Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
#ካባይ ብዙሕ ሓጢኣትካባኻ ውን ምሕረትኣይጎድልን እዪ'ሞ መሓረኒ ታኦስእህህህህህህህ..............ከባቴ ኣበሳይ ሸፋኒ ንጉደይ ኣማኑኤልካባይ ብዙሕ ሓጢኣት ካባኻ'ውን ምሕረትኣይጎድልን እዪ'ሞ መሓረኒ ታኦስእህህህህህህ..........ከባቴ ኣበሳይ ሸፋኒ ንጉደይ ኣማኑኤል 🌱በደለይ ከም ከቢድ ጾር ኣዝዪ ይኸብደኒ ኣሎኣዋርሕ ከንቱነተይ ሰላመይ እናመንጠሎቀትሪ ኮይኑ ለይተይ ለይቲ ኮይኑ ቀትረይብሰሪ ሓጢኣተይ "ደኺመን ኣዕጽምተይ(2)"ብምሕረትካ (2) ጠምተኒ ከምዚ ኢለ ከይነብር ንንስሓ ኣብቅዓኒ#ካባይ ብዙሕ ሓጢኣትካባኻ ውን ምሕረትኣይጎድልን እዪ'ሞ መሓረኒ ታኦስ❤️እህህህህህ..............ከባቴ ኣበሳ ሸፋኒ ንጉደይ ኣማኑኤል🌱ካብ ቅድሜኻ ኣይክወልን ግሁድ እንድዪ ንዓኻጎይታይ ንዕሽነተይ ትፈልጦ ኢኻ ንስኻሓጢኣት በደለይ'ውን "ካባኻ ኣይተሓብአን(2)"ቤትካ ክኸውን ቤተይ ሎሚ ባርያኻ ኣድሕንሎሚ ወድኻ ኣድሕንብምሕረትካ(2) ጠምተኒከምዚ ኢለ ከይነብር ንንስሓ ዕድመ ሃበኒ#ካባይ ብዙሕ ሓጢኣትካባኻ ውን ምሕረትኣይጎድልን እዪ'ሞ መሓረኒ ታኦስ❤️እህህህህህህህ.........ከባቴ ኣበሳይ ሸፋኒ ንጉደይ ኣማኑኤል🕯Zemenka Ybarek bruk 👏🏼❤️#wedi_kristos1 🌱❤️
🙏🏻
ካባቲ ኣባሳይ ሸፍኒ ንጉደይ ኣማኑኤል ኦ ኣምላኬ መቀሚ ዘይብለይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኣታ ትጉደይ
Jjuu
11
ዝማርየ መላኣክቲ የስመዐና ግን ታኦስ ታይ ማለት እዩ
ኣሜን፡ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በሬ ሓወይ። ጥዑም ዝማሬ ሰሚዐ ውሽጠይ ተንኪፋትኒ። *ምኽንያት ጽባቒኡ*ሓፈሳዊ ውህደት ድምጺ ኣብ በትኡ እንከሎ፡ ንደረቕ ድምጺ ምቕንባር ዝተጠቐምካሉ/ብተወሳኺ ቁርጸት ድምጽታት ውህደት በገና/ እህታ ብሓፈሻ ፍሉይ ጽባቐ ሂቡ'ሎ። ቀጽሎ...*ዜማ፡* ጽቡቕ ማእዝናዊ/ኲርናዕ ተጠቒምካ፡ ምስ ግጥሚ ዘሎ ጥምረት ከኣ መዳርግቲ የብሉን። 'ታ ቐንዲ ጽባቒ ዝርኣዂላ ነታ ግጥሚ ብዘላቶ ዓሚቚ ትካዜ፡ ዜማ ውን ንዓኣ ዝመስል ብምንዳቃ ኣብ ሓፍ ዘይብል ትካዜ ከምዝኣትው ገይራትኒ። ስለዚ እዚ ዓይነት ዜማ ብኣይ ወገን ኣዝየ ዝብህጎን ፍሉይ ኣስቖርቊሮ ዝፈጥረለይን'ዩ። *መልእኽቲ ንቐጻሊ ክዕየዩ ዝጽበዮም*ኣብ ከምዚ ዓይነት ዜማ ክትዓይ እንከሎኻስ፡ ፍሉጥ ኣብ ቤተክርስቲያና ድዝየሙ ዜማታት/ እንተትፍትሽ ኣብነት፥- ከም ቅዳሴ/ሳዓታት/ውዳሴ ማርያም ወዘተ.. ድዝተሙ ምስቲ ግጥምን ዜማን ተሰኰዖም፡ ንዕኦም መሲሎም ክኸዱ ዝኽእሉ ሰቀቃው ዜማታት ኣለው። 'ዚኦም ክፍተሹን ክስርሓሎምን ይግባእ፡ ፍሉይ ኣስቆርቊሮ ከኣ ምፈጠሩ/ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወዲ ቤተክርስቲያን ድማ ተዘከርቲ ናይ ምዃን ተኽእሎ ምሉእ እምንቶ'ዩ ዘሎኒ'ሞ፡ በሬ ሓወይ... ሓደራ ዕየየሎም። ሃብቲ ቤተክርስቲያና ግና ኣይተበርበረን ኣሎ። ንጽሑፈይ ዘንበብኩም የቐንየለይ
ኣዝዩ ሃናጺ ርኢቶ እዩ... እግዚኣብሔር ይሃበልና....
ወርቂ ዝኾነ ምእዙዝ ክርስትያናዊ ርኢቶ እዩ ብዝያዳ ብሕብረት ዝስራሕ መዝሙር ነባሪ እዩስለዚ ከምዚ ዝበልካዮ ተውህቦ ዜማ ዘለዎን ዜማ ዝፈልጥ ብወዲ ቤተ ክርስትያንን ክሕወሶ እንከሎ ትሕዝቶ ናይቲ ስራሕ ግሩም'ዩ ብከምዚ መንገዲ ከኣ ናይ ቤተ ክርስትያና ሃብቲ ዜማ መቐረቱ ምሰማዕና።
Best comment
"ጥበብ ንንጉስ ኣቦና ሰለሙን ዝሃበ ኣምላኽ ጸጋኻ የብዝሓዮ ዘማሪ በረኸት ሓውና "
"ካባይ ብዙሕ ሓጥያትካባኻ ውን ምሕረት"ዝማሬኻ ይባርኽ ልዑል እግዚኣብሔር።
ታኦስ ናይ ግሪክ ቃል ኮይኑ ትርጉሙ ከኣ“ጎይታ፡ኣምላክ” ማለት እዩ። ” ታኦስ ናይናን” ማለት ድማ “ኦ ጎይታ መሓረና” ማለት እዩ። ሓውና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ጥዑም ዝማሬ ኣስሚካና ንመንፈስካ ዘላዕል 🙏♥️
Amen Amen Amen ❤️❤️🙏🙏
Thank you hawey tirgima kihato eye atiye abzi comment
@@danudanu6383 😊🙏
ከባቴ ከ እንታይ ማለት እዩ ሳሚ ሓወይ
@@እግዚኣብሔርጓሳየይዩ ከም ፍቃድ ኣምላኽ እሺ => ከባቴ ማለት ብግእዝ ኮይኑ ፥ ሸፋኒ ፥ ሓዳጊ፥ ደምሳሲ ፥ ኣርሓቂ ወዘተ ክትርጎም ይኽእል ኢዩ።ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ት.ኤርምያስ 33፥8 ኣለና “ኣነ ኻብ ኲሉ እቲ ዝበደሉኒ ኣበሳኦም ከጽርዮም እየ፡ ነቲ ዝበደሉንን ብኡኡ ኸኣ ካባይ ዝዐለዉሉን ኣበሳኦም ይቕረ ኽብለሎም እየ።” - ትንቢት ኤርምያስ 33፥8
ትግራኝ ባላቀም ደስ ብሎኝ ሰማሁ 🥹🥹🥹❤️❤️❤️❤️አግዚአብሔር ይባረክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬኻ ይቀብል ልዑል እግዚኣብሄር ብጣዕሚ ነብስኻ ክትፍትሽ እትዕድም መዝሙር
ከምዚ ኢለ ከይነብርንንስሓ ዕድመ ሃበኒ🙏Amen nnsha zkewn edmie yhbena❤Bruk hwy tebarek..mknyat mdhan bzhut ika mo ayttfana💯we'r always wz you💖.go ahead..zterfe zemenka ybark..
ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ዝማሬይ ማላኣክት የስመዕልና ልንስሃ ምት የብቅዕና ስድትና ይሕረልና 😢😢 ፈጥሪ
ካባይ ብዙሕ ሓጥያትካባካ ውን ብዙሕ ምሕረት 😥👏ጎታይ ብምሕረት ዓይኒካ ጠምትና ናብ ንሰሓ ሞት የብቅዓና ሰደትና ኣሕፅሮ 😥አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክልካ ክቡር ሓወና ዘማሬ በረከት ❤😍
Zemare malaekti yesmalna Egzabhir Amlak zemenka ybark
ኣሜን ንንስሓ የብቅዓና ፈጣሪ ዘመንካ ይባረኽ ቡሩኬ ሓወይ 🙏🏾❤️
Amien amien amien
Amien❤❤❤
Zemare melakiti yesmalna Zemari Bereket hawena, Egziabiher xegauu yebzahalka🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ተባረኽ በሪየ ሓወይ ኣዕጽምቲ ዘረስርስ መዝሙር ብንስሓ ተሓጺብና ብቅዱስ ቁርባን ተሓቲምና ክንነብር የብቀዓና።🥺🥰🥰😇🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ብሬ ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ 🌹🍃🍃🌹🍃🌹🍃🌹🍃🌹🍃🌹🌹🍃🍃🌹🍃🌹🍃🌹
❤️❤️ከባቴ ኣበሳይ ሸፋኒ ንጉደይ ኣማኑኤል 😔🙏ንበረኸት ኩን!!!መመሊሱ ይግለጸልካ...
Kubre berket hawina amilake isreal yebarkia🙏🙏🙏❤❤❤
ልብካ ዝትንክፍ ጥዕምቲ ናይ ንስሓ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የሥመዐልና
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ቤኪ ሓወይ❤
ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓዉና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረኩቱን የብዘሐልካ
Bemehretka Temetana kemzi Ella keyneneber be Nesta temetena Amen 🙏 🙌 zemarie mealakt yesemealna kebur hawena zemari bereket tikue ❤️
Kubre bera hawaye ezgabher amilake isreal xegiu yebzhalkia ezia mezmure mexgabie senyia 🙏🙏🙏 ❤❤❤ kexalio god bless u
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🙏🏿💚
ናይ ብሓቂ ብሓይሊ መንፈስ ንንስሓ ዘበርክኽ መዝሙር። ብጣሚ ጽቡቅ መዝሙርካ እግዚኣብሔር ይቀበለልካ።
amen amen amen nay bhaki ne weshtka tenkifa kulu hatyatna kenfetesh tebeke mezmur
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓውና
ዝማሬ መሌአክቲ የሰመአልና ታኦሰ ማለት ታይማለትዩ
Zemare melekti yesmalna zemari berket hawna xegu amlakna
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤👏
God Bless You Amen Amen Amen.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ።
amen amen amen qal melakety yesemalena hawena edemen tenan yehabeka fitri qexelu ajokey broe 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዘማር መለኽት የስማዕልና
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ንፉዕ ዘማሪ ተዋህዶ ጎይታ ይባርኽ ንዓኻን ንቤትካን
Zimare meleakti yesmealina hawna Mezmer Bereket tsegeu yebzhalika 🙏🙏🙏Amen amen amen.
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘማሪ በሬ ሓወይ፡ እግዝኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸግጋ የብዝሓልካ።
ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና ቡሩኬ ሓወይ ኣምላኽ ከናፍርካ ን ምስጋና ንከይርብርባ ብ ጸጉኡ ይደግፍካ ጸጋ ብ ዲበ ጸጋ ተመላእ ቡሩኸይ
zemenka ybark breket hawey zimare melakti yesmealna
Kemzi ele keynebir ninisiha edme habeni 🙏 😢 kale hiwet yesmialna
Egziabher Amlak tsegiu yebzehalka edmen tienan yhabka Kbur hawey Amen Amen Amen .
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሃቀኛ ንስሃ ይግበረልና
ኣሰይ ደስ ዝብል መንፈስካ ዘሐድስ መዝሙር ዘመን ኣገልጉሎትካ ይባረክ በሬ ሓወይ
Amen amen amen 🙏zmere melakti yesmaelna kubur hawuna
ኣሜንኣሜን ኣሜን ብሓቂቃለ ህይወት የስመዐልና ንንስሃ የብቀዐና፫፫፫፫
ትግርኛ መናገርም መስማትም አልችልም መዝሙሮቹን ግን መስማት ማቆም አልቻልኩም😭🙏
Etergumlh alew our branch religion
Amen Amen Amen Zemare melekti yesmana 🥰🥰🥰🙏🙏🙏
Ahhh aza mezmur zelekwo kunetat tgelx aya 😭tedegagami hatat ygebr amo dehar ms nebsey kbas kchnek ywla mknatu xbah ngho nabey mukaney sle zfelt adegena ka akndi msgana hiwetey ada asakeku ynebr aleku 😭🙏bekakum yehwatey amenti krstna xolot gberuley mkrukum ka legusly
Amen amen amen zmare melakt yesmaelna
Bereket hawey natka mezmur semiae eye zeysegbo amlak ybarka hawey
Amennnnn, zemare melakti ysemale bereket hawy
Amen amen amen zmare melakt yasemalen
ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና በረኸት ሓውና!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና
Zimare melakt yesmealna zemari bereket hawna
Kalie mealkite zemira yemalina beria hawaye ezgabher amilake yebarkia
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ንኩለና ይማሓረና ኣሜን//3//
Zmarie melaekt yesmealna Zemari Bereket hawna🙏💜🇪🇷
🙏ኣሜን🙏 ኣሜን🙏 ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!🤝ዝተባረከትን ዝተቀደስትን ሰንበት ይግበረልና 🤝እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!!!🤝🙏
ብሓቂ ብሓቂ 😢😢አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
አሜን አሜን አሜን አሜንአሜን አሜን አሜን አሜንአሜን አሜን አሜን 😭😭😭😭
ኣሜን ዝማሬ ምልእክቲ የስመዕልና 🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓና 🙏🙏🙏
Wowww bahkie weshitka tetnkief mezmur. Tebrak bro kulu mezmurtika Azeyu eyu .dass zeblene goyat memlsu xega yewskielka .kemz ayenit hedish hedish mezmurt hezika memxieka azeyu dass yebilena.We love you blessed. Memlsika nekibru zemer .🙏🏿❤😇
May Jesus Christ Bless you Amen Amen Amen.
ጸሎት ግበረልና በሬ ሓወይ
Amen ne nesiha zikewun geze yehabena nay behki lebika tetinkif mezmur egzabher tsegiu yebzihalika berie hawina
Zmare Melakti yesmalna egzabiher Amlak xeguu ybzhlka mezaMran Bereket hawey ajoka
Amen amen libka ttnkif tiemiti mezimur
ኣሜን ንንስሓ የብቅዓና ፈጣሪ🙏🏻🙏🏻🙏🏻 ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና🙏🏻
Amen amen amen zmare melakti yesmalna bereket hawey amlak nay agelguletka zemen ybarkelka ftiwey
ደጋጊሙ ይባርኽካ ጎይታ ውሽጠይ ተንኪፍካዮ
Amen Amen Amen zimare melakti yesmalna ezgabihri amlak ademen tanan yehabka
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ኣየሰምዓልና ጥዑም ሰሚዐ ውሸጠይ ተንኪፈትኒ 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
ዚማረ መላክቲ የስማልና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን
Berie Hawey zmare melaekti yesmealna amlak xegeu ybzhalka kbur hawey.
ብምሕረትካ (2)ጠምተኒ ከምዚለ ከይነብር ንንስሓ ኣብቀዓኒ ኦ ጎይታ ኩሉ ከም ፍቓድካ ይኹን
Zmarie melaekti yesmalna Bruk hawey. Xega ab leli xega yderbka fetari. 🙏🙏🙏
Zmare melakti yesmalna amlak⛪️⛪️⛪️👈
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna nay zeben agelglotka Egzabiher Amlak ybark
Zemari melakti yesmana🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ብሩክ ሓወይ በረከት ኣምላኽ የብዝሓልካ!!
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ሓውና በረኸት ካናኻ ቡዙሕ መዛሙር ክንጽበ ኢና ናይ ዕድመ በረኸት ጥራይ ይሃብካ ይሃበና ። ቀጽሎ ጽግኡ የብዝሓልካ
bereket hawuna xegaka yebzahayu,egzabhier zmare melakti yesmealna,
Kale zimare yesmalina berye hawey
Waw ኣምላክ ዝቀቦኦ ልሳን ቃለ ሂወት
Amen amen zmarei melakti yesmalna bruk hawena xega ab leli xega ybzhalka Egzabiher
twhado nezlalm tenbar AMEN
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏
Aseyyyyy zmare melaekt yesmalna bereket hawey 🙏
ኣሜን ባኑየ ብርኽቲ
ኣሜንንንን ንንሳሃ ማት የብቀዐና መዳሃኒአለም አቦይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና
Zmarie melakt yesmealna hawnan memhrnan btaemi mezamuratka haymanotna axebikom aflitomuna Egzabiher xgu yebzhalka kexlo ❤❤🙏🙏🙏
Asey enkaie beslam mexaeka bere bereket nay kulna Behaki Egziabher neana dekumat dequ benatika mezmur nab betu yemlsna tesfa feqiri Egziabher temgbna alka ajoka
Zamra melakt yesmana bereket hawna egziabher Amlak baynu mhretu yatemteni 🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና
#ካባይ ብዙሕ ሓጢኣት
ካባኻ ውን ምሕረት
ኣይጎድልን እዪ'ሞ መሓረኒ ታኦስ
እህህህህህህህ..............
ከባቴ ኣበሳይ ሸፋኒ ንጉደይ ኣማኑኤል
ካባይ ብዙሕ ሓጢኣት ካባኻ'ውን ምሕረት
ኣይጎድልን እዪ'ሞ መሓረኒ ታኦስ
እህህህህህህ..........
ከባቴ ኣበሳይ ሸፋኒ ንጉደይ ኣማኑኤል 🌱
በደለይ ከም ከቢድ ጾር ኣዝዪ ይኸብደኒ ኣሎ
ኣዋርሕ ከንቱነተይ ሰላመይ እናመንጠሎ
ቀትሪ ኮይኑ ለይተይ ለይቲ ኮይኑ ቀትረይ
ብሰሪ ሓጢኣተይ "ደኺመን ኣዕጽምተይ(2)"
ብምሕረትካ (2) ጠምተኒ
ከምዚ ኢለ ከይነብር ንንስሓ ኣብቅዓኒ
#ካባይ ብዙሕ ሓጢኣት
ካባኻ ውን ምሕረት
ኣይጎድልን እዪ'ሞ መሓረኒ ታኦስ❤️
እህህህህህ..............
ከባቴ ኣበሳ ሸፋኒ ንጉደይ ኣማኑኤል🌱
ካብ ቅድሜኻ ኣይክወልን ግሁድ እንድዪ ንዓኻ
ጎይታይ ንዕሽነተይ ትፈልጦ ኢኻ ንስኻ
ሓጢኣት በደለይ'ውን "ካባኻ ኣይተሓብአን(2)"
ቤትካ ክኸውን ቤተይ
ሎሚ ባርያኻ ኣድሕን
ሎሚ ወድኻ ኣድሕን
ብምሕረትካ(2) ጠምተኒ
ከምዚ ኢለ ከይነብር ንንስሓ ዕድመ ሃበኒ
#ካባይ ብዙሕ ሓጢኣት
ካባኻ ውን ምሕረት
ኣይጎድልን እዪ'ሞ መሓረኒ ታኦስ❤️
እህህህህህህህ.........
ከባቴ ኣበሳይ ሸፋኒ ንጉደይ ኣማኑኤል🕯
Zemenka Ybarek bruk 👏🏼❤️
#wedi_kristos1 🌱❤️
🙏🏻
ካባቲ ኣባሳይ ሸፍኒ ንጉደይ ኣማኑኤል ኦ ኣምላኬ መቀሚ ዘይብለይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኣታ ትጉደይ
Jjuu
11
ዝማርየ መላኣክቲ የስመዐና ግን ታኦስ ታይ ማለት እዩ
ኣሜን፡ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በሬ ሓወይ። ጥዑም ዝማሬ ሰሚዐ ውሽጠይ ተንኪፋትኒ።
*ምኽንያት ጽባቒኡ*
ሓፈሳዊ ውህደት ድምጺ ኣብ በትኡ እንከሎ፡ ንደረቕ ድምጺ ምቕንባር ዝተጠቐምካሉ/ብተወሳኺ ቁርጸት ድምጽታት ውህደት በገና/ እህታ ብሓፈሻ ፍሉይ ጽባቐ ሂቡ'ሎ። ቀጽሎ...
*ዜማ፡* ጽቡቕ ማእዝናዊ/ኲርናዕ ተጠቒምካ፡ ምስ ግጥሚ ዘሎ ጥምረት ከኣ መዳርግቲ የብሉን። 'ታ ቐንዲ ጽባቒ ዝርኣዂላ ነታ ግጥሚ ብዘላቶ ዓሚቚ ትካዜ፡ ዜማ ውን ንዓኣ ዝመስል ብምንዳቃ ኣብ ሓፍ ዘይብል ትካዜ ከምዝኣትው ገይራትኒ። ስለዚ እዚ ዓይነት ዜማ ብኣይ ወገን ኣዝየ ዝብህጎን ፍሉይ ኣስቖርቊሮ ዝፈጥረለይን'ዩ።
*መልእኽቲ ንቐጻሊ ክዕየዩ ዝጽበዮም*
ኣብ ከምዚ ዓይነት ዜማ ክትዓይ እንከሎኻስ፡ ፍሉጥ ኣብ ቤተክርስቲያና ድዝየሙ ዜማታት/ እንተትፍትሽ ኣብነት፥- ከም ቅዳሴ/ሳዓታት/ውዳሴ ማርያም ወዘተ.. ድዝተሙ ምስቲ ግጥምን ዜማን ተሰኰዖም፡ ንዕኦም መሲሎም ክኸዱ ዝኽእሉ ሰቀቃው ዜማታት ኣለው። 'ዚኦም ክፍተሹን ክስርሓሎምን ይግባእ፡ ፍሉይ ኣስቆርቊሮ ከኣ ምፈጠሩ/ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወዲ ቤተክርስቲያን ድማ ተዘከርቲ ናይ ምዃን ተኽእሎ ምሉእ እምንቶ'ዩ ዘሎኒ'ሞ፡ በሬ ሓወይ... ሓደራ ዕየየሎም። ሃብቲ ቤተክርስቲያና ግና ኣይተበርበረን ኣሎ።
ንጽሑፈይ ዘንበብኩም የቐንየለይ
ኣዝዩ ሃናጺ ርኢቶ እዩ... እግዚኣብሔር ይሃበልና....
ወርቂ ዝኾነ ምእዙዝ ክርስትያናዊ ርኢቶ እዩ
ብዝያዳ ብሕብረት ዝስራሕ መዝሙር ነባሪ እዩ
ስለዚ ከምዚ ዝበልካዮ ተውህቦ ዜማ ዘለዎን ዜማ ዝፈልጥ ብወዲ ቤተ ክርስትያንን ክሕወሶ እንከሎ ትሕዝቶ ናይቲ ስራሕ ግሩም'ዩ ብከምዚ መንገዲ ከኣ ናይ ቤተ ክርስትያና ሃብቲ ዜማ መቐረቱ ምሰማዕና።
Best comment
"ጥበብ ንንጉስ ኣቦና ሰለሙን ዝሃበ ኣምላኽ ጸጋኻ የብዝሓዮ ዘማሪ በረኸት ሓውና "
"ካባይ ብዙሕ ሓጥያት
ካባኻ ውን ምሕረት"
ዝማሬኻ ይባርኽ ልዑል እግዚኣብሔር።
ታኦስ ናይ ግሪክ ቃል ኮይኑ ትርጉሙ ከኣ
“ጎይታ፡ኣምላክ” ማለት እዩ።
” ታኦስ ናይናን” ማለት ድማ “ኦ ጎይታ መሓረና” ማለት እዩ።
ሓውና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ጥዑም ዝማሬ ኣስሚካና ንመንፈስካ ዘላዕል 🙏♥️
Amen Amen Amen ❤️❤️🙏🙏
Thank you hawey tirgima kihato eye atiye abzi comment
@@danudanu6383 😊🙏
ከባቴ ከ እንታይ ማለት እዩ ሳሚ ሓወይ
@@እግዚኣብሔርጓሳየይዩ ከም ፍቃድ ኣምላኽ እሺ
=> ከባቴ ማለት ብግእዝ ኮይኑ ፥ ሸፋኒ ፥ ሓዳጊ
፥ ደምሳሲ ፥ ኣርሓቂ ወዘተ ክትርጎም ይኽእል ኢዩ።
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ት.ኤርምያስ 33፥8 ኣለና
“ኣነ ኻብ ኲሉ እቲ ዝበደሉኒ ኣበሳኦም ከጽርዮም እየ፡ ነቲ ዝበደሉንን ብኡኡ ኸኣ ካባይ ዝዐለዉሉን ኣበሳኦም ይቕረ ኽብለሎም እየ።”
- ትንቢት ኤርምያስ 33፥8
ትግራኝ ባላቀም ደስ ብሎኝ ሰማሁ 🥹🥹🥹❤️❤️❤️❤️አግዚአብሔር ይባረክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬኻ ይቀብል ልዑል እግዚኣብሄር
ብጣዕሚ ነብስኻ ክትፍትሽ እትዕድም መዝሙር
ከምዚ ኢለ ከይነብር
ንንስሓ ዕድመ ሃበኒ🙏
Amen nnsha zkewn edmie yhbena❤
Bruk hwy tebarek..mknyat mdhan bzhut ika mo ayttfana💯we'r always wz you💖
.go ahead..zterfe zemenka ybark..
ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ዝማሬይ ማላኣክት የስመዕልና ልንስሃ ምት የብቅዕና ስድትና ይሕረልና 😢😢 ፈጥሪ
ካባይ ብዙሕ ሓጥያት
ካባካ ውን ብዙሕ ምሕረት 😥👏ጎታይ ብምሕረት ዓይኒካ ጠምትና ናብ ንሰሓ ሞት የብቅዓና ሰደትና ኣሕፅሮ 😥አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክልካ ክቡር ሓወና ዘማሬ በረከት ❤😍
Zemare malaekti yesmalna Egzabhir Amlak zemenka ybark
ኣሜን ንንስሓ የብቅዓና ፈጣሪ ዘመንካ ይባረኽ ቡሩኬ ሓወይ 🙏🏾❤️
Amien amien amien
Amien❤❤❤
Zemare melakiti yesmalna Zemari Bereket hawena, Egziabiher xegauu yebzahalka🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ተባረኽ በሪየ ሓወይ ኣዕጽምቲ ዘረስርስ መዝሙር
ብንስሓ ተሓጺብና ብቅዱስ ቁርባን ተሓቲምና ክንነብር የብቀዓና።🥺🥰🥰😇🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ብሬ ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ 🌹🍃🍃🌹🍃🌹🍃🌹🍃🌹🍃🌹🌹🍃🍃🌹🍃🌹🍃🌹
❤️❤️ከባቴ ኣበሳይ ሸፋኒ ንጉደይ ኣማኑኤል 😔🙏ንበረኸት ኩን!!!መመሊሱ ይግለጸልካ...
Kubre berket hawina amilake isreal yebarkia🙏🙏🙏❤❤❤
ልብካ ዝትንክፍ ጥዕምቲ ናይ ንስሓ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የሥመዐልና
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ቤኪ ሓወይ❤
ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓዉና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረኩቱን የብዘሐልካ
Bemehretka Temetana kemzi Ella keyneneber be Nesta temetena Amen 🙏 🙌 zemarie mealakt yesemealna kebur hawena zemari bereket tikue ❤️
Kubre bera hawaye ezgabher amilake isreal xegiu yebzhalkia ezia mezmure mexgabie senyia 🙏🙏🙏 ❤❤❤ kexalio god bless u
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🙏🏿💚
ናይ ብሓቂ ብሓይሊ መንፈስ ንንስሓ ዘበርክኽ መዝሙር። ብጣሚ ጽቡቅ መዝሙርካ እግዚኣብሔር ይቀበለልካ።
amen amen amen nay bhaki ne weshtka tenkifa kulu hatyatna kenfetesh tebeke mezmur
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓውና
ዝማሬ መሌአክቲ የሰመአልና
ታኦሰ ማለት ታይማለትዩ
Zemare melekti yesmalna zemari berket hawna xegu amlakna
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤👏
God Bless You Amen Amen Amen.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ።
amen amen amen qal melakety yesemalena hawena edemen tenan yehabeka fitri qexelu ajokey broe 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዘማር መለኽት የስማዕልና
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ንፉዕ ዘማሪ ተዋህዶ ጎይታ ይባርኽ ንዓኻን ንቤትካን
Zimare meleakti yesmealina hawna Mezmer Bereket tsegeu yebzhalika 🙏🙏🙏Amen amen amen.
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘማሪ በሬ ሓወይ፡ እግዝኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸግጋ የብዝሓልካ።
ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና ቡሩኬ ሓወይ ኣምላኽ ከናፍርካ ን ምስጋና ንከይርብርባ ብ ጸጉኡ ይደግፍካ ጸጋ ብ ዲበ ጸጋ ተመላእ ቡሩኸይ
zemenka ybark breket hawey zimare melakti yesmealna
Kemzi ele keynebir ninisiha edme habeni 🙏 😢 kale hiwet yesmialna
Egziabher Amlak tsegiu yebzehalka edmen tienan yhabka Kbur hawey Amen Amen Amen .
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሃቀኛ ንስሃ ይግበረልና
ኣሰይ ደስ ዝብል መንፈስካ ዘሐድስ መዝሙር ዘመን ኣገልጉሎትካ ይባረክ በሬ ሓወይ
Amen amen amen 🙏zmere melakti yesmaelna kubur hawuna
ኣሜን
ኣሜን
ኣሜን ብሓቂ
ቃለ ህይወት የስመዐልና
ንንስሃ የብቀዐና
፫፫፫፫
ትግርኛ መናገርም መስማትም አልችልም መዝሙሮቹን ግን መስማት ማቆም አልቻልኩም😭🙏
Etergumlh alew our branch religion
Amen Amen Amen Zemare melekti yesmana 🥰🥰🥰🙏🙏🙏
Ahhh aza mezmur zelekwo kunetat tgelx aya 😭tedegagami hatat ygebr amo dehar ms nebsey kbas kchnek ywla mknatu xbah ngho nabey mukaney sle zfelt adegena ka akndi msgana hiwetey ada asakeku ynebr aleku 😭🙏bekakum yehwatey amenti krstna xolot gberuley mkrukum ka legusly
Amen amen amen zmare melakt yesmaelna
Bereket hawey natka mezmur semiae eye zeysegbo amlak ybarka hawey
Amennnnn, zemare melakti ysemale bereket hawy
Amen amen amen zmare melakt yasemalen
ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና በረኸት ሓውና!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና
Zimare melakt yesmealna zemari bereket hawna
Kalie mealkite zemira yemalina beria hawaye ezgabher amilake yebarkia
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ንኩለና ይማሓረና ኣሜን//3//
Zmarie melaekt yesmealna Zemari Bereket hawna🙏💜🇪🇷
🙏ኣሜን🙏 ኣሜን🙏 ኣሜን
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!
🤝ዝተባረከትን ዝተቀደስትን ሰንበት ይግበረልና 🤝
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!!!🤝🙏
ብሓቂ ብሓቂ 😢😢አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
አሜን አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን 😭😭😭😭
ኣሜን ዝማሬ ምልእክቲ የስመዕልና 🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓና 🙏🙏🙏
Wowww bahkie weshitka tetnkief mezmur. Tebrak bro kulu mezmurtika
Azeyu eyu .dass zeblene goyat memlsu xega yewskielka .kemz ayenit hedish hedish mezmurt hezika memxieka azeyu dass yebilena.We love you blessed. Memlsika nekibru zemer .
🙏🏿❤😇
May Jesus Christ Bless you Amen Amen Amen.
ጸሎት ግበረልና በሬ ሓወይ
Amen ne nesiha zikewun geze yehabena nay behki lebika tetinkif mezmur egzabher tsegiu yebzihalika berie hawina
Zmare Melakti yesmalna egzabiher Amlak xeguu ybzhlka mezaMran Bereket hawey ajoka
Amen amen libka ttnkif tiemiti mezimur
ኣሜን ንንስሓ የብቅዓና ፈጣሪ🙏🏻🙏🏻🙏🏻 ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና🙏🏻
Amen amen amen zmare melakti yesmalna bereket hawey amlak nay agelguletka zemen ybarkelka ftiwey
ደጋጊሙ ይባርኽካ ጎይታ ውሽጠይ ተንኪፍካዮ
Amen Amen Amen zimare melakti yesmalna ezgabihri amlak ademen tanan yehabka
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ኣየሰምዓልና ጥዑም ሰሚዐ ውሸጠይ ተንኪፈትኒ 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
ዚማረ መላክቲ የስማልና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን
Berie Hawey zmare melaekti yesmealna amlak xegeu ybzhalka kbur hawey.
ብምሕረትካ (2)ጠምተኒ
ከምዚለ ከይነብር ንንስሓ ኣብቀዓኒ
ኦ ጎይታ ኩሉ ከም ፍቓድካ ይኹን