Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣነ 1994 እየ ተወሊደ። እዛ ደርፊ ከኣ ኣብ ባረንቱ 1993 ተሰሪሓ ይብል ኣሎ። ካባይ ብዓመት ትዓቢ።እሞ ከኣ ክፈትዋ መዓት የ። ርኢኹም ዶ ሰብ እምበር ሰነድ ከምዘይመውት። ንሕና ክንሓልፍ ኢና እዚ ብሉጽ ስራሕ ግን ነባሪ ዩ። የቐንየለና ኣያ ዳሽም።
መርሓባ ፊልሞን ክብረት ይሃበካ የቀንየለይ።
@@dashimmesgina9013me too I was born in 1994 but I always cry whenever I listen this Song Thank you Legend❤️🙏
one of the best Eritrean Music፡ተጋደልትስ ንበሩ ደኣ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ነተን ኩለን ኣብ ዕድመ ንእስነተን በጃ ሃገር ሰማእት ዝኾናን ነተን ንስለ ሃገር ብዘይ ሓድጊ ዉላድ ዝተረፋን ዓባይ መዘከርታ እትኸዉን ዓባይ ስራሕ ። ነዛ ደርፊ እንክሰምዕ ኣብ ዓይነይ ቅጅል እትብለኒ ድማ ጅግና ተጋዳሊት ዶ/ር ላይነሽ ገብረሂወት እያ ።
Wala ane
ዳሽም ሓወይ እቲኣ ዝፈትዋ ደርፍካ!!
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ
@@dashimmesgina9013 viva tigray tigrini
@@yosieftekle9153 Eritrea viva
@@teamesamial1708 facebook.com/100042319655067/videos/204847814269206/
@@yosieftekle9153 ertrawyan ina
ክብረት ይሃብካ ገዲም ተጋዳላይ ዳሽም፡ ንዋዕሮታት ሳሕል ብጾትካ ምክባርካ!
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ ንሰን ዘይተዘከራ መን ይዝከር
ኣነ ሲ እዚ ኩሉ ኣብ ጓይላ ጥራይ አየ ዝሰምዖ ነረ እድመን ጥዕናን የሃብካ ክቡር ዳሺመይ 🇪🇷🌹❣️❣️❣️❣️ በዓል ሻንብቆ በርካ ሓፍተይ በለለይ በጃኻ 🇪🇷🌹👏👈
መርሓባ ሮበል ፍቃዱ ክብረት ይሃብካ።
😭😭😭😭😭hafteyi ab rora mensae tesewia. Dehri mesweta kolu gizye yiderfa neyire. Well come dashem hawey 💖❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💓
መርሓባ ኤዱ ክብረት ይሃበኪ ሳለኦም ኢና ኣብዚ ዘለና።
ኲናት ብዙሕ ሒዙዩ ዝኸይድ ሰላም ንኹሉ ወድ ኣዳም ኣጆኺ ኤዱ ሓፍተይ
ዳሽም ጥዑም ድምጺን ኣምራርጻ ቃላትን❤️፡❤️👍👍👍 ብጣዕሚ ዘድንቀካን ዝፈትወካን
የቀንየለይ ተስፋጋብር ክብረት ይሃብካ።
ክብርን ሞጎስን ነዚ ዘይምኖ ደርፊ ዘጽንሑልና ገዳይም ስነጥበባዊያን ኤርትራ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣነ ብዘይቀልዓለም ናይ ወዲ ምስግና ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ሑሉፍ ዘኪረ ሕንቅንቅ ይብል ።ዳሽም ኣቦ ጥበብ ናዓኻን ንስድራኻን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ።ተኺኢልካ ገለ ሓድሽ ስራሕ ፈይ ኣብለልና ።
ክበርት ይሃባለይ ግርማይ። ዝሓለፍ 6 ወርሒ ይገብር እየ ጀሚረ ቁርብ ጸኒሐ ናይ ዓይኒ ምርት ዘለዎ ስርሓት ክዝርግሕ'የ ዝስማዕ ሓድሽ ሕልፍ ኢለ ገረዮ ኣለኹ።
1994 teme geze neyru shta nfas menfs hudu TUM Ayer neyr😢😢😢😢😢 sedray gezawetna yezekerni..❤❤❤❤
Adey weladitey tfetwa derfi: Ahhhh tekal gzea tefalalina, yzkereni ms adey weladitey ab derfi mircha kedam kedam enatekatatelna ,thanks Dashm for upload it
ክብረት ይሃብካ የቀንየለይ
ዳሽም ምስጋና ከም ሰብ ትሑትን ምቕሉልን ሰብ እዩ።ደረጅኡ ብዘየገድስ ነብሱ ከየተዓባበይ ንኹሉ ሰብ ብማዓረ ዝሕግዝን ዘተባብዕን ፍቱው ሰነ እ ጥበባዊ እውን እዩ።ኣብ ሃገርን ሃገራውነትን ዘለዎ ክብሪ ክኣ 'ሞ ገሊጸ ኣይድኦን።ስለዚ ኣብ ስርሑ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሓዳሩ ድማ ፍቕርን ስኒትን ይምነየሉ።
ዳሽም ብጣዕሚ ትድነቅ ኣብ ሓቂ ዝተመኮሰት ደርፊ ያ ባጣዕሚ የ ዘድንቃ የቀነልና ብስም ፈተውትኻ
መርሓባ ወዲ ሸቃ ክብረት ይሃብካ።
ዳሽም ጀግና ኤርትራዊ🇪🇷 ። ወዲ ሓላል መሬት!🇪🇷💪🇪🇷⛪🇪🇷🕌🙏
ዳሽም ባዓል ኒሕን ባዓል ተስፋን ሕድሪ ጀጋኑ ዘይ ጠለመ ጀግና ወዲ ኤረይ
ኢቲኣ ሓዳስ ሲኢነያ ኣለኹ ታሓባብረኒ
መርሓባ ተኪኤ እየነይቲ ኮን ትኸውን ኣብ መስንጀር ጽሓፈለይ።
ቃላት ሲኢነኣዴታት ኤረይከስዐ ማህጸነንካቲም ቃል ኪዳነንስለ ሃገር ዘወፍያ ስልማተንተወለዳ ጅግና ንጅግናሰራሕቲ ቅያ ንቅያወረቀት ኣይ ኣክሎ ውዕሎክን ቀለም ጸንቂቁ ውዕሎክን ኣብ ገድሊ መስገደል ማዕረ ትማቀላ ንጸገምደቂ ኤረይ ዋሓላሉማሙቅ ገዛ ፍቅሪ ትዘርኣሉእንተ ተሰለምክን ተህንናእንተ ተዓጠቅክን ትግርማኣውረስቲ ቅያ ጅግንነትሕመረት ጽንዓት ተወፋይነትዝውዓልክንኦ ክዝክር በብሓደስጋለት እንተ በልኩ ንብዓት ሓበን ይስዕረኒናቅፋ እንተበልኩንብዓት ዝክሪ ይስዕረኒምስ ክልተ ሞት ተፋጢጥክን ጸገምን ጸላኢክንን ሲዒርክንበዳህቲ ጭንቂ ዘይ ስገር ቃላት ይሓጽረኒ ምያክን ክነግር🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷
Abe gazie kulanatna nafelwa darfi ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተባዕታይ ወዲ ምስጉን👉ሓየት💪ወዲ🇪🇷💪ኤረይ🇪🇷👈🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊።
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ።
ዳሽም ምስግና ሕቡእ ወርቂ
መርሓባ መሓሪ ዓጽምኻ ይክበር።
Ertirawi kubur meninet King afirca shabya jigna
ዓኽ ዋይ እዛ ደርፊ እዚኣ ኣብ ተስዓታት እየ ዝዝክራ ብጣዕሚ እያ ጥዕምቲ ብልጽቲ ደርፊ ሓፈሻዊ እዚ ወዲ ሙሩጽ እዩ ደርፍታቱ ልዋመይ እሞ ዘይ ትሃስስ ካብ የእምሮይ❤
ኣስቴር ዮውሃንስ ሰናይት ደበሳይ ከም ውን ብዙሓት ኣሓትና ኣብ ጸልማት ዘለዋ ብብጸተን ዝተጨውይያ ስለ ቲ ዝኸፈልኦ ዋጋ ንእስነተንን ሂወተንን በዛ ደርፍኻ ኩሉ ግዜ ይዝክረን። ንፉዕ ስነ-ጥበባዊ ዲሽሜ ምስግና ወዲ ከረን።
Wellcome ,ደልየ ስኢነያ እዛ ደርፊ ድምጽካ ኣይትሓባእ ፡ኣይትጥፋኡና እባ ንስኩምስ ከመይ ዲና ነድቅረኩም ዕድመ ይሃብኩም፡
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ የቀንየለይ።
ኣሰይይይ ብደይ ማይ ድዋሓጥ ህርመት😍😍👍👍👍
Nezen jeganu Adetat do ytlem A'kkkk, Amlak nhagerna qsanet selam yewrdela.Dashim hawey nice song
ብሉጽ ኢካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ዳሺም
መርሓባ ዘርኣብሩኽ ኣምላኽ ንዕኻ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ሓንቲ ካብ ዝፈትወን ደርፍታትካ ዳሽም መቅሰን ብሓቂ ደስ ዘብል 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻❤🇪🇷✅
መርሓባ ዮኒ ክብረት ይሃበለይ።
ዳሽም ምስግና ካብቶም ዝፈትዎም ደራፋይ THE BEST
መርሓባ ቶሚ ክብረት ይሃብካ።
Aahhhh Etat ezzi hayal tegadalyy Werqi tebabuu Kexelalnnnn eyu God bless you Hero dashim misgna
መርሓባ ዳሽም መክሰብ እንቃዓ ዳሓን መጻኣካ ናይስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
መርሓባ ተስፋይ ክብረት ይሃብካ። ንዓኻ'ውን ዕድመን ጥዕናን።
Dashim nay kedem azekhkhrkany💔💔 abzy wshty ametat buzuh negerat terekhiebu zeimote zegeshe .......(Alem geza khray eya)😔😔
መርሓባ ሳራ ክብረት ይሃበለይ የቀንየለይ።
nay bhaki kebdka tbelie music btami eye zdafaneq ksemiea keleku gn entay delye asararhan masn mnchi hasab asfih abilka tetxhfeley kindey xbuk neiru ma lovey sond thanks Dashin msgna
ሰምዕካ ዘይትምኖ ደርፍ ዳሽም ምስግና ይበል ጥበብ
Dashim is star singer go head bro!!
Thank you so much Teklit
@@dashimmesgina9013ሓየት!! ብ ተጋደልትና፣ስንኩላትና፣ስዉኣትና😢 ዝመጸት ሃገረ!! ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ኣብ መትከልኩም ኣለና!! 👉ህዝባዊ🇪🇷ግንባረይ👈ወይ ሞት!!✊።
Dashimey derfitatka betami eye zeftwoo aytetfena hadish serhat hizka mexena ayani
መርሓባ የቀንየለይ ብዙሕ ሓድሽ ደርፍታት ኣውሪደ ኣለኽ ብሕጂ'ውን ሰንበት ሰንበት ከውርዶ'የ
ነባሪት ጥበብ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ዳሺም ኖ
Eza derfi ab yeumroy ktmelalesni keniya.hji dashm ele ms xehafku rekibeya.ndhrit meliskani dasm asli.
Bshim adey agabzekum aleku za derfi btaemi ya tfetwa dashim hawey deymno deriftatka edmen tenan yhabka
A sophesticated singer with full of diversity of wisdom, my appreciation is countless. Just is simple to say supper Man. Glad yuo to have as such ability.
Thank you so much I really appreciate.
❤❤❤❤ Dashin bro nice habibi ana
I am so addicted with this song.men kem eritrawit gal ansteyti.respect u dashim for this beautiful song
I love this music when i wos yung so thank u dashim msgna for this great job
Nweladtey eka derifkala edme nesneta ab meda yehlifato ab reesa eskjo tesekima naxnet amxiatlna ms kbur weladiyey bselam ynebru alewu🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ሳባ እንቛዕ ሓርበኛ ተሐብን ኣደ ሃለውትኪ። ክብሪ ዝግብአን ጀጋኑ ኢየን።
ወዲ ማይ ጨርሒ ❤ ዘይትምኖ ደርፊ ደርፍካልንና
ተሽም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ጽቡቅ ደርፊ ድሽም ባዓል ጽቡቅ ድምጺ ፡ ሓንቲ ክብለካን ክልምነካን ስ ነዚ ሕጂ ላዕልን ታሕትን ብመከራን ሽግርን ኮሙኡ እውን በዚ በላዒ ስራዓት ዝሰቀ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ሓደራ ድምጽኻ ብመልክዕ ዘይማ ኣስማዓና ነዛ ዋዕሮ ኣደ እዚ ውጹዕ መንእሰይ በርገድ ናሓመዱ እውን እባ ድርፈላ ንበርገደይ ኣደ ውጻዓት እባ ድረፈላ በጃኻ እዚ
የቀኔለይ ዳሽመይ፡ እታ ዝብህጋ ደርፊ ብ መሰረት ጠለበይ ከይጠለምካ ደበኽ ምባልካ ብስመይን ብስም ደገፍትኻን የመስግነካ። Thanks legend
መርሓባ ሰላማዊት ክብረት ይሃበለይ። Thank you so much.
jigna eritrawi edmen tinan yhabka fetari
Tnx dahsim nice zkonet derfi nezen xbukat yehwatna zderefkalen ❤
Dashim hawena teftawi bejaka eba aytetfana nexbeyeka alena tum demxu
ክብረት ይሃበለይ ኣለኹ።
Atia azye zfetwa derfi kndey gze sieneya krekba aykealkun nere Athnks so mach 🥰🥰🥰🥰🥰
Dashim misgena 90s music btaemi tiuom eyu nay kedem kulu yizikir tay dea kigebr
መርሓባ ሙሴ ዕጽምኻ ይኽበር።
Thanks dashim nezian anabs yewtna zderfkalen ezi eka kiwhden. Hiji ka bzey tekumu kxirefa ywela alewa
መርሓባ ሞጎስ ንኣምሳ ርሒቁ ምበር ቀሪቡ ዝጸርፍ የለን። እንተ ቀሪቡ ድማ ብናቋ ኣምበሳ'ዩ ዝሸይን።
Dashim nay kulu derafay tnx and your family, wadi keren xaida
መርሓባ ኣሕመድ የቀንየለይ
betiemi des deel demxen qalaten weteru sesenu deqi erey🥰🥰🥰🥰
ዳሽመይ ክብረት ይሃብካ ኣብዘለካ ሃሊ እቲ ናተን ውዕለት ሂብካየን እዘን ጃጋኑ ኣዴታትና
ክብረት ይሃብካ
waww delye zseankuwa derfi lomi rekibeya. thanks kbur dmxawi
መርሓባ ሄለን የቀንየለይ
Zeymno derfi beqa nber kber bess wedi eri halall ftret
Dashim misgina nay bhki semika zey temno ay tetfana
መርሓባ ወዲ ከረን ክብረት ይሃብካ።
pew abiet derfi malet abzi nehaleka, Thanks dashim kibur demxawi hager
Tik tok !!By The Way Eritrea Tnber nzelialem🇪🇷🇪🇷🇪🇷
0
Klae eska enkae natna konka btami eye hugus eritrewi mkaney
መርሓባ ኣነ ድማ እንቋዓነይ ሓውኹም ዀንኩ
Afdel hilayet.shiab eritrea mn 1961 esik 1991 wo 1998 esik 2000 lial 100.000 qayih woxalim fras kafla wo yom gele gele rasiawo ka eb banderetna wo shiabna titalhew halew.eritrea egil eritrien daemen insha allah ebli laeliamin mnken haxur ldarbie.
መርሓባ ኣሰናይካ።
#ሰራዊትናዘረባ ኣሎ ዘረባ ኣብ ስቅታዝሰምዖ ዝደሊ ብሃንቆውታልዕሊ ቃላት ዝውንጠፍ ካብ ፊደላት ጎሊሑ ዝንብብቋንቋ'ለዎ ስቅታ ቋንቋ'ለዎ ቋንቋግብሪ ትኣምን ሩኡይ ነገርግዜኻ ተጥፍኦ ኣብ ቁብነገርሰሪሐ ለፊዐ ዘይወጸኻኣብነት ዓለም ምኳንኻሰራዊትና ጹኑዕ ሰራዊትሰራዊትና ሁርኩት ሰራዊትሰራዊትና ኣፍራዪ ሰራዊትሰራዊትና ተዋጋኢ ሰራዊትኣብ ማዕበል ጸጋ ተፈጢርካርስትኻ ክትሕሉ ግዴታ ኮይኑካትስዋእ ትስንክል ትደሚጽባሕ ከተመቅር ካብ ሎሚሰራዊትና ሃየት ሰራዊትሰራዊትና ህዝባዊ ሰራዊትሰራዊትና ሓያል ሰራዊትሰራዊትና ሰለማዊ ሰራዊት#ወዲ ኣፍየ
Dashim ❤for ever❤
Ata zfetwa derfi thanks
OMG Good jobe eritrean music 🎶🎵👌🙌❤😍 dashim jigna
Memher sentbeb nebereley
መርሓባ ሳምኤል እስቲፋኖስ ክብረት ይሃብካ።
DaShim hawey abo tbeb tefieka gediefkana gzie resaha dyu mhgaz abikum
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ ኣለኹ ሰንበት ሰንበት ኣብ (FaceBook) ብቀጥታ ዝመሓላለፍ መደብ ኣለኒ ተኸታተሎ።
@@dashimmesgina9013 ዋውውው ኣካውንቲ ናይ fb እሞ ታሓባበረኒ ክካታተለካ ብልቢ ካኣ የመስግን ።
የቐንየለይ ዳሽም ሓወይ።
Ezi lekbetena ketgedfo aleka neska tigrina eka kebretka halu baleka mes kebla mukan nebseka keythser thanks
መርሓባ ካለብ ድሕሪት ኣለኻ ኣእምሮኻ ንትምህርቲ ወይ ንሃብቲ ኣቃፍሮ። ኣብ ምዕቡል ሃገር እናተቀመጥካ ፣ ከባቢኻ ረአ። ንሕመቅካ ዋና ኣይትድለየሉ ምዕቡል ኣይጻረፍን ግዜኻ ተጠቀመሉ።
Wedza gohaaf shetati #dembia hamasenay
ዳሽም ጡዑም ድምጺ❤❤
Brave dashim huye abshir bika yebaye kabten zesebayen zenaberku darfitat kerenino asli 🙏🙏🙏
መርሓባ እንቋዕ ደስ በለካ ክበረት ድማ ይሃብካ
@@dashimmesgina9013 Amin amin nekulatna yebaye thanks more 🙏🙏
Dashem shikor alem godelo azekirkani beka
መርሓባ ኣብረሃም ክብረት ይሃባለይ።
Dashim 🔥🇪🇷🙌🏿🇪🇷🙏🏿🤲🏿🍀🎊🦾❤️💯🎉🎊
Dashem nayqedem Seb tefikana bejaka ba gele belena mezi zelo kunetat nezi woledo aleku belo edmen Tinan yehabeka fetari
Dashim kokeb Eritrea kureat Haben Hager 🇪🇷🕌⛪🌿
ቀደም ሓቂ ነይሩ። ሎሚ ኮይንኻ ግን ከንቱ ጠፊአ
ሰላም ኣብ ዘለኻዮ ዳሽም ሓወይ
ሰላም ዎ ሰናይ ንዓካ ይኩን ክቡር ሓው ሰለሙን።
Edmen tenan ndocter bereket habteslasea deki gonder (dembya) mkanu wexyu ztezarebe
@@filmonhaile.8937 asmera entekeyde dea kulitey ketshetwo wey3 kem nay hachalu handese oromo zgeberkumo ketgebruni amharay entay bahli alekum dyu ane zgermeni gen entay konkum ekum menenetkum zehfrekum docter bereket balu wexyu beti qanqakum amharina geru endanegerekum yegerem eyu
Eza kea tegediska semaya
ገና ጉዕ ኢኻ ዘለኻ ኣይበሰልካን
@@dashimmesgina9013 dembya tray aykonkkumn nigeria kea alewu msakum neal huruy tela bayru
Dashmey yahoo. Desbehali....
My favourite music
Atawedi Anbesa aytetfana
Dashim shikor nashitu kelena nsmia nerna lomi win nsemia alena gena win knsemia eina
መርሓባ ወዲ ሱዳን ክብረት ይሃብካ
Teseney eya zela gin habtka kkk gual gezawitna eya habtka
Dashim mesgina kexulo tray
መርሓባ እንቋዕ ኣብ ጎነይ ሃለኹም
dashimay
ዳሽመይ ዝፈትዋ ደርፊ
Old is gold❤❤
Anta Dashim hawna ezi kulu ametat Abey tefieka eznina nafikukum anyway welcome back.
መርሓባ ዳዊቶም ክብረት ይሃብካ የቀንየለይ ስለ'ቲ ተገዳስነትካ።
Remind back to 1995
Thank you so much.
Dashim Dashim the best music 💪🇪🇷🙏🇪🇷❤️
ዳሺማይ yahooooooo 😍😍😍😍
Hero dashm msgna yeqenyelna ❤️❤️❤️❤️
ክብረት ይሃበለይ ደላይ ሰላም ኣብ ጉዕዞካ ሰላምን ፍቅርን ይጽናሕካ።
Great job our legendardy
facebook.com/yikalo.gebreslasie/videos/10158108127200460/
Thank you so much I really appreciate
@@dashimmesgina9013 viva agazian down dembya amharay
እታ ዝፈትዋ ደርፊ
መርሓባ ወዲ ቅዱስ ክብረት ይሃበለይ
Tegadalit intay amzia gebel shabia
መጀመያ ሰላም። መን ከም ኤርትራዊት ተጋዳሊት መዳርግቲ ዘይርከቦ ታሪኽ ሰሪሓ። ተጋዳሊት ማለት፣ እታ ትማል ዘይጽወር ጼይራ ናጽነት ዘምጸአት። እታ ምንኣሳ ድማ ሃገር ኣውሒሳ።
Beal Shambko bereka
Ajoka wedi jeganu ab gonaka aleku
መርሓባ ፋንኤል ክብረት ይሃበለይ ብጣዕሚ'የ ዘመስግናካ።
...Dashem..Gobez......Ab Mieda yehlifato edeme neseneta.............
Ata Dashem harna hanti natka derfi sieneya aleku..........Fekri aynebernn fekra kewdea......nay nger fekeri.........tebel deleye sienya...tegdiska ba sededley.....
ኣነ 1994 እየ ተወሊደ። እዛ ደርፊ ከኣ ኣብ ባረንቱ 1993 ተሰሪሓ ይብል ኣሎ። ካባይ ብዓመት ትዓቢ።እሞ ከኣ ክፈትዋ መዓት የ። ርኢኹም ዶ ሰብ እምበር ሰነድ ከምዘይመውት። ንሕና ክንሓልፍ ኢና እዚ ብሉጽ ስራሕ ግን ነባሪ ዩ። የቐንየለና ኣያ ዳሽም።
መርሓባ ፊልሞን ክብረት ይሃበካ የቀንየለይ።
@@dashimmesgina9013me too I was born in 1994 but I always cry whenever I listen this Song Thank you Legend❤️🙏
one of the best Eritrean Music፡ተጋደልትስ ንበሩ ደኣ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ነተን ኩለን ኣብ ዕድመ ንእስነተን በጃ ሃገር ሰማእት ዝኾናን ነተን ንስለ ሃገር ብዘይ ሓድጊ ዉላድ ዝተረፋን ዓባይ መዘከርታ እትኸዉን ዓባይ ስራሕ ። ነዛ ደርፊ እንክሰምዕ ኣብ ዓይነይ ቅጅል እትብለኒ ድማ ጅግና ተጋዳሊት ዶ/ር ላይነሽ ገብረሂወት እያ ።
Wala ane
ዳሽም ሓወይ እቲኣ ዝፈትዋ ደርፍካ!!
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ
@@dashimmesgina9013 viva tigray tigrini
@@yosieftekle9153
Eritrea viva
@@teamesamial1708 facebook.com/100042319655067/videos/204847814269206/
@@yosieftekle9153 ertrawyan ina
ክብረት ይሃብካ ገዲም ተጋዳላይ ዳሽም፡ ንዋዕሮታት ሳሕል ብጾትካ ምክባርካ!
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ ንሰን ዘይተዘከራ መን ይዝከር
ኣነ ሲ እዚ ኩሉ ኣብ ጓይላ ጥራይ አየ ዝሰምዖ ነረ እድመን ጥዕናን የሃብካ ክቡር ዳሺመይ 🇪🇷🌹❣️❣️❣️❣️ በዓል ሻንብቆ በርካ ሓፍተይ በለለይ በጃኻ 🇪🇷🌹👏👈
መርሓባ ሮበል ፍቃዱ ክብረት ይሃብካ።
😭😭😭😭😭hafteyi ab rora mensae tesewia. Dehri mesweta kolu gizye yiderfa neyire. Well come dashem hawey 💖❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💓
መርሓባ ኤዱ ክብረት ይሃበኪ ሳለኦም ኢና ኣብዚ ዘለና።
ኲናት ብዙሕ ሒዙዩ ዝኸይድ ሰላም ንኹሉ ወድ ኣዳም ኣጆኺ ኤዱ ሓፍተይ
ዳሽም ጥዑም ድምጺን ኣምራርጻ ቃላትን❤️፡❤️👍👍👍 ብጣዕሚ ዘድንቀካን ዝፈትወካን
የቀንየለይ ተስፋጋብር ክብረት ይሃብካ።
ክብርን ሞጎስን ነዚ ዘይምኖ ደርፊ ዘጽንሑልና ገዳይም ስነጥበባዊያን ኤርትራ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣነ ብዘይቀልዓለም ናይ ወዲ ምስግና ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ሑሉፍ ዘኪረ ሕንቅንቅ ይብል ።ዳሽም ኣቦ ጥበብ ናዓኻን ንስድራኻን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ።ተኺኢልካ ገለ ሓድሽ ስራሕ ፈይ ኣብለልና ።
ክበርት ይሃባለይ ግርማይ። ዝሓለፍ 6 ወርሒ ይገብር እየ ጀሚረ ቁርብ ጸኒሐ ናይ ዓይኒ ምርት ዘለዎ ስርሓት ክዝርግሕ'የ ዝስማዕ ሓድሽ ሕልፍ ኢለ ገረዮ ኣለኹ።
1994 teme geze neyru shta nfas menfs hudu TUM Ayer neyr😢😢😢😢😢 sedray gezawetna yezekerni..❤❤❤❤
Adey weladitey tfetwa derfi: Ahhhh tekal gzea tefalalina, yzkereni ms adey weladitey ab derfi mircha kedam kedam enatekatatelna ,thanks Dashm for upload it
ክብረት ይሃብካ የቀንየለይ
ዳሽም ምስጋና ከም ሰብ ትሑትን ምቕሉልን ሰብ እዩ።
ደረጅኡ ብዘየገድስ ነብሱ ከየተዓባበይ ንኹሉ ሰብ ብማዓረ ዝሕግዝን ዘተባብዕን ፍቱው ሰነ እ ጥበባዊ እውን እዩ።
ኣብ ሃገርን ሃገራውነትን ዘለዎ ክብሪ ክኣ 'ሞ ገሊጸ ኣይድኦን።
ስለዚ
ኣብ ስርሑ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሓዳሩ ድማ ፍቕርን ስኒትን ይምነየሉ።
ዳሽም ብጣዕሚ ትድነቅ ኣብ ሓቂ ዝተመኮሰት ደርፊ ያ ባጣዕሚ የ ዘድንቃ የቀነልና ብስም ፈተውትኻ
መርሓባ ወዲ ሸቃ ክብረት ይሃብካ።
ዳሽም ጀግና ኤርትራዊ🇪🇷 ። ወዲ ሓላል መሬት!🇪🇷💪🇪🇷⛪🇪🇷🕌🙏
ዳሽም ባዓል ኒሕን ባዓል ተስፋን ሕድሪ ጀጋኑ ዘይ ጠለመ ጀግና ወዲ ኤረይ
ኢቲኣ ሓዳስ ሲኢነያ ኣለኹ ታሓባብረኒ
መርሓባ ተኪኤ እየነይቲ ኮን ትኸውን ኣብ መስንጀር ጽሓፈለይ።
ቃላት ሲኢነ
ኣዴታት ኤረይ
ከስዐ ማህጸነን
ካቲም ቃል ኪዳነን
ስለ ሃገር ዘወፍያ ስልማተን
ተወለዳ ጅግና ንጅግና
ሰራሕቲ ቅያ ንቅያ
ወረቀት ኣይ ኣክሎ ውዕሎክን
ቀለም ጸንቂቁ ውዕሎክን
ኣብ ገድሊ መስገደል
ማዕረ ትማቀላ ንጸገም
ደቂ ኤረይ ዋሓላሉ
ማሙቅ ገዛ ፍቅሪ ትዘርኣሉ
እንተ ተሰለምክን ተህንና
እንተ ተዓጠቅክን ትግርማ
ኣውረስቲ ቅያ ጅግንነት
ሕመረት ጽንዓት ተወፋይነት
ዝውዓልክንኦ ክዝክር በብሓደ
ስጋለት እንተ በልኩ
ንብዓት ሓበን ይስዕረኒ
ናቅፋ እንተበልኩ
ንብዓት ዝክሪ ይስዕረኒ
ምስ ክልተ ሞት ተፋጢጥክን
ጸገምን ጸላኢክንን ሲዒርክን
በዳህቲ ጭንቂ ዘይ ስገር
ቃላት ይሓጽረኒ ምያክን ክነግር
🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷
Abe gazie kulanatna nafelwa darfi ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተባዕታይ ወዲ ምስጉን👉ሓየት💪ወዲ🇪🇷💪ኤረይ🇪🇷👈🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊።
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ።
ዳሽም ምስግና ሕቡእ ወርቂ
መርሓባ መሓሪ ዓጽምኻ ይክበር።
Ertirawi kubur meninet King afirca shabya jigna
ዓኽ ዋይ እዛ ደርፊ እዚኣ ኣብ ተስዓታት እየ ዝዝክራ ብጣዕሚ እያ ጥዕምቲ ብልጽቲ ደርፊ ሓፈሻዊ እዚ ወዲ ሙሩጽ እዩ ደርፍታቱ ልዋመይ እሞ ዘይ ትሃስስ ካብ የእምሮይ❤
ኣስቴር ዮውሃንስ
ሰናይት ደበሳይ ከም ውን
ብዙሓት ኣሓትና ኣብ ጸልማት ዘለዋ ብብጸተን ዝተጨውይያ ስለ ቲ ዝኸፈልኦ ዋጋ ንእስነተንን ሂወተንን በዛ ደርፍኻ ኩሉ ግዜ ይዝክረን። ንፉዕ ስነ-ጥበባዊ ዲሽሜ ምስግና ወዲ ከረን።
Wellcome ,ደልየ ስኢነያ እዛ ደርፊ ድምጽካ ኣይትሓባእ ፡ኣይትጥፋኡና እባ ንስኩምስ ከመይ ዲና ነድቅረኩም ዕድመ ይሃብኩም፡
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ የቀንየለይ።
ኣሰይይይ ብደይ ማይ ድዋሓጥ ህርመት😍😍👍👍👍
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ።
Nezen jeganu Adetat do ytlem A'kkkk, Amlak nhagerna qsanet selam yewrdela.
Dashim hawey nice song
ብሉጽ ኢካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ዳሺም
መርሓባ ዘርኣብሩኽ ኣምላኽ ንዕኻ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ሓንቲ ካብ ዝፈትወን ደርፍታትካ ዳሽም መቅሰን ብሓቂ ደስ ዘብል 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻❤🇪🇷✅
መርሓባ ዮኒ ክብረት ይሃበለይ።
ዳሽም ምስግና ካብቶም ዝፈትዎም ደራፋይ THE BEST
መርሓባ ቶሚ ክብረት ይሃብካ።
Aahhhh
Etat ezzi hayal tegadalyy
Werqi tebabuu
Kexelalnnnn eyu
God bless you
Hero dashim misgna
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ።
መርሓባ ዳሽም መክሰብ እንቃዓ ዳሓን መጻኣካ ናይስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
መርሓባ ተስፋይ ክብረት ይሃብካ። ንዓኻ'ውን ዕድመን ጥዕናን።
Dashim nay kedem azekhkhrkany💔💔 abzy wshty ametat buzuh negerat terekhiebu zeimote zegeshe .......(Alem geza khray eya)😔😔
መርሓባ ሳራ ክብረት ይሃበለይ የቀንየለይ።
nay bhaki kebdka tbelie music btami eye zdafaneq ksemiea keleku gn entay delye asararhan masn mnchi hasab asfih abilka tetxhfeley kindey xbuk neiru ma lovey sond thanks Dashin msgna
ሰምዕካ ዘይትምኖ ደርፍ ዳሽም ምስግና ይበል ጥበብ
Dashim is star singer go head bro!!
Thank you so much Teklit
@@dashimmesgina9013ሓየት!! ብ ተጋደልትና፣ስንኩላትና፣ስዉኣትና😢 ዝመጸት ሃገረ!! ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ኣብ መትከልኩም ኣለና!! 👉ህዝባዊ🇪🇷ግንባረይ👈ወይ ሞት!!✊።
Dashimey derfitatka betami eye zeftwoo aytetfena hadish serhat hizka mexena ayani
መርሓባ የቀንየለይ ብዙሕ ሓድሽ ደርፍታት ኣውሪደ ኣለኽ ብሕጂ'ውን ሰንበት ሰንበት ከውርዶ'የ
ነባሪት ጥበብ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ዳሺም ኖ
Eza derfi ab yeumroy ktmelalesni keniya.hji dashm ele ms xehafku rekibeya.ndhrit meliskani dasm asli.
Bshim adey agabzekum aleku za derfi btaemi ya tfetwa dashim hawey deymno deriftatka edmen tenan yhabka
A sophesticated singer with full of diversity of wisdom, my appreciation is countless. Just is simple to say supper Man. Glad yuo to have as such ability.
Thank you so much I really appreciate.
❤❤❤❤ Dashin bro nice habibi ana
I am so addicted with this song.men kem eritrawit gal ansteyti.respect u dashim for this beautiful song
I love this music when i wos yung so thank u dashim msgna for this great job
Nweladtey eka derifkala edme nesneta ab meda yehlifato ab reesa eskjo tesekima naxnet amxiatlna ms kbur weladiyey bselam ynebru alewu🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ሳባ እንቛዕ ሓርበኛ ተሐብን ኣደ ሃለውትኪ። ክብሪ ዝግብአን ጀጋኑ ኢየን።
ወዲ ማይ ጨርሒ ❤ ዘይትምኖ ደርፊ ደርፍካልንና
ተሽም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ጽቡቅ ደርፊ ድሽም ባዓል ጽቡቅ ድምጺ ፡ ሓንቲ ክብለካን ክልምነካን ስ ነዚ ሕጂ ላዕልን ታሕትን ብመከራን ሽግርን ኮሙኡ እውን በዚ በላዒ ስራዓት ዝሰቀ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ሓደራ ድምጽኻ ብመልክዕ ዘይማ ኣስማዓና ነዛ ዋዕሮ ኣደ እዚ ውጹዕ መንእሰይ በርገድ ናሓመዱ እውን እባ ድርፈላ ንበርገደይ ኣደ ውጻዓት እባ ድረፈላ በጃኻ እዚ
የቀኔለይ ዳሽመይ፡ እታ ዝብህጋ ደርፊ ብ መሰረት ጠለበይ ከይጠለምካ ደበኽ ምባልካ ብስመይን ብስም ደገፍትኻን የመስግነካ። Thanks legend
መርሓባ ሰላማዊት ክብረት ይሃበለይ። Thank you so much.
jigna eritrawi edmen tinan yhabka fetari
Tnx dahsim nice zkonet derfi nezen xbukat yehwatna zderefkalen ❤
Dashim hawena teftawi bejaka eba aytetfana nexbeyeka alena tum demxu
ክብረት ይሃበለይ ኣለኹ።
Atia azye zfetwa derfi kndey gze sieneya krekba aykealkun nere Athnks so mach 🥰🥰🥰🥰🥰
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ።
Dashim misgena 90s music btaemi tiuom eyu nay kedem kulu yizikir tay dea kigebr
መርሓባ ሙሴ ዕጽምኻ ይኽበር።
Thanks dashim nezian anabs yewtna zderfkalen ezi eka kiwhden. Hiji ka bzey tekumu kxirefa ywela alewa
መርሓባ ሞጎስ ንኣምሳ ርሒቁ ምበር ቀሪቡ ዝጸርፍ የለን። እንተ ቀሪቡ ድማ ብናቋ ኣምበሳ'ዩ ዝሸይን።
Dashim nay kulu derafay tnx and your family, wadi keren xaida
መርሓባ ኣሕመድ የቀንየለይ
betiemi des deel demxen qalaten weteru sesenu deqi erey🥰🥰🥰🥰
ዳሽመይ ክብረት ይሃብካ ኣብዘለካ ሃሊ እቲ ናተን ውዕለት ሂብካየን እዘን ጃጋኑ ኣዴታትና
ክብረት ይሃብካ
waww delye zseankuwa derfi lomi rekibeya. thanks kbur dmxawi
መርሓባ ሄለን የቀንየለይ
Zeymno derfi beqa nber kber bess wedi eri halall ftret
Dashim misgina nay bhki semika zey temno ay tetfana
መርሓባ ወዲ ከረን ክብረት ይሃብካ።
pew abiet derfi malet abzi nehaleka, Thanks dashim kibur demxawi hager
Tik tok !!
By The Way Eritrea Tnber nzelialem🇪🇷🇪🇷🇪🇷
0
Klae eska enkae natna konka btami eye hugus eritrewi mkaney
መርሓባ ኣነ ድማ እንቋዓነይ ሓውኹም ዀንኩ
Afdel hilayet.shiab eritrea mn 1961 esik 1991 wo 1998 esik 2000 lial 100.000 qayih woxalim fras kafla wo yom gele gele rasiawo ka eb banderetna wo shiabna titalhew halew.eritrea egil eritrien daemen insha allah ebli laeliamin mnken haxur ldarbie.
መርሓባ ኣሰናይካ።
#ሰራዊትና
ዘረባ ኣሎ ዘረባ ኣብ ስቅታ
ዝሰምዖ ዝደሊ ብሃንቆውታ
ልዕሊ ቃላት ዝውንጠፍ
ካብ ፊደላት ጎሊሑ ዝንብብ
ቋንቋ'ለዎ ስቅታ
ቋንቋ'ለዎ ቋንቋ
ግብሪ ትኣምን ሩኡይ ነገር
ግዜኻ ተጥፍኦ ኣብ ቁብነገር
ሰሪሐ ለፊዐ ዘይወጸኻ
ኣብነት ዓለም ምኳንኻ
ሰራዊትና ጹኑዕ ሰራዊት
ሰራዊትና ሁርኩት ሰራዊት
ሰራዊትና ኣፍራዪ ሰራዊት
ሰራዊትና ተዋጋኢ ሰራዊት
ኣብ ማዕበል ጸጋ ተፈጢርካ
ርስትኻ ክትሕሉ ግዴታ ኮይኑካ
ትስዋእ ትስንክል ትደሚ
ጽባሕ ከተመቅር ካብ ሎሚ
ሰራዊትና ሃየት ሰራዊት
ሰራዊትና ህዝባዊ ሰራዊት
ሰራዊትና ሓያል ሰራዊት
ሰራዊትና ሰለማዊ ሰራዊት
#ወዲ ኣፍየ
Dashim ❤for ever❤
Ata zfetwa derfi thanks
OMG Good jobe eritrean music 🎶🎵👌🙌❤😍 dashim jigna
Memher sentbeb nebereley
መርሓባ ሳምኤል እስቲፋኖስ ክብረት ይሃብካ።
DaShim hawey abo tbeb tefieka gediefkana gzie resaha dyu mhgaz abikum
መርሓባ ክብረት ይሃበለይ ኣለኹ ሰንበት ሰንበት ኣብ (FaceBook) ብቀጥታ ዝመሓላለፍ መደብ ኣለኒ ተኸታተሎ።
@@dashimmesgina9013 ዋውውው ኣካውንቲ ናይ fb እሞ ታሓባበረኒ ክካታተለካ ብልቢ ካኣ የመስግን ።
የቐንየለይ ዳሽም ሓወይ።
Ezi lekbetena ketgedfo aleka neska tigrina eka kebretka halu baleka mes kebla mukan nebseka keythser thanks
መርሓባ ካለብ ድሕሪት ኣለኻ ኣእምሮኻ ንትምህርቲ ወይ ንሃብቲ ኣቃፍሮ። ኣብ ምዕቡል ሃገር እናተቀመጥካ ፣ ከባቢኻ ረአ። ንሕመቅካ ዋና ኣይትድለየሉ ምዕቡል ኣይጻረፍን ግዜኻ ተጠቀመሉ።
Wedza gohaaf shetati #dembia hamasenay
ዳሽም ጡዑም ድምጺ❤❤
Brave dashim huye abshir bika yebaye kabten zesebayen zenaberku darfitat kerenino asli 🙏🙏🙏
መርሓባ እንቋዕ ደስ በለካ ክበረት ድማ ይሃብካ
@@dashimmesgina9013 Amin amin nekulatna yebaye thanks more 🙏🙏
Dashem shikor alem godelo azekirkani beka
መርሓባ ኣብረሃም ክብረት ይሃባለይ።
Dashim 🔥🇪🇷🙌🏿🇪🇷🙏🏿🤲🏿🍀🎊🦾❤️💯🎉🎊
Dashem nayqedem Seb tefikana bejaka ba gele belena mezi zelo kunetat nezi woledo aleku belo edmen Tinan yehabeka fetari
Dashim kokeb Eritrea kureat Haben Hager 🇪🇷🕌⛪🌿
ቀደም ሓቂ ነይሩ። ሎሚ ኮይንኻ ግን ከንቱ ጠፊአ
ሰላም ኣብ ዘለኻዮ ዳሽም ሓወይ
ሰላም ዎ ሰናይ ንዓካ ይኩን ክቡር ሓው ሰለሙን።
Edmen tenan ndocter bereket habteslasea deki gonder (dembya) mkanu wexyu ztezarebe
@@filmonhaile.8937 asmera entekeyde dea kulitey ketshetwo wey3 kem nay hachalu handese oromo zgeberkumo ketgebruni amharay entay bahli alekum dyu ane zgermeni gen entay konkum ekum menenetkum zehfrekum docter bereket balu wexyu beti qanqakum amharina geru endanegerekum yegerem eyu
Eza kea tegediska semaya
ገና ጉዕ ኢኻ ዘለኻ ኣይበሰልካን
@@dashimmesgina9013 dembya tray aykonkkumn nigeria kea alewu msakum neal huruy tela bayru
Dashmey yahoo. Desbehali....
My favourite music
Atawedi Anbesa aytetfana
Dashim shikor nashitu kelena nsmia nerna lomi win nsemia alena gena win knsemia eina
መርሓባ ወዲ ሱዳን ክብረት ይሃብካ
Teseney eya zela gin habtka kkk gual gezawitna eya habtka
Dashim mesgina kexulo tray
መርሓባ እንቋዕ ኣብ ጎነይ ሃለኹም
dashimay
ዳሽመይ ዝፈትዋ ደርፊ
Old is gold❤❤
Anta Dashim hawna ezi kulu ametat Abey tefieka eznina nafikukum anyway welcome back.
መርሓባ ዳዊቶም ክብረት ይሃብካ የቀንየለይ ስለ'ቲ ተገዳስነትካ።
Remind back to 1995
Thank you so much.
Dashim Dashim the best music 💪🇪🇷🙏🇪🇷❤️
ዳሺማይ yahooooooo 😍😍😍😍
Hero dashm msgna yeqenyelna ❤️❤️❤️❤️
ክብረት ይሃበለይ ደላይ ሰላም ኣብ ጉዕዞካ ሰላምን ፍቅርን ይጽናሕካ።
Great job our legendardy
facebook.com/yikalo.gebreslasie/videos/10158108127200460/
Thank you so much I really appreciate
@@dashimmesgina9013 viva tigray tigrini
@@dashimmesgina9013 viva agazian down dembya amharay
እታ ዝፈትዋ ደርፊ
መርሓባ ወዲ ቅዱስ ክብረት ይሃበለይ
Tegadalit intay amzia gebel shabia
መጀመያ ሰላም። መን ከም ኤርትራዊት ተጋዳሊት መዳርግቲ ዘይርከቦ ታሪኽ ሰሪሓ። ተጋዳሊት ማለት፣ እታ ትማል ዘይጽወር ጼይራ ናጽነት ዘምጸአት። እታ ምንኣሳ ድማ ሃገር ኣውሒሳ።
Beal Shambko bereka
Ajoka wedi jeganu ab gonaka aleku
መርሓባ ፋንኤል ክብረት ይሃበለይ ብጣዕሚ'የ ዘመስግናካ።
...Dashem..Gobez......Ab Mieda yehlifato edeme neseneta......
.......