ታሪክ ኤርትራ ካብ ጥንቲ ክሳብ ናጽነት። Part One

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 87

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 років тому +13

    ዋዋዉዉ ገለ ዓይነት ኣገላልጻ 100% ኣጆኹም ኣጆና ደቂ ኤረይ! ✊💪👈✊።

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 11 місяців тому +1

    Welcome❤❤❤❤❤

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 10 місяців тому +1

    Good job sis

  • @tsehayewelday9800
    @tsehayewelday9800 5 років тому +13

    ብጣዕሚ ጽቡቅ

  • @georgeberhe7438
    @georgeberhe7438 2 місяці тому

    Thank you Eritrean Media Net work good job in future translation English and Arabic Thank you Eritrean Media Net Work keep it up

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 10 місяців тому +1

    As I am learning a lot about my nation Eritrea about our history that i didn't know before. I I'm passing it on that knowledge i gained to my children thanks to all Eritrean channels and media outlets!!!🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙌

  • @selammehari4709
    @selammehari4709 5 років тому +10

    ,ብጣዓሚ ደስ ዝብል

  • @ኤርትራሃገርይ-ዸ6ጰ
    @ኤርትራሃገርይ-ዸ6ጰ 5 років тому +9

    ብጣዓሚ ቀጽሉሉ።

  • @aaaafjtgi3807
    @aaaafjtgi3807 5 років тому +13

    Betami des zebl 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @نتتنمننن
      @نتتنمننن 4 роки тому

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💪✊👍🐪🇪🇷

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 10 місяців тому

    Eternal glory and eternal gratitude to all our martyrs and our heroes for all their sacrifices and resilience to give us all Eritreans our freedom and our identity back !!!🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💚❤️💙

  • @ruthh7512
    @ruthh7512 3 роки тому +1

    Egziabiher hzban Eritrean yibark
    Adalewti wun Amlak yibarkum

  • @Eri-boy-love
    @Eri-boy-love 3 роки тому +6

    ታሪክ ሃገርካ ምፍላጥ የኩርዓካ ኢዪ🇪🇷

  • @ህዝባዊግንባርመድሕንህዝባ

    ብጣዕሚ ኣደናቂ ትንታነ ታሪክ ቀጽልዮ ዋዕሮ

  • @yonasdawit8382
    @yonasdawit8382 Місяць тому

    Btaemi nfeti xbuk agalalxa.

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 3 роки тому +1

    ጹቡቅ አሰቶምህሮ ኢዩ።

  • @zackzack2193
    @zackzack2193 5 років тому +1

    Thanks a lot. Our people need to know story

  • @mathu4616
    @mathu4616 5 років тому +1

    Btaomi xbuq mehari medeb eyu qexlwo, btarikna Hbunat ina Eeitrean’s🇪🇷thank you!!!

  • @ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ
    @ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ 5 років тому +2

    እግዝአቢሄር ኤርትራን ህዝባን ይባርክ

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue5389 5 років тому +4

    Welcome

  • @ebetewelde5058
    @ebetewelde5058 2 роки тому

    Wawwww ቀጽሉዎ

  • @libanteklab4115
    @libanteklab4115 Рік тому

    Betam xebake Astmher🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @godaiftv8319
    @godaiftv8319 3 роки тому

    Awesome!

  • @okuteferiabai339
    @okuteferiabai339 4 роки тому

    It was good when this basic History is used as a subject (Civics) from Elementary up to the Higher level.

  • @mulefishaye1297
    @mulefishaye1297 2 роки тому

    Nice

  • @biniam1467
    @biniam1467 4 роки тому

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሕጂ ግርም (ዝከኣል እንተ ኮይኑ ብጽሑፍ እንተ ትዕዱልና ወይ እንተ ትዝሩግሕልና ጽቡቕ ነይሩ)። ብዛዕባ ሃገርና ክንፈልጥ ኣገዳሲ ኢዩ። እሞ የሕዋት ኣምላኽ ይሓግዝኩም ንስኹም ከኣ ቀጽልዎ ኣጀኹም

  • @tedrossemere3352
    @tedrossemere3352 3 роки тому

    ኣዝዩ ገሪሙኒ ነዚ ስኣን ምፍላጥ ኢና ዘይንከታተሎ ናብ ኩሉ ክበጽሕ ዝከኣለኩም ግበሩ ። ብሉጽ ስራሕ።

  • @UsmanAli-g7k9d
    @UsmanAli-g7k9d 5 місяців тому

    ኣጆኮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @deltaforce3308
    @deltaforce3308 5 років тому +6

    ሕጂ ጽብቅቲ ፕሮግራም መጺኣ ኣላ ግን ኣብቲ ዝቅጽል ታሪኽ ምምዝባዕ ከይፍጠር ንላቦ

  • @mrara3405
    @mrara3405 5 років тому +7

    ታሪኽ ከከም ዝጥዕመካ ዘይ ኮነ ከም ኩውንነቱ ብኑጹር ክጻሓፍ ኣለዎ።ሑሉፍ ታሪኽ መማህሪ ጥራይ ኣይኮነን ካበይ መጺካ ናበይ ኣለካ ናበይ ትከይድ መምርሒ ማኣዝን ዩ።

  • @UsmanAli-g7k9d
    @UsmanAli-g7k9d 5 місяців тому

    ♥️🇪🇷⭐️♥️🇪🇷⭐️🇪🇷🇪🇷⭐️

  • @ftatekeste134
    @ftatekeste134 Рік тому

    Where did get the source?thank you sister.

  • @asterdaniel7190
    @asterdaniel7190 Рік тому

    ጽቡቕ ስራሕ ነዞም አብ ደገ ዘለዉ ቐልዑት ከአ ብኢንግልሽ እንተትኾነሎም ጽቡቕ ኔሩ ቐጽልዎ
    ⛪️❤️🕌🇪🇷👏

  • @BeyeneFsahatsion
    @BeyeneFsahatsion 6 місяців тому

    Amlak yahaghzki zahaftey

  • @jesusislordrishan6595
    @jesusislordrishan6595 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semiragoitom8925
    @semiragoitom8925 Рік тому

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @kuwameyhabuni1351
    @kuwameyhabuni1351 5 років тому +2

    Abzia hto alatni Türkei ngus ottoman kab meas ksab measnyu?

  • @samikahsai6679
    @samikahsai6679 4 роки тому

    niabnet bizaeba eti haweltitat tereyiyo zeleki buzuh tarik zihazeleyu biabio,gin shelel elki tihalfiyo aleki silemintay?

  • @efraimtes2449
    @efraimtes2449 5 років тому +1

    መጀመርያ ስለ እቲ ዝሃብኩሙና ምክርን ምህሮን ታሪክ ብዛዕባ ሃገርና ኤርትራ ካብ ልቢ ምስጋና የቅርብ ((ግን ነቲ ተቅርቡዎ ዘለኩም ታሪክን ቦታታትን ብካርታ እንዳ ኣሰነኩም እንዳጥቁርኩም እንተተርእዩና ነቲ ሴሜናዊ ዶቡባዊ ኮነ ምብራቃዊ ምዕራባዊ በየን ከመይን ቅርጺ ቦታታት እውን ንዓና ምተረዳኣና ነይሩ ዝያዳ ድማ ብቃልን ብስእልን ክስነ እንከሎ ንሓዋሩ ኣብ ልብን ኣብ ኣእሙሮ መንእሰይ ክቅመጥ ይክእል እዳበልኩ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ እንዳተመነኩ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ።

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 4 роки тому +2

    Naration!
    I suggest you re-do the naration.
    SOLID NARATION.
    Refer: Alemseged Tesfay
    It is informative and educational.
    If you can do it in English, French and Arabic would be appreciated.
    Thanks

  • @Yosi-xv7sv
    @Yosi-xv7sv Рік тому

    እናተ ካሀጂ ታሪክ ምንማለ ት እደሆነ ታያላቹ

    • @UserUsers-d2y
      @UserUsers-d2y Рік тому

      ዘም በል ኣንተ ኣህያ! የሰው ታሪክ የለብህም!!

  • @biniam9636
    @biniam9636 9 місяців тому

    ቋንቋ ሒዝና ጥራይ ተሪፍና
    ቋንቋና ኣበይ ከባቢ ከምዝበቆለ እምበር መንነትና ክኸውን ኣይክእልን ( ኣብዚ እዋን መቦቆላዊ ቋንቋኦም ጠፊኡ ብዓረብ ብኻልእ ቋንቋታት ተዋሒጡ ዝተረፈ ክንደይ ኣሎ..፥ ገለ ቋንቋታት ወሊዱ ዝመውት ከምዘሎ ንምሳሌ ሴም ነሕዋት ቋንቋ ሴማዊ
    ግእዝ ነሕዋት ቋንቋ ግእዛዊ
    ወዘተ.

  • @ኤረይክሳብዝሓልፈላ
    @ኤረይክሳብዝሓልፈላ 5 років тому +3

    ድጠፈሸ ነጋዳይ ሕሉፍ መዝገቡ ይግንጽል ድዮን ዝበሉ ለባማት !!!
    መንን ጛልመንን ትበሃሊ ?
    ሓደ ነገር ዝረሳዕክዮ ከም ዘለኪ ከዝክርኪ ታሪኽና ንኩሉ መን ከም ዝሰነዶን ካበይ ከም ዝምጻእክዮን
    ናይ ሰረቕቲ ቻይነላት ከፊትኩም ንህዝቢ ምትላል ያክለኩም
    መጻሕፍቲ እንዳ ኣምበብካ ጽሓፍቶምን ሰነድቶምን እንዳ ደምሰስካን ባዕልካ ተመራሚርካ ዝጸሓፍካዮ ምምሳል ግን ስርቅን ገበንን ኢዩ።
    ወድሓንኪ
    ሓቀኛ እንተኾይንኪ ብትኽክል ምስ ጸሓፍቱ ተርጎምቱን

  • @a.k.dfamilie6401
    @a.k.dfamilie6401 4 роки тому +1

    Zihabtey tarikhna ay tebelashiwi
    Bi wuhlulin luzubn gerka ba tarikh miblshaw
    Niseb moya gideflom wey ka zixehafo shim kitnegrna neruki
    Bi tarikh kinkeso !!

  • @henokkoneh2391
    @henokkoneh2391 4 роки тому +1

    Before common era? ስለምንታይ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዘይተባህለ?

  • @tefeybeyene5789
    @tefeybeyene5789 5 років тому +1

    des zebl agallxa tariki kexiliyo

  • @a.k.dfamilie6401
    @a.k.dfamilie6401 4 роки тому +1

    Bitaami u zehifr shuu ertrea tibehal do nera ya nay tarikh zemewti kab amharu zey tihshu.kemu elna ay ninebrn ena xibah nigho tarikh baluu kihatekum u!!!.

  • @UsmanAli-g7k9d
    @UsmanAli-g7k9d 5 місяців тому

    ኢዘ ኪን ፈሌት ኣሎና ⭐️🇪🇷♥️⭐️🇪🇷♥️♥️⭐️🇪🇷♥️♥️⭐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @andemariamlibsu3004
    @andemariamlibsu3004 5 років тому

    ኣንታይ እዩ እቲ ዝተፈልየ ሕብሪ ተለክዩ ዘሎ ፥ ኣንታ ፈጓፊጎም ዶ ኣጓዲሎማ ኣዮም እዛ ውቅብቲ ሃገርና?

  • @ወልደነጎድጐድ
    @ወልደነጎድጐድ 4 роки тому

    ኤርትራ ብሕገ ልቦና
    ኦሪት
    ወንጌል
    ዳአ እምበር ብፍጹም ህዝቢ ኤርትራ
    ጣኦት አምሊኹ አይፈልጥን
    ድሕሪ ግዜ ግን ሰባት ካብ ዝተፋላለዪ ዓድታት
    ነናቶም ሃይማኖቶ ሕዞም ናብ ኤርትራ ይስደዱ ኔሮም

    • @biniam9636
      @biniam9636 9 місяців тому

      ሓወልቲ ኣኹሱም ኣለካ ኣምልኾ ጸሓይ ብርሃን

  • @andemariamlibsu3004
    @andemariamlibsu3004 5 років тому

    ኣብ ደገን ዊሽጥን ንዝርከብ ሂዝብና እንተዝዝርጋሕ እዚ መጻሕፍቲ ጺቡቅ ነሩ

  • @ሃገርኣብቀራናመገዲ
    @ሃገርኣብቀራናመገዲ 5 років тому +2

    ናይ ሓሶት ታሪክ ኣይትመሃሩ ፡ ታሪክ ኣይተባላሽዉ ፡ ቅድሚ ክርስቲና ምምጽኡይ ፉሉጥ እምነት ኦሪታዊ እምነት ኢዩ ኔሩ ኣብዛ ሚድሪና : መን ኢዪ ቲ ኣብ ጣኦት ዚኣሚን ዚነበረ ፡ specifically ቶም ኣብ ጣኦት ወላ ኣብ ወርሒ ዶ ጸሓይ ዝኣምኑ ዚነበሩ ህዝቢ ዶ ክትነግሪና ፡ እዛ ምድሪ ከኣ ምድረ ኣጋዚያን ይበሃል ከም ዚነበረን ግእዛዊ ሕብረተ ሰብ ከም ዚነበሮ ሚግላጽ ከ ኣሰኪፍኪ ዲዩ ወላስ ኣጽሊእኪ ዝዓበየ ታሪክ ኪንሱ ሲ ሰጊርኪዮ ፡ ታሪክ ንሚብሊሻው ዲዩ ፡ ካልኣይ ክርስቲና ኣብ ሃገርና ብዓቢኡ ዘስፋሕፈሐ ብ ኣባሰላማ ኣብ 4ይ ኪፍለዘመን ኢዩ ፡ ኣባሰላማ ግሪካዊ ኮይኑ መጽሓፍ ቅዱስ ናብ ግእዝ ዚተርጎመን ን ፊደላት ትግርኛ ቶም ሓሙሽተ መናብብቲ ዚገበረን ታሪካዊ ኣቦ ኢዩ ፡ ነዚ ታሪክ ግን ኣየምጻኪዪን ቲ ዚዓበየ ታሪክ ኪንሱ ። ሳልሳይ ሚስቶም ቀዳሞት 23 እዮም muslim migrants ጋል ማሓመፍ ኔራ ኢልኪ ፡ ካበይ ኣምጺኪዮ source ዶ ኪትነግሪና መን ኢዩ ከሙኡ ኢልኪ መሃሪ ኢልኪ ጀውሃር ስዒድ ዲዩ ፡ So Don't manipulate our history ፡ ታሪክ ከም ዲላይካ ብዚትዕመካ ንመሳሪሕካ ኢልካ ኣይትንተንን ኢዩ።

    • @yonisabrha8887
      @yonisabrha8887 4 роки тому

      ኒስኻ ዘንበብካዮ፡መጽሓፍትስ ዘይ፡ከምዝጥዓሞም ጌሮም ዝጽሓፍዎ ኢዩ
      ታርኽ ኡኮ ኩሉ ካብቲ ኒአሽተይ ሓብሬታ
      ተበጊሶም ኢዮም መደምደምታ ዝወስዱ
      ኣጋዝያን ትመስል ሓንቲ ኣዝያ ዝገረመትኒ ሓደ ካባኹም ዝበላ
      ግአዝ ከምዚ ሕጂ ኣብ በተክርስትያን ዝድመጽ ኣይኮነን ዝድመጽ ኔሩ ኢሉ
      ቀደም ወልሓንቲ ድምጺ ዝቅድሓሉ መሳርሒ ኣይነበረን
      ዓይኒ ብለይ አዝኒ ብለይ ኢሉ ብዛዕባ ኣደማምጻ ግአዝ ናይ ጥንቲ ተዛሪቡ

    • @HAT26
      @HAT26 4 роки тому

      Hi brother/sister! Where do you find your message you wrote here on the comments? I really need history books if you know where to find/buy. Let me know. I feel so bad that there are so many people giving very complicated and different information about our history. Thank you.

    • @biniam9636
      @biniam9636 9 місяців тому

      ኦሪታዊ እምነት ቅድመ ክርስትና ኣብ ምቅልቃል ኣብ ምድረ ሓበሻ ቅድሚ ቁሩብ ዓመታት ተቀላቂሉ ምስክርስትና ተሓዊሱ ድማ ኣምኾታት ታቦታት ጣኦት ተጀሚሩ
      ብሓፈሻ ኣምልኾ ጣኦት
      ኣብ ሓወልቲ ኣኹሱም መጠራ ከምንዕዘቦ ክሳዕ ሎሚ ኣምልኾ ጸሓየ ብርሃን ካልእን ከምዝነበረ ኣብ ቅርስታት ይሕብር።

    • @yonasdawit8382
      @yonasdawit8382 Місяць тому

      Kab seb txaref natka tarik xahaf

  • @samikahsai6679
    @samikahsai6679 4 роки тому

    gegatat tarikat eritra yikerib alo kab tefelaleyu sebat nay tarik felatat ena behalti.sik elka aykonen zikone family tarikna anbibelna elom zezihabuwom kenbibu nay kali tarikat serika .hakegna tarik nigerwo nezi hizbi.hakegna tarik aynigern zelo.

  • @asterpeniel4487
    @asterpeniel4487 5 років тому +1

    Ethiopia zzarebwo btigrgna tergumkum hateftef kidu hasrwti hateftef kudu hateftef aytbelu aguazyan hasewti kemztemekum tarik yelen aksmukum huzkum abiu an tigraykum

  • @hiyabutsnat8653
    @hiyabutsnat8653 5 років тому +2

    ኣዞኹም ትሕቡኑና ኣለኹም ቀጽልዎ ደቂ ኤረ

  • @whowantstoknow2
    @whowantstoknow2 5 років тому

    ክላዋእ ቅያር Eri-Tv

  • @aneniamehari777
    @aneniamehari777 5 років тому +2

    ካልሲ ህዝቢ አሪትራ ናሰነት ህዝቢ አሪትራ ተ ሃ አ ህ ግ ር ክርዛረባሉ የከላ አየይን ግን ታሪክ ህዝቢ አሪትራ ሙሁራን አሪትረ አዮም ከዛረቡ ዘከሉ አርታራ ንአርትራወይን

    • @6257-r4y
      @6257-r4y 5 років тому

      ፊደል ቆጺርካ ምጻእ

  • @peaceforall3845
    @peaceforall3845 5 років тому +2

    Xbuq thzto ab zqxl asfh abilkum kthburuna nlabo

  • @QHa07
    @QHa07 5 років тому +1

    ሓሶት ዚመልአ ጹሑፍ

  • @concernederitrean6062
    @concernederitrean6062 4 роки тому

    ባሕሪ ነጋሲ ይስሓቕ ኣይኮነን ን ኤርትራ ዝተከላከለ፥ ባሕሪ ነጋሲ ያዕቆብ፥ ባሕሪ ነጋሲ ተስፋልዑል፥ ባሕሪ ነጋሲ ዮሓንስ ድሩይ ፍጋጋ እዮም ኣንጻር ቱርኪ ዝመከቱ። ባሕሪ ነጋሲ ይስሓቕ ሽፍታ እዩ ዝነበረ።

  • @meazatesfamicael2346
    @meazatesfamicael2346 5 років тому

    Esayas kea zegabro zalo nabey katableyo dalekey? Aya zaytehafro seb neketebehalu zaxagem guge maguge

    • @biniam5667
      @biniam5667 5 років тому

      ስቅ ኢልካ ተማሃር ኢኻ።
      ድርባይ

    • @meazatesfamicael2346
      @meazatesfamicael2346 5 років тому

      @@biniam5667 wadeza kondafe agama Esayas yebxehaka eyu maslaney gahafe

    • @biniam5667
      @biniam5667 5 років тому

      @@meazatesfamicael2346
      ስቅ ብሊ ኮማሪት ቆፍቃፍ ሽርሙጣ

    • @meazatesfamicael2346
      @meazatesfamicael2346 5 років тому

      @@biniam5667 anta haxabey makoru forake dehule dekala

    • @biniam5667
      @biniam5667 5 років тому

      @@meazatesfamicael2346
      ስቅ ኢልኪ ተማህር
      ኣንታ ሽርሙጣ ኮምሪት ናይ ዓድዋ

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 5 років тому

    ክላ ግዳ ታሪኽኩም ብኸመይ ይድምደም ሕሰቡ።

  • @tsegakelati7730
    @tsegakelati7730 5 років тому

    ሸፋቱ ህግደፍ እንታይ ጥዑይ ታርክ ኣለኩ

  • @hizbawignbar8484
    @hizbawignbar8484 5 років тому +12

    ንኪድ ደቂ ኤርትራ ዘርዝሩዎስከ ታሪክ እዛ ቅድስቲ ኤርትራ ዓዲ ሰማትስት ክብርቲ ሃገር