ሰበር ዜና ቀጥታ🔥 ኣንፈት መግለፂ ኣዘዝቲ/ ኣይተዳለናን ኢሎም/ ተሪር ነቐፌታ ቀሪቡ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 22 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 108

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 5 годин тому +9

    ክብርና ክምለሰ ኩልና በሓባር ንቃለሰ እድምን ጥእናን ንሰራዊትና እግዚአብሔር ምሳና ይኹን🙏🙏👏👏👏👊✊ ትግራይ ንቅድሚት ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @hagosweldu7382
    @hagosweldu7382 3 години тому +6

    ሕዚ ግርም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መግለፂ አብ ተግባር ክውዕል ይግበሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GideyAbraha-i8j
    @GideyAbraha-i8j Годину тому +2

    በሐቂ ሰረዊት ትግራይ አዩ፣አንኳ መራሒናን ደጀናንን አግዚአቢሔር ምሳኹም ይኹን፣ሕልፊ ነፋሰኹም ትሕልውና፣ዕድመኹም ይንዋሕ❤❤❤❤

  • @gueshguesh-g8r
    @gueshguesh-g8r 4 години тому +3

    ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰራዊትና🎉🎉🎉

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 5 годин тому +5

    ቅሰኑ ጀጋኑ TDF ዋልታ ህዝቢ ትግራይ !ህወሓት መስመርካ ቅያኻ ንህዝብ ኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hagostsegay-o6y
    @hagostsegay-o6y 5 годин тому +4

    ፅናዕ ኣብ መስመር ህዝቢ ትግራይ

    • @hagostsegay-o6y
      @hagostsegay-o6y 5 годин тому

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s 4 години тому

      ህዝቢ እንደርታ፣ ተምቤን፣ ዓጋመ፣ ራያ ድምፁ ኣስሚዑ እዩ።

  • @AbduNugus
    @AbduNugus 4 години тому +5

    ጀጋኑና ሓዝውን ህዝቢ ትግራይ እምነቱ ኣባኹም ስለ ዝኮነ የዒስ ኣባኹም ክብሪ ኣለና

  • @Mikisadfer
    @Mikisadfer 5 годин тому +3

    ጀጋኑና የዒስ ቃል ስውኣት ክድበስ እዩ።😊ነመስግነኩም።

  • @marcelllyewsang5485
    @marcelllyewsang5485 3 години тому +1

    ጸላኢ ምስወረረና ኹላህና ኸምንህቢ ሐብርና ንቃለስ ግን ባዕልና ንባዕልና ኽንወሪር ኸሎና ንሐድነትና አይንዋጋእን ንምንታይ ?

  • @GideyAbraha-i8j
    @GideyAbraha-i8j 2 години тому

    አንቱም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ በአኹም ንሕበን፣ሰራዊትግራይ፣ሐበንን ደጀናን፣ትግራይ ንዓኹም ሒዛ፣ትዳነ፣ትነብር፣ዕድመ የሀብኩም፣ንበሩልና❤❤❤❤❤❤❤

  • @gdfjfhhf
    @gdfjfhhf 4 години тому +3

    ክብሪ ንሰራዊት ትግራይ ትክክለኛ ውሳነ

  • @asterteare
    @asterteare 4 години тому +4

    ከብርን መጎስ ንሰራዊትና ❤❤🎉🎉🎉

  • @yeibyoyeibyo
    @yeibyoyeibyo 3 години тому

    ሓደራ ጀጋኑና ፅቡቅ መግለፂ አስምዑኪምና ይበል አብተግባር አውዕልዎ ሓድነትና ምሽጥር ዓወትና ኢዩ በርትዑልና ሓደራ ከይሸራረፍ

  • @MathsbyMrSenay
    @MathsbyMrSenay 4 години тому +1

    ሓድይ ዘረባ ዝሰማእኹም ትመስሉ አጆኻ ጀግና ገለመለ

  • @lmathans1584
    @lmathans1584 Годину тому

    Hzbi Tigray 😢😢 dagmay nab kinat ktfeuwe eiyom amlak yhalka ✝️🙏

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 Годину тому

    ጀጋኑና ጎይታ ምሳኹም ይኹን ሓድነትኩም ይደልድል ብዓወት ተፀምበሉ❤

  • @amanuelkahssay
    @amanuelkahssay 2 години тому

    የቅንየልና ደስ ዝብል ስጉሚት ታማድኣ እዚኹሉ ምዕጋስ አይደንጎይኩምን ብቻ ፅቡቅ አምላኽ ምሳኹም ይኹን አቱም ሀበና ትግራይ ትስእር ንዘልኣለም 💪✌️🇻🇳❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @Mike-b6j2b
    @Mike-b6j2b 5 годин тому +2

    ሐዚ ግሩም

  • @aksum-b9b
    @aksum-b9b 5 годин тому +1

    ደስ እሉና። ይተግብረ። ስራህ ንጀምር ሂዚ። ባንዳአት አብ ትግራይ ብያታን ገዝየን የብሎምን

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 2 години тому +1

    it is shame when a military dictatorship is decide the the future of Tigray.

    • @meazabeyene8485
      @meazabeyene8485 Годину тому

      😂😂😂😂😂😂 really antei chnawi lahadti emo yelen tigray nay bandana awerjan sertkin akontne 🐂🐂🐂

  • @habtaygebreyesus4357
    @habtaygebreyesus4357 2 години тому

    Yese 🙏🙏

  • @esayastewodros8152
    @esayastewodros8152 4 години тому +1

    ኣይዶጎይናን ዶ ደሃን ሃድነትና መከተና ትግራይ ሃገር ክትከውን ክንንሠርህ ኣለና

  • @habtaygebreyesus4357
    @habtaygebreyesus4357 2 години тому

    Hanten xfefeten 👌👌

  • @UmrakubaMsfch
    @UmrakubaMsfch 5 годин тому +2

    በዓል'ዚ ጎሓፍ ዝመርሕዎ ኣበይ ከምዝበፃሕና ተረሲዑ ተመሊሱ እዚ ምሌክት ክፉእ ዘመንን ፀልማትን ኣፈቀላጤ ኮይኑ ክመፅእ ክትርኢ ዕጫ ካብቲ ዝፀንሐ ዝሓሰመ ምዃኑ ትርዳእ። rip ትግራይ።

  • @YemAbatadle-fp4fy
    @YemAbatadle-fp4fy 5 годин тому +1

    ተግባራዊ ትኹን ጥራሕ

  • @gdsf3612
    @gdsf3612 4 години тому

    ይበል አገለልፃ ጀነረል ገ/ገብረፃድቅ ❤❤❤

  • @TsegayHailu-z9y
    @TsegayHailu-z9y 3 години тому

    የዒስ ጀጋኑና ብልሳንኩም ጥራሕ ዘይኮነስ መተካእታ ዘይብላ ክብርቲ ህይወትኩም ንምኽፋል ዝተወፈኹም ዓንዲ ህዝብና እንዲኹም ፀባ ዓጓና ኣስቲኹምና ኢኹምሞ ክብሪ ይሃብኩም !!

  • @AlexGlstadik
    @AlexGlstadik 5 годин тому +1

    ሰላም ንኩሉ❤❤❤❤❤

  • @MengeshaHagos
    @MengeshaHagos 5 годин тому

    ብጣዕሚ ጽፉፍ መግለጺ ካብ ዓፈፈፍ ዝብል መግለጺ

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 4 години тому

    ኣምላኽ ነዚ ህዝቢ ምሕረት ግበር። ክንደሻብ ብድሑራት ...?!!

  • @soloare4855
    @soloare4855 4 години тому

    ዓጀዉጀዉ መደረ መደረ ኣብዚሕኩም

  • @إبراهيمصالح-ل1خ
    @إبراهيمصالح-ل1خ 2 години тому

    Heje gerem
    Shabia abgonekhum alo
    Ajokhum

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575 Годину тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teklemaryamngu
    @teklemaryamngu 3 години тому

    ይበል

  • @Auiopui
    @Auiopui 4 години тому

    ህዚውን ኩናት😢😢

  • @BsbsvdhgdGsggsvz
    @BsbsvdhgdGsggsvz 4 години тому

    ጀጋኑ❤❤❤

  • @tsegazeabmehari4507
    @tsegazeabmehari4507 2 години тому

    መግለፂኹም እግዚኣብሄር የፍርሶ።

    • @meazabeyene8485
      @meazabeyene8485 Годину тому

      Ante denkoro mahayem egzbhir weaken kemkan zeblo reshat yafreso lahasti meakor Ethiopia bandatat

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 5 годин тому

    ሰላም ላም ሰላም ንትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @frewyein
    @frewyein 5 годин тому +4

    ህዝቢ ንምግልጋል ዘይኮኑስ ንውልቀ ሰባት ናብ ስልጣን ንምውፃእ ይግበር ዘሎ ተንኮል እዩ።

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 5 годин тому +1

    ሰላም ንኹሉ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 5 годин тому

      እንታይ አሚንም እዩም ካብ ዳግማይ ጽንተት የድሕኖ ሕዝቢ ትግራይ.

  • @teumdesta8741
    @teumdesta8741 5 годин тому

    Fetari(Allah) yehagzkum, Amen!!!!!!

  • @MuluHailu-zd4tm
    @MuluHailu-zd4tm 3 години тому

    ልቦና ይሃባትኩም ብመራሕቲ ጉጅለ ኣደመ ተስፋ ቖሪፅና ዝተፅሓፈ ምንባብ ጥራሕ ርእስኹምባ ኣስርሑዎ

  • @berhan5743
    @berhan5743 4 години тому

    Thanks our heroes TDF 🙏🙏❤️

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 4 години тому

    🙏🙏🙏🙏👌👌👌

  • @RrUu-zh5mc
    @RrUu-zh5mc 3 години тому

    💪💪💪💪💪💪💪

  • @temesgentafere2093
    @temesgentafere2093 4 години тому

    ግርም

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l 4 години тому

    ጀጋኑና ተጋሩ እኹም ትግራይ ባኣኹም ኾርዓ ትነበረር እያ

  • @esayastewodros8152
    @esayastewodros8152 Хвилина тому

    Respect TDF

  • @Mulualemhailu-q3n
    @Mulualemhailu-q3n 4 години тому

    ጀጋኑና በዛኩም በዛኩም ኩለን መግለፂ ቁዋምኩም ንፀላእትን ባንዳታትን ሕርር ኩምትር ዘብል ስለዝዃነ ብሕድሕድ ክትካታተልወን ንሕና ብክብሪ ንሓትት

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 5 годин тому +1

    ኣብ ትግራይ ዝጸንታን ዝሕረዳን ዘለዋ ደቂ ጀጋኑን ወረጃ ህዝቢ ትግራይ ብፍርዲ ይኹን ብጸጥታዊ መገድን ዘይተድሕኑ ግዳ!!! ንህውሓት ብጉባኤ 14 ዝፍለጥ ዝድግፍን ንጸይቃዊ ተግባሮም ዘተባባዕን ኮይኑ ብሽፋን ግዚያዊ መንግስቲ ይስራሕ ዝብል ሽፋን ዘተዋደደ መግለጽን ትሕዝቶን ኢዩ!!! ኣምባቢ ገብረ ወያነ እንዳበልካ ህዝቢ ትግራይ ከተጽንት ዓይንኻ ኣይትሓስንን ኢኻ።

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 4 години тому

    መንግስቲ ስርሑ ከይሰርሕ ኮነ ኢልካ ኣተኣጓጊልካ፣ ኣይሰረሐን ኢልካ ምኽሳስ እንታይ ይበሃል?

  • @HamelmalHajjsb
    @HamelmalHajjsb 3 години тому

    ሕጅ ግርም

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 5 годин тому

    ትክክል ሐቀ ገሊፅክምው

  • @eskiasGmeskel
    @eskiasGmeskel 5 годин тому

    ያኢሰ።

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 4 години тому

    ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ኣብ ትግራይ ንዝመፅእ መዘዝ ተሓተቲ እኹም።

  • @TemesgenDebesay-y9p
    @TemesgenDebesay-y9p 4 години тому

    ብ ፈክራን ታሃዲድን ሃገረ ትግራይ ኣይጻዓድን እዩ ህዝቢ ን መንግስት ን ኤርትራ ዓወት ናሓፋሽ።

  • @mihretabyobio3671
    @mihretabyobio3671 5 годин тому

    Hiji grim ❤❤❤❤❤❤

  • @YibrahYb
    @YibrahYb 2 години тому

    ናብ ባይታ ተወሪዱ ክስራሕ ኣለዎ
    ይበል ዘብል እዩ

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 11 хвилин тому

    ሰራዊት ካብ ፖሎቲካ ውግንና ክርሕቁ ኣለዎም። ናይ ትግራይ ዕድል ብመራሕቲ ሰራዊት ኣይውሰንን። ብፍላይ መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ቅድሚ ሕጂ ወጺኹም ውግንናኹም ንህወሓት ምዃንኩም ምግላጽኩም ኣይረሳዕናን። ስለዚ እትህብዎ ውሳነ ውን ንህወሓት ንቕድሚት ንምምጻእ ከም ዝኸውን ግልጺ እዩ።

  • @YaredTesfay-t2t
    @YaredTesfay-t2t 4 години тому

    ትግራይ ቅድም ቀዳድም እቶም ከደምቲ ናይቲ ብዕሉግ ስርዓት ሓራ ክትወጽእ ኣለዋ ሰራዊትና ደማ ዓንዲ ሕቆ ህዝቢ ትግራዩ

  • @AlemAlem-om4xh
    @AlemAlem-om4xh 45 хвилин тому

    አረ ዛ ጉጅለ ፅንተት ይኾነኪ ንበላ መንእሰይ ንቃሕ: ደምካ ሰቲያ ገና ዘይፀገበት ህወሓት:
    ባች ስልችው ዒቅ ኢላትና

  • @moderbirhanu8922
    @moderbirhanu8922 5 годин тому

    እቶም ሌያቡን ዓሌትያውያን ምሀይማን መሕበኢቶም እዚኣ እያ ከይጥየቑ መፍንቅለ መንግስቲ ገሮም ገረድ ስብሓት ነጋን ሞንጆሪኖን ካብ በዝሕዚ ህወሓት ናይ ትግራይ ኣይኮነትን ናይ ሓቲ መንደር ዓድዋ እያ ኣብ TDF ዘለኻ ወዲ ካሊእ ከባቢ ካብዚኦም ርሓቕ ኣነባዕለይ ኣግሊለ ኣለኹ ብኻሊ ቃልሲ ንቃለሲም ኢና ስርሓት.

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 4 години тому

    ወያነ ገና 50+1=51 ስልጣን ሒዛ ክትመርሕ ትምነን እዞም ዝገለጹ ይባርኹላ ኣለዉ። ዳግማይን ንሓዋሩን ህዝቢ ትግርስይ ኣብ እንግድዑኡ ክሽከማ ትእዝዘካ ኣላ!!!

  • @tesfugebrerufael5626
    @tesfugebrerufael5626 4 години тому

    ነመስግነኩም ።እዚ ገጢሙና ዘሎ ጉዳይ ካብቲ ዝርአ መስካሕኽሒ ኲናት ንላዕሊ እዩ ብጥብቂ ንኽትእርምዎ ድማ ልዑል እምነት አለና።

  • @gselassietesfay3390
    @gselassietesfay3390 4 години тому

    They are still in the past ignoring the ardent wish of the Tigrian people for new Change.

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 Годину тому

    Now u don't understand?😂😂😂😂😂 good job tdf thank u 💪💪💪 leave tigray alone muder banda lahasti abiye ahamed

  • @LetinaGHiwot
    @LetinaGHiwot 4 години тому

    ሕዚውን የተባቤሩት መንግስትታ ን5አመት ሕጊ ረጊጹ አህቢ ብፋሽታዊ መገዲ አጥፊኡን አፌናቅኡሉን ህጂውን አብስልጣን ዘሉ ጸላኢ ከወረደ ወይ ከሞተ ሰላም ክገብርዮ እልካ ምሕሳብ ካደሞዝ ሰራተኛ መግስቲ ምክልካልን 1--5ግዜ ቆጾሮ ምጥላምን ሀንቲ ቴሔጉ ስ
    ወይ ድማ ቁምነገር አይሬኤናን ተጋሩ ክፊርሑን ክኽቤሩን ይግብኦም ምኽንያቱም ናወዲሰብ መሴል አረገጹን ስለ እዚ መሴል ተጋሩ ብሕጊ ብዬናትድ ሜንግስቲታት ክኸውን ግቡዕ ምኻኑ ሖሴብሉ
    ዝምስልውን

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw 4 години тому

    ብጣዕሚ ጽፉፍ:ንጹር መግለጺ: ትግራይ መዐንደሪ ብልጽግናን ህግደፍን ኮይና ቀንያ ኔራ ሕዚ ግን ዝምልከቶ በትሪ ሕዙ ተንሲኡ ኣሎ: ሓደራ ንኣዘዝቲ ሰኤኣዊት ትግራይ ዘረባን ፈኸራን ጥራይ ኮንኩም ከትተርፉ ከም ግ. ም. ት..
    ድሌት ህዝቢ ይተግበር

  • @SibhatuTsegay-w1x
    @SibhatuTsegay-w1x 5 годин тому

    ዝደንጎየ ውሳነ ግን ካዓ ወሳኒ ኩሉ ግዜ በአኹም ንኾርዕ።

  • @TipTop-c5f
    @TipTop-c5f 3 години тому

    ኣታ ክንደይ ይበዝሑ እዞም ባህላውያን ጀነራላት ትግራይ ኣብ ብህይወት ኣብ ዝነበረትሉ ኣሻባሪት ወይን ተራ ወተሃደር ኣይነበረን ኣብ ግዘ ኢህወደግ 81 ምሉእ ባህላውያን ጀነራል ካብ ትግራይ ጥራይ
    400 ብሪጋደር ባህላውያን ጀነራላት
    300 ለፍተናንት ብሪጋደር ባህላውያን ጀነራላት 900 ባህላውያን ኮለነላትእዞም ኩሎም ተጋሩ ኢዮም ነሮም ኣይገርመኩምን !!!!!

  • @jamalsaed-k7o
    @jamalsaed-k7o 4 години тому

    ትግራይ ገና ሕጂ ኣጥፊእኩማ ኣንቱም ዓሌታዉያን ንርኢ

  • @WediEnun-t9m
    @WediEnun-t9m 5 годин тому +1

    ዳሓር ዝመፂኢ መዘ ዝ ባዓሉኹም ትሽከሙዋ ኢኩም

  • @HailemichaelReda
    @HailemichaelReda 3 години тому

    እታ ምንጭብጫብ ደስ ኢላትኒ።ግን በጃኻትኩም ሰራዊትና ንህዝቢ ደበስትን ንብዓት አዴታት ሓበስትን ኮይንኩም ሉአላዊነት ህዝቢ ትግራይ አብ ሓፃር እዋንተግባራዊ ከም ዝኸውን ተስፋ አለኒ።ማለተይ ሪፈረንደምን ግዝአታዊ ሓድነት ትግራይ ናብ ንቡር ምምላስ።

  • @abrehetgebrehiwot8907
    @abrehetgebrehiwot8907 4 години тому

    Teqmy serawit ewun ywetahaloo abzeykewun weray keweel
    Ywbelun

  • @TadesseKIdanemariam
    @TadesseKIdanemariam 4 години тому

    ንግግርካ ልህዝቢ ትግራይ ልጠቅም እበር ላአካ ልጠቅም ክከውን የብሉን ከዝውን ተአከባ ተሓፂብካ ጭቃ አይነት ይመስል ካባኩም ህዝቢ ታይ ከምዝብሎኩም ስምኡ
    ትግራይ ናይ ፓለቲካ ምትእርራይ ክግበር አለዎ ህዝብና ደጊሙ ዝሓቶ ዘሎ ናይ ውልቀ ሰባት ሥልጣን ንምምላስ አይኮነይ ይአክል አቱም ሠራዊትውን ውልቀሰባት እንዳቆራሑኩም አንጀውጀው አይትበሉ ሓቂ ተዛረብ ተዘይኮነ ህዝብውን መሰሉ ይታሃሎ
    ከዚ አብ ትግራይ ብምክንያት ዘአምን ናይ ህዝቢ ህቶ ዝፈትህ ሠራዊት እበር አሰርተ ግዘ መግለፂ እንዳገበረ ህዝብና ዝብተን ካብ ህሉፍ ተሞክሮ ዘይማሓር አየድልን

  • @TesfayGebreslasie-v6v
    @TesfayGebreslasie-v6v 5 годин тому

    ክንርአየኩም

  • @MathsbyMrSenay
    @MathsbyMrSenay 4 години тому

    ህወሓት ማለት ንኣንፃር ፅንተት ዝተፈጠረ ዝተመስረተ ሰራዊት ትግራይ ማለት ኮይኑ ማለት ድዩ አዮ ሰራዊት ትግራይ ዝሓብዋ መግለፂ መስመር ዝስሓተን መን መፂኡ እዩ ዝሰርቅ ዝቀትል ወርቂ ዝዘርፍ ዘሎ እጡቅንድዩ
    የሕዝን ዘይትርድኦን ናይ ተጋሩ ዘይኾነ ውሳነ ብሔራዊ ረብሓ ትግራይ ዘይምንፃር እግዚኣብሔር ካብ ቀፃላይ ፅንተት የውፅእኻ
    ህወሓት ክሳብ አብ ምድሪ ትግራይ እንሓለየ መናእሰይ ናይቶም ሱሱኣት አቦኻ ሓሽከር ኢኻ ተቃለሶም

  • @yyyy-rl9mk
    @yyyy-rl9mk 5 годин тому

    ናይ ሰራዊት መራሕቲ ናይ1967 ዓም ናይ ደርጊ ዝኽተሎ ዝነበረ መንገዲ ተኸቲሎም ኣብ ፖለቲካ ኢድ ኣእታውነት ጥሒሎም ይርከቡ፣ደርጊ ተመሳሳሊ መግለፂ እዩ ኣውፅኡ ነይሩ፣ ህዝብን መንእሰይን ትግራይ ወጊድ ንዳግማይ ደርጋ በሎም፣ንዳግማይ ህልቂት የዳሉውኻ አለው፣ ህገወጥ ህወሓት አንጊሶም ናብ ዳግማይ ዕፅዋን ህልቂት ይወስዱኻ አለው፣ ንቃሕ ነዞም መሃይማት አባርር ቅድሚ ዳግም ምፅናትካ፣ትራምፕ እዩ ነጊሱ ዘሎ አውያትካ አይሰምዕን

  • @DebasAbram
    @DebasAbram 3 години тому

    እዚ ነዚነዝ ሕሱም ገብረ

  • @lisanuashebir5309
    @lisanuashebir5309 4 години тому

    1. እዚ መግለፂ መግለፂ ሰራዊት ከይኮነስ መግለፂ ህወሓት ተዝባሃል
    2. 50+1 ዝብል ውክልና ኣብ ውዕል ፕሪቶርያ የለን ካበይ ኣምፂእኹምዎ። ሓቂ ተልይኩም ሕቶኹም ናይ ህዝቢ እንተኾይኑ ኹሉ ትግራዋይ ብማዕረ ዝውከለሉ መንግስቲ ይጣየሽ ዘይትብሉ? ህወሓት ከም ካልኦት ፓርትታት ብማዕረ እትሳተፈሉ ኩነታት ክፍጠር ዘይትሓቱ
    3. ማዕረ ንዝተኸፈለ ማእከላይ ኮሚቴ ብምንታይ መዐቀኒ እዩ ንቱሓደ ህወሓት ንቱ ኻሊእ ድማ ዘይህወሓት ጌርኹም ፈሪድኹም? ብዕድመ ወይስ ብከባቢ?
    ትግራይ ብውሑዳት ዲክታተራት እትግዛእ ዝተረገመት ዓዲ ትቕየርላ የሕዝን። እንተ ከማይ ህወሓት ከም ማንም ትግራዋይ ማዕረ ናይ ስልጣን ተወዳድሪ ዝኾነላ ብድምፂ ህዝቢ ጥራሕ እትፍረድ፣ ኹሉ ትግራዋይ ማዕረ ዝነብረላን ዘማሕድራን ትግራይ እዩ ትምኒተይ። ኣብ ኢድ ህወሓት ዝወደቐት ትግራይ መፃኢኣ ፀልማት ከምዝኸውን ኢኹም ፈሪድኹምላ።

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 9 хвилин тому

    ሓሰውቲ ኢኹም ሰራዊት ትግራይ ይበተን ዝበለ ኣካል የለን። ጸለመን ሓሶትን ይትረፍኩም ናይ ምጥልላፍ ፖሎቲካ ኣየዐውትን

  • @skylimit1423
    @skylimit1423 3 години тому

    ትክክለኛ ውሳኔ
    ሁሉም የጸጥታ ተቋም በ አንድ እዝ መመራት አለበት ።
    የግል ጥበቃ መኖር የለበትም ። በ TDF መመደብ አለበት።
    ውሳኔዎቹን የሚተገብር ኮሚቴ ማቋቋም ።
    አዲስ የ TDF መሪ እና የክልል ጊዚያዊ መሪ መምረጥ !!

  • @MathsbyMrSenay
    @MathsbyMrSenay Годину тому

    It is sad to listen this message to Tigray people are they jocking all creasiest tegaru

  • @Eritrea-t7b
    @Eritrea-t7b 5 годин тому

    Metakaeti tetaeku terah

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 5 годин тому

    ገብሩ ዓዴት ዝህቦ ዘሎ መግለፂ ንታሪክ ይቀመጥ መዘዙ ከቢድን ብዝተፈለየ መልክዕ መከራ ህዝብና ዘናውሕዩ።

  • @aklilugebre9178
    @aklilugebre9178 5 годин тому

    የደናቁርት ስብስብ

  • @abdulmanane4597
    @abdulmanane4597 5 годин тому

    መሕዘንቲ ቢ ግምት ሃገር ትመርሑ ነይርኹም ኸዚ ሕጊጥ ኮይና

  • @yemdos7222
    @yemdos7222 5 годин тому

    ቀይሕ መስመር እንተዘይሃልዩኩም ተበተኑ ሓሻኽር ጌታቸውን ኣብይን ኢኹም

  • @mulugetaberh7531
    @mulugetaberh7531 5 годин тому

    ናይ ሓደ ቡድን ጉጅለ መግለፅን ውግንናን እዩ ዘገርም ሕማሠም ትግራይ ዘጋድ መግለፂ ዓይነ ምድሩ ዝጠፈኦ እዩ።

  • @WediEnun-t9m
    @WediEnun-t9m 5 годин тому

    እሺ ካቡኸ??

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 5 годин тому

    ጨብጨብ አይ ትግራይ ዓደይ ሰብ ሲኢና

  • @SolomonWelday-x3e
    @SolomonWelday-x3e 4 години тому +1

    መንጨብጨቢ ዝኾነ ፒፕል

  • @OsGh-pu6xh
    @OsGh-pu6xh 4 години тому

    ሓንቲ ነገር እንድሕር ተፈጢራ ግን ንስኻትኩም እኹም ኢኹም ታሓተቲ

  • @abrehaweldegebrial3741
    @abrehaweldegebrial3741 5 годин тому

    ኩሉ አንጨብጫባ

  • @yonatanakalu-tk2xl
    @yonatanakalu-tk2xl 5 годин тому

    Shefatu Adwa, Isayas Afewerki puppets. Shame on you!