Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ቃለ ሂወት የሰመዐልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን አሜን ፫ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና👏👏👏👏👏🌾💘
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ጸጉኡ የብዘሐልካ ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜንን እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት ያስምዐለይ ፅብቑ ትምህርቲ ቓፅልሉ ብዛዕባ ፆሎት ኻይ ንፅልይ ንማዓልቲኸ ክንደይ ንፅልይ ኣሙሁርና መምህራነይ ❤❤
ብሓቃ🎉🎉🎉ህይወት የሰመዐልና
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤
*_ቃለ ህይወት የስዐና ክደይ ይምቅር ትምህርቶም ብእነት ኣብ ልቦናና የሕድሮ ገሩ ዝርደአካ ልሳኖም ጸግኡ የብዘሐልኩም ክቡር መምህርና ተመሥገን ኣምላከይ💠🌱_*
አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር መማሃራና 🙏❤
ኣሜን ኣሜን አሜን ቃለ ሂወት ይሰመዐልና ናተይ ሕቶ እውን እዪ ነይሩ ክብረት ይሀበልና ❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጋ የብዝሕ🕊
_ቃል ህይወት የስመዐልና_
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኻ ኽዉር ሓወይ እግዚኣቢሄር ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን😍🙏
ቃለ ሂወት የስመዓልና
ኣሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና 👏👏👏👏❤️
ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ይስመዐልና ፀጋ የብዚሐልኹም ክቡር ሓዉና ድያቆን ጥዑሙን ጹፉፉን ትምህርቲ እዩ። እግዚአብሔር ብዕደመ ጥዕና ይሓልወልና❤❤🎉❤
ፀግኡ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዘሕ እግዚአብሔር አምላክ 🤲🤲🤲
ቃል ሂወት የስመዓልና❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብረት ይሃበልና
ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ቃለ ሂወት የስመዓልና ንሕቶና መልሲ ስለ ትህቡና ነመስግን እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሕ❤
ቃል ሂወት የስመዐልና
ናይ ብሓቅ ቃል ሂወት የስማዓልና ዳይቆን፡ክብሮም ሓውና ጽቡቅ ኣጆካ ቀጽሎ
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ሓውና ፀግኡ የብዘሕ እግዚአብሔር ኣምላክ🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓዉናን መምህርናን❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሐልኩም ክብር መምህርና ክብሮም ደስ ዝብል ትምህርትን መልስን እዩ ❤🎉
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር መምህርና ዝፍተወካን ዘክብረካን መምህረይ ብጣዓሚ ደሰ ዝብል ኣገላልፃ❤❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዐልና✝️👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ት/ቲ ፀግኡ የብዝሔ❤❤
ቃል ሂወት የስመዐና ኽቡር መምህር🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ድያቆን ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድለልና🙏🥰🥰
አሜን አሜን አሜን❤❤❤🎉🎉👏👏🙏🙏
Amen Qalhiwet yesmalna kubru hawey ❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስምዐልና ክብረት ይሃበልና😊❤😊❤❤😊
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤❤❤
ክቡር ሓው ቃለ ሂይወት የስመዐልና🤲💒
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
ቃለ ህይወት ቃለ የስመአልና❤❤❤
ቃል ህይወት የሰመዐልና ኩቡር መምህርና የቀንየልና
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
Amen kal hiwet yesmeana dyakoney ❤❤
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዝሕ ❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓውና
አሜን አሜን አሜን❤
ቃል ሂወት የስመኣልና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen🙏❤️🙏❤️❤️❤️
ቃል ህወት ያስመዐልና 🙏🙏🙏❤💚
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህር ❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤🙏🙏🙏
Kalehiwet yesmealna Memhirna 🙏❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
Kale hewat yesmaelna kubur mamherna❤❤❤🙏🙏🙏
ቃልሂወትየሰመዐልናመምህርና❤❤❤
Kale hiwet ysmeana Memhir 🙏❤️🔥
🙏🙏✝️🤲
Berteu
ቃለ ህይወት የስምዐልና ናይ ኩሉ ጊዜ ሕቶ ዝኾናኒ ነይረን ግን መስቀል ምስላም ኸ ይካኣል ዶ እንዳ ሓራስ እንተ ኣቲኻ ካካብኡ ክዓ ከይተጠመቅካ መስቀል ኣይትሳለምን ይባሃል ንምታይ እዩ ሓደ ማዓልቲ ክትምሉሱልና ተስፋ ንገብር ክብረት ይሃበልና 🙏
ኣነለ ይሰምዕየ ሕቶይ እያ
ጌጋ እዩ ከምኡ ዝበሃል ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያን የለን ኣሓተይ
@@Kibromkasa-Afkarer ብሓቂ ህዝብና ክማሃር የይግበኦ ተስፋ ንገብር ብቲቪ ከተምህሩ እምበይ ካበይ ዝመፀ ዘይፍለጥ ይእሰር ኣሎ ዋላ ጥንስቲ ማይጮሎት ኣይትሕፀብን ዝብል ቢሂል ኣሎ ክብረት ይሃበልና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልኩም💕🙏
❤❤❤😊😊
ከመይ ዊዓልኩም❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን።
Xbuk tmrti zhawey amlak xegiu yebzhalka bzaeba ms sebayka hadirka wey ms sebeytka terakibka xebel ykun mexhaf kidus mhaz wey betekrstyan mietaw zmlket tetmihrena kea xbuk neru yekenelna
እግዘኣቢሄር ጸጉኡ ይብዘሓልኩም መ.ዲ. ክብሮም ሓዉና። ይቅረታ ግበሩለይ ፡ካብዛ ትምህርቱኩም ወጻኢ ከሓቶኩም ፡ ናይ (ኣደና ቅድስቲ መሪና ) ትርጉም ስመን ክትነግሩኒ ምደለኩ . .. ማለተይ መሪና እንታይ ማረት እዩ ።
❤❤❤😍😍😍👏👏👏🙏🙏🙏🕊🕊🕊🌿🌿🌿
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
አብታ ወርሓዊ ፅግያ ግን ድኻም ጥራሕ የኾነይ ኣብ ቤተ መቕደስ ካብ ናይ ክርስቶስ ደም ወፃኢ ክፈስስ ስለ ዘይብሉ እውን እዩ ንአብነት ሓደ ዲያቆን ወይ ቐሺ ከቐድስ ታሩኡ እንተኾይኑ ብልኾነ ምኽንያት ወይ ተዓንቂፉ ወይ ኢዱ ልኾነ ነገር ተሓሪዱዎ ኮታስ ካብ ሰውነቱ ደም ላፍሰሰ ከቐድስ ኣይፍቀድን ዋላ ምእመን ማለትዩ እና አብ ቤተ መቕደስ ውሽጢ ናይ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ስጋ ወደሙ ስለ ዝፍተት ማንም ምእመን ይኹን አገልጋሊ ጎል ውን ኣብ ወርሓዊ ፅግያ ይኹን ዋላ ኢዳ ሽንጉርቲ ናኸተፈት ተታሓሪዳ ብጨርቂ ጠቒሊላ ኮታስ ኣብ ልኾነ ይኹን ክፍለ ሰውነትና ደም ናፈሰሰና ክንኣቱ አይፍቀድን እዚ ማለት ግን ፈሊጠ ማለት ኣይኮነን ካብ ዝተምሃርኮዎ እዩ ምስ ይቅርታ
ነቅንየልና ክቡር ሓውና 1.ብዛዕባ ደቂ አነስትዮ ናብ ቅስና ዘይፍቀደለን ምኽንያተለ አብራህራሃልና2. ወዲ ተኾይኑ 40 ምዓልቲ ዝኽስተነሉ ጓል ተኾይና 80 ምዓልቲ ትኽስተነሉ እቲ አፈላላይ ናይ ምዓልቲታት ንገረና፡ ምኽንያቱ ካብ ሃይማኖት ዝወፁ ሰባት ነዘን ክልተ ነገራት ከም ድኽመታት ሃይማኖትና ንደቂ አነስትዮ ክብሪ ከምዘይብልና አምሲሎ ከም መከራኸሪ ነጥቢታት ገይሮም ስለዘቅርቡዎ።
Kuxri 2 wedi ab 40mealti ztmeqelu mealti bmknyat adam nab genet zeatewelu eyu gal 80 dma hewan nab genet zeatewtlu eyu❤❤❤
ኣዝዩ ኣገዳሲ ትምህርቲ ቀጽልዎ።
Besme slasie goytanan medhaninan eyesus krstos ko kmexie kelo hgi kfxm ember kefrs aymexakun elu. And period kelewa hanti gual xebel kthxeb wey ktseti aykieln eya ab nay abune gebremenfeskdus gedli btigryna zelo ab gex 45 Alo hanti sebeyti period kelewa xebel kthxeb mexia gebel kwhta mexiu, wala ab nay abune libanos teamre wn Alo entezfqed dea nmntay ezi gebel mexiwa. Mexahfti xelot kea zeythaz ab gedli emne xebel Mariam mieraf 6 Alo period keymexa kelo aqedima kulu eti tebxho mexahfti tenbb niera. Sle zrekeset zeykone zeythaz nkbri bexihka kthzo kAlie abotatna zexnhulna hgi sriat betekrstyan sle zkone eyu. Ab ftha negest zbehal mexhaf kea alo bzbelexe eti hgi kgebro zgbeana. Slezi period entelewa May xebelstay mhxab ayfqedn eyu mexahfti xelot wn.
ሓንቲ ሕቶ አላትኒ ሓንቲ አዶ ምሰወለደት አብ ጥቅኣ ዝረከብ ቀሺ ተፀዊዑ ማይ ድጋም ደጊሙ ይንፀገላ እንድሕር ዘይተነፀገ ቀንዪ 2-3ማዓልቲ ዞሎ አይአትውን ሰብ እቲባዓልናይ እቲ ቀረባ ቤተሰብ እዪ ዛኣቱ ከመይ እዪ ?
ነዚ እዋናዊ መልሲ ዘድልዮ መደብ ሒዝኩም ምምጻኩም ነመስግን። ግን ብዙሕ ትምህርቲ ኣፋላሲካ ከም ዘለኻ ክሕብረካ ይፈቱ፡ 1፥ ዝኮነ ወርሓዊ ጽግያት ዘለዋ ካብ ቤተ ክርስቲያን 40ሜትሮ ርሒቓ ጸሎታ ከተብጽሕ ወዲ ተኾነ ውን ዝኮነ ሕልመ ሌሊት ተጋጠሞ በዚ ስርዓት 24 ሰዓት ኣብ ደገ ኮይኑ ጸሎቱ ከምጽሕ ስርዓት ኢዩ፡ እዚ ከኣ ቤተ ክርስቲያን ብውሽጥን ባኣፍኣን ንጽሕትን ቅድስትን ስለ ዝኮነት ኢዩ፡ ከምኡ ድማ ቤተ ክርስቲያን ደመ መለኮት ዝነጥቦ ቦታ ደም ናይ ተራ ሰብ ክነጥቦ ዘይግባእ ስለ ዝኾነ ኢዩ፡ እቲ ድኻም ከይስመዐን ቅዳሴ ኮፍ ኢለን ከይቐድሳስ ደገ ይኩና ዝበልካዮ ተኣረመሉ፡ ምክንያቱ ኣነ ኣይደክምን ኢየ ዝብል ተተረኽበኸ፡ ኣረጋውያን ውሽጣዊ ሕማም ዘለዎም ከ ኣብ ውሽጢ ደው ኢሎም ከቀድሱ ስለ ዘይክእሉስ ክወጹ ማለትካ ድዩ፡ 2፥ ወዲ ንዘሕረሰት 20 ምዓልቲ ጓል ንዘሕረሰት ኣብ ደም ዝተሳተፈት ማላትዩ፡ ጓል ንዘሕረሰት ድማ 40 መዓልቲ ከልኪልዋ ኣሎ፡ፍትሓ ነገስት ትርጓሜ ተመልከት፡ ምናልባት እዚ ፍትሒ የድልዮ ንዝብል ድማ ቅዱስ ሲኖዶስ ነዚ ከመሓይሾን ከም በሓድሽ ክብይነሉን ይክእል ኢዩ። ብውልቅኻ ግና ኣፍካ ዝሃበካ ካብ መጽሓፍ ወጻኢ ኣይትዛረብ፡ ልክዕ ወርሓዊ ጽጊያት ኢዩ፡ መርገም ዘለዎ ኣይኮነን፡ እንታይ ዳ ርስሓተ ስጋ ተባሂሉ ኢዩ ዝጽዋዕ፡ ይኩን እምበር ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያና ንጽህናን ቅድስናን ክንሕሉ ይግባእ፡ ንሳ በኣና ትረክስን ትቅደስን ኣይኮነትን ግና ስርዓት ምሕላው ግዴታ ኣሎና፡ እንዳ ሓራስ ንዘኣተወ ሓራስ ሰላም ንዝበለ ግና ጸገም የብሉን ካብ ቤተ ክርስቲያን ምእታው ዝኽልክሎ የብሉን፡ ናይ ማየ ጸሎት ዝበልካዮ ኣይግባእን፡ ናቱ ቃል ኪዳን ስለ ዘለዎ፡ ማለት ምስ ጽጊኣተን ከለዋ ከይነጽሁን ዘኣትዉ ቕዱሳን ብተኣምር ካብቲ ቦታ ብዝተፈላልየ ናይ ኣራዊት ምልክት ክሰጉዎም ብዙሕ ግዜ ይረአ ኢዩ፡ ስለዚ ሓደራ መጻሕፍቲ ከይዳህሰስና ሊቃውንት ከይተወከስና መልሲ ንምሃብ ኣይንተሃወኽ
ማጮሉት ተነጺግካ እዩ ዝእቶ ቀልጢፍካ ክትንጸግ ኣለካ
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ❤
ቃል ህይወት የሰመዐልና❤
ቃለ ሄወት የስምዓልና
ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዕልና
ቃል ህወት የስመዐልና ❤
❤❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤🙏🙏
❤❤❤❤❤
ትኽክል 👏
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የሰመዐልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን አሜን ፫ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና👏👏👏👏👏🌾💘
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ጸጉኡ የብዘሐልካ ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜንን እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት ያስምዐለይ ፅብቑ ትምህርቲ ቓፅልሉ ብዛዕባ ፆሎት ኻይ ንፅልይ ንማዓልቲኸ ክንደይ ንፅልይ ኣሙሁርና መምህራነይ ❤❤
ብሓቃ🎉🎉🎉ህይወት የሰመዐልና
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤
*_ቃለ ህይወት የስዐና ክደይ ይምቅር ትምህርቶም ብእነት ኣብ ልቦናና የሕድሮ ገሩ ዝርደአካ ልሳኖም ጸግኡ የብዘሐልኩም ክቡር መምህርና ተመሥገን ኣምላከይ💠🌱_*
አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር መማሃራና 🙏❤
ኣሜን ኣሜን አሜን ቃለ ሂወት ይሰመዐልና ናተይ ሕቶ እውን እዪ ነይሩ ክብረት ይሀበልና ❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጋ የብዝሕ🕊
_ቃል ህይወት የስመዐልና_
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኻ ኽዉር ሓወይ እግዚኣቢሄር ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን😍🙏
ቃለ ሂወት የስመዓልና
ኣሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና 👏👏👏👏❤️
ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ይስመዐልና ፀጋ የብዚሐልኹም ክቡር ሓዉና ድያቆን ጥዑሙን ጹፉፉን ትምህርቲ እዩ። እግዚአብሔር ብዕደመ ጥዕና ይሓልወልና❤❤🎉❤
ፀግኡ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዘሕ እግዚአብሔር አምላክ 🤲🤲🤲
ቃል ሂወት የስመዓልና❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብረት ይሃበልና
ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ቃለ ሂወት የስመዓልና ንሕቶና መልሲ ስለ ትህቡና ነመስግን እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሕ❤
ቃል ሂወት የስመዐልና
ናይ ብሓቅ ቃል ሂወት የስማዓልና ዳይቆን፡ክብሮም ሓውና ጽቡቅ ኣጆካ ቀጽሎ
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ሓውና ፀግኡ የብዘሕ እግዚአብሔር ኣምላክ🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓዉናን መምህርናን❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሐልኩም ክብር መምህርና ክብሮም ደስ ዝብል ትምህርትን መልስን እዩ ❤🎉
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር መምህርና ዝፍተወካን ዘክብረካን መምህረይ ብጣዓሚ ደሰ ዝብል ኣገላልፃ❤❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዐልና✝️👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ት/ቲ ፀግኡ የብዝሔ❤❤
ቃል ሂወት የስመዐና ኽቡር መምህር🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ድያቆን ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድለልና🙏🥰🥰
አሜን አሜን አሜን❤❤❤🎉🎉👏👏🙏🙏
Amen Qalhiwet yesmalna kubru hawey ❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስምዐልና ክብረት ይሃበልና😊❤😊❤❤😊
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤❤❤
ክቡር ሓው ቃለ ሂይወት የስመዐልና🤲💒
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
ቃለ ህይወት ቃለ የስመአልና❤❤❤
ቃል ህይወት የሰመዐልና ኩቡር መምህርና የቀንየልና
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ
ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
Amen kal hiwet yesmeana dyakoney ❤❤
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዝሕ ❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓውና
አሜን አሜን አሜን❤
ቃል ሂወት የስመኣልና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen🙏❤️🙏❤️❤️❤️
ቃል ህወት ያስመዐልና 🙏🙏🙏❤💚
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህር ❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤🙏🙏🙏
Kalehiwet yesmealna Memhirna 🙏❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
Kale hewat yesmaelna kubur mamherna❤❤❤🙏🙏🙏
ቃልሂወትየሰመዐልናመምህርና❤❤❤
Kale hiwet ysmeana Memhir 🙏❤️🔥
🙏🙏✝️🤲
Berteu
ቃለ ህይወት የስምዐልና ናይ ኩሉ ጊዜ ሕቶ ዝኾናኒ ነይረን ግን መስቀል ምስላም ኸ ይካኣል ዶ እንዳ ሓራስ እንተ ኣቲኻ ካካብኡ ክዓ ከይተጠመቅካ መስቀል ኣይትሳለምን ይባሃል ንምታይ እዩ ሓደ ማዓልቲ ክትምሉሱልና ተስፋ ንገብር ክብረት ይሃበልና 🙏
ኣነለ ይሰምዕየ ሕቶይ እያ
ጌጋ እዩ ከምኡ ዝበሃል ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያን የለን ኣሓተይ
@@Kibromkasa-Afkarer ብሓቂ ህዝብና ክማሃር የይግበኦ ተስፋ ንገብር ብቲቪ ከተምህሩ እምበይ ካበይ ዝመፀ ዘይፍለጥ ይእሰር ኣሎ ዋላ ጥንስቲ ማይጮሎት ኣይትሕፀብን ዝብል ቢሂል ኣሎ ክብረት ይሃበልና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልኩም💕🙏
❤❤❤😊😊
❤❤❤
ከመይ ዊዓልኩም❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን።
Xbuk tmrti zhawey amlak xegiu yebzhalka bzaeba ms sebayka hadirka wey ms sebeytka terakibka xebel ykun mexhaf kidus mhaz wey betekrstyan mietaw zmlket tetmihrena kea xbuk neru yekenelna
እግዘኣቢሄር ጸጉኡ ይብዘሓልኩም መ.ዲ. ክብሮም ሓዉና።
ይቅረታ ግበሩለይ ፡ካብዛ ትምህርቱኩም ወጻኢ ከሓቶኩም ፡ ናይ (ኣደና ቅድስቲ መሪና ) ትርጉም ስመን ክትነግሩኒ ምደለኩ . .. ማለተይ መሪና እንታይ ማረት እዩ ።
❤❤❤😍😍😍👏👏👏🙏🙏🙏🕊🕊🕊🌿🌿🌿
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
አብታ ወርሓዊ ፅግያ ግን ድኻም ጥራሕ የኾነይ ኣብ ቤተ መቕደስ ካብ ናይ ክርስቶስ ደም ወፃኢ ክፈስስ ስለ ዘይብሉ እውን እዩ ንአብነት ሓደ ዲያቆን ወይ ቐሺ ከቐድስ ታሩኡ እንተኾይኑ ብልኾነ ምኽንያት ወይ ተዓንቂፉ ወይ ኢዱ ልኾነ ነገር ተሓሪዱዎ ኮታስ ካብ ሰውነቱ ደም ላፍሰሰ ከቐድስ ኣይፍቀድን ዋላ ምእመን ማለትዩ እና አብ ቤተ መቕደስ ውሽጢ ናይ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ስጋ ወደሙ ስለ ዝፍተት ማንም ምእመን ይኹን አገልጋሊ ጎል ውን ኣብ ወርሓዊ ፅግያ ይኹን ዋላ ኢዳ ሽንጉርቲ ናኸተፈት ተታሓሪዳ ብጨርቂ ጠቒሊላ ኮታስ ኣብ ልኾነ ይኹን ክፍለ ሰውነትና ደም ናፈሰሰና ክንኣቱ አይፍቀድን እዚ ማለት ግን ፈሊጠ ማለት ኣይኮነን ካብ ዝተምሃርኮዎ እዩ ምስ ይቅርታ
ነቅንየልና ክቡር ሓውና
1.ብዛዕባ ደቂ አነስትዮ ናብ ቅስና ዘይፍቀደለን ምኽንያተለ አብራህራሃልና
2. ወዲ ተኾይኑ 40 ምዓልቲ ዝኽስተነሉ ጓል ተኾይና 80 ምዓልቲ ትኽስተነሉ እቲ አፈላላይ ናይ ምዓልቲታት ንገረና፡ ምኽንያቱ ካብ ሃይማኖት ዝወፁ ሰባት ነዘን ክልተ ነገራት ከም ድኽመታት ሃይማኖትና ንደቂ አነስትዮ ክብሪ ከምዘይብልና አምሲሎ ከም መከራኸሪ ነጥቢታት ገይሮም ስለዘቅርቡዎ።
Kuxri 2 wedi ab 40mealti ztmeqelu mealti bmknyat adam nab genet zeatewelu eyu gal 80 dma hewan nab genet zeatewtlu eyu❤❤❤
ኣዝዩ ኣገዳሲ ትምህርቲ ቀጽልዎ።
Besme slasie goytanan medhaninan eyesus krstos ko kmexie kelo hgi kfxm ember kefrs aymexakun elu. And period kelewa hanti gual xebel kthxeb wey ktseti aykieln eya ab nay abune gebremenfeskdus gedli btigryna zelo ab gex 45 Alo hanti sebeyti period kelewa xebel kthxeb mexia gebel kwhta mexiu, wala ab nay abune libanos teamre wn Alo entezfqed dea nmntay ezi gebel mexiwa. Mexahfti xelot kea zeythaz ab gedli emne xebel Mariam mieraf 6 Alo period keymexa kelo aqedima kulu eti tebxho mexahfti tenbb niera. Sle zrekeset zeykone zeythaz nkbri bexihka kthzo kAlie abotatna zexnhulna hgi sriat betekrstyan sle zkone eyu. Ab ftha negest zbehal mexhaf kea alo bzbelexe eti hgi kgebro zgbeana. Slezi period entelewa May xebelstay mhxab ayfqedn eyu mexahfti xelot wn.
ሓንቲ ሕቶ አላትኒ ሓንቲ አዶ ምሰወለደት አብ ጥቅኣ ዝረከብ ቀሺ ተፀዊዑ ማይ ድጋም ደጊሙ ይንፀገላ እንድሕር ዘይተነፀገ ቀንዪ 2-3ማዓልቲ ዞሎ አይአትውን ሰብ እቲባዓልናይ እቲ ቀረባ ቤተሰብ እዪ ዛኣቱ ከመይ እዪ ?
ነዚ እዋናዊ መልሲ ዘድልዮ መደብ ሒዝኩም ምምጻኩም ነመስግን። ግን ብዙሕ ትምህርቲ ኣፋላሲካ ከም ዘለኻ ክሕብረካ ይፈቱ፡
1፥ ዝኮነ ወርሓዊ ጽግያት ዘለዋ ካብ ቤተ ክርስቲያን 40ሜትሮ ርሒቓ ጸሎታ ከተብጽሕ ወዲ ተኾነ ውን ዝኮነ ሕልመ ሌሊት ተጋጠሞ በዚ ስርዓት 24 ሰዓት ኣብ ደገ ኮይኑ ጸሎቱ ከምጽሕ ስርዓት ኢዩ፡ እዚ ከኣ ቤተ ክርስቲያን ብውሽጥን ባኣፍኣን ንጽሕትን ቅድስትን ስለ ዝኮነት ኢዩ፡ ከምኡ ድማ ቤተ ክርስቲያን ደመ መለኮት ዝነጥቦ ቦታ ደም ናይ ተራ ሰብ ክነጥቦ ዘይግባእ ስለ ዝኾነ ኢዩ፡ እቲ ድኻም ከይስመዐን ቅዳሴ ኮፍ ኢለን ከይቐድሳስ ደገ ይኩና ዝበልካዮ ተኣረመሉ፡ ምክንያቱ ኣነ ኣይደክምን ኢየ ዝብል ተተረኽበኸ፡ ኣረጋውያን ውሽጣዊ ሕማም ዘለዎም ከ ኣብ ውሽጢ ደው ኢሎም ከቀድሱ ስለ ዘይክእሉስ ክወጹ ማለትካ ድዩ፡
2፥ ወዲ ንዘሕረሰት 20 ምዓልቲ ጓል ንዘሕረሰት ኣብ ደም ዝተሳተፈት ማላትዩ፡ ጓል ንዘሕረሰት ድማ 40 መዓልቲ ከልኪልዋ ኣሎ፡ፍትሓ ነገስት ትርጓሜ ተመልከት፡ ምናልባት እዚ ፍትሒ የድልዮ ንዝብል ድማ ቅዱስ ሲኖዶስ ነዚ ከመሓይሾን ከም በሓድሽ ክብይነሉን ይክእል ኢዩ። ብውልቅኻ ግና ኣፍካ ዝሃበካ ካብ መጽሓፍ ወጻኢ ኣይትዛረብ፡ ልክዕ ወርሓዊ ጽጊያት ኢዩ፡ መርገም ዘለዎ ኣይኮነን፡ እንታይ ዳ ርስሓተ ስጋ ተባሂሉ ኢዩ ዝጽዋዕ፡ ይኩን እምበር ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያና ንጽህናን ቅድስናን ክንሕሉ ይግባእ፡ ንሳ በኣና ትረክስን ትቅደስን ኣይኮነትን ግና ስርዓት ምሕላው ግዴታ ኣሎና፡ እንዳ ሓራስ ንዘኣተወ ሓራስ ሰላም ንዝበለ ግና ጸገም የብሉን ካብ ቤተ ክርስቲያን ምእታው ዝኽልክሎ የብሉን፡ ናይ ማየ ጸሎት ዝበልካዮ ኣይግባእን፡ ናቱ ቃል ኪዳን ስለ ዘለዎ፡ ማለት ምስ ጽጊኣተን ከለዋ ከይነጽሁን ዘኣትዉ ቕዱሳን ብተኣምር ካብቲ ቦታ ብዝተፈላልየ ናይ ኣራዊት ምልክት ክሰጉዎም ብዙሕ ግዜ ይረአ ኢዩ፡ ስለዚ ሓደራ መጻሕፍቲ ከይዳህሰስና ሊቃውንት ከይተወከስና መልሲ ንምሃብ ኣይንተሃወኽ