ከምኒ በዓል ቸንቶ ኣብ መከላከያ ዝነበሩ ማስተራትን ዶክቶራትን ምስቶም ወታደራት ዘይነበሩ ምሁራት ውዳበ ፈጢርካ Comprehensiveness of Strategy 1,National interest 2,Grand Strategy -all elements of power but rarely documented and published 3,National police 4,National security strategy -all elements of power 5,Military strategy -military elements of power 6,Theater strategy-operational Art. External environment and Domestic environment እዘን መሰረታዊ ዶክሜንት ቀልጢፍና ነውፅኣየን።
Wise, filled with wisdom and intellect, we need more fathers like this man, I wonder if G. Tadesse Werede can have this level understanding of the situation. We need to be lead by wise men.
Comprehensiveness of Strategy 1,National interest 2,Grand Strategy -all elements of power but rarely documented and published 3,National police 4,National security strategy -all elements of power 5,Military strategy -military elements of power 6,Theater strategy-operational Art. External environment and Domestic environment ኣለና ዶ?
With appology a message to General Tsadkan: Shame on you general Tsadkan. I hope you will learn from your colleagues. You are considering yourself super and even started comparing yourself with God. I found it that all other Generals of Tigray are rather super.
ጀግና ኣያና ንበረልና በቃ ከማኹም ዝበሉ የብዘሓዮም🎉🎉🎉❤❤❤❤
Kefu 666
ቸንቶ 1000 ዓመት ንዉረልና ካብዚእንተዘይ ተማሃርና ዋጋ ነብልናን
ንበረልና አያና 🙏
ደስ ዝብል ሃሳብ እዩ ብሓቕይ ዓብይ ኣቦ thankyou🙏👍
ብፖለቲካና ብወታደራዊ ፍልጠት ዘለካ ዓቅሚ ልትግራይ ወሳኒ ብምኻኑ ንበረልና ጅግና አቦና
ይቅረታ ግበሩለይ ሐዚ ሐዚስ ብዙሓት ዘይፈልጦም ዝነበርኩ ጀጋኑ ብፍለይ ወታደራዊ ሊቃውንቲ ይርኢ ኣለኩ፤ ኣየ ናይና ነግር እንገርም ፍጥረት እኮ ኢና ንኢትዮጵያ ክንብል መሪሕነት ብኮታ እንዳሸንሸና ዓቅሚ ዘለዎም ኣያታት ካብ መድረክ ወጻእ እንዳገበርና ክንደይ ጀጋኑ ኣምኪና ኔርና ፍሉያት ፍጥረት ኢና ፣ ግን ዝሓለፈ ሓሊፉ ሐዚ ኩሉ ዘለና ዓቅሚ ብፍለይ ኣብ ዝሓለፈ 50 ዓመት ከባቢ ዘጥረናዮም ሙራት ወታደራዊ፣ ዲፕሎማስያዊን ፖለቲካውን ኣያታትን ናይዚ እዋን ሊቃውንቲ ዝኮኑ ሙሁራት መናእሰያትን ተጠቂምና ክንውንጨፍ እንክእለሉ ዕድል ከይነምክን ጥራሕ ይፈርሕ።
its good to know such man in Tigray too
ቸንቶ❤❤❤❤❤💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍👑👑👑👏👏
ፅሩይ ሓሳብ ምሓዝ ወሳኒ እዩ
God bless you General very genuinely thought.
Am impressed with and proud of Tigray Generals.
Thank you General Halefom you are so brilliant lm proud of you
ከምኒ በዓል ቸንቶ ኣብ መከላከያ ዝነበሩ ማስተራትን ዶክቶራትን ምስቶም ወታደራት ዘይነበሩ ምሁራት ውዳበ ፈጢርካ
Comprehensiveness of Strategy
1,National interest
2,Grand Strategy -all elements of power but rarely documented and published
3,National police
4,National security strategy -all elements of power
5,Military strategy -military elements of power
6,Theater strategy-operational Art.
External environment and Domestic environment እዘን መሰረታዊ ዶክሜንት ቀልጢፍና ነውፅኣየን።
Wise, filled with wisdom and intellect, we need more fathers like this man, I wonder if G. Tadesse Werede can have this level understanding of the situation. We need to be lead by wise men.
ከምዚኦም ዝመሰሉ ሙሁራት የንብረልኔ ዝገርም ትንታኔ ንበረልና አያና
ብጣሚ ጎበዝ ጀኖራል
❤ግዝአት ትግራይ 48 % ሚኢታዊ ተወሪሩ ብጨካናት ዝተማዛበለ ህዝቢን ናብ መረበቱ ይመልስ ዝብል ስብሰባ ናፊቁና አጀንዳ ወይ ጥያቄ ህዝቢ ትግራይ ምቅያር በቃ❤ጌታቸውን ፃድቃን ተከተልቶምን ትግራይ ሸጥኩማ❤
ግጅግና ትግረዋይ
እዝው ኣንደበት ብፍልጠት ዝተጎልበበ
ንበረልና ኣያና ቸንቶ ከማኻ ዝበለ የብዛሓዮ
Threat ናይ ትግራይ ኹል ጊዜ መራህታ እዮም !!
ፅቡቕን ምቕሉልን ኣቀራርባ። የቐንየልና! እሞ ናብ እግሮም[ ነብሶም] ዝትኩሱ በዓል ደቀቕቲ ረብሓ ሰባት እንታይ ንግበሮም?
ይገርም እቶም ሓፀብቲ ካልሲ ንገረልና ቸንቶየ
ፍረጃ ብዓላማ ብመትከል ወይ ብድክመት ፈሊካ ዝረአ ፍረጃ ብዓላማ ብመትከል ወይ ብድክመት ፈሊካ ዝረአእና ተኮይኑ ይካአል ዩ
ቸንቶ አያና ሕዚ ዝገጠመና ፀገም ብፍላይ አብ መንጎ ህወሓትን ጊዝያዊ መንግስቲን ዘሎ ፀገም እዩ ሕዚ ሕማምና ከይፈወስ ምስ ብልፅግና ዝዓርክ ዘሎ መን እዩ ዝብላ መልሰልና
ANE KEM ERITREAN NEZI HAWEI YEKBRO NATU HASSAB TETENKEK HZBI TIGRAY ERITREA TIGRIGNA
ጺግእ ጺግእ ናበይ 😅😅
አያናን ጅግናናን ጀኔራል ቸንቶ ንእዝኒ ንዘለዎ ማራ ገራሚ ብዝኾነ ትንታነ ነግርካዮም እኻ ብፍላይ ነቲ ማሓዛኻ ዝኾነ ጀነራል ፃድቃን ብደንብ ንገረልና ዋላ ብውልቀኡ ድገመሉ
ትግራይን ህዝባን ንምድሓን ኣብ ጎኒ ታ ዝተፈተነት ውድብ ህወሓት ዕሰል ።
ምስ ግምት እየ ቴልካ ፅባሕ ናብ እግሪ ሽዋ ትሰግዳ ። ምዕራብ ትግራይ ደቡብ ትግራይ ትቀብፃ ። ብ
ንግምት ፈትሽ ቸንቶ
10:35
ናትና ናይ ሰኩሪቲ ወሳኒ ቱል ኣብዚ ግዘ እዚይ ዎዕል ፕሪቶሪያ እዩ። ብዘይ ሰላም ደህንነት ኢልካ ዘረባ የለን።
ደህንነት ንሰላም ብዝግበር ድራይቭ ይትለም።
ናይ ትግራይ ሙሁራትስ ነቲ ገባር ብጣዕሚ ድዮም ዝንዕቅዎ?
ጀነራል ቸንቶ እቲ ከዳዕ ሸያጢ ዓዱ ከብ ህዝቢ ትግራይ መከላከያ ይሕሸኒ ዝብለ እቲ ሓደ በሎ
ሓለፎም ?! እስቲ ንሪአካ. ድሕንነት ንቶም ህዝቢ ተወዲኡ ንዓና ምድሓን ማለት እዩ ዝብሉ ብክልስ ሓሳብ ሽፋን ንምሃብ ከምዘይትመፅእ ተስፋ እገብር ።
ቸንቶ ጌታቸው እኮ ተፈናቀልቲ ይመለሱ ስለመሬት ብዙሕ አከራካሪ አይኮነን፡፡
አብዚ ሰሙን ድማ ቅድሚ 2 ዓመት ዝነበረ ግጭት አየድልን ገለመለ ይብል ኔሩ ይገርም
😂😂😂😂😂😂 ባህላዊ ጀነናን ቱጉሯይ
ንኣበይ አለና ዝብል ሕቶ መልሲ፡ ኣብ ናይ ዓለም ጭራ
ክቡር ጀነራል ስኻ ቀዲሙ ክድሕን ዘለዎ ህዝቢ እዩ ትብል ኣለኻ እቶም ድሑራት መራሕቲ ህወሓት ድማ ቅድሚ ህዝቢ ውድብ ክትድሕን ኣለዋ ይብሉ ኣለዉ። ንሕና ዘይንመርሓ ትግራይ ክትሕመስ ኣለዋ ኢሎም ህዝብና ሰላም ኸሊኦሞ ኣለዉ
A-39 before war
A-39 after war
Comprehensiveness of Strategy
1,National interest
2,Grand Strategy -all elements of power but rarely documented and published
3,National police
4,National security strategy -all elements of power
5,Military strategy -military elements of power
6,Theater strategy-operational Art.
External environment and Domestic environment ኣለና ዶ?
እተን ዝቀጥቀጣና ሃገራት እንታይ ኢና ጌርና እልካ ሕሰብ ብደም ዝጨቃዋ የእዳው ግድን አዩ ዓሰበን ክረኽባ ንመን በዲለን ክድቃሳ ባዓል ሓሸውቲ ።
Ok !!! #ftsumsbhatu እትበሃል ህበይ ሳሕል እስከ U.A.E እንታይ ገይርናያ? እስከ Turkye ከ እንታይ ገይርናያ? U.S.A እንታይ ገይርናያ? Iran ከ እንታይ ገይርናያ? ሶማል እንታይ ገይርናያ? እቶም ምስ ሃገሮም ማዕረ ዝገበርናዮም ብሄር ብሄረሰባት ከ? እታ ህወሓት ባዕላ ከዲማ ክትንፀል ዝገበረታ ብልሽዉቲ ሃገረ #ኤርትራ ከ ኣብ ገዛእ መረቤትና ኣትያ ስለምንታይ ቀቲላትናን ዘሚታትና?? ነዚ ዝምልስ እኹል ፍልጠትን ስልጡን ርእሲን ካብ ሳዋ ከምዘይፈሪ እናፈለጥኩ እየ ዝሓተካ ዘለኹ።
Kefu Ethiopia
ልሕቲት ዝኾነ ባህላዊ ጀነራል።ናይብሓቂ ሃልዮት እንተልዩካ ሓንቲ ሓይሊ ወዲብካ ስርቂ ሓጺንን ወርቅን ደው ከተብል ዘይትፍትን።
ጀ/ል ሃለፎም ዓለሙ (ቼንቶ)አንበሳ አገላልጸካ ትክክል እዩ አምህሮም ልዞም ህዝቦም ልጸላኢ አህሊፎም ዝሃቡ ደናቁርን ባንዳታትን ልስልጣን ዝጓየዩ ከም ጌታቸው ረዳን ጉጅልኡን ሃደሃደ ጀነራላት ትግራይን። ህጂ ግና ከም ጀ/ል ሃለፎም ትሃስቡ ይግበኩም
ብዘህፍር በአለካቱም አብ ትህቲ አቢይ እግሪ ወዲቅኹም አለኹም ህጂ እውን ህሰቡሉ፣ ብጆኖሳይድ ዝሃለፈ ብጥሜትን አብ ተስፋ ምቁራጽ ዘሎ ህዝብኹም ህሰብሉ።
ክቡር አያና ነቶም መራህቲ ኢና በሀልቲ ከምኡ ገይርካ አምህሮም ዝርደኦም ግን አይኮኑን አዞም መህፈርቲ
Egoism ናይ leadership መደንቆሪ መድሓኒት like ደብሪጽ
ሀለዉለዉ ሐይላት ኢና ዝኽእለና የብልናን ኢልኩም ዶ ወተሀደራትኩም ፈቆዶ ከተማ ፕሮፐጋንድ ትሰርሕሎም አይነበርኩምን በዐል ስየ ካብ አሜሪካ መፂኦም ንትግራይ ዝኽእል ሐይሊ የለን ወይነና መካናይዝድ አፍሪሱ መከናይዝድ እዩ ዝሰርሕ ይብል ነይሩ።ስዩም መስፍን እዉን ናይደገ ደገፍቲ አለዉና ቀርኒ አፍሪቃ ሐዊ ክትከዉን እይ ኢሉ ፈኪሩ እኮ እዩ ስለዚ ባዕልኹም ዝፈጠርኩሞ እዩ።
ዕድመን ጢዒናን ንዓኻ ጀነራል ለባም ሓሳብ ብኣኻን ከማኻ ዝበሉ ለባማትን ንኾርዕ።
Kefu weshtam
Shame on Tigray Elite, learn from Generals of Tigray, outside your Tsadkan.
ኮለ ል ምባል እንታይ ኢዮ ትርጉሙ ንዝ ኩሉ ዉደቀት ዘብፃሀኩም ብኩሉ አቅጣጫመሬት ጎረባብትኩም ብሀይሊ መንጢልኩም አባይ ትግራይ ምምሰራት ህልሚ ኢዮ
ጥሜት ኾይኑ ትግራይ ሃይለስላሴ ናብ ዝሕሸ ቦታታት ኢቶጵያ ወሲድኩምስ ክንዲ ምስጋና ኣጽንቱና ትብሉ አንተዝገድፈኩም ድኣ ምሓሸ ብ ጥሜት ክትጸንቱ ን አርትራውያን ድኣ ከምኡ ዘይገብሮም ንሶም አንድዩም ቀንዲ ዝሓየልዎ ተጋሩ ግን ብፍላይ አዞም ሕውሓት ትብሃሉ ብጽልእን ሸርሕን ንሰብ ብሸም ከጽኑቱካ ደልዮም አናበልካ ንህዝቢ ኣብ ጎንኻ ምስላፍ ጥራይ እዩ ስራሕኩም ካብ ትፍጠሩ ብ ምምዕ ዝፈታሕኩምዎ ሸግር ኣሎ ዶ ወይ ብኩናት ወይ ብትንኮል አንተዘይኮይኑ ምስ ኤርትራ ተሰማሚዕና ኢልኩም ናይ ኣልጀርስ ኮለል ኣብልኩሞ ንዓመታት ሕጂውን ፕሪቶርያ ተሰማም ኢና ኢልኩም ዕንቅፋት ትኾኑ ኣለኹም ንብዓል ጌታቸው ነቶም ዝሓሹ ወላ ኣብ ውሽጥኹም ዝፍጠር ሽግር ብስምምዕ ዓጺኩሞ ኣይትፈልጡን ቀደም ንሰማማዕ ኢልኩም ዝዓደምኩምዎም ምስ ደቀሱ ረፍሪፍኩሞዎም ከምዛ ንፈደራል ሰራዊት ደቂሶም ከለዉ ዝረፍረፍኩምዎ ኣይትቅደሙን ኢኹም ድማ ሙኻን ክፉእ ሰብ ኣይቅደምን እዩ ኩሉ ከምኡ ስለዝመስሎ ንዝኾነ ኣይኣምንን ንስኹም ከለኹም ብሰላም ብስምምዕ ዝዕጸው ሽግር የለን ምትላል እንተዘይኮይኑ ወይውን ንህዝብኹም ከጽንቱኻ አዮም አናበልኩም ኣፈራርሕኩም ኣብታ ንመልካ ኢና ትብልዋ ኩናት ምእታው ያ ስራሕኹም ኣምላኽ ድአ ካባኹም ብገለ የገላግለና ይኸውን እምበር ብፍጹም ናይ ሓቂ ሰላም የለን ኣብ ኤርትራ ኣብ ኢቶጵያ ግን ንኹሉ ግዜ ስለዘለዎ ግዜኹም ከብቅዕ እዩ ግድን ይንዋሕ ይሕጸር
ኣብ ትግራይ ናይ ምትንታን ጸገም የለን። ኣብ ባይታ ወሪዱ ቁርጽ ዝበለ መፍትሒ ዘምጽእ ግን ዜሮ እዩ። ስቅ ኢልካ ዓጀውጀው
አንቱም ጀነራላት በሐልቲ ትግራይ ዝኹሎ ፅንተት ክሳብ ዝመፅዐ አበይ ኢኹም ደቂስኩም ነርኩም? ድሕሪ ማይ ናብ ባዕቲ
ኣበይ ኔርኩም ዝብል ፖለቲካ ሕወሓት /ኢወደግ መሪሕነት ኢትዮጵያ ብኮታ እንዳሸንሸነ ኣባሪርዎም ዝነበሩ አዮም ሕተት፤ እምበር ጀነራላት እማ ትሕቲ ፈጣሪ ዘድሓኑካ እዮም።
I think u r profoundly naive. ህዝቢ አድሒኑኒ እንተትብል ነይሩ ዝሓሽ ምስዚ ንሐምሳ ዓመት ዘፅነተካ ማፍያ ጉጅለ ተሐባቢሮም ብከሚካል ትግራይ ዘጥፍዕ ዘሎ ጀነራል እየ በሐሊ ንአይ ጀነራል ክኸውን አይኽእልን አብ ግለሰባት እምነት አዮኻ ናትና አብዙይ አብፂሑና አሎ please grow up!@@solomonabraha756
ናይ ዚኦም ክልሰ ሐሳብ መአዝ እዩ ዘቛርጽ ?? ቧእ ! በቃ ልቀቁ ሐዱሽ ወለዶ ይረከቦ ፣ ብተግባር ግደፍሉ ! ተግባርኩም ካሊእ ዘረባኹም ካሊእ !
ህርፋን ስልጣን እንዳ አደመ:: እቲ ካልእ ፍንጫል ንዘራረብ ሓድነትና ነፅንዕ ኣይንካፉፈል ይብል:: አደመ ድማ ምስ መቃልስቱን አሓቱን ኣይዛራረብን ምስ ደመኛቲት ፀላእቱ ከይዱ ግን እግሪ ይልሕስ:: ካብዚ ንላዕሊ ባንዳነት ሃልዩስ ባንዳ እንዳበለ ድማ ዕንኪልል ይብል::
ጀነራል ቸንቶ አብ ጎኒ ወደብና ህወሃት ኩን ሓደራ
With appology a message to General Tsadkan:
Shame on you general Tsadkan. I hope you will learn from your colleagues. You are considering yourself super and even started comparing yourself with God. I found it that all other Generals of Tigray are rather super.
ቡሉፅ ጀነራል ሀሎፎም አለሙ
ሕጽረት ትግርኛ ኣለዎ 1/2 እንግሊዘኛ የሕዝን
ጋህታፍ
ጌቾ ፁሩይ ባንዳ እዩ ደፂ ድማ ኣቦ ሓቂ መራሂና እዩ ኸዚውን ኣዮሓ ናይና❤💛
Dr. Debritsey🙏👍🙏