መልሲ ህወሓትን ቤት ምኽሪ መቐለን፣ ፈሽኳል መን እዩ፣ ዕብዳን ተቐልቂላ፣ ንከዳዓት ኣይእምብርከኽን ዝበለት ሓያል ከተማ 12/3/2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 65

  • @liyaweldeslasse8751
    @liyaweldeslasse8751 8 годин тому +8

    ኣብዛ ሕጂ አዋን ከም ትግራይ ኦንላይን ምድያ ዓሰርተ ዝኾና ያድልያና ኣለዋ ጠንኪረን ንህዝበን ዝሰራሓ ❤❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @YemaneBerehe-k9w
    @YemaneBerehe-k9w 8 годин тому +7

    ዕብዳን እዩ ልክዕ❤❤

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 5 годин тому +2

    ሠላም ሓውና ከመይ አለካ በርትዕ ክንስዕሮም እና።❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @rogerjoned9924
    @rogerjoned9924 10 годин тому +5

    This is not expected, so sorry my heart is broken. 😊😊😊😊😊😊

  • @meemjjo677
    @meemjjo677 2 години тому +1

    Tegray online. God bless you and your family brother ❤❤❤

  • @rogerjoned9924
    @rogerjoned9924 10 годин тому +3

    I remembered when the war in Tigrai was going most of Tigrains, we don't sleep. We loved all of our generals. TDF, we traveled from state to date. I'm so sorry that this is happening. The people of Tigrai deserve peace.

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 7 годин тому +3

    ልቢ ዓሻ አብ አፉ ይብብሉ ወለድና

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 6 годин тому

    Thank you TOL it’s good for people to see who they are

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 10 годин тому +2

    ኣፈፃሚ ኣካል ሰራዊት ፀጥታ እዮም። እት ፀገም ኮይኑ ዘሎ ዝውስን ፣ ዘተግብር ፀጥታሓይሊ ስለዘየለ እዩ።

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 6 годин тому

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @1995mwa
    @1995mwa 12 годин тому +6

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ። እሞ ናይ ጸጥታ ኣካላት ዝሸገሮም ነገር ኣሎ ይመስለኒ። ዘሰክፈኒ ወዲ ወረደ ከም ጀነራል ሳሞራ ከይከውን እዩ። ስልጣን ከለዎ ስልጣኑ ዘይምጥቃሙ ማለተይ እየ።

  • @eyobghebrehiwet310
    @eyobghebrehiwet310 10 годин тому +1

    ንትግራይ. ዳፉኦም. ድኣፈኦም. ብርታዌ. ቅልሳኤ. ክብጽሕዋ. ኤዮም. ድድዮም 🙏ዝልኦውኡ

  • @noahdray3565
    @noahdray3565 4 години тому

    ሕወሓት ህዝቢ ትግራይ ክትፈርስ አይደልያን ። ሕወሓት ምፍራስ ባህጊ ፀላእትና ስለ ዝኾነ።ስለ ዝኾነመንእሰይ ይወደብ ።

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 8 годин тому +1

    ጌታችው ዕብዱ እዩ ግን ብቕልጡፍ ክላዕል አለዎ እዚ ንህዝብ ትግራይ ንዕቀት እዩ

  • @tsedalegher4705
    @tsedalegher4705 8 годин тому +1

    ❤🎉❤🎉❤

  • @tesfaldetleghesse2679
    @tesfaldetleghesse2679 10 годин тому

    thanks

  • @victorfreedom1967
    @victorfreedom1967 9 годин тому +1

    Getachew Reda reduced himself to an empty barrel. Noises only. Let the people of Tigrai decide their destiny. If there was theft and corruption why didn't you say something all this years? If people don't want you to lead them be a gentleman and resign. Anger and shouting won't solve the problem. Give the people peace of mind. You look like you want to stay in power forever. You can't do that if people don't want you. The people of Tigrai deserve better than this. To end this chaos and madness the generals of tigrai should intervene and give the people the chance to choose their leaders. POWER TO THE PEOPLE!!!!!

  • @ghiwot908
    @ghiwot908 5 годин тому

    ❤❤❤❤

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 9 годин тому

    EWA. FOSHEKALE. FOSHEKALE. AYEBELE.. MEKEBEBARE. ENETEZEHELU. TSUBUKE. NERU. HIZEBENA. KEYETELEKUMULENA. VICTORY OF TIGERAY TDF ❤❤.

  • @ተክለመዲሂንአለሰዉ
    @ተክለመዲሂንአለሰዉ 3 години тому

    ብጣ ዕሚ እዩ ቱናልበይ ዘናድደኒ አስሚኢካኒ ዕና ቀፅለሉ

  • @noahdray3565
    @noahdray3565 3 години тому

    ህዝቢ ትግራይ ሓድነቱ ንምብታን ብደቁ ይስረሐሉ ሎ።አይተፀበናዮን መሕፈርቲ ንበሎም።ህዝቢ ካብ ምብታን ንምንታይ ስልጦን ዘይተርፎም።ድሕሪ ሐዚ እንታይ ክገብሩልና አይድልዩናን።እንተ ህዝቢ ትግራይ ግና አየኳ ፅናዕ ሓድነትካ አሕሊፍካ ከይትህብ።

  • @petrosgoshu3871
    @petrosgoshu3871 3 години тому

    ናየደቡብምሥራቅመናአሰይይጻሓዮም፣ምናልባትይርደኦምይኸውን እሞናይቂመኛታትንናሥልጣንራሃብተኛታትንመጋበርያካብምዃንየድሕኖምይኸውን እዩ

  • @SamuelHaile-n1q
    @SamuelHaile-n1q 4 години тому

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @estifotekle-ij1ee
    @estifotekle-ij1ee 9 годин тому

    ከጌታቸዉ ዛዲግ ይሻላል በዚ ሠአት

  • @amareyohannes3730
    @amareyohannes3730 3 години тому

    ጌታቸው አምእባድ ዝጀመሮ አብ አመሪካ ከይዱ ብናይ ህወሓት አርማ ዘለዎ ጽላል እናተጸንበለ ከም መርአዊ እስክሰ አናበለ ብ ዲያስፕራ ደቂአንስትዮ ተ አጂቡ አናተወነሰ አንትውእል ጀሚሩ ምጥርጣር ጀሚረ ኸዚ እውን ጌታቸው ሕዝቢ አብመከራ አእትይዎ አሎ ግና ናይኒ ደብረጽዮን ዓለምን ጉጅለ አውን ብዙሕ ገበን ናፈጸመ ይርከብ እሞ ቤዛኩም ሰላም ሓቡና።

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 10 годин тому

    ጌታቸው ረዳ ብመናእሰይ ኣዲጉደም ገይሩ መቐለ ከበጻብጽ ሓሲቡ ነይሩ ትለባም ህዝቢ መቐለ ብዝገበሮ ትዕግስቲ እቲ ጎንጺ ፈሺሉ ኢዩ ጌታቸው ረዳ በሓቂ ንህዝቢ ትግራይ እንተዚሓስበሉ ነይሩ ነቲ ብጸላእቲ ተታሒዙ ዘሎ መሬት ትግራይ ንኸምልስ ክጽዕር ነይሩዎ

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 7 годин тому

    Getachew joins sadig

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 6 годин тому

    ዝገርም ናይ ወዲ ወረድዩ? አደታት ክህረማ ሕጊ ክጥሓስ ስቅ በቃ ስቅ😢😢😢😢😊

  • @tsegaizewelde7215
    @tsegaizewelde7215 4 години тому

    "Foshkal" is applied to the person who said.
    Instead of insulting and threatening your own people, where are the displaced over million tigrians?

  • @Weldemariam-l9w
    @Weldemariam-l9w 48 хвилин тому

    እወ ግን ጌታቾው ኣሰፋኮ ካብ ጌታቾው ይሕሽ እዩ ተባሂሉ ንዝተመረፀ ኣመራርሓ ብዝነኣሰ ዋላ ጌጋ ዘለዎ ሰብ ይኹን ናይ ኣመራርሓ ስብእና ሕፅረት ዝፈጠሮም እዮም ሀህወሓት ብዙሓት ፀገማት ክህልዉዎ ይኽእሉ ግን ኣብ መሪሕነቱ ሕቶ ኣይኣቱን ካብፀገማቱ ውሑዳት ናሰርሐ ዝጋገዮምን ኸምዚኦም ዝበሉ ግብዛት ምምልማሉ እዩ የስተውዕል ይመሃር ይምራሕ
    ትግራይ ትስዕርር!!

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 9 годин тому

    TSEGABE. ABE. REASOME. DEYEBEWOUME. BEJAKATEKUME. SEWEATENA. NEZEKERE.

  • @HailshDagnew-k3i
    @HailshDagnew-k3i 9 годин тому

    አቱምሰብ ስልጣን ምሻምን ምሻርን ተግባር ናይመን ድያ? እንታይ እዩ ብልሓቱ ጠፊኡ

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 3 години тому

    ♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️✊💪💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @estifotekle-ij1ee
    @estifotekle-ij1ee 9 годин тому +1

    ወዲ ወረደ እንስራ ነው

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 7 годин тому

    እወ ነማነኤል እዩ ግን ጌታችው ክምዝዕበደ ግልጽ እዩ

  • @حتوشالحبشي
    @حتوشالحبشي 12 годин тому +1

    Kedate

  • @YemaneBerehe-k9w
    @YemaneBerehe-k9w 8 годин тому +1

    ጌች መሽረፈት እናበለ ነይሩ ንአብይስ ሕዚ መሽረፈት ሓልፉ ዓብዱ😂😂😂😂

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb 9 годин тому

    ካብ ዓዲ ጉዶም ዝተበሰ መቀለ ንምቁፅፃር ብዘካየዶ ከቢድዴ መጥቃዕቲ አብ መዕፆ ጉድአት አብ ፂሒ አብ ቁፅፅር ውዒ ሉ

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 9 годин тому

    ጌታቸው ብብልዮናት ዝቁፀር እዩ መዝቢሩ
    How else can he afford his life style?

  • @1995mwa
    @1995mwa 11 годин тому +2

    ናይ ጸጥታ ኣካላት ካብ ልክዕ ንላዕሊ ትዕግስቲ የርእዩ ኣሎዉ።

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 6 годин тому

    ዘሕዝን አንር ከ ንሱ ድዩ? ፍራሕ ከዳዕ። ምሽክናይ ህዝቢ ትግራይ አዚ ኹሉ ዘሕለፈ አይምጥኖንዩ !
    ስርቒ አንተ አሎ ብሕጋዊ መንገዲ ዶ አይኮነን ንህዝቢ ዲኻ ተውርዶ ?
    አንበርከ ሰብ ድዩ? ንዕንወት ሓንጎሉ ዝስሐተ ይመስል ።

  • @samsonkassa1259
    @samsonkassa1259 9 годин тому

    Getachew Reda (Kim Jong Un) has to go to Amaniel hospital.

  • @abrahaleygebremichael1029
    @abrahaleygebremichael1029 38 хвилин тому

    ሰላም ስሑል። ግዛዊ ምምሕዳር ትግራይ ካብ 6 ወርሒ ክሳብ 1 ሓደ ዓመት ኢዩ ይባሃል ነይሩ። ንምንታይ በዚኣ ዘይትከዱ። ግዚኡ ኣኺሉ ኢዩ ይውረድ ኢልኩም ኣውርድዎ። ትም እልኩም ተሪኢኩሞ ግን ከምቲ ኢሳይያስ ንጀብሃ ዘፍረሳ ከየፍርሰኩም ተጠንቀቁ። ግዜ ኣይትሃብዎ ኣልግስዎ።

  • @تاتاتت
    @تاتاتت 3 години тому

    ጌታቸው ረዳ ሐደ ዑውድ ሰካራም ልፀዮ ለፈጥ ለባ ሰራቂ ኢዩ ቢኢድ አዛውሮ

  • @frewenigergish1579
    @frewenigergish1579 12 годин тому +1

    እፍፍ ህዝቢ ትግራይ ብጸላእቱ ዝወረደ ሰቃዩን መከር ኡን ከይ ኣክሎ ብዝከድዑ ደቁ ከምዚ ዓይነት ጥልመትን ክፍኣትን ኣብ ልዕሊ ቁስልን ብዱልን ህዝብካ ክትፍጽም የሕዝን!! ህዝቢ ትግራይ ጽንዓቱን ጽሮቱን ይሃብካ😢

  • @YemaneBerehe-k9w
    @YemaneBerehe-k9w 7 годин тому

    ጌች ፀርፍ መፍትሒ አይኮነን

  • @1995mwa
    @1995mwa 11 годин тому +1

    I think Getachew is missing basic leadership skills. Such talk is very low. I see all characters of a dictator.

  • @JonNati
    @JonNati 5 годин тому

    ናይዚ ኩሉ ጸገማት ናብደብረ ጽዮን ዝምራሕ ሕወሓት ናይስልጣን ጻምእ ዝፈጠሮ ጸገም ኢዩ ህዝቢ ትግራይ መራሒኡ መሪጹ ኣይፈልጥን እንዳሕወሓት ብዝመደበቶም ኢዩ ዝምርሕ ነይሩ ሐዚ እዚይ ስለዝተረፎም ኢዮም ክዓብዱ ኢሎም ዘኒሀው ስለዚይ ስልጣን ትግራይ ብህዝቢ ክኸዉን እኒሀው እስካብ እሻዉ ግን ብኣቶ ጌታቸው ዝምራሕ ግዝያዊ መንግስቲ ከመሓድርን ክሸዉምን ግድን ኢዩ ሃተፍተፍ ኣይተብዝሑ ደቂ ትግራይ።

  • @حتوشالحبشي
    @حتوشالحبشي 12 годин тому

    Nite hadush

  • @EdrisAman-o9v
    @EdrisAman-o9v 7 годин тому

    ፈሽኳል ማለት አንተ ነህ ነባር ፕሬዝዳንት ይባላል እንዴ

  • @HailuHabtu
    @HailuHabtu 7 годин тому

    ሕወሓት ተትዐርፍ ይሀይሽ።ተዘይኮነ ፀገማት ክጋደዱ እዮም።ፀገም ትግራይ ሕወሓት ባዕላ እያ።

    • @Azeb1782
      @Azeb1782 6 годин тому

      ከም አብይ ኮይንካ ትዛረብ ኣሎኻ ዝተጠርነፈ ህዝቢ ፋሕ ይበል ትብል አሎኻ!😢😢😢😢