱበራት ግን ክሳብ ሕጂ ክትዛረቡ ኣይሰማዕናን ንይሕዋትና ዘይኮና ዳኣ ንመን ኢና ክንከውን ምስናይ ኣክብሮት እየ እዚ ሕሰቡላ ኢኩም በቃ😢😢😢🙏🙏🙏🙏

  • @AmanTekle-zb1te
    @AmanTekle-zb1te 11 місяців тому

    ናይ ቦሓቂ ክምዚታት ነገራት ክትርኢ ከለኻስ ስብ ተቦሂልካ ክትጽዋዕ ትጸልእ ኣጆካ ሓወይ ጽባሕ ካል እያ ኣየ ናትና ነገር

  • @HiUh-x9e
    @HiUh-x9e 11 місяців тому +2

    ኦ ኣምላክ ኣቦይ ምህረትና ኣውርደልና ንመን ኢና ናኣምና ይክረ በለልና😢😢😢😢😢😢

  • @mokenenkahsu1290
    @mokenenkahsu1290 11 місяців тому +12

    ኣሕዋተይ ሓንት ነገር ክብለኩሙ ሕማቅ ዝገበረ ናይ እድ ከምዝረክብ ኣይትዘንግዑ መጨረሻኡ ኣምላክ የፀብቆ❤

  • @ተጋሩዋይንበሩለይምንባርኩ
    @ተጋሩዋይንበሩለይምንባርኩ 11 місяців тому +1

    እግዚብሄር ክፈዲ እዩ ኣጀካ ዛሓወይ😢 ኣየ ናሰብ ታእዩ ክገበረልና

  • @IssackBerhane-dq1zx
    @IssackBerhane-dq1zx 11 місяців тому +1

    ነሹ ሓወይ ኣነ ይፈልጦ ኢየ ሃብተም ኢዩ ሱሙ ኣብ መዓስከር ሕንጻጽ ንሓንቲ ጋል ብጣሚ ኢዩ ገፊዕዋ ኢዱ ረኪባቶ

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t 11 місяців тому +6

    አምላኽ ፈዳይ ሕነን, ሕማቅ ዝገበረ ሕማቅ ዘውርድ አይኮነን.

  • @ፈታዊትማሓሪዮውሃንስ
    @ፈታዊትማሓሪዮውሃንስ 11 місяців тому +3

    ፅብቅ ገበረትካ ፈዛዝ መን ሃባ ኢልካ በጃካ ፍቅሪ ብገንዘብ ኣይትግዝእወ መጀመርታ ሓዳር ግበርለን ካብኡ ትህብወን

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 11 місяців тому

    ልቦና ይሃበና ኣብታ ክብርቲ ሓፍትና ክበፅሕ ዘይንደልዮ ኣብቲ ክቡር ሓውና ክበፅሕ ዘይንደልዮ በደል ንምንታይ ኣብ ካልኦት ደቂ ሰባት ንፈርድ ፍቅሪ እምነት እዩ ኣሚኑ እዝ ኩላይ መስዋእቲ ከፊሉላስ ንምንታይ ንዘይንደልዮ ሰብ ኣነ ንዓካ ኣይከዎንን ገንዘብካ ግን እንካ ኢልካ ምምላስ ንወትሩኡ ናይ ህሊና ዕረፍቲ እዩ ብገንዘቡን ብእምነቱን ተፃዊታ ተናዲዱ እንተቀተላከ ዋይ ገንዘብኮ ቁራፅ ስጋ እዩ ሸምጢጡ ኣይኮነን ኣምፂእዎ ወይለከ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ😢😢😢😢

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 11 місяців тому +2

    ማይራም ናይነይቲ ዓዲ ንገረና ናይ ኣስመራ ናይ ባጥዓ ሕንብርቲ አታቕንድ ኣደካያ ካልኦት ሓትነታትካየን. ከም ተንቫን ሓትንኡ ከይናፍቕ ኣብሓጉኡ.

  • @ሓድነት
    @ሓድነት 11 місяців тому +1

    ኣዋልድ ሎሚ ድኣ ንመን ዘይበደላ ስድታት ባህለንን ክብረንን ዘጥኣ ኤርትራዊ ወዲ ሓቂ ሒዙ ጥራሕ ዩ ዝነብዕ ኣጆኻ ክቡር ሓወይ ።

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 11 місяців тому +13

    ፀላእካ ይንባዕ ማዓርይ ኡፍ 😢ኣጆካ ዝሓወይ❤❤❤ኩሉሓላፍይ እዩ ብዉሽጢ ተራራድኡ🎉❤

  • @sakaSakqa
    @sakaSakqa 11 місяців тому +6

    እዋይ ኣነ ዘይሰምዖ ዘይብለይ ናይ በሓቂ እንተ ኮይኑ ጽቡቅ ጌራቶ መስጣ ስድርኡ ኢዩ ሓው ኣብ ሱዳን ተደርብዩ ደኣ ናብ ቲክቶክ ዝተላለያ ይሰድ ነጅስ ወሒድ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  11 місяців тому

      ❤️❤️❤️

    • @dawithaile-vx5ks
      @dawithaile-vx5ks 11 місяців тому +7

      ኣይትጋገ መዋእሉ ዶ ሓወይ ሓፍተይ ክብል ክነብር እዩ።መናብርቱ ክትኮኖ እኮ እዩ ዝሕግዛ ነይሩ። ኣምላክ ደኣ ናይ ኢዳ ይሃባ።

    • @fevengile7229
      @fevengile7229 11 місяців тому +1

      @@dawithaile-vx5ks zeamnkyo aytlemka u 😔 Eritreawyan gele dea tegrlna keykwen zeysmame 😢

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 11 місяців тому +4

    ካቡዙይ ማሓረና ዛጎል ንሰ ሰራቂት እያ ትረአላ ንሓውና ኣካአሎ ይሃቦ

  • @wedifish924
    @wedifish924 11 місяців тому +3

    ነዲኣ ሰለ ዘላለየቶስ በቃ ፉሉይ ነገር ዝገበረት ኮይኑ ተሰሚዕዋ ወይ ጉድ😢😢

  • @fev984
    @fev984 11 місяців тому

    Adia ewn kema sheratit tkewn leba dege ktwetsla ila tkewn nfelto ina ahwat please tetenkeku bejakum kab Africa delewa

  • @ሐቂንሕልናይ
    @ሐቂንሕልናይ 11 місяців тому +1

    እንኳዐሰይ ገበረትካ ሀማም

  • @Adlawitubeኣድላዊትዩበ
    @Adlawitubeኣድላዊትዩበ 11 місяців тому +1

    አቲ ጥፍኣት፥ ክቅጽል ዩ !!!
    ንኣወዳት የሕዋትና ኣብ ደገ ዘለኩም በጃኩም ተጠንቀቁ።
    ኣዲስ ስለ ዘለና የ !!!!! ሕማቅ ንረኢ ኣለና ፥ ቡዙሕ ንፈልጦ ኣሎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Wediereywedierey
    @Wediereywedierey 11 місяців тому +1

    Ajeki sis tethenqika melet bzh Seb enu lemi kefu eyu egzabher amlak mhret yewrdelna entay knblo keynna❤❤❤❤ eye alem gedolo nenhdeka mblla keyni atn awald ka zey kewn aytgbera kbretkn hajikn sqi bela nakn zblo amlak hzlkn alo

  • @habenamanuel4304
    @habenamanuel4304 11 місяців тому

    ሕማቅ ንርእሱ ጽቡቅ ንርእሱ እቶም ጠበቃ ዝኾኑ ንገበነኛ ከገላግሉ ኣይክእሉን። ብዘየገድስ ግዜ ዓቢ መልሲ እዩ

  • @Acnt12
    @Acnt12 11 місяців тому +2

    From the conversation both of them
    I can say the girl has no point and lying
    The guy looks honest and forward
    This my opinion

  • @slamh
    @slamh 11 місяців тому +1

    ነደአ ምንጋርዶ ብርቂ ገይራቶ😮😮 ሰራቂት

  • @Nura_Mohammed
    @Nura_Mohammed 11 місяців тому +1

    ፀላእካ ይንባዕ ሓወይ ኣጆኻ እስከ 😢😢😢😭💔

  • @Gergismedhnn
    @Gergismedhnn 11 місяців тому

    Abzi mexieka aytibke atawedi denakur kenkum ember kabaka rihika zela aminka genzebka fkedo awedat adis abeba tichermelu ala amlak zeyferha awald eyen

  • @TsritiMadrid
    @TsritiMadrid 11 місяців тому +5

    ማርያምን ልኣይ ብቀደማይ ብፌስቡክ ተላሊኒናስ ብሮግራም ኣለኒ ገንዘብ ልኣክለይ ኢልኒ ሓደ ሰሙን ኢና ተላሊና ገሪምኒ ልባዕለይ ኣይልእክን ምስ በልክዎ ብኣ ገይሩ ከይዱ😅 ልምንታይ ኢና ገንዘብና ብኦላይን ዝተላለናዮ ክንሰድድ ዋ ኣስተውዕሉ ሕዝውን ንመሃር ካብ ዝሓለፉ ዛጋል ግን ኣደብ የብላን ኣብ ኣዘራርብኣ

  • @danieltewelde330
    @danieltewelde330 11 місяців тому +2

    ኡዋይ ሃወይ ኢቲ ወዲ ዉን ምስኣ ኮይኑ ኢዩ በሊዕዎ ዝመስል ካብዚ ከምዚ ይሰውረና ኣምላኽ ዘይርኣካዮ ይፍጠረልካ ብጣሚ የሕዝን

    • @ነሽነሽ
      @ነሽነሽ 11 місяців тому

      ዳኒ ሰበይትኻ ኣዲስ ድያ ዘላ😂😂😂

  • @user-to230
    @user-to230 11 місяців тому

    ነሹ ሓወይ ንመጀርታ ጊዜ ንስካ ዘየቅረብካያ ሓዳሽ ዜና ቀልጢፋ በጺሓትኒ ላይክ ሂበ ከይደ ኣለኩ ክውድኣ ኣይከአልን አየ አዛ ቪዶ ሶሪ 😂😂😅

  • @tesfahiweteyob3298
    @tesfahiweteyob3298 11 місяців тому +1

    Antay debki aleki habtey, aytbkeyi kulu Eritrean hawiki ayu. Don't cry. Be strong. Cry is not help you.

  • @HelenHelen-v2o
    @HelenHelen-v2o 11 місяців тому +2

    ኦ ፈጣሪ ምሕረትካ ላከልና

  • @Sewrameleytv
    @Sewrameleytv 11 місяців тому +9

    Welcome neshu🎉🎉🎉
    ኣድነቅቲ ነሹ ሳብስክራይ ግበሩለይ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mosimosi3055
    @mosimosi3055 11 місяців тому

    Hi Neshnesh ane ne haftom xebuk gere ey zeflto malet mesay eu abiuuu neaka gn bemntay kerkbka tele xehafley pls gud nayzi wedi bezuh eu

  • @freweynimulue28
    @freweynimulue28 11 місяців тому +2

    Ajeka Hawey Egzabiher Edmen Tenan yfterelka genzeb resah eu ketemxo eka tena trah❤❤❤

  • @robirobi9420
    @robirobi9420 11 місяців тому

    Ewa ata amlak aboy nmen ena knamn 🙏🙏🙏
    Ane dea kmza zelekwa mnbar thsheni bsingley

  • @ዑቕባይገዛኢ
    @ዑቕባይገዛኢ 11 місяців тому +6

    ነሽነሽ ቲክቶክ ዘይብልና ኣይንብልን

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 11 місяців тому +6

    ጽቡቅ ገበረቶ ትብሉ ላይክ ግበሩ😂 ንፍዕቲ እያ መጽያ ከኣ ትምልሰሉ ኣላ

    • @GjHh-i3u
      @GjHh-i3u 11 місяців тому

      ኣነስ አንታይ ምበልኩ ኣብጅቡእ ኣትያ ኣይወስደቶን አቲ ሞንካ ክትመልስሉ ትብላ ደላ ክኣ ግዝኣ ሸማ ተባላሽያ ንምንታይ ትመልሶ ፈትዩ ድገበሮ አዩ

  • @berhanhagos9511
    @berhanhagos9511 11 місяців тому

    ajoka marey nermal eyu nay 2 werhey demzka eyu be strong 💪

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 11 місяців тому

    እንታይ ዓይነት መርገም እዮም ንርእሶም ዝረግሙ?? ሓቂ ምኻኑ ንከረድኡና ክብሉስ ከምዚ ይግበረኒ ከምዚ ይወስኸን እናበልካንህይወትካ ምርጋም አምላኽ አይፈትዎን!!!

  • @melakeweldemariam4588
    @melakeweldemariam4588 11 місяців тому +1

    Nfua eritreawi wedi kb mketel hilnew frdi 🙏🙏🙏🙏

  • @mqrkmqrk8028
    @mqrkmqrk8028 11 місяців тому +2

    ኣምላክ ኣሎ ኣጀካ😢😢😢😢

  • @Asmir914
    @Asmir914 11 місяців тому +3

    ኩሉ ግዜ እትምስርቶ ፍቅሪ ኣብ ገንዘብ ይኹን ብ ደጋዊ መልክዕ ክከውን የብሉን።ግዜ ጥራይ ሂብካ ነቲ ዝፈተኻዮ ሰብ ከተጽንዕ ኣለካ።

  • @lchikokobe4172
    @lchikokobe4172 11 місяців тому

    Eway haftey ajoki xelaeki ynbae❤❤❤❤❤❤

  • @ngzieksebo1224
    @ngzieksebo1224 11 місяців тому

    ካብ ዘረበኦም ንሳ ሓሳዊት ንሱ ሓቀኛ ይመስሉ እንተኾነ እዚ ወዲ ሕጂ ውን እንተትደግሞ ደስ ምበለኒ ምኽንያቱ ዘይፈልጣ ክንድዚ ክሰደላ እሞ ከኣ ንሓዉ ገዲፉ እዚ ስዲ እዩ ጨናዊ ፎእ

  • @ngzieksebo1224
    @ngzieksebo1224 11 місяців тому

    እዚ ወዲ ነታ ጓል ዝሕግዛ ዘሎ 100%ሓሳዊ እዩ

  • @samrikesete1421
    @samrikesete1421 11 місяців тому

    ውዒጊን ዲኺ ማዓረይ ኣላ ሞኒ 🥰🥰🥰🥰 ምቅርቲ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @FocusOnyourblessing
    @FocusOnyourblessing 11 місяців тому +1

    ኣነ ዝግርመኒ ፈቲካ ትሰደላ ኔርኻ ኣብ ጉዕዞ ዘይምሲሚማዕ ኣጋጥሙ ኣታሊላትኒ ድዩ ዝብሃል ዕንዙር ሞኒ ከኣ ካበይ ክትመልሰሉ ኣፍርቃ እያ እኾ ዘላ ተጠቕማትሉ ትኸዉን ካበይ ክትሕነቀሉ😢😢

  • @sabaalem9990
    @sabaalem9990 11 місяців тому +2

    ኢዋይይ ኢዞም ኣወዳት ረክቦሞ ዘለዉ ሽግሪ ብጣም የሕዚን ኢዋ

  • @samsomtewelde5766
    @samsomtewelde5766 11 місяців тому +13

    ኣጆኺ ትብል ዘለኻ ለማኒ ገለ ቁሩብ ዶ ሂባትካ ኮይና

  • @seluselu5302
    @seluselu5302 11 місяців тому +1

    ሎቅማጽ ብገንዘብ ክትክዛኣ ሓስብካ ንሳ ካኣ ኣብ ዝርብሓ ረኪባ ስቅ ከ ዘይትብል😢😢😢

  • @slam4790
    @slam4790 11 місяців тому

    ኣቱም ሰባት ኣነስ ወዲ ክነብዕ ምሱኡ ይነብዕ ሕማቅ ታሓዚ ኣለኒ ኣነ ጓል ሲ በጭራሽ ጎል እንታይ ከምዝኮንኩ ቃሊጢፈ ዘይድንግፀላ ወዲ ን ጓልይ ኣብ ሕማቅ ቦታ ረኪበስ ነትወዲ ተቃዳዲመ ኣዲሒነዮ ምስ ወዲ ዘለኒ ኣራኣእያ ፉሉይ እዩ ብሱሩ😢ኣጓላት ኣይትሓዛለይ ሶሪ ባህርያተይ እዩ ኮይንኒ❤❤

  • @JJJ-i9j4h
    @JJJ-i9j4h 11 місяців тому +4

    No single days passes without listening to the great Neshu! Keep up the good job!!

  • @mqrkmqrk8028
    @mqrkmqrk8028 11 місяців тому

    ወዲ ክነብዕ ከሎስ ክሕዝነካ😢😢😢😢😢

  • @danielyonas4526
    @danielyonas4526 11 місяців тому +2

    Fifi queen 🫅❤️🫶 . Xbuk gierkyo lahzaz 😂😂😂

  • @sarontewelde4500
    @sarontewelde4500 11 місяців тому +3

    እዚ ሓውና ኣደንጊጽኒ ሪሂጹ ዘምጾኦ ገንዘቡ ክትጠልሞ ገንዘብ ሓራም እዩ ክትኮነኒ እያ ኢሉ እዩ እንበር ኣይምሰደደላን ኣብ ዓለም ምንባር ሓጻር እያ ኣብ ሕልናና ንንበር ኣነ በወገነ ንዑኡ ኣሚነዮ ንሳ ግን ሓቂ ከምዘይ ትዛረብ ደላ ትፍለጥ ምፍራድ ንሰብ ደኣ ከቢድ እዩ የሕዋትና ተጠንቀቁ ኣቅሊላቶ ኸኣ እንበር ክልተ ሽሕ ኣበይ ከየብጽሓ ኢላቶ ወይ ጉድ

  • @habenamanuel4304
    @habenamanuel4304 11 місяців тому

    ማስሜድያ መፍትሒ ሽግር ኣይትግበሩ ኣይፈትሕን እዩ ተሰተሩ

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 11 місяців тому +7

    😂😂ህግደፍ ዩ ከኣ ፡ ግርም ገበረቶ ዶ ክንብል 😂😂😂

    • @ሜሪጋልውቅሮ
      @ሜሪጋልውቅሮ 11 місяців тому

      ለለ😂

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 11 місяців тому +1

      ህግደፍ ደኣ ርእሲ ዘይብሎም ገርዛማት።

    • @HenokGebi-we8vg
      @HenokGebi-we8vg 11 місяців тому

      ህግደፍ ካልእ ይኩን ብናይ ፖለትካኡ ዘይኮነስ ሰብ ብምካኑ ብሰብኣውነት መጠን ኣብ ጎኑ ምካን እዩ ንሰብ ።

  • @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
    @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 11 місяців тому +2

    ጽቡቅ ገበረቶ ::

  • @Wediereywedierey
    @Wediereywedierey 11 місяців тому +1

    Ajeka bro entay alo meslkm yhewat bejakm nak wn ka kbzen tethenqika mare kndezi amnkm tewrdlen alekm ageb entay amxo Dhar basi

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 11 місяців тому

    ኩኮም ብከቢድ ይምሕሉ አለዉ ንመን ክንአምን🤔
    አነ ግን ብተን 130 000 ሂበያ ዝብል ዘሎ አይተውሓጠትለይን ማለተይ አብ ጎኒ ታጓል አለኹ
    እተን 2000 ግን አሚናላ ክምልሰልካ የ ድማ ትብል አላ 13000+2000= 15000 ወርሓዊ ድማ 500 ይሰደላ ነይረ ኢሉ ዝኹሉ ወፃኢታት እድሕር ዘውፅእ ኮይኑ ንምታይ AA ከይዱ ዘይተመርዐዋ❓❓❓❓

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t 11 місяців тому +1

    ምጾታት እዩ ሞኒካ ዓራቂት ክትከውን.ዝገርም ነገር እዩ እዚ ኩሉ ነገር ንተጋሩ ይቅረታ ሐቲታ ሕጅስ ተመሊሳ ዊዒጊ ድኺ ክትብልስ ዘሕዝን ነገር. እዩ.

  • @haileandebrhan11
    @haileandebrhan11 11 місяців тому +3

    ናይ ኣዲስ ዘይገብርኦ የብልንንን ኣነ ዓርኪ ሒዘ ነረ ሰራሕተኛ ገበረለይ ኢላትኒ ክክክ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  11 місяців тому

      😂😂

    • @TiTiGERIE
      @TiTiGERIE 11 місяців тому

      😂😂😂😂😂

    • @teamrzeray1683
      @teamrzeray1683 11 місяців тому

      😂😂😂😂 ካልእ ኣዲስ ኣሎ ዩ ግዲ? ምስአን ዝልከማ ክንደይ ብሩካት ለዋሃት የን ዘለዋ❤❤❤

    • @miki-pw3vl
      @miki-pw3vl 11 місяців тому

      Kkj eway god rekiba

    • @feqar3326
      @feqar3326 11 місяців тому

      @@teamrzeray1683wayyy kalie nay addis ydewer yehelu eu

  • @biekimati7428
    @biekimati7428 11 місяців тому +3

    Ewayyyy ezi ab Maekel zatu zelo wedi gn entay ymlketo am Mengo zatu loqmax Zmesl Bizkone awedat yehwatey bejakum tetenqeku sdra Kum zmxelkum temerawu Adkum keydkum bejakum please

  • @helenadom9817
    @helenadom9817 11 місяців тому

    😢😢😢😢Ajoka Maarey Kab Amlak Rkebo

  • @fyorimahray5891
    @fyorimahray5891 11 місяців тому

    Xnhinas gela kinsmi ena eway sedti gudi mexu Anta amlki gla geberi uffff nkulu zetamo etye mato u anta 😢

  • @Kokob-ym6hf
    @Kokob-ym6hf 11 місяців тому

    መሰል ደቂ ተባዓቲዮ ይታሓሎ ካሓዳማት ደቂ ሄዋን 😢😢😢😢

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 11 місяців тому +2

    አይ ነሺ ሕፍረና ወተሰከፍና🥺😕ጥራሕ ወይ አተን ከምእ አይተገብረ ወይ ናዚይት ፍቅሪኦ ወዲ ገንዘብ ወሰደክን እንታይ አዩ ረበሕኦ ገንዘብ ለሚ ይምጽእ ፀበሕ ይጥፍአ ሰራሕክን በለዓ ኩምኦ ትገብር አጓልት 😢ኦዛጊዮ በስመአብ 💔አቶም ኣወደት አዎን ገንዘብ ከም አይተሃበ መልክዓ ረኣኩም አይተፍቅር😭💔

    • @KichnMekonen
      @KichnMekonen 11 місяців тому

      ኜድፕፕፕፕፕፕፕፕኝኝኝኝኝኝኝኝድኝኝኝድኝድድድድድድድድድድድድድድድድኝኝኝድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድኝድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድንኝድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድ ነውድድድድድድድድ ትተውድድድድድ😅😅 ያኔ ኜድፕፕፕፕፕፕፕፕኝኝኝኝኝኝኝኝድኝኝኝድኝድድድድድድድድድድድድድድድድኝኝኝድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድኝድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድንኝድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድ😅😅😅

    • @Seluselam-h1h
      @Seluselam-h1h 11 місяців тому

      @@KichnMekonen ተርጉሞ እባ😁🤣🤔

  • @aziebukbay5653
    @aziebukbay5653 11 місяців тому

    ሰላም ነሹ ሓወይ መደባትካ ጽቡቅ ኔሩ እዚ ሎሚ ተምጽ ኦ ዘለኻ ግን ምስ ክብርኻን ክብርታት ባህልናን ኣይከይድን ዩ ካብዚ ሞ ሰብ እንታይ ክመሃር ዩ

  • @KokobG-l1i
    @KokobG-l1i 9 місяців тому

    ewaeyyy hawey😭😭😭

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 11 місяців тому

    🎉ኣሕ ሕልና ሓቒ እምነት ፉቕሪ የለዋን 😭🥺💔

  • @selamdebesay4487
    @selamdebesay4487 11 місяців тому +1

    Emnet dea gal zeyblu wedi zeyblu amlak bariku yehabka enber 😇😇

  • @azebgebremedhin-dj6xs
    @azebgebremedhin-dj6xs 11 місяців тому +1

    Lbi ngber ahwat ❤

  • @awetfesehaye6489
    @awetfesehaye6489 11 місяців тому +8

    ጽቡቅ ገበርኪ ሞኒ ሃኒ ዝብልዎ ሕማቅ ይገብር ኣሎ።

  • @JoTe-u2h
    @JoTe-u2h 11 місяців тому +2

    Wey gud, gele knsemie ena.
    You have to learn all guys from this topic

  • @lulululu2675
    @lulululu2675 11 місяців тому

    ኣነ ጓል እንድየ ኣዋልድ ብፍላይ አብ ኢትዪጵያ ዘለዋ ኩለን ኣይኮናን ብእኡ እየ ሓሊፈ ንፕሮሰስ ኢለን ምስ ዘይፈልጥኦ ምስ ዘይፈትውኦ ንገንዘብ ኢለን ይኣትዋ እሞ ሂወተን ከአ ብዝሮት ብገንዘብ ናይቲ ሰብ ጌረን ይዓብዳ መወዳእትኡ ካኣ ባእሲ ይከውን ኣብዚ እንታይ ሰሪሖም ከመይ ኢሎም ኣምጺኦሞ እንተዝፈልጣን ኣብ ናይ ሓወን ሂወት የእተተየን እንተዝርእይኦ ከምዚ ኣይምገበራን😢😢😢😢 ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ

  • @atsedtiku36
    @atsedtiku36 11 місяців тому +1

    Nashu, you alweys have new news😅 I feel bad for both of them

  • @susususu-w9q
    @susususu-w9q 11 місяців тому +3

    አለም ቦሻዕ
    ነሹ ዓይነይ ሰላም ❤

  • @hhgghhgggc8823
    @hhgghhgggc8823 11 місяців тому

    ኣነስ እዘን ኣጋላት ፀሊአየን ሞይተ ሓሳወ ፎእ 👎ኣጀኻ ማዓረይ 😥❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Natnel-k1z
    @Natnel-k1z 11 місяців тому +2

    ሲንግል ንቅድሚት❤❤❤

  • @T.t5517
    @T.t5517 11 місяців тому +1

    💯💯💯💯💯💯💯 Haqu eu ezi wedi kab Adiss nab Uganda zelawa meat eu zelo Ajka ata wedi kamzi natka zerkabna alena sean mezrab afna telafemu alo.

    • @feqar3326
      @feqar3326 11 місяців тому

      Gonefnef teblu dehar awaled addis teblu b almama

  • @Hdusvzlwo
    @Hdusvzlwo 11 місяців тому

    Eway eza beynka tiemti 😊

  • @albadralbadr3948
    @albadralbadr3948 11 місяців тому

    ኩሉ ሪጉማን ኢና😢😢

  • @سميرهعسيري-ط9ك
    @سميرهعسيري-ط9ك 11 місяців тому

    🎉🎉ነሹየ ናተይይ ለባመይይ🎉🎉

  • @ghideyokbamichael2595
    @ghideyokbamichael2595 11 місяців тому +4

    ata amlak aboy anes entay gere ey abzi alem ezi gn zfeterkani😢

  • @HabenGirmay-x1e
    @HabenGirmay-x1e 11 місяців тому

    🎉ajeka.zhawey

  • @NatnaelAndom-uv6ik
    @NatnaelAndom-uv6ik 11 місяців тому +2

    Neshneshey habibi zhzn ey😢 15 ሽሕ kab barentu n belijm 7 ሽሕ wede

  • @RakiKiros
    @RakiKiros 11 місяців тому

    ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ሓዳር ካብ ደቂ ኣንስትዮ ዝደልይወን ነገራት ክንርኢ ኢና!
    * * * * *
    * ሓደ ካብቲ ንሰብኣይ ዘገድሶን ክትህብዮ እትኽእልን ዝዓበየ ነገርን ኣካላትኪ ዘይኮነስ ሰላም ኣእምሮ እዩ።
    ሓጎስ ዝረኽበሉ ዝኽእል ሃዋህው ክዛነየሉን ክሓስበሉን ዓቢ ዕድል ይከፍተሉ፡፡
    ዓለሙ ንምጽባቕን ዕላምኡ ንምህራምን ኣዝዩ ይሕግዞን የቓላጥፎን።
    ሰላም ክትህብዮ እንተዘይኪኢልኪ፡ ድያብሎስ ግደፋ ሰላም ዘይትህበካ ሰበይቲ ኣይትኮነካን እያ እንዳበለ ክርብሾ እዩ።
    ** እንታይ ይሰርሕ፡ ንወርሒ ክንደይ ኣታዊ ኣለዎ ስለትፈልጢ፥ ካብ ምኒን ምባል ኣቓሪጽኪ፡ ድሌታትኪ ግዜ መሪጽኪ ብትሕትና ተወከስዮ።
    ባህርያቱ ዝፈትዎ፡ ዘይፈትዎ ንምርዳእ ከምኡ’ውን ብሰላም ምስኡ ከመይ ጌርካ ከም እትወሃሃድ ምፍላጥ።
    ትርዳእን ምቕልልቲ ኣዛራርባ ትኽእል ሰበይቲ ንልቢ ሰብኣያ ወትሩ ትማርኽ።
    *** ሰብኣይ ስለዝኮነ ዘይክብል ይኽእል እዩ፡ ግን መዓልታዊ ናትኪ ምትብባዕ ክሰምዕ ይደልን ይጥምትን እዩ። ቃላትኪ ንዕኡ ብዙሕ ትርጉም ኣለዎ።
    ኣብነት ክህበኪ....
    መዓረይ፡ ትፍትን ከም ዘለኻ እፈልጥ እየ፡ ኣነ የፍቅረካ እየ፡
    ንዓና ንመጻኢና ክተጸብቕ ኢልካ ትኸፍሎ ዘለኻ መስዋእቲ ይርእዮ ኣለኹ፡ ንስኻ ናተይ ምኻንካ ኣዝየ እየ ሕጉስቲ! የቐንየለይ ብሉጽ ስልማተይ።
    ነገራት ሕጂ ከምቲ ትደልዮ ዘይክኾኑ ይኽእሉ እዮም፡ ኣነ ግን ወትሩ ምሳኻ ኣለኹ ኣጆኻ።
    ንሰብኣይ ከም ህጻን ክተቃባጥረሉ ኮላ ሰበይቱ ኣዝዩ እዩ ዝሕጎስ ሓይሉ ሰማይ ዝዓርግን።
    ደቂ ተባዕትዮ ንዓወት እተተባብዖም ጓል ኣንስተይቲ ኣዝዮም እዮም ይፈትውዋን ዘክብርዋን።
    **** ደስ ዘይብል ኩነታት ክፍጠር ኮሎ መጀመርታ ህድእ በሊ ንስኪ ባዕልኪ፡ ክትከብሪ ምሽ ትደልይ ኢኺ?
    ብኣኽብሮትን ብትሕትናን ኣዛርብዮ!
    ከምቲ ንሓደ ቀሺ እተክብርዮ ንሰብኣይኪ ውን ልዕሊኡ ከማን ክትክብርዮን ክትሰምዕዮን ኣለኪ።
    ዘይጠቅም ክመስለኪ ይክእል እዩ፡ ግን እመንኒ ኣዝዩ ክሕግዘኪ ምኻኑ ኣነ ኣይጠራጠርን እየ።
    ነዙይ ክንገብር ስምዒትና ምቁፃር ይድልየና!
    ሞቕሹሽ!
    ንሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ናይ ብሓቂ ክተሓጉሳ ዘድልየኣ ነገራት... ኣቓልቦን ፍቕሪን ሞሳን!
    ናብ ኩለን ሰብ ሓዳር ሸር.....
    📖መጽሓፍ ሕጊ፡ ሓዳርን ፍቅርን❤
    ብክብረትኩም 👆 ተመዝገቡ
    #Selam #ሓዳር #ፍቕሪ #ደገፍ #ክብሪ #እምነት #ትሕትና😊

  • @orthodox2727
    @orthodox2727 11 місяців тому

    Ab addis abeba btami eyu chgr zelo endemnm elen kwexa eyen zdelya wala syftewo gn etwedi kexari nrwo kdmi genzeb mwxue

  • @habenamanuel4304
    @habenamanuel4304 11 місяців тому

    እዚ ስዲ ብጎኒ ዝጸርፍ ዘሎ ኣይጥዑይን

  • @FehawitsegayMatiMati-eu9lb
    @FehawitsegayMatiMati-eu9lb 11 місяців тому

    Kkkkk monika mewedata beqa nenay edkum rkebu ela axyatemu😂😂😂😂😂😂😂

  • @Fana260
    @Fana260 11 місяців тому +1

    Esey tsubku gara gobez eye ❤

  • @Nana-bl8xr
    @Nana-bl8xr 11 місяців тому +1

    Eti haki hade amlak eu zfelito Gina please ahwatey tetenkeku kndey tebelexti awalid eyen zelewa.