"ተጋሩ! ንማህበረ ቅዱሳን ንፍለጦ ምስጢሩ"ብቆሞስ ኣባ ሰረቀብርሃን ኣሰናዳኢ ዲያቆን ይብራህ/Ybrah Kassa/Tigray Orthodox Tewahdo

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 147

  • @كيروسكيروس-ث8ر
    @كيروسكيروس-ث8ر 2 роки тому +45

    ተጋሩ አብ ናይ አንዳማትና ንውዕል ናትና ሚድያ ነዕቢ👏👏👏👏

  • @fsahafsaha2151
    @fsahafsaha2151 2 роки тому +22

    ኣባ ቆሞስ ሰረቐ ብርሃን ብጣዕሚ ንፉዕ ኣቦ ዮም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤ ቃለ ሂወት የስመዓልና ዕድመ ጥዕና ይሃቦም

  • @medhinkiros3044
    @medhinkiros3044 2 роки тому +13

    አሰይ አቦታትና ትግራይ ዝፈትዎኩም አቦታተይ ዕድመን ጢዕናን ይሃብኩም ቃለሂወት የስመዓልና ዝሰማዕናዮ አብ ልቦናና የሕድረልና አሜን

  • @queenbeletu2265
    @queenbeletu2265 2 роки тому +12

    እናመሰግናለን 🙏ወንድማችን ዲያቆን ጥበብ ይብራህ አባታችንን ቆሞስ አባ ሰረቀብርሃንን ስለጋበዝክልን አባታችንም ቃለ ህይወት ያሰማልን እድሜ ከጤና ጋር ይስጦት🙏❤💛

  • @ግርማነሽሕሉፍ
    @ግርማነሽሕሉፍ 2 роки тому +4

    ድያቆን ይብራህ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኩም ሕቶና ተቀቢልኩም ኣቦ ሓቂ ዝኮኑ ኣቦና ቆማስ ኣባ ሠረቀ ብርሃን ታሪክናን ሃማኖትናን ከምሁሩና ሰለ ዘቅረብኩምልና የቀንየልና ቀፅልሉ ኣቦታትና እግዚአብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏💖💖💖

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ

    ስላም አርቶዶክስ ሃገር ትግራይ አቦታትና 🙏🙏🤲

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 2 роки тому +19

    እንኳዕ ብደሓና ምፃኩም ክቡራት ለቅዉነት ክቡር አቦና ክቡር መምህርና ዲያቆን ይብራህ🙏🙏🙏💘💘💘💘

  • @መንከምትግራይ-ቀ4ከ
    @መንከምትግራይ-ቀ4ከ 2 роки тому +10

    የቅንየልና አቦና 🙏🙏🙏💛❤
    ዲያቆን ይብራህ ናይ በሓቂ ንሰካ ከም ትፅዕሮ አምላክ ይሀግዘካ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና🙏🙏🙏💛❤

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 2 роки тому +6

    ቃል ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ

    አቦና ትግራይ አቦ አለው አርቶዶክስ ትግራይ 🙏🙏

  • @ፅዮነይፍጡራትኪሓደራ

    እግዛኣብሄር ይመስገን ንዓኩም ዝሃበና ክቡራት ኣቦታተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዛኣብሄር🙏🙏🙏

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 2 роки тому +11

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኹሙ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ አብ ልዕል ፀጋ ይሃብኹሙ ፈጣሪ 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ

    ቃለ ሂወት የስመዐና መምህረይይይ

  • @hadastakulo8416
    @hadastakulo8416 2 роки тому +5

    እንዃዕ ብሰላም መፁ ክቡር ኣቦና መምህር ይብራህ ሓውና ክብረት እግዛኣብሄር ኣምላክ የብዘሐልኩም

  • @ስለማዊትአለም
    @ስለማዊትአለም 2 роки тому +4

    አሜን ብሓቂ ቃለ ሂውት ይስመዕልና ኩቡራት ኣቦታትና

  • @mashowalaslase2617
    @mashowalaslase2617 2 роки тому +7

    አሰይይይ ብጣዕሚ ዝፈትወኩምን ዘክብረኩምን ክቡራት ኣቦታትና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ንህዝብና ሰላም ምሕረት ይላኣከልና ይኣክለኩም ይበለና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም

  • @noesnuit3854
    @noesnuit3854 2 роки тому +4

    ኣባ ሠረቀ ብርሃን ብዝብል ይተኣረም ሰረቀን ሠረቀን ነናቶም ትርጉም ስለ ዘለዎም ብዝኾነ ጽቡቕ መደብ ኢዩ።

  • @abuand1382
    @abuand1382 2 роки тому +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብርት ኣቦታተይ

  • @ብስቃይህዝበይሓሚመ
    @ብስቃይህዝበይሓሚመ 2 роки тому +5

    ሰላም ሰላም አብ መላእ ዓለም ዘለኹም ተጋሩዋይ እንዃዕ ብሰላም መፃኹም ክቡር አቦና ክቡር ሓውና 👏👏👏👏👏👏

  • @ትንሳኤኺያርኤኒትግራይ

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡራት አቦታትና ብዕድመን ብጥዕናን የሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡር ኣቦናን መምህርናን❤

  • @ፅዮነይፍጡራትኪሓደራ

    ክቡር ኣቦና ኣባ ሰረቀ ብርሃን እንታይነት ቤተክርስያን ትግራይ ካብ ዝማሃሩኒ ክቡራት ኣቦታት ኣብ ቅድሚት ካብ ዝሰርዖም ክቡር ኣቦይ ኢኩም እሞ የቅንየለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዛኣብሄር ክቡር መምህረይ ከዓ የቅንየልና ተጋሩ ኣሕዋተይ ከዓ እዛ ሚዳ እዚኣ ብዙሕ ትምህርቲ ኣንረክበላ ሚዳና እያ እሞ ነዕብያ🙏🙏🙏

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዠ8ኈ

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ክቡር ኣቦና ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ፀግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ

    ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ንኩላትኩም ኣሜን(3)

  • @banogebrematios9679
    @banogebrematios9679 2 роки тому +3

    እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሓልኩም ሊቃውንቲ ኣቦታትና 💝💕👏👏👏👏👏👏👏

  • @gimjashemendi4481
    @gimjashemendi4481 2 роки тому +4

    ኣሜንንንንን ቃለህወት የስማዓና

  • @gxxvdd5935
    @gxxvdd5935 2 роки тому +5

    ስለኩሉ ነገር እዝግኣብሄር ይመስገን።ክቡር መ/ህርና ዲያቆን ይብራህ ንሊቃዉንቲ ኣቦታትና እናዓደምካ ትህበናዘለኻ ኣስተምሮ ብጣዓሚ ኢና ነመስግን ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም እ/ሄር ኣምላክ ክቡራት መምህራንና።

    • @Embaynesh
      @Embaynesh 2 роки тому

      እ/ሄር=ብሓጺር ኣይጸሓፍን ይቡሉና ኣቦታት ክቡራተይ"~ (እግዚአብሔር)

  • @maryamaaqq2400
    @maryamaaqq2400 2 роки тому +4

    ዕደምን ጥዕናን ይሃብልና ክቡራት ኣቦታትና ክቡሪ ንልዑል እግዛብሔር ይኩን ናኣካቱም ዛሃብና ሰላም ላዓድና ይኩን

  • @talleygohas5721
    @talleygohas5721 2 роки тому +1

    አቦና ቆሞስ ሰረቀብርሃን ጥበብ ይብራህን ወገናትና ናይ አገልግሎት ዘመናትኩም ይባርኸልና ይቀድሰልና:: ፈጣሪ ናይ ፃዕርኹም ናይ ድኻምኩምን ዋጋ ንቱ ውፁዕ ሕዝብና ህፁፅ አንፈት የብርሄልና:::☘️🌸☘️

  • @አኽሱምትግራይ
    @አኽሱምትግራይ Рік тому +1

    አቦይ አባ ሰረቀ ብርሃን በረኸትኹም ይሕደና እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኸምኡውን ድያቆን ሓወይ እግዚአብሔር የቁመልና💚💚💚

  • @letebirhanatsbeha5774
    @letebirhanatsbeha5774 2 роки тому +1

    ቃለ ህይወት የስማዓልና ጥበብ ይብራህ። አቦና አባ ሰረቀብርሃንቃለ ህይወት የስማዓልና። ሽርሒ ማህበረ ቅዱሳን ካብ አጀማምርኡ ስለዘብሩሁልና።ናይ አገልግሎት ዘመኖም ይባረኽ።

  • @አለምገራሚ
    @አለምገራሚ 2 роки тому +6

    አባታችን እናመሰግናለን በቻናሎ አማርኛም ስለ ሚያስተምህሩ ክብር አለኝ እናመሰግናለን ግን አደራ እነዚህ በትግርኛ ካልተነፈስን እንሞታለን እሚሉ ከቋንቋጋርየተጣሉ ሰዎች እንዳይበክሎት እግዚአብሔር ይጠብቆት የአገልግሎት ዘመኖትን ያርዝምልን እንደ እርሶ አይነት አባቶች ያብዛልን አንተንም ስለአቀረብክልን እግዚአብሔር ይስጥልን

    • @አለምገራሚ
      @አለምገራሚ 2 роки тому

      እኔ እንኳን ትግርኛ ስለምሰማ አልሄድም እከተለዋለሁ ግን ትግራውያን ሆነው ትግርኛ ለማሰሙት ነው ያልኩት በክፋት አትዩት

  • @almasneggaz2302
    @almasneggaz2302 2 роки тому +1

    ልኡል እግዚአብሄር ይመሰገን ቃለህያወትን ያሰምዐልና ክብር አቦና አሜን አሜን አሜን

  • @azeblegese8930
    @azeblegese8930 2 роки тому +5

    ክቡር አቦና አባ ሰርቀ ብርሃን ናይ ክርስቶስ እሙን አቦ ክቡር አቦ ቃላት ይብለይን ደው በሉልና ክቡር ሐው ድያቆን ይብራህ ከመይ ውእልኩም ንአካትኩም እንተዘይፅንሕልና አምላክ እንታይ እና ክንከውን ኔርና እመ አምላክ ታሐልውክም ኩልክም ልቃውንቲ እግዝአብሔር ይመስገን

  • @ሳባጋልኣሉላ
    @ሳባጋልኣሉላ 2 роки тому +6

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቦና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hadish6221
    @hadish6221 2 роки тому +3

    ዓቢ ትምህርቲ

  • @eeee7278
    @eeee7278 2 роки тому +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን የቀንየልና ክቡር ኣቦና

  • @HhhHhh-wv4gz
    @HhhHhh-wv4gz 2 роки тому +3

    እንኳዕ ብደሓን ምፃኩም ክቡራት ለቅዉነት ክቡር አቦና ክቡር መምህርና ዲያቆን ይብራህ 🙏🙏🙏

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ

    እንዃዕ ዳሓን መፃኩም ንፈትወኩምን ነክብረኩምን ክቡራት አቦታትና ❤️❤️ እግዚአብሔር አምላክ ብዕደመ ብጥዕና ይሓልወልና ተመሰገን ንዓኩም ዝሃበና 🤲❤️

  • @kdsan7915
    @kdsan7915 2 роки тому +2

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ኽቡራት መምህራና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የብዘሐልና
    እዚ ትምህርቲ እዙይስ ካብ ቀደም ጀሚሩ ተማሂርናዮ እናፈለጥናዮ ጽኒሕና ተንኸውንስ ትግራይና ካብዚ በጺሕና ዘሎ መከራን ስቓይን ሞትን ዕንወትን ምድሓና ዶኾን ናይርና ንኹ ግዜ ሰለዘለዎ ግን እግዚኣብሔር ይመስገን ቢህወት ጸኒሕናስ እዙይ ክንሰምዕ ዝፈቐደልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን ንዕዑ ይኹን

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ሎምሲ ተመስገን መማህራና ፈሊጠና ኢና ክንደይ ማዓልቲ ኣቦታትና ከም ማይ ይፍሰሱሉና ኣለዎ ቃል እግዚአብሔር ብዕድ ያሓልወልና እመበር ብደረቅ ተዝቅዳሕሞ ናናብ ማሕበርና ተስደደና ፅቡቅ ክሉ ክሰምዖ ነይሩ

  • @azmeragebremariam4659
    @azmeragebremariam4659 Рік тому +1

    አሜ አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት ሊቃውንትና

  • @sammah9441
    @sammah9441 2 роки тому +3

    አቦታትና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ፈጣሪ

  • @SalamSalam-nz2ox
    @SalamSalam-nz2ox 2 роки тому +3

    ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ክብራትና

  • @ማህደርጊዮርጊስ-ጐ3ቐ
    @ማህደርጊዮርጊስ-ጐ3ቐ 2 роки тому +1

    ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ኣቦና ኣብ ፀበባ ግዜ ትምዕዱና ተምህሩና ተበርቱዑን ክቡር ወላዲና እግዝያብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የብዛሓዮ

  • @titglatigray8793
    @titglatigray8793 2 роки тому +1

    እንቋዕ ደሓና መፅእኩም ክብራት አቦታት ፀጋ እግዚአብሔር ያብዛሕሎኩም አቦና🙏🙏🙏➕

  • @mazamekonen8569
    @mazamekonen8569 2 роки тому +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይስምዕልና ብጣዕሚ ንምስግን ጥበብ ይብራህ እግዚኣብሔር ጥበቡ ን ብልሓትን የብዝሓልኩም 🙏

  • @ልብበልግዜ
    @ልብበልግዜ 2 роки тому +1

    እግዚአብሔር አምላኽ ሰላሙን ፀግኡን የብዝሐልኩም አቦታትና 🙏❤💛🇻🇳

  • @brhanemehari7024
    @brhanemehari7024 2 роки тому +4

    Amen
    Amen
    Amen qalehiwet yesmealna

  • @kflayghebre3928
    @kflayghebre3928 Рік тому +1

    ሰላም፡ክብረት ንዓኹም ቖሞስ ኣባ ሰተቐብርሃን፡ሰናይ ጡዕም ቃላት ሰሚዐ፡አንካዕ ብሰላም፡ኣብ ኩቡረ ቓለ አግዝኣብሄር አትህቡና ኣረኣካበና፡ኩቡር ኣቦ።

  • @genetnegash1335
    @genetnegash1335 2 роки тому +2

    Thank you ybrah, Abona edemen tena yihabkum nberulna kulukum

  • @እየሱስመገድንሓቅንህይወት

    ኣባ ቆሞስ ሰረቀ ብርሃን ዝፈትዋም ክቡር ኣቦና ካብ ሙሉኡ ትግራዋይ ነቅሐምሉ ዝፀንሑ እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ኣቦይ 😍💘💘💘🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @yohanneshaileyesuse7466
    @yohanneshaileyesuse7466 2 роки тому +6

    Well come back abatachen thanks for everything you do we love y’all

  • @peaceandlove8063
    @peaceandlove8063 2 роки тому +6

    Thank you 🙏🙏🙏

  • @Filo575
    @Filo575 2 роки тому +2

    ክቡራን ወለድና ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይዓድልኩም ፈጣሪ 🙌🙏💐🌿🌹💖💛💕❤️

  • @ftoon8781
    @ftoon8781 2 роки тому +1

    ተመስገን ናእኻቱም ዝሃበና ፈጣሪ ይመስገን ከብሪ እባታትና🙏🙏🙏🙏

  • @zemaritwubalemdesalegnoffi9356
    @zemaritwubalemdesalegnoffi9356 2 роки тому +4

    ብሓቂ ዝገርም እዩ ብሡሩ ዋለ ተጋሩ ይኩኑ ክወገዙ ኣለዎም :
    ቅድመ ሕጂእውን ትዝክሩ እንተድኣ ኮይኑኩም አብ ቲቪ ወጺኦም ይወከሉሉ ነይሮም ።
    ሰለዚ ክንፈቅደሎም የብልናን ;:
    ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ከምኡውን ዲያቆን ሓወና ቃለ ሂወት የስመዕልና🎉🎉🎉❤❤::
    ንስመዓዮም ምፍላጥ ጽቡቕ እዩ

  • @mazamekonen8569
    @mazamekonen8569 2 роки тому +1

    እንኩዕ ብድሓን መፃኩም ኩብር ኣቦና

  • @genetgenet9434
    @genetgenet9434 2 роки тому +1

    አሜንአሜንአሜን ብሓቂቃልህወት የሰመዐልና

  • @swswiy9610
    @swswiy9610 3 місяці тому +1

    ቀፅሉሉ ኣቦታትና ኣብ ጎንኩም ኣለና

  • @tesfalemberhe2383
    @tesfalemberhe2383 2 роки тому +1

    ሰላም ሰላም እንቆዕ ብድሓን መጻኩም ኣባ ቆሞስ ሰረቀ ብርሃን ምስክር ውጹዓት እዮም የቀንየልና ድያቆን ሓውና

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay8956 2 роки тому +3

    Yekenyelna Tibeb ybrah 🙏🏽

  • @LeulHayelom
    @LeulHayelom 2 роки тому +3

    ናይ በሓቂ ሊቃውንትና እግዚአብሔር ያሐልወልና ብጥዕና ብፀጋ ንበሩልና ቃለ ህይወት ያስመዐልና ua-cam.com/channels/z6JY5MuIV-K57nIz8FaSUQ.html
    👆

  • @zufi1730
    @zufi1730 2 роки тому +1

    ኣቦና እግዚኣብሔር ዕደመን ጥዒናን ያሃቦም ኣቦና

  • @tyvg1359
    @tyvg1359 2 роки тому +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመፀልና አቦታትና

  • @elizabethamene323
    @elizabethamene323 2 роки тому +3

    Selame egziabher meskum yekune Abona, thank you memhery deacon yeberah and Selame egziabher meskum yekune Tigaruway

  • @mebrhitkahsay5406
    @mebrhitkahsay5406 Рік тому +1

    ንኩሉኩም የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሰቲ ልቦና ይሃበና

  • @elizabethamene323
    @elizabethamene323 2 роки тому +4

    Amen 🙏

  • @metslalaxum3939
    @metslalaxum3939 Рік тому +1

    Edmen Tienan yihabkum kiburat Abotat👍👍👍🙏🙏🙏⛪💊💊

  • @سميرهعويد
    @سميرهعويد 2 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን 🙌🙌🙌

  • @Martha..234
    @Martha..234 2 роки тому +1

    ቃለ ህይወት ይስመዕልና።

  • @aaii3344
    @aaii3344 2 роки тому +1

    እንኳዕቡደሐናምፃኩመክቡራትአበትቲ

  • @gdvj6386
    @gdvj6386 2 роки тому +1

    Amen amen amen amen ❤❤❤

  • @meslal7827
    @meslal7827 2 роки тому

    እንቆዕ አቦና ቆሞስ አባ ሰረቀብርሃን ከምእውን መምህር ዲይቆን ይብራህ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።ንሕና አብ ስደት ንነብር ብሃይማኖትና ታሪክናን ንመሃሮ ዘለና ምስጋናይ ወሰን አብልይን ከመስግነኩም ይፈቱ አሜን ወአሜን።

  • @addolismettema8589
    @addolismettema8589 2 роки тому +5

    ኣቦና ዝብልዎ ትኽክል እዩ!!!
    ኣነ ባእለይ ኣብ ትግራይ ገደማት ኣትዮም እናሰለሉ ረኽበዮም እየ።

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay8956 2 роки тому +4

    Enkae bselam metsakum abona 🙏🙏🙏

  • @azmeragebrehiwet3509
    @azmeragebrehiwet3509 2 роки тому +4

    Good to see you Abona, have a healthy and long life thank God we are lucky to have you !!🙏

  • @yeaecobealula9423
    @yeaecobealula9423 2 роки тому +7

    ክብረት ይሃበልና ክቡር አቦና አባ ሰረቐ ብርሃን
    ብዝገርም እምቆት ብዘለዎ ሙሂራዊ ሃይማኖታዊ ታሪኻዊ አሰተሞሕሮ ሰለዘቅረቡልና ማሐበረቅዲሳን ናይ ሕዝቢ ትግራይ ናይ ሕልውና ሐደጋ እዩ አብይ አህመድ ንባእሉ ናይቲ ስውር ሃይሊ አባል ከምዝነበረን ብዳንኤል ክበረት ከምዝተመልመለን መረዳእታት አለው
    ሰለዚ ማሕበረ ቅዲሳን አብ ትግራይ ንኽንቀሳቀሱ ምፍቃድ ማለት ን አብይ አህመድን ዴንኤል ክብረትን ቤትፅሕፈት ከሕልዎም ምፍቃድ ማለት እዩ
    ክበረት ይሃበልና ጥበብ ይብራህ ሚድያ ሓውና ዲያቆን ይብራህ ካሳ ነቲ ንፁርን ሐቀኛን ሃይማኖታዊ ታሪኻዊ አሰተምሕሮኻ

  • @ghhg1825
    @ghhg1825 2 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህያዉ ይሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ መምህር ና ዕደመን ጥዕናን ይሃብኮሙ እግዚአብሔር ኣምላክ 🥰🥰🥰🥰🥰🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @sfhgdssgbfds7941
    @sfhgdssgbfds7941 2 роки тому +4

    ❤💛❤🙏

  • @azmeragebremariam4659
    @azmeragebremariam4659 Рік тому

    Amen amen amen kale hywet yesmelna kburat abotatna

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 2 роки тому

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ክቡራን አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም አምላክ
    እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ይክበር አሜን አሜን አሜን

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 Рік тому +1

    እግዚአብሔር ይመስገን

  • @goalnegash5939
    @goalnegash5939 2 роки тому +1

    Betam new yemwedach Egzabher edme yistlin.

  • @ghidaydesta5870
    @ghidaydesta5870 Рік тому +1

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @nezw8150
    @nezw8150 Рік тому

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡራት አቦታትና

  • @Galmelakebrhant5297
    @Galmelakebrhant5297 2 роки тому

    እንቋዕ ደሓን መፃእኩም ክብራት ኣቦታትና❤❤❤❤

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 Рік тому

    ኣቦታት ኣምላክ ምስኩም ይኩን ስላምን ቅሳነት ዝልዎ ዝመን ይግብረልኩም።

  • @eeee7278
    @eeee7278 2 роки тому +3

    🙏🙏🙏🙏

  • @helentewolde9116
    @helentewolde9116 2 роки тому +6

    እግዛብሔር ይመስገን ንአኻትኹም ዝሃበና ነዊህ እድመን ጥእናን ይሃብኹም ሳላኻትኹም ትዉልዲ ካብምጥፋእ ይድህን አሎ ብወርቂ ቀለሙ አብ መንግስተ ሰማያት ይፅሃፈልኩም ህዝብና ካብ ምድንጋር ወፂኡ እታ ሃቀኛ መንገዲ ንክህዝ ቀሊል ግደ አይኮነን ትፃወቱ ዘለኹም አምላኽ እድመን ጥእናን ይሃብኹም።

    • @fddgaf6433
      @fddgaf6433 2 роки тому

      እግዛብሔር ይመሰገን ትግራይና ይባረከ

  • @salamjulia1556
    @salamjulia1556 2 роки тому +3

    KenkaBesalameMtakemeKbereAbana🙏🙏🙏🙏🙏🙏💊💊💊

  • @abadimengstu1949
    @abadimengstu1949 2 роки тому +4

    አባ ሰረቀ ብርሃን ክብረት መዋእለ ማቱሳላ ጽድቅ ከምላሊበላ

  • @weynikahsay8310
    @weynikahsay8310 2 роки тому +3

    Kalhiwot yasmelina likawint aebotatina newih nay aegelgulet zemen yahaebelina

  • @luwamdesta6896
    @luwamdesta6896 2 роки тому +1

    ብፆሎትኩም ሓጉዙና🙏🙏🙏🙏😥😥

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 2 роки тому +1

    Egziabher. yemasgen. Kale. hiwet. yesmalena. Abona. ⛪⛪👈☝️😢🙏🌿🙏🌿🙏🌿🙏🌿🙏🌿🙏🕊️🌿🕊️🌿🕊️🌿💝💝🤔✍️✍️

  • @alemkidane7964
    @alemkidane7964 Рік тому +2

    ሕበሩ ስመሩ ብሓደ ኹኑ እዙይ ምዘይኸውን ተጎዳእቲ ንስኻትኩም ኢኹም እቱ ዝሓበረ እቱ ዝሠመረ ኩሉ ጊዜ ሰዓረ።

  • @kflayghebre3928
    @kflayghebre3928 Рік тому +2

    ኣቦ ሓቂ ኢኹም ትዛረቡ ዘለኹም።

  • @habtomgetachew1479
    @habtomgetachew1479 2 роки тому

    Kal hiwet yesmaelna

  • @yaredbairu3626
    @yaredbairu3626 2 роки тому +1

    ዲያቆን ይብራህንን ክቡር ኣቦና ኣባ ሰረቀብርሃንን - ሎሚ ዝሰማዕናዮ ትምህርቲ እዝዩ ኣዝዩ ኣዝዩ...መሰረታዊ ነይሩ!!

  • @tsigetesfaye858
    @tsigetesfaye858 2 роки тому +4

    🤲🤲🤲🙏🙏🙏👏👏👏