ERi-TV Documentary: እቲ ዓቢ ዛንታ - 3ይ ክፋል - The Larger Story - Part 3

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 120

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 років тому +19

    ብ ታሕጋስ ይነብዕ ኣለኹ ሰላምና ይብዛሕ ደቂ ኤረይ!!!!!! ኣሜን ንበል የሕዋት!!!!

  • @nopenot4058
    @nopenot4058 5 років тому +9

    Eritrea is the beauty of everything interesting and touching documentary thank you eri TV and the participants Eritrea will revived forever

  • @margarettesfamichael5930
    @margarettesfamichael5930 5 років тому +9

    We never been forget you our heroes counting success just like yesterday again!! GOD bless Eriy!!🎆🎠🎆🎠🎆🎠🎆🎠🎆🎠🎆🎠

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish2729 5 років тому +8

    መንፈስካ ዳግም ዘባራብር ጡዑም ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ። ክብርቲ ኣደ ቃልኪ ክንሕሉ ኢና ታሪኽ ወለድና ናብ ደቅና ውን ከነሳጋግሮ ኢና ቅሰኑ ህዝብና።

  • @yordi1683
    @yordi1683 5 років тому +9

    Sahel nafikeyo beflay kea itaro nedadi sheu teum niru edme kulenetey zehlefkulu bekiye bekiy thanks enda zena🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hamidedrisawate5045
    @hamidedrisawate5045 5 років тому +32

    ኣጆኹም/ኽን ደቂ ናጽነት ኣጆኹም/ኽን ደቂ ሰማእታት, ኣብ ጎንኹም ኣሎና ንኹሉ እንተታት, ኤሪ ቲቪ ንዘልኣለም ንበርልና እንኮ ንስኪ ኢኺ ናትና ወትሩ ንቕድሚት

    • @yerdanos1180
      @yerdanos1180 5 років тому +1

      hamid edris Awate 💪💪💪💪🇪🇷💯🇪🇷👍

  • @ksanet14ever63
    @ksanet14ever63 5 років тому +41

    እዋይ ሎሚ ሎምስ ተሕጉሱና ደለኹም ደቂ ኤረይ, ሰሰኑለይ ዓይኒ ኣባይኩም የልግሰልኩም

  • @sabatekle6948
    @sabatekle6948 5 років тому +2

    ክብረት ይሃብኩም Tv Ere ኣዝዩ ቡሉጽ ምቁሩን መደብ ትሃራፊ ታሪኽ ጀጋኑና ዝዋዕለ ይንገርካ ምሪኣይ ምእማንዩ

  • @matiwosmedhanie7160
    @matiwosmedhanie7160 5 років тому +19

    merhaba deki Eri jeganu men kemkum Nebrlay Love you

  • @lulishow582
    @lulishow582 5 років тому +20

    መርሓባ ደቂ ኤረይይይይይይይይ

  • @adoniaseyob2688
    @adoniaseyob2688 3 роки тому

    A beautiful and great people hero for ever and ever God bless you and our beautiful country. A very good program good job keep going ♥️🇪🇷❤️💪🏿

  • @tesfalemg.ghebremariyam2876
    @tesfalemg.ghebremariyam2876 5 років тому +2

    መርሓባ ቲቪ ኤረ ብሓቂ ዓቢ ዛንታ ጽቡቕ መደብ አንዳ ዜና ብምውህሃድ ጽፉፍ ሰሪሕኩም ኩሉኹም ኣባላት ዘቕረብኩሞ ዝምስገን ኮይኑ ብፍላይ ምኩርን ገዲም ጋዜጠይና ኢሳቕ መሓሪ ይበል ኣቀራርባን ዝያዳ ስሓቢ ብዝኾነ መግለጽን ዚያዳ መቐረት ሂካዮ ብቕዓትካ ብርግጽ ኣንጸባሪቕካዮ የቐንየልና ስለቲ ክቡር ሞያኻ።

  • @gorginobere921
    @gorginobere921 Рік тому

    ብዝኾነ ነገር ዘይትመን ታሪኽን ህዝብን ዝውንን ክቡር ስፍራ :: ብቀረባን ብማዕዶ ስሚዒትካ ዝትንክፍ ሓላል ስፍራ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @danielkidane5169
    @danielkidane5169 5 років тому +10

    Eritv kab dikaskum kitbareberu jemirkum well done

  • @ዘመን-ማህደር
    @ዘመን-ማህደር 5 років тому +17

    ክብርን ምስጋናን ንስዋኣትና ወትሩ ኣብ ፍኖት ሰማእታት እንካዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ኤርትራውናት ኩቡር መንነት ።

  • @ghenetmedhane9393
    @ghenetmedhane9393 5 років тому +8

    ዋናታት ኣለዉዋ ዛ'ሃገር ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ኣብ ኣሰር ኣያታትኩምን ኣዴታትኩምን: ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና::

  • @yordanosgebresgiher4816
    @yordanosgebresgiher4816 5 років тому +1

    Merheba deki erey maerey atum jeganu nizelalem nberuley amlak admen tanann yhabka fetari 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺

  • @genetmelesnegash4621
    @genetmelesnegash4621 5 років тому +17

    Hzbawi gnbar malet tarik hzbi Eritrea malet eyu. Bzeka Hzbawi gnbar hadnet hzbi Eritrea zhlu yelen. Abet tekedhu zeywdae tarik, eka eyu zelena. Amlak nEritrean hzban ybarek (amen)3🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

    • @yerdanos1180
      @yerdanos1180 5 років тому

      Genet Meles Negash Amen 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷🥰🥰

    • @itbarekyosef9188
      @itbarekyosef9188 5 років тому

      Botay bota jegnu hije abzy koyne kero kelku betami yehgose

  • @tesfitgere3281
    @tesfitgere3281 5 років тому +3

    Anes kulu gzie hgus kabakum deqza halal meriet mftarey eri love♥️ viedoes die ich mag.♥️♥️♥️♥️❤❤❤👍👍👍👍

  • @natsnettsegai3078
    @natsnettsegai3078 5 років тому +2

    ቓላት ዘይርከቦ ስራሕ። ንቐጽል በሉ ሰለስተ ርብዒ ዕድመና ዝዓበናሉ ሽንጭሮ። እዚ መን ይረኽቦ ዕድል ዝሃቦ።

  • @yordanega868
    @yordanega868 5 років тому +3

    ክቡራት ትቭ ኤሪ ኣበይ ጸኒሕኩም ክሳብ ሎሚ ታሪክና ካብ ደይ ምፍላጥ ኣብ ደገ ንንብር ደቅኩም
    ብ ጀብሃውያን ታሪክና ብኻልእ ኣረዲ ኦምና
    ኣንጻር ሃገር ከም ንዓጥቕ ጌሮምና
    ቀተልቲ ሰብ እንበር ታሪክ ከምዘይ ሰራሕኩም ኣረዲዕምና እንተ ሕጂ ግን ኣጆኩም በርትዑ ካብ ቦታ ሓሊፍኩም ብብርኪድ ሓይሊ ጋንታ መስርዕ
    ብውልቂ ተጋዳላይ ዝተገበረ ታሪኽ ኣዘንትውልና
    በጃኩም ተጋዳላይ ወያኒ እዩ ናጽነት ኤርትራ ኣምጺዋ ኢሎም ታሪክና ይስረቅ ኣሎ ማጃኩም
    ተርኩልና ናብ ታርክና ምዕቃብ ክንምለስ

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 Рік тому

    Welcome deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸

  • @beyenebeyene6279
    @beyenebeyene6279 5 років тому +1

    Wetru 🇪🇷🌹🇪🇷🌹Aweti🇪🇷🌹🇪🇷🌹 Nahafash 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏Siwatena Nizelalem yekesenu🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ghirmaihaile502
    @ghirmaihaile502 5 років тому +2

    True real story eritrea beautiful smart people 💘 💘

  • @mussiesereke2901
    @mussiesereke2901 5 років тому +9

    Zyada ksrehalu zelewo Guday eyu mo kexlwo
    Zelalemawi zkri nswatna
    Awet neti nezi kwn zgebere Hafash Hzbi Eritrea !!!!!

  • @beyenebeyene6279
    @beyenebeyene6279 5 років тому +1

    Deki Eri shikoronatat ajokme abe gonkum alena zehben eu. 🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eri natay tebarkile zite barket hager.. Wotru 🇪🇷💪🇪🇷Awet 🇪🇷💪🇪🇷Nahfash 🇪🇷💪🇪🇷

  • @yordanosgebresgiher4816
    @yordanosgebresgiher4816 5 років тому +1

    Kburat hizbi sahl nberuley😍😍😍😍😍💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 5 років тому +2

    ህዝቢ ሳሕል ተጋድላይ ጅግንነት ፍጻማይ ቡሩኽ ህዝቢ ኣታሓሳስቡኡ በልሕ ናጽነትኩም ብደምኩም ጨብትኩም ክብረት ይሃብኩም ደቂ ኤረይ🇪🇷❤️🌹
    ሓደሽቲ ዎለዶ ህዝቢ ሳሕል ዝበለኩም ሰሚዕኩም ኣለኩም ኣብ ልብኹም ይሕድሮ ንሕና መንግስትና ንኽብር ኢና መንግስትኹም ኣኽብሩ ጽባሕ ካእይ ትጉሁ

  • @kbromberhane3347
    @kbromberhane3347 5 років тому +1

    Tawetu deki erey xibuk srah awet msana ykun awet nhafash Eritrawi endahadere zkulae meninet

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 2 роки тому

    ሰይ ጀጋኑና ተሳተፍቲ ምስ ጋዘጠኛ ኢሳቕ መሓሪ። በዚ ነቲ ኣዝዩ ክቡር ታሪኽና ኣብ ምስናድ ዝወሰድኩሞ ሓጎሰይን ምስገናይ ፍጹም መዐየሪ የብለይን፤ ምኽንያቲ ኣነ ከም ዜጋ ናብቲ ዝሓለፈ ጽንኩርን ኣዝዩ ከኣ መሪር ስለ ዝመልሰኒ ኣድንቖተይን ኩርዓተይን ሰማይ ጠቀስ ብምባል ጥራይ የ ክሓልፎ ዝኽእል። እዚ ከምዚ ዓይነት ኣዛናትዋ ቀጻልን ዓቢ ወፍሪ ከም ዘድልዮ ንማንም ስውር ኮይኑ ኣይስማዓንን። ኦ ክቡራት ኣካላት መንግስቲ/ስነዳ ደጋጊመ ሓደራኹም ቀጽልዎ ቀጽልዎ.............፤ ምኽንያቱ ብዙሓት ጀጋኑና ታሪኾም ሒዞሞ ይኸዱ ስለ ዘለው። ሒዞሞ ዝኸዱ ዘለዉ ወርቃዊ ወይ ኣልማዛዊ ታሪኽ ስለ ዝኾነ፣ እዚ ጉዳይ ብፍሉይ ኣጣማምታን ወጻእታትን ክርአ ዝግብኦ እዩ።
    ወትሩ ከኣ ክብርን ዝኽርን ነቶም ብርሃን እንከይረአዩ ክቡር ሂወቶም ለግሾም ብርሃን ዝለገሱ ብጾት፣ ከም ኡ ውን ክብርን ምስገናን ንህልዋት ተጋደልትና።
    ወርትግ ዓወት ንሓፋሽ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfalemg.ghebremariyam2876
    @tesfalemg.ghebremariyam2876 5 років тому +8

    ኤሪትራውነትና የሐብነና፣አንቋዕ ካብዚ ህዝቢ ተፈጠርና። አዚ ናይ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ቃላት ደጋጊምካ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ረዚን መሌኽቲ ንመናአሰይ ዝሃቡዎ ለበዋ ነስተንትኖ።
    አቲ ንቕሓቶምን አምነቶምን የዕግበካ ጽላል ዓንዲ ሕቖ ሰውራና ኣብዚ ዘብጽሑና ኢዮም።ተመሃሩ መንግስትኹም ኣጽንዑ፣መረትኩም ካብ ጸላኢ ሓልዉ ኢሎም።

  • @ibrahimidris5914
    @ibrahimidris5914 5 років тому

    Gigna zikhone hizbi, neza aziyu zefqira halal meriet ab, qal kidanu xinuu zikhone hizbi, beaal metkel.
    God bless Eritrea❤❤

  • @eriwhisper6691
    @eriwhisper6691 4 роки тому

    Love u guys

  • @tecleghebremeskel2769
    @tecleghebremeskel2769 5 років тому +4

    Please ansi kem cariculem enteztato abiet tmhrti emo bzo derga ametawi enteznged tsbuq mokene ybl

  • @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
    @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 5 років тому

    The truth never died, long live our hero's.

  • @yordanosgebresgiher4816
    @yordanosgebresgiher4816 5 років тому +1

    Deki erey maerey

  • @eriwhisper6691
    @eriwhisper6691 4 роки тому

    I am sadu nehamedu but I am with my country snd family

  • @mussiegebrezgi3182
    @mussiegebrezgi3182 5 років тому +1

    እዚ እዩ ነዚ ንምምሳል እዩ ንሕ ኤርትራዉነት ባዕልካ ጎይታ ባዕልካ ምኻን ዓለም ፍትሒ የብላን ስለዚ ባዕልካ ንህብካን መንግስትካንን ጸኒዕካ ንሕና ንሓና ምባል እዩ ባዕልካ ንሱ ዩ እቲ ሓቂ ምንባር

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf7298 3 роки тому

    Wow, my face is wetting with a 😢💧tear. We suppose to provide all service to the people in Sahil. Can you imagine no one is complaining but recommend 👌us to United and work hard. I hope the government would heared it and provide assistance to my beloved people in sahil. I love 💘my people in Sahil. I will come to serve you one day for sure!!!!! Amazing and exceptional people in 🇪🇷 Sahil

  • @bereketrustom7391
    @bereketrustom7391 5 років тому +2

    Teawet teawet teawet 🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌟

  • @yordanosgebresgiher4816
    @yordanosgebresgiher4816 5 років тому +1

    Tsenia zetsnat adena adey zeneb jigna eye😍😍😍💪💪💪💪💪🌺🌺🌺🌺🌺❤🌺🌺😍😍😍❤❤❤

  • @6257-r4y
    @6257-r4y 5 років тому +1

    እውውው እዘን ሰበይቲ ዝተዛረቦኦ ቃል ቃል ጥራይ ኣይኮነን ኣዕጽምትካ ዘረስርስ ኣንጉዕ ኢዩ ከምዚ ዓይነት ኢና ንሕና ደቂ 9ብሄር ኢና ዘብለና ኣሰናይ ጸናኩም ሳሕል መፍረ ጀጋኑ ኢያ ጅግንነት ካኣ ካብቲ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ዝውነን ስፍራ ዝተወርሰ ኢዩ ህዝቢ ሳሕል ጽኑዕ ህዝቢ ባዓል ታሪክን ገድል

  • @fishoimrara
    @fishoimrara 5 років тому +8

    ደኸመ እናበልዎ ዝሕይል ህዝብን ግምባርን ከምብሓድስ ተወሊዱ ወይልኻ ከዳዕ

    • @yerdanos1180
      @yerdanos1180 5 років тому

      Fishoi Mrara Ewe wlueu kedae mesaseyti stelaeti zkonu kedat Awet Nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟💪💪💪💪💪👍

  • @mussiegebrezgi3182
    @mussiegebrezgi3182 5 років тому +1

    አየወ መን እሞ የስቆርቅሮ መን እሞ የስተንትኖ እቲ ዉዕለት ባዕልካ ልዕሊ ተፈጥሮ ጸብለል ኢልካ ምዕዋት ህዝባዊ ግንባር ዓለም ብምልአ ንህዝቢ ኤርትራን ሰዉራ ኤርትራን ጸማም እዝኒ ዝሃበቶ በሎክ ኢሎም ናብ ዓወት ክመጽእ ሃንደብ ክኮና ንዓለም ባዕልና ብባዕልና

  • @eriwhisper6691
    @eriwhisper6691 4 роки тому +1

    Enjoy ok we eritreans nevere been neel down

  • @Eritrea32
    @Eritrea32 5 років тому +3

    ብጣዕሚ ኢና ንፋቶ ደቂ ኤረይ!!
    ፈኽፈኽ ዝብል ብርቱዕ ፍቅሪ'ዩ ዘለና!!
    የግዳስ ጸላእትና ነለሊ" እቲ ምንታይሲ
    ኣለዉ ብዙሓት ሓለይቲ መሲሎም ካዕቦ ንብዓት እንዳ ነብዑ ከይደቀሱ ዝሓድሩ፡
    ነዚ ሚሎናት ከፊልካ ዘይርከብ ፍቅርና ከባክኑ!
    እሞ ኣይትድከሙ
    ኣይፋልክሙን ኣይትሕለሙ
    ተኪኢልኩም ንፍቅሪ እለሙ
    ጽግዕተኛታት ኢኩም ከመይ ኢልኩም
    ምስ ደቀባት ሓቢርኩም ከምትነብሩ ድኣ ሕለሙ""
    ምበልኹኹም ኔረ ኣንቱም ደማሙ
    ግን ኣሎ ድሓን ግብርኩም ኣብኡ ትሓቲሙ

    • @sen-ayt7782
      @sen-ayt7782 5 років тому +1

      🌷🙏🙏🙏🙏🇪🇷

  • @blockbosses3860
    @blockbosses3860 5 років тому +1

    ሃገር ስብ ኣለዋ ብ ኣኩም ኣዝና ኮሪዕና

  • @teklegere5774
    @teklegere5774 5 років тому

    Deki eri 🌹💐💐💐💐💐💐🌷💯💯💯💯💪💪💪💪💪💪

  • @hiwetgebrezgabiher9747
    @hiwetgebrezgabiher9747 3 роки тому

    ህዝቢ አሪትራ ካብ መሰረቱ ጂግናን ፈቃርን ህዝቢ፣ተጋደልትን ህዝብን ጸባን ማይን ኮይኑ ሐቢሩ አዩ ተጋዲሉ፣ኣብ ዓወት ካኣ በጺሑ፣ስለዚ ስዉኣትና ቅሰኑ ዓወት ንሐፋሽ

  • @Zaydom1104
    @Zaydom1104 3 роки тому

    Hagosey meqxexar sineya ynebie aleku

  • @tftoftsum4411
    @tftoftsum4411 5 років тому +2

    Antay werisom ?
    Azabe dea ywresukum amber resahat

  • @rshantesfancial1392
    @rshantesfancial1392 5 років тому +1

    etay koyne ayfeltin nbatey berbaete mazn zaryu hagerey halaley

  • @dahlak8721
    @dahlak8721 5 років тому +1

    Weled aje sahil kem hager riesi ketemana nay metsat na ya

  • @henosw3063
    @henosw3063 3 роки тому +1

    Buzuh xbuk yrei yemo aykem lomin seb bmexahftin bafkan tarik ktnegron ab bota tatik kedka (wesidom) kmhrukan bzuh rebhan xbaken U zelowo👌👌👌👌🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪👏🙏🌻👍🍏💐👏🌹❤️👌💪👏🌷🍍🍓🍎🍏🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏

  • @habtegebru5601
    @habtegebru5601 5 років тому +3

    Esse agrand contos e historia

  • @erieri4191
    @erieri4191 5 років тому +1

    ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ እምነት ፍቕሪ ሓድነት ሰርቅዎ
    ደምበ ፍትሕ ከኣ ሓድነት ፋሕ ኣብልኩሞ
    ኤርትራ ኤርትራ ክትከውን እያ ህዝቢ ሳሕል ሓድነት ይጽውዕ ኣሎ
    Long live ህዝባዊ ግንባር ቤት ወደድ ኣብራሃ ኢብራሂም ዓፋ
    እዞም ኩሎም ተዛረብ ህዝቢ ሳሕል ሓድነት ይጽውዕ ኣሎ ውውውውውው
    ህዝባዊ ግንባር ናፍቖሞም እቶም ካብ እምነቶም ፈልከት ዘይብለ ህዝቢ ኢሰያስ ኮብላሊ ናይ ህዝባዊ ግንባር ናይ ናቕፍን ሳሕልን

  • @ghenetmedhane9393
    @ghenetmedhane9393 5 років тому +1

    መንእሰይ ወለዶ ነዚ ልቢ ዝትንክፍ ረዚን ታርኽ ወልድኻ ምዕቃብ ግዴኻ ዩ: ተሻሞ ብኹሉ ምዳያት: ነዓኻ ያ ኤርትራ ፎእ! በሎም ንኸድዓት::

  • @2020-v5d
    @2020-v5d 2 роки тому

    shukren eri tv bes tigre liyliamir ertri hala ymesleni tigrum dib tiblo la higyahum lihalfana hala kkkkkkkkk.
    wo lakin barnamij grum ,
    naqfa arid mhirbet

  • @Mohamed-ev3gv
    @Mohamed-ev3gv Рік тому

    Medre bda koina sahel bsenki higdef

  • @esuhabte5755
    @esuhabte5755 5 років тому

    ahhhhh nibiat mexinu deki halalat hzbi burukat hzbi

  • @tekleberhe786
    @tekleberhe786 5 років тому +3

    ኣታ ክንደይ ትዛረቡ ኢኩም፡ህዝቢ ሳሕል ጠሊምኩሞ ኢኩም።ደቁ ፋሓም በገማል እንዳፍሓመ እዩ ዝዕብዮም ዘሎ።

  • @6257-r4y
    @6257-r4y 5 років тому +2

    እዞም ንዊዒግን ጽጉማት ኢልኩም ትሕግዙ ንህዝቢ ኤርትራ ንቃለስ ኣሎና ትብሉ እዚ ውን ህዝብኩም ኢዩ ሓግዝዎ ንህዝቢ ትቃለሱ እንተ ሃሊኩም ህዝቢ ሳሕል ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣሎና

  • @hadaabeli9886
    @hadaabeli9886 5 років тому

    Temam wala

  • @esrnetwork7
    @esrnetwork7 5 років тому +3

    Abey emo hiwet geganu wesidu hiji hiwet eshlat yewesedalo😪

  • @gorginobere921
    @gorginobere921 Рік тому

    ተስፉ ሃገር

  • @yordanosgebresgiher4816
    @yordanosgebresgiher4816 5 років тому

    Wetru ab libna ala

  • @yordanosgebresgiher4816
    @yordanosgebresgiher4816 5 років тому

    Amelom eyu gidefw trah atgedesul akli tsbet eyu zgebr zelo

  • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ

    እዚ ታሪኽ በቶም ተኣሲሮም ዘለውን ኣብ ማእሰርቲ ዝሞቱን ጀጋኑ እንተዝዝንቶን እንተዝብጻሕንስ ክንደይ ምመቀረ። ብከምብዓል ይትወደድ ኣብርሃን, ሃይለ ድሩዕን, ብርሃነ ኣብርሀን ክንገር ኔርዎ እዚ። ምመቀረ

    • @piratebc-ge1iq
      @piratebc-ge1iq 5 років тому

      qomal agame

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 5 років тому

      @@piratebc-ge1iq
      Amen habibi. Nkulna deleyti fthi agame kab tetemquna dea kndey ametat diyu koynu. kkkk

    • @piratebc-ge1iq
      @piratebc-ge1iq 5 років тому

      @@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      ጽቡቅ ኣለዝኻ። ኩሉኹም ምድረ ዓጋመ ብስም ተቋማራይ ኤርትራ ክትቁዙሙን ንብዓት ሓርገጽ ክትነብዑ ካብ ትጅምሩ ንደሓር ብሄረ ቆማል ዓጋመ ምኹንኩም ከነለልየኩን ግዜ ስለዘይወድልና በታ ዓባቅን ፍንፍንትን መንነትኩም እንዳ ጸዋዕና ብያ ርሓቁሉና ክንብለኩም ግዴታዊ ሓላፍነት ኣለና።
      ቅርሱሳት ዓጋመ ንዓኹምሲ ከመይ ጉልሓይ ኩስትር ተብልኩም ርጉማት ዓሌት።

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel2266 5 років тому +1

    Ab hiwetiye keme qanqa tigre gereu zi mesetine kaneka ab hiweteye aye getiminene , be tami timu kaneka . Habetame kaneka ,

  • @yonatantsegay2343
    @yonatantsegay2343 5 років тому

    Hiii bro kolo resomo antaye amo

  • @yemaneembaye7983
    @yemaneembaye7983 5 років тому

    Yes yes yes nskum hlnakum zamnelu tserhu alekum jeganu ikum. Gelena dma hlnana deykesnelu knserh nwil nhadrn alene.

  • @genetmelesnegash4621
    @genetmelesnegash4621 5 років тому

    Tarik

  • @eriwhisper6691
    @eriwhisper6691 4 роки тому

    No speech

  • @gheribibi1369
    @gheribibi1369 5 років тому +2

    ህዝባዊ ግንባር ቀደም ነይሩ።ሎምስ እንድዒ ኸ?

    • @6257-r4y
      @6257-r4y 5 років тому

      ከምዝነበረ እንተ ኣሚንካ ሎሚ ንስኻ ኢካ የለኹን ትብል ኣለኻ ክትህሉ ጻዓር

    • @gheribibi1369
      @gheribibi1369 5 років тому

      @@6257-r4y ናተይ ምህላው'ሞ ይትረፍካ፡መልሰለይ ኣበይ ኣለዉ ቀለስቲ ቃልሲ ባዓል ስብሓት?

  • @yorusloveyoruslove3506
    @yorusloveyoruslove3506 5 років тому +1

    ,

  • @zenaabodanneymar1679
    @zenaabodanneymar1679 5 років тому

    dekza regexti harom eri tv entad da like dislike axikemo nayti tegraway sebay

    • @6257-r4y
      @6257-r4y 5 років тому +1

      ክክክክክክክክ ከምድላይና ክንገብሮ መሰል ኣሎና ተጋሩ ሕርር ኢልክን፡ምሽ

  • @ኤርትራንኤርትራውያን-ተ7አ

    ሓሳዊ ትግረ ቀብጻት ኢዮም ፡ከማና ከይመስለካ ጉሓፍ ፡ቁሩብ ቦታን ግዜን ሲኢኖም እምበር

    • @ablelhabte5945
      @ablelhabte5945 5 років тому +2

      ab europa dka zeleka konka ezi tiblo zeleka ab europa tray eyu aytigage

    • @eriangelino7800
      @eriangelino7800 5 років тому

      Natu natu is a loser.

  • @selambeluley4371
    @selambeluley4371 5 років тому

    Kkkkkkkk abzi gze ezi kem hzbi eritrea kebiru znebr hzbi yelen tehznu ab bahrn sahran zmewut zelo ke eritrawi aykonen malet dyu

  • @natnaelmerhawi4306
    @natnaelmerhawi4306 5 років тому

    Iseyas teref dergi ando Amo abalashiwom ezi wedi kelbi

    • @girmayabraham3258
      @girmayabraham3258 5 років тому +7

      ጥፍእ ወዲ ቖማል ገዛኻ ድለ

    • @Dan-ih3dm
      @Dan-ih3dm 5 років тому

      @@girmayabraham3258 you are a low life higdef criminal who wants others to do your dirty work.Go to hell

    • @natnaelmerhawi4306
      @natnaelmerhawi4306 5 років тому

      Awe hakikin deki derigi ekin aba nezi sfra arkanat ayatatey tizrguhuo zelekin awurat libi deki derigi iseyas kkkkkk

    • @matiefrem9287
      @matiefrem9287 5 років тому

      ኣንታ ቆማል ገዛኻ ዘይትናዲ፡ ሑሱር ኣብ ዘይምልከተካ ምንነትካ ትሽይጥ ማዓስ አኹም ነብሱኹም ትኣምኑ፡ ወያኒ ሑሱራት ዜጋ

    • @embayetewelde4336
      @embayetewelde4336 5 років тому

      ሎሚስ ንጣዕሚ ትሓጉሰ ሓበን ጽንዓት ፍናን ኤርትራውነት ተሰሚዕኒ ኣብ መበል 28 ዓመታት ንድሕሪት ምልስ ኢልኩም ናብ ሳሕልን ህዝቢ ሳሕልን ምቑሉል ሃገራውነት ውርሻ መንአሰያት ምውርራስ ደስ ዘብል አዩ ንጋዘጠኛ ኢሳቅ መሓሪ ድማ በቲ ጽቡቅ ምድላዋት ክብረት ይሃበልና ። ታሪኽና ይዓንብብ ።

  • @hizbawignbar8484
    @hizbawignbar8484 5 років тому +2

    እወ ታሪልና ታሪክ ጽንዓት ታሪክ ጂግንነትዩ ኣብዚ መሬት ኣብዚ ቦታ ሓወይ ሓውካ ሃብተይ ሓብትካ ቤተሰብይ ቤተስብካ ጎሬቤተይ ጎሬቤትካ ኮታ ኩሉ ዓይኔት ኤርትራዊ ተሰዉኡሉ ሰንክሊሉን ተቃሊስሉንዩ ሓደ ክልተ ከዳዓት ገድፍና ታሪክና ረዚን መስዋትና ከቢድሞ ታሪክና ንዓቅብ ታሪክና ነዘቱ
    ዓወት ንሓፋሽ. .....

  • @mussiesereke2901
    @mussiesereke2901 5 років тому +8

    Zyada ksrehalu zelewo Guday eyu mo kexlwo
    Zelalemawi zkri nswatna
    Awet neti nezi kwn zgebere Hafash Hzbi Eritrea !!!!!

  • @lovehaniy7497
    @lovehaniy7497 5 років тому +1

    Eza filim ktjimer kela entay ele xhife neyre meslekum
    Tarik bwantatu kzntokelo maerer kndey tueum mkanu xhife neyre hji ka baelom degimomo