ጉጅለ ጥፍኣት ብምኽንያት ምጅማር DDR ክሕደቱ ኣራጋጊፁ፣ ዝናኣድ ውሳነ ዶ/ር ደጀንን ዮሴፍ በርሀን፣ ንመኸተ ትግራይ ጓዕፂፁ ዘሎ መን እዩ?11/23/2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 112

  • @frehiwet7809
    @frehiwet7809 11 днів тому +23

    ብጣዕሚ እዞም ክልተ ሰባት ዓቢዪ ክብሪ ይግበኦም ቶሎ መሥዋእቲ አሕዋቶም ዘይረገፁን ዘይረስዑን እንተ እነጌታቸው ግን ዘረባ የብሉን ካሊእ አይንብልን ህዝቢ ትግራይ ንቓሕ አብ ጎኒ ውድብካ ጠጠው ኢልካ ህልውናኻ አረጋግፅ ንጌታቸውን ሰዓብቱን ከም አንጭዋ ብመጫገግ አባርርዎም ።ሸይጦምኻ እዮም።

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 11 днів тому +14

    ጀጋኑ እዞም ክልተ አበደን አይንክሕድን ጀጋኑና ዝበሉ ክብርን መጎስን ይግበአኦም I salute you my heroes ❤️❤️❤️❤️

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 11 днів тому +11

    ጀጋኑ በለለይ ንውድብ ነፃነት ን ባይቶናይ ።

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 10 днів тому +3

    ❤ንፉዓት በለልና❤

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 10 днів тому +9

    Tigrai Online - ካብቶም ውሑዳት ኣብ መትከልን ሓቅነትን ዝተደረኹን ፍፁም ትግራዋይነት ዝተላበሱን ሚድያታት ሓደ ኢኻ ‘ሞ በርትዕ ደኣ!!

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 10 днів тому +4

    ደጀን ባይቶን ጀጋኑ ጀጋኑ ጀጋኑ በርትዑ ።💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 10 днів тому +6

    Thank you 🙏🏾 TOL for your voice for voiceless ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @selam5239
    @selam5239 10 днів тому +4

    ክብሪ ናዓኻትኩም ዶ/ር ደጀንን ውድብ ባይቶና አቶ ዯሴፍ ጀጋኑ ኢኹም እሞ በጃኹም አይትተሐወሱ ውድብኩም ሒዝኩም ተቓለሱ አጆኹም

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 10 днів тому +7

    ብሔራዊ ክሕደት ዝፈፀሙ ሰባት ናብ ፍርዲ ይቕረቡልና!!!

  • @rigbeberhe846
    @rigbeberhe846 10 днів тому +5

    ትክክል ትግራይ ኦን ላይን ሐውና ጀግና❤

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 10 днів тому +4

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @LukasGegezihabehier
    @LukasGegezihabehier 10 днів тому +3

    ጌታቸው ሰካራም ዕሱብ

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 10 днів тому +6

    ክሳዕ ሐዚ ሕቡእ ዝነበረ ጆኖሳይዳዊ ጉጅለ ጌታቸውን ፃድቃንን ኣብ ውሽጥና ኾይኖም ኣብቲ ፅንተት ትግራይ ዋናታት እዮም ኔሮም

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 10 днів тому

      አን ህዚ ዝገብሮ ዘሎ ክርእ እንተለኩ አብ ኩናት ትግራይ ጌታቸው ፃድቃን አብኢዶም ዘይትፍለይ ስልኪ ሚስጥና እናሀብ ከምዘነገረ እዩ

  • @kirosasefaasefa9242
    @kirosasefaasefa9242 10 днів тому +3

    ብጣዕሚ ዘሕብን መልእኽቲ እዮም አሕሊፎም ኩሉ ትግራዋይ ክኽተሎ ዘለዎ እዩ አብ ኢትዮጵያ ምንም ዘራኽብ አይብልናን ብጀካ ስምምዕ ውዕሊ ፕርቶርያ ንሱ ብምሉኡ ምስ ዝፍጸም ብድሕሪኡ ዝረአ እምበር ሐዚ አብትግራይ መዝሙር ይኹን ባንዴራ ኢትዮጵያ ንትግራይ አይውክልን እዩ

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 10 днів тому +3

    Thank you TOL

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 10 днів тому +3

    ኣጆኹም ብሔራውያን ውድባት! ጥራሕ ካብዚ ፅግዕተኛ ጉጅለ ርሓቑ ደኣ ‘ምበር ንህዝብን ስዉኣትን ዘለኩም ተኣማንነት ተመስክሩ አለኹም!

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 11 днів тому +4

    ትግራይ ኦን ላይን አይሐሰኻን ንአይ ወረን ረድዋን ሁሰን ሐደ ጉሒላ ጀነሳይድ ዝፈፀመ ውልቀሰብ ኢዩ እዚውን ክሐልፍ ኢዩ አዮካ ህዝበይ ፅናዕ🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604 10 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤👍

  • @madenaabdulkader4026
    @madenaabdulkader4026 10 днів тому +2

    ብጣዕሚ እዩ ዝህዝን እዞም ጀጋኑ እዚኦም እጃሞም ተዋፂኦም አለው ትግራዋይ ከአ ካብዚኦም ክመሀር አለዎ ብምንታይ መለከዕ እዩ እዚ ዝተገበረ ግፊኢ ክርሳዕ ይኽእል

  • @mossest.giorgis9589
    @mossest.giorgis9589 10 днів тому

    Tigray online best Chanel. Love Tigray people. Ajokum Tegaru yehwatna. INDEPENDET TIGRAY NAY GIDIN

  • @hibamariam-cb3zc
    @hibamariam-cb3zc 10 днів тому +1

    ጀጋኑ ክብሪ ይግበአኩም ቀፅልሉ👌👍💪💊❤️💛💊

  • @tesfamariamgerzgher5277
    @tesfamariamgerzgher5277 10 днів тому +4

    ሕወሓት ዳ ጀጋኑ ድዮም 👍👍👍👍🤝🤝🤝

  • @SimretKiros-p9w
    @SimretKiros-p9w 10 днів тому +2

    ናይ ክልቲኦም ጀጋኑ ምስሊ ካም ፖሰት ካርዲ ኾይና ክተገልግል ኣለዋ ❤❤❤❤

  • @mohamedawelseedseed
    @mohamedawelseedseed 11 днів тому +2

    ተወድኡካ ሎምስ ተሕዝን!!!

  • @SamuelTsegay-jf8ol
    @SamuelTsegay-jf8ol 10 днів тому

    ናይ ግዜ ጀጋኑና

  • @bezahigus6043
    @bezahigus6043 10 днів тому +3

    አነውን እቲ ኻሊእ ገዲፈ አድኒቀዮም ንቀፃሊ ንአባላቶም አስተኻኺሎም ተስፋ ተጋሩ እዮም

  • @lemlemtigray8788
    @lemlemtigray8788 11 днів тому +5

    ቀይኽ ምንፃፉይ ቀይኽ ፉየሪይ አብ ልእሊይ ገና ለይነቀፀ ደም አሓዋትና ረጊፃም አዬም ደው እሎም

  • @nigussuebota3773
    @nigussuebota3773 10 днів тому +1

    ክንድይ ትሕሹ !!!

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 10 днів тому +2

    ዘሕዝን ዘሕዝን ዘሕዝን 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኩሎም ሓደ አብ ፅንተት ህዝቢ ትግራይ። ዝተሳተፉ ህዝብኻ አብ ጎልጎል ተደርብዩ ኸሎ አሶም አንታይ ይመስሉ አቶም ትማሊ መፅነቲ ዝፈነዉ ጆኖሳድ ዝሰደዱ አዚኦም አብ ሕጊ ክቀርቡ ዝግቦም ከምዚ ብዘይ ሕፍርት ክትርኢ ዘሕዝን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @lemlemtigray8788
    @lemlemtigray8788 11 днів тому +2

    ብጣእሚ እዬም ታሓጊስም እልልልል ኩውሉ ኒእሽቶን እዩ ቃሪዋም ለማአንቲ ሐሪስም አይኻዲሩይ

  • @WezamWezam-kc7cb
    @WezamWezam-kc7cb 10 днів тому +2

    እዞም ክልተ ጀጋኑ ዝናአድ ታሪክ እዩ ንህዝቢ ትግራይ ነዞም ጀጋንናን ዘይ ረስኡ ሰምእት አብ ውሽጢ ዘሎ ስምኢት እዮም ገሊፆም

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 10 днів тому

    Selam tigrai online ❤❤

  • @TafesseYefru
    @TafesseYefru 10 днів тому +3

    ፃድቃን እድመ ይሀብካ ክትረክባ ኢኻ ጨናዊ

  • @rigbeberhe846
    @rigbeberhe846 10 днів тому +2

    እዚ ናይ ፀላእትና ክዝመርስ ንዕቀት ሕዝቢ ትግራይ እዩ እበር ትክክል አይኮነን።

  • @martawoldyohannes888
    @martawoldyohannes888 10 днів тому +1

    I am proud of them

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 10 днів тому +4

    እንታይ ትሩጉም አለዎ ፃዲቃንን ጌታቸውን ትግራይ ሂዚባን መሬታን ኩሉ tdfፊን ሸይጦም ጨሩሶም እዩም እቶም ምሲአቱም ዘለዉ እዉን ተሐባበሪቲ እዩም

  • @r-hgman3651
    @r-hgman3651 10 днів тому +1

    Thant you brother. This media has remained to be dependable in showing us and warning us the danger awaiting Tigray. Our strength lies in our unity. So we must be weary of opportunities amongst us and the devious A Ahmed and PP regime. As indicated here A Ahmed’s ways have been treacherous. He has no good intentions but pursuit evil ways to guard his leadership.
    VIVA TDF VANGUARD OF THE PEOPLE OF TIGRAY.

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 11 днів тому +6

    ንፈልጦ ኢና እቲ ከምኡ ዝብል! Viva TDF viva Tigrai❤️🙏🏾💛

  • @selam5239
    @selam5239 10 днів тому +3

    እዞም ውርደተኛታት አዋሪዶምና ካብ አምባሳደር መስፍንን እንባዓል አባይ ፀሀይን በሊፆም ድዯም ወይስ ረሲዖምዎም ድዯም አ. አበባ እንዳኸዲ ዘብልዕዎም ነገር አሎ ብፍላይ ፃድቃን ዝብሀል ሰብአይ ካብ ዳንኤል ክብረት ፈልየ አይሪኦን ልጌታቸው ዘጋገዯ እሱ ይመስለንን ናይ ህዝብና ንፁህ ደም ዝፈሰሰ ይፍረድኩም አታ ክንደይ ዕድመ ኢኹም ክትነብሩ ከሐድቲ

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 11 днів тому +5

    አየ ህዝቢ ትግራይ አብ ሚዲያ ዘረባ እንታይ ይገብር እቶም ጀኖሳይድራት ሓዛምሉኳ ናብ ደጋዓፍካ እዛም ረሳሓ ጌታቸውን ፃድቃንን ነዚአቶም ብ ሰላማዊ ሰልፊ ክተባረሮም ትክዕል ንደቅካ ንብረትካ ንዓካ ዘብረሱ ሱቅ ኢላካ ትሪዒ አለካ በል ቀስ እንዳበሉ ገና ኢትዮጵያ መሊሳ ክተጥፈኣካ እያ ዘባካዓ ሀገር።

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 11 днів тому +2

    አታ በዛም ገዓጋዓት ባንዳታት ህዝቢ ትግራይ መጫውቲ ኮይኑ።

  • @lemlemtigray8788
    @lemlemtigray8788 11 днів тому +4

    Red one ሂሴን ካፉቶም ብደም አሗዋትና ኻርቻ ልጣአመ ሻንቅላ እዩ

  • @liyaweldeslasse8751
    @liyaweldeslasse8751 10 днів тому

    ጽባሕ ድማ ኣብይ ባዕሉ ብዕልልታ ክቕበልዎ አዮም ብጣዕሚ ያሕዝንን ያሕፍርን
    ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ ናይ ጀንራል ጻድቃን አዮ ኣዶ ትግራይ ብጣዕሚ ታሕዝን ።

  • @thishabraha4976
    @thishabraha4976 10 днів тому

    ❤❤

  • @GebreslasieGebretsadik-e6f
    @GebreslasieGebretsadik-e6f 10 днів тому

    አታ ጅግና

  • @EndriasGebraftse
    @EndriasGebraftse 10 днів тому

    Alula

  • @MebratBerhe-w9r
    @MebratBerhe-w9r 9 днів тому

    You are right we go wine Tigery .

  • @tewoldegebremariam8574
    @tewoldegebremariam8574 11 днів тому +2

    I think these two Tigrians need to be thanked by all of us , simply because they represent the hearts of every Tigrian .Congratulations and keep it up !!!!!!!!!

  • @CshggsgsGhshhshw
    @CshggsgsGhshhshw 10 днів тому

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉መልካም ቀን

  • @berhanesolomon5308
    @berhanesolomon5308 10 днів тому +1

    ምስ ኩሉቲ ኣብ ኤርትራ ዘለካ ጽልኣት ትግራይ ካብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ተላቒቓ ሃገር ክትከውን ዘለካ ራኢ የድንቐካ።

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 10 днів тому

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @Kiros-w2h
    @Kiros-w2h 10 днів тому +1

    Tesla yebelme derbayt eyom

  • @elsatucu155
    @elsatucu155 10 днів тому

    You are right why the can do sing Tigray swat.

  • @ZabibaHassan-h2u
    @ZabibaHassan-h2u 10 днів тому +1

    ሰለም ኩብረ ሃውና ብጦሞ ብዘህዙን መንገድ ,,,,,😂😂😂ስራዊት ትግራይ ተኮህዱ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 10 днів тому

    ሐዉና ሰላም ንአካ ትግራይ እተደብደበት ብተጋሩ እዩ ጸላኢቲ ከአ ሲሪኢም ገምጊማም ናይ ልቦም እናሰሩሁ እየም ዘለዉ😮😮

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 10 днів тому +2

    ትግራይ ቢኪልተ ተጋሩ ከምቲጠፊእ ዘሎ አዲ እዩ እቱም ተጋሩ እና በሐሊቲ ጌታቸው እና ፃዲቃንን ንመን ከምዚማሐዱሩ ንየነይቱ ትግራይ እዩም ከማሐዱሩ መሬት ትግራይ ሸይጦም ተመዛበሊቲ ብጢምየት እናሐለቁ tdfአፊሪሱም እነት ትግራይ ዲዩም ከማሐዱሩ ዘጊሩም ተጋሩ😅😅

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 10 днів тому

    ናይ ኢትዮ ፎርም ስምዕዎ አብ ልዕሊ ትግራይ ዝተፈጸመ ዘርዚርዎ አሎ አሞ ።😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @berhanumebratu3671
    @berhanumebratu3671 10 днів тому

    Ab america conca Aittsaref mesiaka tekaless tegadel ::

  • @fissehateferi
    @fissehateferi 10 днів тому

    Hasawi eka kemu aykonen

  • @CshggsgsGhshhshw
    @CshggsgsGhshhshw 10 днів тому

    አብራሀስ እረሳህው

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 11 днів тому

    ህግደፍ ተደሚርና ዒና ምስ አማሓራ ሓቢርና ክንሞት ኢና ከብቶም አማሓሩ ዝደቀልዋ ትክውን።

  • @stefanostewolde9440
    @stefanostewolde9440 11 днів тому +1

    ምንቃፍ ጥቕሚ የብሉን ስለምንይ ዘይቅንጽልዎም ነቶም ጠላማት ዘበሉ

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 10 днів тому

    Zadigan hadu. Menpt. Guromkada.. Iyo..

  • @JjBb-j3t
    @JjBb-j3t 10 днів тому

    አታ ናትካ ይገርም

  • @samgebru1262
    @samgebru1262 11 днів тому

    All Bundas finally got together:: i’m so mad!

  • @hafteab6188
    @hafteab6188 11 днів тому

    Nebsa yemhara

  • @Destah-p8g
    @Destah-p8g 10 днів тому

    ይቅርታ ሽምካ ኣይሓዝክዎን ደ/ር ዘበልኩኻ ሽምካ ንገረኒ

  • @FahsbhHshsgd
    @FahsbhHshsgd 11 днів тому

    Hmg

  • @GebrekrstosGebreeyesus
    @GebrekrstosGebreeyesus 10 днів тому

    እት ዲዳአረ ዝባሃሊ ዘሎ ዓሸራ ምላዓሊ ዝብሊ ነገሪ ንምንታይ ስለዝደለዩ እዮም ዓሸራ ዘሊዕሊዎ ንደገ ከይወፅኢ ድዩ ስ ንደገ ከይወፅኢ ደለዮም ደሎሞ ሰብ መብረሄ ሓሳብ ሃበን

  • @MimiMimi-kg8cb
    @MimiMimi-kg8cb 10 днів тому

    ጆኖሳይዳዊ ጉጅለ ረድዋን ሁሰን ዝፈፀመ ውልቀሰብ ኢዪ።

  • @EsayasGebreslase
    @EsayasGebreslase 10 днів тому

    ሓው አቀራርበካ ሓሪፍ እዩ እንተኮነግን ከማካዝበሉ ቡዙሓት ተቃለስቲ አለው ብቲዝፃዓረክምዎ ዘተቃለሰከምዎን መጠንግን ፍረአየፍረየን

  • @סמהטוסיו
    @סמהטוסיו 10 днів тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 abey. Belom. Dekayom. Tigraway. Kibret. Ayfetun. Eu. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 10 днів тому

    ❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊💪✊️🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @LamllRyy
    @LamllRyy 10 днів тому

    ሕዋሓት እውን ጥዕና የቡሉን ንምንታይ ናብመርየት ወሪዱ ኢፋ ዘይገብር. ኩሎም ብደም ህዝቢ ይፃወቱ ኣለው ፀላእቲ ስሮሖም ይሰርሑ ኣለው ናይትግራይ መራሕቲ ግን ንስልጣን ይጋየዩ ኣለው ። እዞም ተቃወምቲ ዘለው ኩሎም ጉሕፍ ኣቢልካ ሓደ ጠንካራ ተቃዋሚ ምፍጣር እዩ ቱዘሕሸ ወይ ብወታደራዊ ንማሓደር ናይትግራይ ቦለቲከኛታት ኩሉግዝየ መርየት ናቆሮፁ ናሸጡ ትግራይ ጥራያ ከትርፍዋ እዮም ። ብተለይ ካብ ኣመሪካ ስጋብ ትግራይ ዘላ ቂይመኛ ገመድ ክትብጠስ ኣለዋ ንሳ ናሃለወት ትግራይ ነፃ ኣይትወፅእን ።

  • @ZelalemZe-w7n
    @ZelalemZe-w7n 10 днів тому

    ህዝብን ሰራዊትን ትግራይ እንታይ ይርእዩ አለዉ እዚ አሽካዕላል አበዝሐን

  • @סמהטוסיו
    @סמהטוסיו 10 днів тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 hagere. Tigray. D3a. Terifa. Diya. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @wondimbiadglign4184
    @wondimbiadglign4184 11 днів тому

    ሬድዋንማ ኤርትራ ናይ ትግራይ መሬት ኣይሓዘትን ብውዕል ኣልጀርስ መሠረት ኣብ ቦታኣ እያ ዘላ ኢሉኮ ብጋህዲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘለዎ ጽሊእቲ ኣርእዩ እዩ ።

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z 10 днів тому

    አቦ ዝረከበ ዘክታም ዶ ኮይኖም ከከከከከ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 10 днів тому

    Getachew zeytewegidiwo entay emo titsibeyu awridiwo endo.

  • @TedrosHaile-ge2lh
    @TedrosHaile-ge2lh 10 днів тому +1

    Tigray is Ethiopia

  • @סמהטוסיו
    @סמהטוסיו 10 днів тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 shaebya nbehal. Eritreawyan. Nbehal. Sireka. Zeftehaka. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @kibreymawcha
    @kibreymawcha 10 днів тому

    ሞዝሙር ኢ/ያ ተዘሚሩ ኢልካ ዓው ዓው'ኳ ሚዛን አይትደፍእን TOL ሓደ ሃገር ምኻንካ አሚንካ ብሕጊ ናይታ ዓዲ ክትግዛእ አፍልጦ ሂብካ እንድሕር ተስማዕሚዕኻ ካልእ መማረፂ የለን ብዙሕ አይንመካሕ! ትምክሕቲን አነነትን አበይ ከምዘብፀሐና አይንረስዕ ንባዕልኻን ስድራኻን አብ ውሑስ አቐሚጥካ አባኻወራ ክላዓል አይትድለ ሓውና!

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 11 днів тому

    እኒ ደጀን ኸዚ ዘምስሉሲ መንድዩ ንጌታቸውን ንፃርቃንን እናጣቀአ አብዚይ ዘብፆኾም አይ ተቃወምቲ ውድብ ኢና እንዳበሉ ሱር ቦቀስዶ ግዛእዶ እንዳበሉዶ አሓገዩን ናበይ ናበይ እዩ ዘብል ዘሎ ንቅድሚት ክስጎም እንተኾይኑ እኮ መን እንታይ ይገብር ይድግፍ ፈሊሃ ክፍለጥ ይግባእ ካፍቶም መኸተ ትግራይ ዘፍሸሉ ሓደ. እኒ ደጀንን ባይቶናንዶ አይኮኑን ? አይ ተጋጊና አብዘይ መአልና ውኢልና እንተኾይኑ እዎ እቲ ኸዚ ዝገበርዎ ልክእ እዩ. ግን ዝተዛበአ አቓም አየድልን።

  • @NegasiGebrehiwot
    @NegasiGebrehiwot 10 днів тому

    አባል ባቶናን ውናትን
    ደቅህዝቢ ኢኩም

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 10 днів тому

    መጸግጺኻ ኒጽረ አዩ ስብአይ ኢኻ ድማ ልዒል ኩሉ ህዝቢ ትግረይ አዩ ዝዒቢ

  • @סמהטוסיו
    @סמהטוסיו 10 днів тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 metfekum. Derfikum. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 1.5. Menesey. Atfiekas. K9fe. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @weldesemayatseyoum7591
    @weldesemayatseyoum7591 10 днів тому

    My question to General Tasman and Getachew is, why didn’t they stay with Abiy from the beginning? It’s amazing, if your plan were to side with why didn’t you do it from the beginning? You should have stayed with General Samora ? The treason you have committed against Tigray is unforgivable and unforgettable!

  • @AxumiteagainZoschale
    @AxumiteagainZoschale 11 днів тому +1

    Tigray ኦንልነ, ሥ ጉምቲ ይወሰድ እልና ነይርና ደጋጊምና ኛ ዝሰምዕ የለን. ነዝይ ህዝብና ዋጋ ይከፍል ኣሎ

  • @MuluGeta-x4z
    @MuluGeta-x4z 10 днів тому

    ስልኻ ለጥፈልና ደሊናካ ነይርና ብዛዕባ ቶም ባንዳታት ባዓል ጌታቸው ባዓል ፃድቃን ዝገብርዎ ዘለው ብጣዕሚ ዘሀፍር

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb 10 днів тому

    እዞም ባንዳታት ግምት ረሳሓት ቀጠፍቲ

  • @ZabibaHassan-h2u
    @ZabibaHassan-h2u 10 днів тому

    አሕሕሕሕሕሕሕ ኪዶት😂😂😂😂😂

  • @TemesgnKebede-lr6gq
    @TemesgnKebede-lr6gq 11 днів тому

    Dictators of all shapes and Hew!!
    He preaches all the time,
    He has the tendency of
    “Affect-laden possession-specific”
    Syndrome,
    With a podium
    Never seemed to feel tedium.
    He takes people for ride
    Gather them in droves
    To feed this syndrome
    But he couldn’t have enough of it
    So he has turned the table
    A surrgote
    To deliver what a podium
    Could not do behind closed door
    In short he could not live
    without a rhapsody pill
    Night time to chill.
    He takes other for a ride
    But at times he also fools himself
    He is a rare being to be human
    So it crosses his mind he may be divine.
    The table and podium nurture
    The illusion of being supernatural.
    Guests invited for a feat
    Seated at long chains of tables
    Forget what came for,
    Lost in wonder,
    what their ears were fed
    Unaware and unguarded
    they interdigitated their own figures
    And put them in their mouths
    Taken as a morsels
    To nourish the soul.
    Such is his talent
    That he Swap per fingers for a plate
    Forgetful they had become puppets.
    To this delight.
    Deipnosophist proved qualified,
    In a fleeting light.
    Who could turn ventifacts to bread
    For guidable acolytes to be fed.
    No questions to ask,
    unchallenged ridding high the waves,
    God sent.
    That gave me the green light
    To rule as he pleased.
    On a podium he speaks
    With a voice so harsh,
    Erumpent, like an axe
    Falling on a rampike,
    Splinters all over fly
    As fast as a hawk
    In pursuit of venerable prey
    Amongst unsuspecting flock,
    Picking gasthriths from a rock.
    The crowd howls like wolves
    Some Kneel down,
    Kiss the ground
    Instead of his foot
    Unable for them to reach.
    The dictator pleased
    To hear his own voice
    Tintinnabulate the crowd,
    Made them cry aloud
    To his divine rule
    They shall obediently follow bowed.
    In-deference to the dictators’s rule,
    Cars too, stalled wheels
    To roll.
    Pleasing the dictator;
    What more can be told!
    “Carpe diem,
    Enjoy the reign,
    Thy kingdom shall be blessed”
    Then a few years past
    Things begin to crack
    As it did to Francisco,
    Mussolini, Hitler, Pol Pot and Marcos.
    Auld lang syne
    Tempus-fugit
    The drama appears to be over
    The curtain brought down
    The dictator’s gospel preach
    began to fall apart!
    A foible. an Achilles heel began to manifest
    The bravados’ pride wounded
    Began to profusely bleed.
    No nothing to offer,
    No corner to manoeuvre,
    Nowhere to go
    And nowhere to hide
    The dictator is unhinged.
    But One last ditch vice
    A dictator would use before his demise
    Take down under
    the people and the nation
    He boastfully and a while back
    claimed he would die for
    to defend them the dark.
    እዛ ናተይ ዝብላ እንተነቒላ
    ዝሕሸላ
    ባዕለይ ኣቃፅላ
    ድሕረይ ዳንዴር ኣይብቆላ

  • @סמהטוסיו
    @סמהטוסיו 10 днів тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 anbesa. Nakfa. Nkula. Abkiywa. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 eway. Himak ntarik. Sireka. Temluk. Dika. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 tegaru. Sirekum. Eizy. Eu. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @tigrayplea5385
    @tigrayplea5385 11 днів тому +1

    ☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️
    ብስሩ እውንኮ ጌታቸው ከዳን ጀነራል ሸይጣንን አብይ ዝአዘዞም ከምታ ናይ ኢትዮጵያ ፓርላማ እዮም ዝገብሩ ዘሎዎ

  • @thishabraha4976
    @thishabraha4976 10 днів тому

    ❤❤❤❤

  • @merymery6026
    @merymery6026 9 днів тому

    ❤❤❤❤❤