ትግራዋይነት VS ኤርትራውነት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 198

  • @ukbayc
    @ukbayc 4 дні тому +11

    ብዕሉኹም እኮ ልዕሊ 100 ሽሕ ኤርትራውያን ሕብሪ ዓይንኹም ከም ዓጋመ ኣይኮነን እሞ ንብረትኩም ዘሚትና ነባርረኩም ኣሎና ዝበልኩም

    • @DavidJohn-pc4bx
      @DavidJohn-pc4bx 17 годин тому

      Kid lekbat haki zeyblu hatewtew aytzareb.

  • @Eri-G1
    @Eri-G1 4 дні тому +13

    ትግራዋይ ን ትግራዋይ ክትዕ አብዚ ኤርትራዊ የለን ኤርትራዊ መንነት ተዐዊቱ እዩ ዒም ተልካ ግን ተሐጎም።

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 4 дні тому

      መን ኤርትራዊ ምዃኑ እንዳነጸረልና ከይዱ።ኤርትራና ተዓዲላ።

    • @jagme334
      @jagme334 4 дні тому

      BEQA, KABZIA NILAELI AYTIKEYDIN ETA HAMHAMKA?

    • @DavidJohn-pc4bx
      @DavidJohn-pc4bx 17 годин тому

      Ate bejaka teseter gunuf

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 16 годин тому

      Mehayem kkkkkkkkkk areb deka ITALIA kkkkkkkkkk denkro wedi denkro dembey halay

    • @lilymogess3081
      @lilymogess3081 15 годин тому

      🇪🇷wi yemesleni neyru
      Ertrawyan 9 beher ember kebesa tirah aykonem

  • @mahrimengtab3118
    @mahrimengtab3118 4 дні тому +7

    እዝ ዝምታ በረከት ንሕናዉን ኣብሳልሳይ ወራር ብጋሽ ከማኣቶም እና ተዘምትና እዝኩላ ብጋይት ዘምተመን እዝ ኣብ ኩናት ዝፉጸም ኡ

  • @eri-dm
    @eri-dm 3 дні тому +5

    በረከት ኣብ ብዙሕ ካልእ ትገብሮ ምደባትካ ማዝየ ኣድናቂካ እንድየ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ግን ማዓት ኣለካ ክሓተካ ዝደሊ ወላ ሓንቲ ከተነጽሮ ዘይከኣልካ። እዚ ጋዜጠኛ ግን ፎብያ ናይ ኤርትራን ኤርትራውያን ዝብል እዩ እምበር ዘለዎ፥ ከምቲ ዝገልጾ ኣይኮነን። ኣብ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ግን ሕወሓትን ህግደፍን ኣብ ንፖለቲክኦም ክጥዕሞም በብወገኖም ኣብ መንጎ፡ህዝብታት ጽልኢ ክነጽሑ ጸኒሖምን ኣለዉ።
    - ሕቶ ከኣ ኣለኒ፥1ይ፡ ትግራይ ዝብል ስም መኣስን ብከመይ መጺኡን ትርጉሙን
    - 2ይ ትግርኛ ዝብል ቋንቋ መኣስን መጺኡ? ትግርኛ ኣብ ታሪክ ከም ቋንቋ እምበር ከም ብሄር ኮይኑ ይጽዋዕ ከም ዝነበረ ዝኮነ መወከሲ እንታይ ኣሎ?
    - 3ይ ትግራዋይ ማለት ትግርኛ ዝዛረብ ማለት እንተኮይኑ፥ ኣቶም ኣብ ትግራይ ካልእ ቋንቋ ዝዛረቡ ሰባት ከም ኩናማን ካልእን ከ ተጋሩ ኣይኮኑን ማለት ድዩ?
    - 4ይ እቶም ኣብ እሜሪካን ካልኦት እንግሊዘኛ ዝዛረቡ ሰባት ንምንታይ እንግሊሽ ወይ ቕንግሊዝ የ ዘይብሉ?
    - ከምኡ ብራዚላውያን ንምንታይ ፖርቱጉስ ኢና ዘይብሉ።
    ##ስለዚ ነዚ ህዝቢ ዘይኮነ ዶክትሪኛቲኦን ኣይትሰክዕሉ።
    ## ንሕና መን ንበሃል ብዘየገድስ ግን ከም ሰባት ከም ሓደ ዓይነት ባህልን ካልእን ዘለና፡ ከም ጎረባብትን ፡ ብሓፈሻ ከም ሰባት ሰላም ጌርና ብሓባን ንዕበ

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 День тому +1

      መጀመርያ ሕቶኻ ንናይ ታሪኽ ተመራመርቲ ኢዩ ዝግብእ በረኸት ተራ ፖለቲካ ኢዩ ዝትንትን ዘሎ ።እቲ ፎብያ ኢዩ ዘለዎ ዝበልካ ከኣ ንስኻ ውን እቲ ትግራዉነት ፎብያ ጌርልካ ስለዘሎ ታሪኽ ክትፈላልዬ ክትበጣጥሶ ትፍትን ኣለኻ ስለዚ ኤርትራውነት ቅድሚ 30 ዓመት ዝመጸ ኢዩ ትግራውነት ግን ሱር ዝሰደደ ታሪኽ ኢዩ ዘለዎ ። ትግርኛ ከኣ ኣብ ታሪኽ ከም ብሄር ተጸዊዑ ኣይፈልጥን ኢዩ ህግደፍ መጽዩ ኢዩ ከም ቢሄር ሽም ሂብዎ።

    • @owlwatchingu8956
      @owlwatchingu8956 22 години тому

      Garbage 🗑️

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 19 годин тому

      Brilliant analysis & good question.
      Unfortunately, feeling isolated & discriminated against in Ethiopia & Eritrea, Tegarus are constantly struggling with an identity crisis, shuffling around between being Ethiopians &/or outside of Ethiopia, while the Amaras has accepted being Ethiopians & the Oromos have accepted & settled being part of Ethiopia & Kenya.
      Ignoring there are NINE ethnic groups in Eritrea & three various ethnic groups in Tigray, in Tegarus mindset speaking Tigrigna is the only certificate that makes ALL Eritreans part of Tigray.
      It's too bad, the Tegarus are totally wrong.

    • @ghebre171
      @ghebre171 11 годин тому +1

      Bereket's explanation - convoluted analysis

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard 4 дні тому +5

    እዚ ሀሰማ ጋዜጠኛ ፀሀፊ ተጋዳላይ እየ እናበለ ንባእሉ ናይ ፍልጠት ፀግኢ ገይሩ ህዝቡ መቃልስቱ ዝንእቅ አርሲ ዲሞክራሲ ሪፎርም ባይቶ ከፍርስ ዝተፈናቀለ ህዝቢ ዝተወረረ መሬት ብዛእባ ፍትህን ህንፀት ትግራይ ዘየግሶ ብሀም ብአእምርኡ ዘይኮነ ብከብዱ ዝሀስብ ገ/መድህን አርአያ ድህሪ ፕሪቶርያ ንዝተፈፀመ ፅንተት ተጠያቂ እዩ እዙይ ባእሉ ፈላጥ ኢሉ ናብ መድረክ ምምፃእ ናይ ትግራይ ናይ መወዳእታ ውድቀት መርአያ እዩ ይአክል ክብሀል ይግባእ ይአክል!

  • @Twida1991
    @Twida1991 3 дні тому +7

    እዞም ኣብ ኣስመራ ዝዓበዩ ተጋሩ : ስለ ምንታይ እዮም : ብትግራውነቶም ዝሓፍሩ ? ብዝኮነ መዕቀኒ እዚ ኤርትራዊ ክኸውን ኣይክእልን'ዩ ። ኤርትራዊ'ዩ ኢሉ ንዝሓስብ ጹሉል ጥራይ'ዩ ።

    • @tsiondawit5720
      @tsiondawit5720 23 години тому

      isn't it obvious? all Eritreans do is shame and hate tegaru-we don't need to go to Asmara to see the hatred, abzi koyna enka "Agame" endabelkum ekum tiwilu

    • @lilymogess3081
      @lilymogess3081 14 годин тому

      በቃ ዉድእ ዉድእ ተጋሩ 🇪🇷ዊ ክትኮኑ አስመራ ክትከዱ No never

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 4 дні тому +5

    ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ተጋሩ እዮም ተርጋቢ

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 15 годин тому

      Mehayem mokan segam selai kelteo yehwat hezbi selai hegdefen ab Eritrea zelo jeberti eya behalay eyuo

  • @filimonhabtu
    @filimonhabtu 4 дні тому +7

    Tigraway vs Tigraway 😂😂

  • @BabuurTafla
    @BabuurTafla 4 дні тому +6

    ብዛዕባ መን ትዛረቡ ኣለኩም ንዓይ ንጹር ኣይኮነነን። ምክንያቱ ንኩሉ አርትራዊ ከም ጸላኢ ትግራዋይ ገርኩም ጸለመ ተዋፍሩ ኣለኩም፡ ንኩሉ ሰብ ብጅምላ ምርኣይ ጉጉይ ኢዩ። ደሓር ከኣ ኣብ አርትራ ትግርኛ ዝዛረብ መን ኢዩ ትግራይ ኢልኩም። ትግራዋይ ዝብሃል ኣብ ትግራይ ዝቅመጡ ሕብረተሰብ ኢዩም። ኣብ አርትራ ትግርኛ ዝዛረቡ ነናቶም መጸዊዒ ኣለዎም ፡ ንሙካኑ ሓገርን ሕዝብን ፈሊኩም ትር ኢይዎ ዶ። ኣብ ምሉአ ዓለም ኣብ ዶብ ዝቅመጡ ሕብረተሰብ ሓደ ቓንቓን ባህልን ኢዩ ዘለዎም። ፍልልና ንስካትኩም ኢትዮፕያውያን ኢኩም ኝሕና አትዮፕያውያን ኣይኮናን።

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 4 дні тому

      You are correct no body said tigray and Eritrea are one country, different citizenship one identity tigringa speakers

    • @ytm6798
      @ytm6798 4 дні тому

      Mush...Professor

    • @eriblood803
      @eriblood803 3 дні тому

      ​@@ytm6798 😅😅😅 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret....kemei n finfinekum ente tifelit....kondafat

    • @eriblood803
      @eriblood803 3 дні тому

      ​@befairbalance7507 Nobody in Eritrea 🇪🇷 has a tigrayan identity

  • @michaelzere8780
    @michaelzere8780 4 дні тому +7

    አንታ ሐዉነ ቅድሚ ዜግነት ወይ ሀገር ምኾንካ መንነት ክህልወካ አለዋ ንስኻ ካብ ካልእ ሰብ ዝፈልየካ ፍሉይ ጠባይ ባህሪ ሰብአዉነት አለካ እዚ ኹሉ ክህልወካ መጀመርያ ህላዉንኻ ህያዉ ምኾንካ ከተረጋግጽ አለካ ኤርትራዊ መንነት ቅድሚ መግዛእቲ ጥልያን እዚ ህዝቢ ከም ሕብረተሰብ ኔሩ ናቱ መንነትን ክብርታትን ጠባያትን ኔርዋ ድሕሪ መግዛእቲ ድማ አብሐደ ዉሱን ዶብ ተኸሊሉ በቃ

    • @ytm6798
      @ytm6798 4 дні тому

      Mush Dooo

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 День тому

      ናይ ሓባር ክብርታት ጠባያትን መንነትን ኣይነበሮን ሰብ ኣይተደናግር ትግርኛ ተዛራቢ ኤርትራ ምስ ኢትዬጵያ ምስቲ ሓበሻ ዝበሃል ደኣ እምበር ምስቲ ካልእ ብሄር ኤርትራ ብወላሓንቲ ዘራኽብ ክብርታት በፍጹም ኣይነበሮን ሕቆን ከብድን ኢዩ እቲ ዝነበረ ርክብ ብሓጺሩ(ጽልኢ ኔርዎ ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ)።ብሃይማኖት ይኹን ብቋንቋ ብባህሉ ብታሪኹ ዘራኽብ ናይ ሓባር ክብርታት ይኹን ጠባያት መንነት ኣይነበሮን።ብሓባር ግን ብዝተፈላለዩ ገዛእቲ ሓይልታት ይግዛእ ኔሩ በቃ።እታ ቅድሚ ዜጋ ወይ ሃገር ምዃንካ መንነት ክህልወካ ኣለዎ ዝበልካየ ግን 100% ቅኑዕ ኣለኻ ።መንነት ዘይብሉ ዜጋ ወይ ሃገር ክሰርሕ ኣይክእልን ኢዩ ።

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 День тому

    I always i admire you B . Thanks so much both of you 💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 4 дні тому +6

    ነፋጥ ተጋሩ ደመኛ ጸላእትና እዮም ተጋሩ ኢትዮጵያውያን እዮም

    • @luwamluwam3868
      @luwamluwam3868 4 дні тому

      ሕደግ ተመለስ ፅልኢ እንታይ ይዓብስ
      ብሓዱሽ ወለዶ ፀልኢ ፈሪሱ
      ስላም ክንገብር ፃዕሪ ግበር

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 4 дні тому

      I understand your frustration out of desperate but Clear evidence from your words, you are so toxic ungreatful hateful ,backwards no wonder you looted ,killed, raped tegaru ,your Shabia leaders are most of them has tigraway blood ,I don't blame you isaias made you uneducated backwards living in the 16th century era but many Eritrean are on the side of tegaru. Good luck with your isaias

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 4 дні тому +1

      ሃገረ ኤርትራን ክልል ትግራይን ምንም ዘራኽብ ኣምር የብልናን።

    • @tsiondawit5720
      @tsiondawit5720 22 години тому

      way hiji win selam ena ember niakatkun zidelyi tigraway yelen.

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 15 годин тому

      Wedi mehayem kkkkkkkkk

  • @eyt457
    @eyt457 3 дні тому +3

    If you want to hear the truth. Invite an Eritrean not a forged one

    • @nasdam926
      @nasdam926 3 дні тому

      @@eyt457 yes

    • @owlwatchingu8956
      @owlwatchingu8956 22 години тому

      Btw , they deliberately invite questionable people like Daniel who is conflicted individual.

  • @weldetnsaeabraham9442
    @weldetnsaeabraham9442 3 дні тому +2

    ኣብዛ ቻነል እዚኣ ዝመጽእን እዛ ቻነል እዚኣን 100% ጸላእቲ ኤርትራውያንን ኤርትራ ምስ ህዝባን ጸላእቲ ምኻኖም ሕቶ ዘድልዮ ኣይኮነን ወላ ሓደ ጽቡቕ ኣይንጽበን ኢና ኤርትራውያ፡

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 16 годин тому

      entay ketgber beselei eka abeka university hegdef nesa eya

  • @Tejelab1
    @Tejelab1 4 дні тому +2

    Another AGAME masquerading as an Eritrean. Why is it very hard that Eritrea is a product of colonialism just as Nigeria or Uganda and Kenya. No sane person would question the existence of these countries and its people identifying themselves as Kenyan or Nigerian. You need to stop these nonsense questions about Eritreanism. Proud to be an Eritrean. And long life to Wedi Afom…the founding father of Eritrea.

  • @biniamyemane6570
    @biniamyemane6570 16 годин тому

    ኣታ በጃ ኤርትራዊ ድፍእ በሉ ኣይተልዑልና መን ሓደ ጌርና ምስ ትግራዋይ ዘራኽብ የብልናን ከም ጎሮቤት ኢና ንፉለጥ🇻🇳🐍🇻🇳🐍

  • @tsehayeYetbarek
    @tsehayeYetbarek 18 годин тому

    SOORY BEREKET BZUH NEZI ZGELX BZUH TSHUF YELEN

  • @kidanebelayyebeo4398
    @kidanebelayyebeo4398 19 годин тому

    Good plan

  • @ኣናኤሪትረ
    @ኣናኤሪትረ 4 дні тому +2

    😂😂😂😂😂
    ዓጋመ ሲ መቺም ሪእከ መተሰሓት ሃሰዩኩም እዩ

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 15 годин тому

      Kkkkkkkk resi methat ab hegdef eya zela zeyneso kemesel zedeli

  • @መንደላይ-ቈ1ረ
    @መንደላይ-ቈ1ረ День тому +2

    ኤርትራውያን እንታይ እዮም ኮይኖም? ኢልካ ዝሓተትካዮ ንትግራዋይ ሓቲትካ ዘይኮንካ መልሲ ትረክብ ንኤርትራዊ ሓቲትካ ኢኻ ትረኽቦ ሓቀኛ መልሲ። ትግራይ ንኤርታትራ ክሳብ ሕጂ ብጭውያ ተሳቕዮም ኣላ። ስለ ኤርትራ ኤርትራዊ እዩ ዝሕተት

    • @tsiondawit5720
      @tsiondawit5720 22 години тому

      kab eritrawyan weledu ab Eritrea tewlidu kabsiabeye seb nelaili eritrawi alo diyu? weys ni baba essu eka delika

  • @delinat9013
    @delinat9013 9 годин тому

    ተጋሩ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ እዮም : ብቀረባ ንዝክሮም መለስ ጨናዊ ዝመርሖም መራሕቲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፈጸምዎ በደል እዩ

  • @berhetsegaye6068
    @berhetsegaye6068 22 години тому

    በረኸት.ተጠንቀቅ ዋን ነሺን. ከይሰምዓካ::😅

  • @selam2953
    @selam2953 2 дні тому +3

    Great Bereket that is write 🩵🩵🩵

  • @aneeri6921
    @aneeri6921 16 годин тому +1

    መቸስ ክም ዓጋመ ብርእሰ ምትሓት ዝሳቀ ይህሉ ዶ?

  • @ኣናኤሪትረ
    @ኣናኤሪትረ 4 дні тому +1

    ትጋሩ መባል የፋሩሑም ዝይኹነ
    የፊንፎኖም ሰለዝኹኒ እልካ መኢራም የሓየሽ ጥፊኡካ ኣይኩነን መኒን ነብሲ 😂

  • @nalemna
    @nalemna 4 дні тому +3

    Aye tegaru funfunat regumat atiman

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 4 дні тому +3

    ዕስትኽ።ዓቢ ክፋል ኣመሪካ ካብ ኤውሮፓ ዝመጹ አዮም ፥ ኣነ አንግሊዝ አየ ኣነ ጀርመን አየ ክብሉ ሰሚዕና ኣይንፈልጥን።ኤርትራ 9 ብሄር ኣለውዋ ስለምንታይ አዮም ዕጋመ ብትግርኛ ዝዛረቡ ዓቢዶም።ኣባሻውል ዝተወልደ ወዲ ሓብትኹም ኢኹም ተዛርቡ ዘለኹም።ኤርትራዊ ኣይኮነን ሕልና ኤርትራዊውን የብሉን።

  • @aneeri6921
    @aneeri6921 16 годин тому +1

    እዚ ሎቁማጽ ዓጋመ ጡሙይ እንታይ ድዝመት ኣለካ ተዘሚተ ኣለኩ ኢልካ ዕዘፍዘፍ ትብል እዚ ጥማዕ ትግራዋይ ይቅረ ንባዕልካ በዲልካዮም ተኮይንካ ኤርትራዊ ተበዲሉ እንበር ይቅረ ኣይሓተሉን እዩ ወስላታ

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 15 годин тому

      Kkkkkkkkkkk jeba weseat hezken ways denbeya eka

  • @keseteteklay190
    @keseteteklay190 3 години тому

    ኣብ ኤርትራ ኤርትራዊ እምበር ትግራዋይ ዝበሃል የለን ትግራዋይ ምስ ትግራዋይ ትገብርዎ ዘለኹም ንዓኹም ይምልከት ተጋሩ ዝገበርኩም ኣብ ወራር ወያነ ኣግላይ ኢልኩም ሲቢል ዘወዳእኩም ሕጂ ኤርትራውያን ከም ዝገበርዎ ተላግብሉ ኣለኹም 90 ሽሕ ህዝቢ ኣባሪርኩም ከይ ኣክል ሕጂውን ብሚሳይል ሚስ ተዳፈርኩም ተቐጥቂጥም ሕጂ ሓሶት ጀሚርኩም ።

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon5613 4 дні тому +2

    Ata werqi Tigray yzmet alo dehayu fletu!! Ajewjew gdefu!! Beqa Eritrea hagerya!!

  • @nalemna
    @nalemna 4 дні тому +2

    Aye tegaru denakur mahaymat

  • @nalemna
    @nalemna 4 дні тому

    Aselam tselatikha alali tewedeb eziom aselam tegeray zeyekheberu atiman

  • @EritreaOne_1991
    @EritreaOne_1991 21 годину тому

    ጥልቁይ እሶም ኣራንሺ ይሶዲልና ኔሩም ንሕና ህዝቢ ትግራይ ወንጅልናዬ ኣይንፈልጥን ስርዓታት ትግራይ ግን ካብ ጥንቲ
    ነነውየ ሽፍታ ኣሉላ ራእሲወልደምካኤል መለስ ፈሓሪ መቓብር ስውኣት 20 ዓመት ጅሆ ከም ኤርትራዊ ክትገልጾ ይግብኣካ። እንተ እዚ ባህላዊ ጋዘጠኛ ግን ሰኺሩ ስለ ዝኣቱ ኣይትሓዞን እዬ። ኩናት ኩናት እዬ ኩሉ እዬ ዝበልዕ ንሰላም ስበኹ ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ኹሉ መከራ ብሰንኩኹም እዬ

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 15 годин тому

      Jeba game over tigaro fenchae mesngelna eyom tehim zebela yethagom

  • @selemunabede6712
    @selemunabede6712 4 дні тому +1

    😅😅😅😅😅😅 very funny two Tigrayans talk about Eritreanism ??? Why ? Manage your own business. Thank you Dade you tell Eritrean people who are the hidden enemys of Eritrea with out spending a penny for it 🙏🙏🙏🙏🤫🤫🤫

  • @HadnaiFalu
    @HadnaiFalu 47 хвилин тому

    አታ ሓዉና ትግራዋይ ዝባሃል ኤርትራዊ የብልናን ዓድኻ ሒዝካ ሱቅ በል ገና መንደቅ ጌርና ክንዓጽዎ ኢና ዶባትና ምስ ትግራዋይ ዘራኽብ የብልናን

  • @filimonhabtu
    @filimonhabtu 4 дні тому +2

    Mennatna eritrawi iyu nzelaleme

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 День тому

      ኤርትታዊ ክትከውን ዝሓለፈ ታሪኻ ተቀቢልካ ኢዩ ።

  • @meharyhabtai2066
    @meharyhabtai2066 5 годин тому

    እምበርዶ ኤርትራዊ ኢኻ ? ኣብ መዓስከር ትግራይዶ ኣይኮንኩም መንነት ትግራይ እናበልኩም ትዛረቡ ዝነበርኩም።ረሳሓት ንብለኩም።

  • @KinfeMussie
    @KinfeMussie 4 дні тому +2

    Ata gazetena neti gegakum entetiermu mhashe misaylat zderbeye men diyu ab 1998 zitegebere ke zeytizkiruwo dea ezi zedkemena kanka eyu ni selam tiray sirhu seb kisemiakum

  • @danielteklehaimanot8839
    @danielteklehaimanot8839 19 годин тому

    ኣብ ኩሉ ዓለም ዘሎ ፉጡር ዉዲ አዳም ምዃኑ'ዩ ዝንገር አብ ቁዲስ ጹሑፋት ንባዓል ጥምቀት ከምተኽብሩ ስለ-ዘልዓልኩም : ስለዚ ኩሊ ህዝቢ ዓለም ቤተ-ሰብ ማለት'ዩ። ይኹን ድኣ እምበር : ኣብ በቤቱ ድማ ይነብር ሕጊ አኽቢሩ።ንስኹም ግና ንኽትብለጹ ክትደልዩ ከለኹም የሕዋት ኢና ተብዝሑ ንምንታይ ፧
    ክልቴኹም ንሓደ ቁኑዕ ፈራዲ እንተ ትሓቱ ኣሓት ዶ ኢና፥ ኢልኩም ምሰሓቀኩም።ሓዴኹም ናይ ጸብሒ-ኣቡን /ኮመዶሮ/ ቅርጺ ገጽ ዘሎኩም እቲ ኻላኣይ ውን ናይ ፓፓያ ቅርጺ ገጽ ዘለዎ : ወይ ይሕዋት......፧

  • @WudaseWoldemariam-f8b
    @WudaseWoldemariam-f8b 4 дні тому +1

    Hasawi Resah

  • @betromtekeste2301
    @betromtekeste2301 4 дні тому +1

    Anta kendey lokemxmxe tebele Eritrea wi ka tebele lakebate

  • @nalemna
    @nalemna 4 дні тому +1

    Tegarun mergem alekum hasotin tezarebi temneywo gêna amlkhe eyu zefenfenkum hasawi yefenifino eyu awet eriterawenet haki eyu

  • @eri-dm
    @eri-dm 3 дні тому

    ኣንታ እዚ ወዲ መራሕቱ ወይ ከምኡ ተጋሩ ኣብ ኤርትራ ዘውረድዎ ወላ ሓንቲ ድዩ ዘይዝክር? ኩላ ን ኤርትራዊ ጥራይ ተላግበሉ? ወላ ኳ ኣንጻር እቲ ኩናትን ህግደፍን እንተነበርኩ፡ ሕወሓት ኣብ 98-2000 ዝገብረዎን ትማሊ ውን ኣብ ኣብ ማእከት ከተማ ኣስመራ ሮኬት ክድርብን ካልእ ዝሓስቦን ዝነበረ ተንኮል እኮ ንቅበሎን ንርስዕን ከይመስለካ!!!!

  • @mulubrhanafewerki6683
    @mulubrhanafewerki6683 4 дні тому +5

    ክክክክክክክ ጸገም የለን ዐፋር ሐሳድ ኣይኮነን ኣምሐራ ሐሳድ ኣይኮነን።ዐጋመ ገን ሓሳድ ስለዝኾነ።

    • @ZekariasZeke-yn9ul
      @ZekariasZeke-yn9ul 4 дні тому +1

      ባርያህግደፍ

    • @dejenweldemichael4289
      @dejenweldemichael4289 4 дні тому

      ቆማል ደምብያ❗️

    • @eriblood803
      @eriblood803 3 дні тому

      ​@@dejenweldemichael4289 😅😅😅 agame.....komal ilkum kitsarefu jemirkum 😅😅😅😅😅

    • @eriblood803
      @eriblood803 3 дні тому

      ​@@ZekariasZeke-yn9ul aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret

    • @dejenweldemichael4289
      @dejenweldemichael4289 3 дні тому

      @eriblood803 ቆማል ገይ 🐖🐖🐖🐖

  • @GrmaBru
    @GrmaBru 4 дні тому

    ወድሰብ ብዙህ አይነት እዩ ስሚ አብ ኢላ ዘእትው ተጋሩ ኔሮም ብግዜ ድርጊ ነዚ ይቅርታ ዝሀተተ ትግራዋይ የለን ግዴታ አይኮነን

  • @Bysi8jj
    @Bysi8jj День тому

    ኣታ ነብስኹም ኣይተታልሉ።ነዞም መንቀላወጥቲ ሒዝኩም ንህዝቢ ኤርትራ ኣይተደናግርዎን ኢኹም።
    1/ታይ ዳኣ ትማሊ ኣምሓራይሎ በሎ ኦሮሞሎ በሎ ኢልኩም ክትጭፍልቕዎ ተመኒኹም
    2/ትማሊ ቅድሚ ደደቢት ምሽኳዕኩም ሓፍ ሓፍ ክትብሉ ከለኹም ከተማታት ኤርትራ ከተጥፍእወንዩ ኔሩ ሕልምኹም። ሓደይነበረንድዩ ሹዑ?

  • @TemesgenKesete-z7o
    @TemesgenKesete-z7o День тому

    Ezi wedi welhade nay eritrea 🇪🇷 snelbona yeblun

  • @ፅጌናይ
    @ፅጌናይ 3 дні тому

    eritrean do not know Tigrai archives their comments😅

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 4 дні тому

    ሓደ እዮም እይኮኑን እንዳበልካ ኮለል እንታይ ዝብልዎ ጣቛ ዘየብሉ ህውተታ እዩ። መንዶግዲ ይትርጉመሎም ኣሎ ኣኣዩ፡ ንኸረዳዳኦም?

  • @Fantahunbelay8765
    @Fantahunbelay8765 18 годин тому

    በረኸት ማዕረ ክንድዚ ጽልእን ወገናዉነትን ከምዘለካ ሎሚ ፈሊጠ ። በስምኣምየ ኣታ ቁሩብ ስክፍ ኣይትብልን ? ህዝቢ ይስምዓኒ 'ሎ ኣይትብልን ዲኻ ?

  • @nalemna
    @nalemna 4 дні тому +2

    Hegdef Seb yeblun endabelu atifimkhum hji demain eziom derbay hanberger endabelu absedet eritera Seb yebilkan yeblekum alo kdangerkekum kkkkkk zekhone eriterawi yetsawetelkum

  • @eriblood803
    @eriblood803 3 дні тому

    A. G. A. M. E.

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 4 дні тому +7

    አዞም ሕማም ዓጋመ ዓጋመ ዝሓዞም ኤርትራውያን ሲንሓዋሩ ኣበየናይ ማይጨሎት ይፍወሱ ይኾኑ አምበርከ ክፍወሱ ድዮም በሬ ሓውና🌿💙🌿🌿🌿💙🌿🌿💙🌿💙🌿🌿💙🌿

    • @BabuurTafla
      @BabuurTafla 4 дні тому

      @NegishaTesfay-q3o ጸርፊ ናይ ዘይተማህሪ ሰብ መለኪኢ ኢይ። ሓሳባትካ ብስነስርኣት ከተረድአ ፈትን።

  • @Twida1991
    @Twida1991 3 дні тому

    ከከፊልኩም ተዛርብዎም ብህዝቢ ኤርትራንጹግ እዩ ። መመሪጽኩም ኣብ ኣስመራ ዝዕበዩ ተጋሩ ኣኣምጺእኩም ግዕር ሕደሩ-ዋዓሉ : ቆልዓ ዝፈልጦ ሽጣራኹም ሰብ ድለይሉ። ግርም እባ ካብ ኢትዮጵያ ምስተጓሓፍካ ሓደ ኢና ከምዚ ኔርና ኢልካ ምእዋይ ። እዚ በረኸት ትብሎ ዘለኻ : ዝተዛረበ ይዛረብ ጉዳይና ኣይኮነን ። ቀዳማይ ነገር ዓጋመ ኢሉ ንህዝቢ ኤርትራ ዘላለየ : ድቂ ዓድዋ እዮም ። ምኽንያቱ በቲ ድኽነቶም ስለ ዝሓፈሩ ። ወሪድዎም ጥልያን ።

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 4 дні тому +1

    አየ ተጋሩ ብዘይ ኤርትራ ክትነብሩ አይትክእሉን ኢኩም ረሳሕ ትጠፍእ ዘላ ትግሬ ሕሰብ አብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዐፋር አይርብሸናን እዩ

    • @TigrayCommunityRefugees
      @TigrayCommunityRefugees 4 дні тому +1

      ናብ ኤርትራ ዝኸይድ ትግራዋይ የለን። ነገር ግን ንስኻን ኣዝማድካን ብትግራይ ኢኻ ድሒንካን ሓሊፉልካን ስደተኛ

    • @eriblood803
      @eriblood803 3 дні тому

      ​@@TigrayCommunityRefugees 😆 🤣 😂 eta cenawit ghembi teref drone adeka b timet timewut ala...ghena kitsilelu ikum...degalat duhurat duhulat funfunat fitret

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 15 годин тому

      Eritrea tehnbeb ala kkkkkkkkkk

  • @leilaibrahim5916
    @leilaibrahim5916 4 дні тому +1

    Because essays is and his group is from Tigray and they don't like to be from Tigray

  • @ghebre171
    @ghebre171 11 годин тому

    No wonder the Tigrian youtuber brought over.

  • @owlwatchingu8956
    @owlwatchingu8956 22 години тому +1

    Why are you politicizing ‘Timqet ‘ all orthodox Christian celebrate it what’s so unique? Btw, the people Tigray aren’t the same people either. Please stop using religion to spew your hatred and sectarian agenda.

  • @GebrihiwetTekie
    @GebrihiwetTekie День тому

    ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይ ሓደ ክከውን ሓደ ኢዮ ዕጫና ዝብሃል ስነ ሓሳብ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ብኤሊታት ትግራይ ዝተሃንደሰ ዓባይ ትግራይ ዝመበገሲኡ ፍሹል ስነ ሓሳብ ኢዮ። ህዝቢ ኤርትራ ታሪካዊ ኣመጻጽኣ ኣለዎ ካብ ህዝቢ ኤርትራ 50/ ሚኢታዊት ዓረባዊ ባህሊ ዘለዎ ኣብ እምነት ምስልምና ዝኣምን ኢዮ። ስለዚ ምስ ህዝቢ ትግራይ ሓደ ኣይኮናን። ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ሓንሳብን ንሓዋሩን ዘይቅየር ምኻኑ ብቅልጹሙ ሽግ ሓርነት ዓቲሩ ኢዮ። ስለዚ ኤልታት ትግራይ ጉዳይ ክልልኩም ጥራይ ግበሩ።

  • @nalemna
    @nalemna 4 дні тому +1

    Eritera tegere ktekewen sedetkum ktenberu eikhum eziom reshat

  • @nalemna
    @nalemna 4 дні тому +1

    Tegarun zeferhawa mekhenayat hasadat hasweti sereketi lemnti selezkhonu eyu yeheferom eziom tefika

  • @tewoldekahsai415
    @tewoldekahsai415 День тому

    Echo ygebir alo!

  • @michaelogbamichael7336
    @michaelogbamichael7336 День тому

    Niskum hasewti Telamat zeynatkum tidelyu ekum

  • @serekeyosief3233
    @serekeyosief3233 17 годин тому

    በረከት ስለምታይ እካ ሰባት ከተዋቕ ትውዕል ዘለካ ? ትግራዋይ ትብል ቃል ካበይ እካ ኣምጺኩሞ ንትግርኛ ይውክል ዲዩ ? ኣነ ተሓላቂ ሻዕብያ ኣይኮነን እቲ ናይ ስውኣት ኣብ ጀብሃ ዝተስዉኡ ኣይተነገሩን ትብል ሲ ኣበይ እካ ኣምጺእካያ ? እቶም ናይ ጀብሃ ኦርኒጎም ዝተረኩቡ ተነጊሮም እዮም ሓሶት ግደፍ ። ተጋሩ በጃኩም ነዚ ሰብ ኣይትስምዕዎ ብጣዕሚ ኣብ ዘየለ እዩ ከብጸሓና ዝደሊ ዘሎ ። ኤርትራውያን ውን ትግራይ ማለት ኩናማ እሮብ ምስሊም ጀብርቲ ዘማሌት እያ ።

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 4 дні тому

    በይዛኻትኩም ተመያየጥቲ ዝወከለኩም ህዝቢ የለን እሞ ከምወከቲ ኮንኩም ኣይትቕረቡ። ብዛኣኦባ ጭካነ ዝመልኦ ዝተራእዬ ግፍዕታ እንተኾይኑ ውጽኢት ፕሮፖጋንዳን ኣወዳድባን ሻዕብያ እዩ። ሻዕብያ/ጋውና ኣሳያስ ምስዝመውት ሓቢሩ ዝመውት እዩ ንቕድሚት ረኣዩ። እቲ መፍትሒ ኩሉ ሰብ ንዓመታት ዝተኸይደ መንገዲ ምቅትታል ኣብቂዑ መንገዲ ሰላምን ምትሕብባርን ከምዝኸውን ዘጠርቅጥር ኣይክኾንን። ህዝቢ ነጻ ምስዝኸውን ንኽከሓሓስ / ይቕሬት ክበሃሃልን ዳኛውን ዘድልዮ ኣይክኾንን።

  • @Wedisenafe
    @Wedisenafe 20 годин тому

    ኣነ ሓንቲ ክሓተኩም ዝደሊ ከም ኤርትራዊ። መጀመርታ መሪሒነት ወያነ ንዚ ንምውላድ ዝወሰዶ ተራ ከምዘለዎ ክፍለጥ ኣለዎ። ካልእ እታ ዝሓተተካ ትግረዎት ብዛዕባ ኤርትራውያን ንምፍላጥ ዝወስድኩሞ ተራ እንታይ እዩ? ነቲ ዝነበረ ግፍዒ ዘሕዝን እኳ እንተ ኮነ ሕዋሓት ተሓታቲ ሙኳኑ ክፍለጥ ኣለዎ። ህግደፍ ይኩን ሕዋሓት ነዚ ህዝቢ ኣብ ምፍልላይ ተራኦም ማዕረ እዩ። እቲ ጥፍኣት ዝያዳ እኳ ኣብ መሬት ትግራይ እንተ ተፈጸመ ጥፍኣትና ሙካኑ ክነግረኩም ይፈቱ። ሹጉርቲ መጀመርታ መን ካራ ይበጽሖ እምበር ኣብሙሉእታ ኣታሹጉርቲ እዩ ዝከውን።

  • @aklilua950
    @aklilua950 4 дні тому

    Wow, Bico, a beautiful explanation

  • @amlakamen
    @amlakamen 4 години тому

    ትግራውይ vs ትግራዋይ shut up ለመንቲ

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh1601 23 години тому

    በጃ ህግደፍ ተደፋእ ሐሳዊ.

  • @teamegenreyesus2735
    @teamegenreyesus2735 4 дні тому +2

    ንፉዕ ሰብን መስተዉዓልን ኢኻ ሞ ክብሪ ይግበአካ።

  • @futsumamare9074
    @futsumamare9074 4 дні тому +2

    ኤርትራውነት ዝላዓለ ናይ ሓደ ህዝቢ ውዳበ'ዩ።ምስ ማንም ድማ ኣይጻረርን'ዩ።ኤርትራውነት ንህዝብታቱ ናይ ሃይማኖት ፡ናይ ብሄር ፡ናይ ቋንቃ ከከም ልምድታቶምን ክብርታቶምን ይኹን ታሪኾም ኣቂቦም ቀጻልነት ከረጋግጹ ዝኽአሎም ሙሉአ ነጻነት ዝህብ ሃገራውነት'ዩ።ናይ ሓባር መራኸቢ ድልደል ወይ ዝላዓለ ውዳበ ኤርትራውነት ይባሃል።አዚ ነቲ ዝተፈላለየ ሕብረተሰብ ናይ ሓንቲ ሃገር ኣብ ክንዲ ብቢሄር ዝሓስብ ፡ብሃገር ክሓስብ ዝተገብረ ዓቢ ትርጉም ዘለዎ ንቅሓት ናይ ሓደ ህዝቢ'ዩ።ተጋሩ ኢኹም ጸረ ኤርትራውነት፡ ከም ድላይኩም አንዳቶርጎምኩም ስዕረትኩም ክትሽፍኑ ንብዓት ሓርገጽ ምንባዕ ሙስሉይነት ጥራይ አዩ።ምክንያቱ ድህሪ ማይ ኣብ ባዓቲ'ዩ ኩሉ ዘረባኹም።አታ ዓድኩም አሞ ራኣይዋ ብጽጋብኩም ኣብ ባይታ ዘቢጣ ትርከብ ኣላ።

    • @daniture3262
      @daniture3262 3 дні тому

      ኣነ ሃይማኖተይ ተዋህዶ እየ ትግራዋይ እየ ዶሞ, ኣብ ኤርትራስ ናይ ቬንጤ እምነት ይክበረሎም እዩ😂

  • @mulubrhanafewerki6683
    @mulubrhanafewerki6683 4 дні тому +3

    ሐሳዊ ዐጋመ መን ዩ ኢርትራዊ ገሩካ።ሳሕሳሕ ዐጋመ።ዕፈሩ ዕፈሩ ።ኣብትበጽሐዎ የብልኩሙን።ዐጋመ ፡ማለት፡ሐሳድ ሐሳዊ፡ሰራቂ፡ዕፈሩ ዕፈሩ ጥራይ።ኣብትበጽሐዎ፡የብልኩሙን።ዎልቓይት ዉን ናይ ኣምሓራ ኢዩ።

    • @ZekariasZeke-yn9ul
      @ZekariasZeke-yn9ul 4 дні тому +1

      ቆማልሰራቅድስት

    • @dejenweldemichael4289
      @dejenweldemichael4289 4 дні тому

      🐖🐖🐖

    • @eriblood803
      @eriblood803 3 дні тому

      ​@@ZekariasZeke-yn9ul eta cenawit ghembi teref drone adeka b timet timewut ala...kondaf agame

    • @daniture3262
      @daniture3262 3 дні тому

      ኣታ ረሳሕ ብዛዕባ ናይ ወልቃይት እንታይ ይምልኸተኻ ወድዛ ታሓንጋሪ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ረሳሕ

    • @eriblood803
      @eriblood803 3 дні тому

      @daniture3262 alghis cenawi kondaf agame

  • @edendiev2823
    @edendiev2823 4 дні тому +2

    ኡዕ ድጉዋሕ( ተምላስ) ቀልቀል ተጋሩ ንዓኻ ኢየ በረኸት ብጽብጽ‼ እበር እታ ምሳኻ ዘላ ውዒጊንስ ብዓልቲ ደመይ ኢያ‼ ናይ ቡዳ ፖሎቲካ ኣብ ኤርትራ ኣይሰርሕን ኢዩ44 ነጥቢ‼ እፍፍ ፎ

    • @daniture3262
      @daniture3262 3 дні тому

      ንስኻን ከማካን ዝበልኹም ሰባት ምሕረት የውርደልኹም ንምካንሱ ከም ሰብ ትሓስቡ ዲኹም መስደመማት

  • @Sho22514
    @Sho22514 5 годин тому

    All the invited guestes in this channel barking against eritrea

  • @aklilu.a
    @aklilu.a 4 дні тому

    Thank You .................

  • @habtezghitesfaldet7640
    @habtezghitesfaldet7640 4 дні тому +4

    ኣየ በዓል ሽንቲ ገመል ኮይንኩም ሸንኮለል!!!እስከ ተበራበሩ!!!ሃገረ ኤርትራ መሬታ!ክሊ ኣየራ !ባሕራ ብደም ኩሎም ደቃ ሉዓላዊ ግዝኣታ ተከሊሉን ተነጺሩን!
    ኤርትራውያን ንሳሕል ወፊሮም ሃገር ተገዚሞም!ንትውልዲ ዝወራረስ ኤርትራዊ ሃገራውነትን ዑጹብ ድንቂ ኤርትራዊ መንነትን ሃኒጾም!!እዚ መንነት እዚ ኣብ ጽልኢ ካልኦት ዝተሰረተ ዘይኮነስ
    ኣብ ፍቅሪ ሃገር ብናይ ሓባር መስዋእትነት ናይ ትሽዓቲኦም ብሔራት ኤርትራ ዝተሰረተ እዩ!!እዚ መንነት እዚ ንካልኦት ዕረ !ንዓና ንኤርትራውያን ድማ ፉሉይ ናይ ጅግንነት ኣርማናን ሕላገትናን እዩ!!!

  • @tef-2024N
    @tef-2024N 16 годин тому

    ዋ ሱቕ ኢሉ ይሰምዖ!! የዳክር ኸኣ ክንድዚ ሓሶት

  • @Azmarino-n2e
    @Azmarino-n2e 15 годин тому

    This guy is fake Eritrean. You better invite me, I show you who’s an Pure 🇪🇷

  • @aklilua950
    @aklilua950 4 дні тому

    Thank you Brathers❤❤❤

  • @delinat9013
    @delinat9013 9 годин тому

    በረኸት ሃሱስ ከዳ ኣብ ስደት ክትበልይ ኢኻ

  • @KinfeMussie
    @KinfeMussie 4 дні тому +1

    Etom 9 biherat tedemirom hade zeginet eyom

  • @NeguseM-z2o
    @NeguseM-z2o 9 годин тому

    Gazetenya inna geremo eyu zesemo zello.

  • @michaelogbamichael7336
    @michaelogbamichael7336 День тому

    Done migbarna bebeynina ena agame

  • @AM-fz5lg
    @AM-fz5lg 8 годин тому

    Agame kondaf vs agame

  • @tektes365
    @tektes365 4 дні тому +1

    ንዝሓለፈ ተሓታትነት ክህልዎ ኣገዳሲ እንድዩ፣ ግን ንመጻኢ እንተዘይ ሰሪሕና serious ኮይንና ሕጂ፤ ንኸስሮ ክበዝሕ ኢዩ። እዚ ህዝቢ ብጸላእቲ እዩ ንሞትን ጥፍኣትን ተፈሪዱ፤ ናብ ሓደ ክመጽእ ክንህሉ መታን ክንጽዕረሉ ከይደኸምና ይጽዉዕ። ኣብ ታሪኹ ዓወት እንተድኣ ኣሎ፣ ብሓንሳብ ዝሰርሕናሉ እዋን ጥራሕ ኢዩ። በጃኹም ንሕበር።

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 4 дні тому +2

    አወ ኣብ ኤርትራ ብዕጋመ ኢና ንፈልጠኩም።ብሕስድናን ተንኮልን ዕብድብድ ትብሉ ዘለኹም ትሕተ ፍጥረት ኢኹም። ምሳኹም ዘራኽብ የብልናን።ዕጋሜኹም ኣክቡልና።

  • @nasdam926
    @nasdam926 4 дні тому +2

    ኣበይ ዘሎ ጸማልያ ሰብ'ዩ እዚኸ 😅😅

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 4 дні тому

      Nefat dika temahar mamush

    • @nasdam926
      @nasdam926 4 дні тому +1

      @@abrhaleyrussom1718 ንስኻ ድማ ኣብ ክንዲብርሃለይ "ኣፀልምተለይ" ዶይመበሉኻን 'ስሑው' 😁

  • @EzraKbreab
    @EzraKbreab 14 годин тому

    Hasawi eka gen neska eritrawi aykonkan

  • @sabasegid2481
    @sabasegid2481 4 дні тому +1

    ረሰ

  • @yonasgoitom5441
    @yonasgoitom5441 14 годин тому

    Nay biher kikewin yikil

  • @eyobgezai243
    @eyobgezai243 16 годин тому

    Kilae da gehaf

  • @tesfahiwetmedin1302
    @tesfahiwetmedin1302 9 годин тому

    You need to go school brother.

  • @misghinaghebre9419
    @misghinaghebre9419 3 дні тому +1

    ክልቲኦም እራይ ምራይ ዓጋመ እዮም።በረኸት ኣስመራ ስለ ዝዓበየ እምበር ረሳሕ ዓጋመ'ዩ።

  • @FantaneshAbera-w2e
    @FantaneshAbera-w2e 4 дні тому +1

    That was wonderful discussion thank you both❤❤❤❤

  • @Hlina848
    @Hlina848 4 дні тому +3

    Unprofessional journalist

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 4 дні тому +1

    ላዛ ትግርኛ ላዛ ተጋሩ ንፈትከዉምን ነኽብረኩምን ❤❤

  • @zenaib6967
    @zenaib6967 23 години тому

    You are weyane so why you care don’t say Eritrean and Eritrea is 9 beher 9 languages we are not Tigray please don’t even try all of you Eritrea is free country where you like or not

    • @tsiondawit5720
      @tsiondawit5720 23 години тому

      men diyu hager hibukum-weyane aykonen diyu? edme nimeles zenawi ember kalotma entkonu zeymessededukm-wey digma bahrikum mwesedu neyrom. learn your own history first.

  • @okubazgiherteferi-abai4591
    @okubazgiherteferi-abai4591 День тому

    Eti Tigraway tsbuq snelbonan snemgbarn entezhlwo wn eko dele mkone abuse endageberka zqerb snemogot kemey geru kserh benxaru demkayu zeflh

  • @ukbayc
    @ukbayc 4 дні тому +1

    እሞ ክሎም ኣዕራብ ሐደ ክኾኑ ኣለዎም ክሎም እንጊልዝ ዝዛረቡ ከኣ እንግሊዛውያን ክኾኑ ኣለዎም ክሉም ስፓንስ ዝዛረቡ ሐደ ክኮኑ ኣለዎም ኩሎም ስዋሂል ብሐደ ክኾኑ ኣለዎም
    ናይ ዓጋመ ዝገርመኒ ግን ስለምንታይ እዮም ኦሮሞ ኢትዮጵያን ኦሮሞ ከንያን ሐደ ብሄር ኢና ቃንቃና ሐደ እዩ እሞ የሕዋት ኢና ዓባይ ኦሮሞ ዘይብሉ
    እንታይ እዩ እዚ ናይ ዓጋመ ሽግር ድኽነትኩም እኮ ብስራሕ ሰሪሕኩም ካብ ድኽነት ክትወጹ ትኽእሉ ኢኹም !!!!

    • @tsiondawit5720
      @tsiondawit5720 22 години тому

      niskum aytbisun dikum bidihnet? also pls learn the difference between similarities in language and ethnicity, google is free

  • @eyobhagos4262
    @eyobhagos4262 День тому

    Mis tgray tray zeykone iti shenek sudan zelo nsudanawyan ymesil iti bafar zelo niafar ymesil it bhumera zelo nemhara ymesil iti bsenafe zelo dima niadigrat zelewu kmesil gdin iyu naka zmesil n kemaka quanqun intekoynu nsu nay kali ziega iyu nska dima kali ika kulu areb mebegrsi abou hade slezkone hade aykonen nenatu hagerin kibrin meninetin alewo kulu tezarabay english dima kemou hawka kemey gieru iyu gorebietna wetehaderswi aqmou nab lmiat bmqyar singapor itmesil hager halimu wey bhansab kndeki wey bhansab knlemi alona ilu quinat ykeftelka