Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ👍👉ገጽ ትፈትውዋ ወላዲትኩም የርእየኩም ምስ ትፈትዉዋ የንቡርኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብር ክትብሉ ታሓጎሱ ስደትና የሕጺረልና ፍቅሪን ሰላምን የዉሪደልና ዝታሰረ ይፍታሓልና ሳብስክራይብ ታሓባበሩኒ ኣሓዋተይ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏
እዚ ትብሎ ዘኻ ን ክትዛረበሉ እበር ንምትግባሩ ቀሊል ኣይኮነን ጸገማት ናይ ሂወት ክትፍልጦምን ክትዛረበሎን ቀለልቲ ኢዮም ን ኹሎም ጸገማት በዲህካ ምውጻእ ግን ከቢድ ኢዩ
Nay behaqi wegeney ❤️🙏
🤔🤔🤔💯💯💯
ነዘን ንጹሃት እንስሳታት ጣጥጣጥ ከብልወን ዘወናውኖም ደቂኣዳም ውንኮ ኣለው፡ ወልፊ ደቂ ሰባት መወዳእታን መእሰርን የብሉን በጃኩም ኢልናኩም😀
ናይ ብሓቂ
ያ በለበ🌹🐬
ከማኻ ዝኣመሰሉ ጽቡቕ ፍልጠት ዘለዎም ሰባት የድልዩና እዮም ብጣዕሚ የመስግን::🙂
የቀኔልና እንበር ንዓና ኩቡር ሐዉናዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏❤
waww thanks robi bzaeba algorithm kea akrbelna
You are right
Betaeemi yekenyelna Dr. Robel yegrmeka eyu abza seat eziaa azye tenawixe hangoly entay kem zhasb chenikuni kab mhir mehsab dero 2 mealti giere reesey hamime. Eziaa motivationka kea hagazit koyna emo I will try my best. Thank you so much 💓 💗 💛
Ajok bro wala ane kemzi natka eye zelku
Ajoka zehawey kuluk kemaka eyu zelo
Baneka ayekanekni hawey.hafetay ane kae 6 warhi gare sarhi gadefay mafethi saneyo zaseka hade hade gaze warei nabesay katefi zawesanli alo tesfa yakerxi Dr.robel gane endayi asebka kabe ameleki rekbo🙏🙏🙏
G?#'f8
Ajoka bro kulu halafay endiu bgzyawy neger aytchenek xolot kia gber kulu gzye fetary yhagzka 🙏
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ ባባ ልክዕ ናይ ልብና ተንኪፍካና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ወትሩ ሓድሽ ቪድዮ ስርሓልና ብጣዕሚ ኢኻ ዓቢ ትምርቲ ተመሓላልፍ ንሕና ግዳ ድኹማት ኮና ከይሰማዕናዩ ይስልችወና የሕዋተይ ንሕና ድማ ላይክ ሳብስክራይብ ሼር ኣይንሕመቅ ብዙሕ ሰብ መታን ክመሃር thanks
Yeqenylna ብተወሳኺ ምስዚ ኣርእስቲ ትኸይድ ትክውን ኢለ ይሓስብ ሕቶን መልስን ከካ ይጽበ ።ሱኩፍ ምኻን ሲ ካብምንታይ ይመጽእ? ባህርያትና ኮይኑ ምሳና ዝፍጠር ዶ ይኸውን? ዝርዝራዊ መፍትሕን ፡ መብርህን ክትህበና ብትሕትና ንጽበየካ ።
እዉይ ባባ ሮቤል ተገሪመ ክብረት ይሃበልና።
Memher Robel Ny behaki nesebatt kegzen kerden dew zebele abo. Kebertt yehabelna ny bhaki kemaka aynett yebzhulna belbom betwfayneten nhzbomm zegelgeluu🙏🙏🙏🙏👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻💯💯💯
👍👍 ብሐቂ እምበር የሳቕን ነብስኻ የቐትልን ከማን ሐፈሻዊ ናይ ሰብ እንኮ ሽግር Memorys & imaginations እዩ እምበር ዝኾነ ሰብ ምስተፈጥሮ ሽግር ዘለዎ የለን ሽግር ናይ ሰብ ናይ ዝሓለፈን ዘሎን ንብሕጂ ንዝኸውን ኢሉ ዝሐስቦ እንታይ ሙኻኑ ዘይፍለጥ እዩ ስለዚ ንዘይንፈልጦ ንዝኾነ ኣይንፈልጦን ኢና ንበል ግን ከአ ብጭብጢ እንታይ ሙኻኑ ክንፈልጦ እውን ንደሊ ኢና እንዳበልና ንንበር እምበር ንዘይንፈልጦ ንዝኾነ ብእምነት እወ ንፈልጦ ኢና አይንበል 👍 ሰላምን ምሉእ ጥዕናን ንኹላትና ብፍላይ ንኣቶ ሮብየል
Thank you Father Robel🌿🌟
Rily Baba Robi Thanks🙏🙏🙏
ከይትግረም ሲ ወላ እንዳንሰማዕኩካስ ካልእ ይሓስብ ኣለኩ
ክብረት ይሃበልና ኣያና ዶ/ሮቤል 👍🏽💖
You have to learn how to enjoying your self. If you can make your self happy no one can change you.
-ኣምላኽ ይመስገን ሃብታም ስለዘይኮንኩ ዘሐስብ የብለይን!
ወልካም ክቡር ኣቦናን መምህርናን💛
That is true still at our life happen
ስደት ከቢድዩ ቢቲቢቶ ኣትይዎ ሂወትናን ሂወት ስድራናን ትምህርትካ እፈትወምየ ክሰምዖም እንከለኹ ደስዩ ዝብለኒ መምህር ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና መምህረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብኩሉ ነገር መምህረይ ኢኻ ዶክተር ሮቤል!ነዓይን ነዓይ ንዝመስሉን ክትብል ተስፋ ከይቆረጽካ ኣስተምህሮኻ ቀጽል። የቀንየልና ብሉጽ ሰብ!
ብጥዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሮበል ኣቦና።
ክቡር ሰብ ሓንቲ ዝዕባ ገለ ክትብልና ደስ ምበለኒ መምህር ምምባር ክትምስገን ይግባኣካ ጠንቂ ፍትሕ ኣዙ ዘይትጽበዮ ጽቡቅ ናብራ ኣብ ምከአኣል ዝንብረ ኣብ ግብዝና ምስ ብጽሑ ምስማዕ ያብይዎም ሞ ጠንቂ ናይዞ ክሉ ኣድራዕ ንታ ኣደ ብሰንኪኺ ዝብል ንብሰፍትወት ዶ ድንቅሩና ሂወቶም በይኖም ይምርሑ ሽዑ ክሉ ተሰኪማ ኣብ ክሉክትብጽሖም አታ ደ ኣሎዝብሃል ኣጸዋር ትሰከም ብዛዕባ አዚ ንገር ሚዛናዊ ምልሲ ክትሀብና ደስ ምበልና ነምስግናካ መምህር ሮቤል።ይቀንየለይ።
Robi you’re so cute. I really appreciate your Programm and your motivation ❤️🇪🇷❤️…I enjoy it all the time ✊
😂😂ስቅ ቴልካሉ ሓመድ ክገብረካ ዩ 😂ናይ ቢሓቂ thanks
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ዩ። May God bless you
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ሮቤል
Uuffff Ja💔 😥
ይቀንየልና ዶ/ር ባባ ሮበል ከምቲ ኣቦታትና ዝብሉዎ ካብ ምህሮ የእምሮ ዩ ነገሩ፡ ካብዞም ንነዊሕ ተመክሮ ዘለዎም ሓገዝ ናይ ሓሳብ ምስ እትሓት ትሕትና ገሮም ኣይሕጉዙካን ኣየተባብዑካን ጸገም የብሎምን ማለት ኣይኮነን ግን ይግሉሉካ በንጻሩ ካልኦት ዘጋ ይሕሹ ሶ እቲ ጨካን ወይ ወሳኒ ምካን ኮ ይሕግዘካ እንተኮነ ነብስካ ምክኣል ንካልኦት ተገዲስካ ክትሕግዝ ግን ጥቁተብ።ሶ መፍትሒታቱ ከ?
እገራ ዓለም ብላዕ ። መ/ምህር ኩሉ ። ኢይካ ይመልአልካ። ፈጣሪይ
ኣምላኽ ፍልጠትካ የብዝሃልካ ን ይባርከልካን❤❤❤
ክቡርን ሕፉርን ምም ሮቤል ኪዳነ ኣነ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ንስኻ እንቓዕ ናትና ኮንካ ብትህበና ትምህርቲ ብጣዕሚ ንቀስም ኣለና እሞ ቀጽሎ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💘💘💘💘💘💘💘🙏
ጽቡቕ ምኽሪ የቐንየልና ክቡር ሓውና
Btaemi ena sleti lbenawi mkrka dr baba robel yekenyelna ❤
አነ አያነብሰይ ቅትለዮ ብሓይለ ሐሰብ አታ አምላኽ አቦይ ብምሕረትኽ ዚክረኒ
Thank u baba robiel btaemi eye zednqeka nay bhaqi hagazi eu mkrka please qexlo btaemi eye zemesgneka🙏❤🙏
ናይ ብሓቂ ባባ ሮቤል ትምህትካ ዋዉ ቀፅሉሉ ከምዝከማይ ተመሲጥኩም ትከታተልዎ ፕሮፋይለይ ነኪእኩ ጉጭዉ ግጭዉ😂😂 አቡሉን ጀማሪት እየ ሰላም ልኩሉ ህዝቢ❤❤❤❤😊
ደስ ዝብል ቡዙሕ ይሓስብ ነይሬ ተጨኒቀ ኣጋጣሚ እዛ ትምህርቲ ረክበያ ጭንቀተይ ቀኒሱ
Betemi xebuke tmhrti doctor robel edmen tenane yehabka fetari
እዛ ጸገም እያ ተሳቅየኒ ጸኒሓ ንሰለስተ ዓመት
Thankiu our teacher .
Kemkulu gzye blux mkrn tmhrtn docter abonan memrnan kbret yhabelna GBU
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
Motivation in a funny way🤣
ኣምላኽ ይባርኽካ መምህርና Dr Robel
Thanks it was really interesting and helpful I learn a lot.
Thank you very much for that, yes, you are right, everything will be Change
☝️😀😀😀😀 ካብዘን ዝጠቐስካየን ዳርጋ ዝበዝሓ ዘጋጠማኒ ዘለዋ ሽግራት የን።
የቀንየልና ኣቶ ሮቤል እወ ድቃስ ይከልኣካ ሰዓት 2፥00 ናይ ለይቲ ግናይ ሓሳብ ።
ዋዉዉዉ መምህር ሂወት ብጣዕሚ ፅቡቅ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ብጣዕሚ ብሉጽ ትምህርቲ ኢኻ ተምጽእ ኣነ ኸማን ጀሚረዮስ ብዙሕ ለውጢ ረኺበሊ
የቀንየልና ዶክተር ሮቤል ብሓቂ ጠቃሚ ዝኾነ መግለጺ
Thanks a lot ma dear
Kubur Dr robel edmen tsenan yhabkum fetari btami ena nketateleka kexlo
What a best advice!
Des zbel astemhro, ab lbna yehdro...thank u so much Dr.Robel
ናይበሓቂ ኣያና ትኽክል❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብሓሳብ ተዋሪድና ኢና
kebret yehabelna ato Dr Robel betaemi Ina nemesgenka edmen tenan yhabka fetari
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 thanks baba roba
Waww, the best therapy ever🙏
Thank you 🙏 baba rebel nay behaki kemeu agatimni alo gen kab Mekreka temorkise gen ketegbro eften ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ ምኽሪ👍 የቀኒየልና ኩቡር ዶክተር
Thankis Robl hawey ezi kulu si mesay alo❤️🙏😔
ያቀን የልና
Exactly with what I deal now I am hardly hit by overthinking for the last 3 days I don't know what to do but now Iu give me hope how to deal with over thinking thank u.
Nay behaqi memhr robel hawey nkseti yhasib nkliqah yehasb wela keleni genzeb ..kemey gere kontrol kgebro ykiel ❤
mara zmhrena enda azangia abi hiwetna zelo btami rekibkayo eka thanks memheey
Thanks Doctor Robel edmen tenan yhabka fetari.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰላካ ተለዊገ ቀፅለሉ ሮቤለይ
Thank you Dr Robel
ልዕሊ 90% እንተኮይኖም እሞ ኣነ ውን ከይተፈለጠኒ ሓሚመ'ለኹ ማለት እኮ'ዩ። በል እስከ ፈውሲ ክነናድየሉ ። የቐንየልና ዶቶሬ !
Kegrmkum si ane hanti kabtum be hasab zesaqayu zelwu sebat eya eti hasab kab hasab halifu nab akalwy hemam taqayru hji yefrh alku nab xelale kaydhbly eza video ab seata rakibya kabzi zelkewa ketwxani tesfa yegaber thanks Dr Robel
10ks hawenii every ward is its own meaning ......life is too short be leave for today as soon as happy
Thanks more ❤❤❤
Nay sdet abi memhrey Dr robi aboy fqri tesfa gebr am adi atika nhzbna ketestemhr Amlak edmen tenan yhabka🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Timhrti Natika Butaemi Sahebi thanks
You're smart enough Dr.Robiel
Wow thanks very much I watched this 12:05am and I was like changed within few minutes. Thank you 🙏 please keep it up .❤
I am proud of you. Keep it up. God bless you.
Thinks papa Robel❤
Baba nateyy btami ena nemesgneka❤🙏🙏🙏
የቀንየልና ኩቡር ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓሳብ
Thank you ❤
Thanks Dr robel
Merhab 💖 👈🏿
Thank you Dr. Robel God bless you 🙏its True I am Like you I have Happy Life Thank you God 🙏to be Happy its your jobb to fikse
Short and sweet video 💞 thank you
ሰለ እቲ ኩቡር ሓሳብካ ይቀነልና ሳላካ ቡዝሕ ተመህርና
Yes ✅️ ✅️ ✅️
Yekenelna Doktor Robel. Ruhus hadish amet yigberlina.
Thanks memhr hiwet.
Thanks Love , Dr Robel the Great Megbi Nay Yemro We Love U
thanks alot
Thank you
Yekenyelna memhr robiel Ane bezi tblo zeleka nay zeytechebte hasab himak amel aloni
God bless you dr robel haweina
Ruben my brother was good teacher I'm really so thank you for today for question I love you bro
የቀንየለይ ክብር መምህርና👌🙏🙏🙏
Nay bhaki gerimuni 😂😂 nezi enda semaekayo kemzi aytbel ms belka temelise ember ab kaleyy keyde xenihe thanks memhrrr
የቀንየልና ዶክተረ ሮቤል ❤ 👁 ኣለና 👂🏻ኣለና
ዋውውውው ኢዲመን ጥናን ይሃቢካ መምሂረይይይይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ👍👉ገጽ ትፈትውዋ ወላዲትኩም የርእየኩም ምስ ትፈትዉዋ የንቡርኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብር ክትብሉ ታሓጎሱ ስደትና የሕጺረልና ፍቅሪን ሰላምን የዉሪደልና ዝታሰረ ይፍታሓልና ሳብስክራይብ ታሓባበሩኒ ኣሓዋተይ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏
እዚ ትብሎ ዘኻ ን ክትዛረበሉ እበር ንምትግባሩ ቀሊል ኣይኮነን ጸገማት ናይ ሂወት ክትፍልጦምን ክትዛረበሎን ቀለልቲ ኢዮም ን ኹሎም ጸገማት በዲህካ ምውጻእ ግን ከቢድ ኢዩ
Nay behaqi wegeney ❤️🙏
🤔🤔🤔💯💯💯
ነዘን ንጹሃት እንስሳታት ጣጥጣጥ ከብልወን ዘወናውኖም ደቂኣዳም ውንኮ ኣለው፡ ወልፊ ደቂ ሰባት መወዳእታን መእሰርን የብሉን በጃኩም ኢልናኩም😀
ናይ ብሓቂ
ያ በለበ🌹🐬
ከማኻ ዝኣመሰሉ ጽቡቕ ፍልጠት ዘለዎም ሰባት የድልዩና እዮም ብጣዕሚ የመስግን::🙂
የቀኔልና እንበር ንዓና ኩቡር ሐዉና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏❤
waww thanks robi bzaeba algorithm kea akrbelna
You are right
Betaeemi yekenyelna Dr. Robel yegrmeka eyu abza seat eziaa azye tenawixe hangoly entay kem zhasb chenikuni kab mhir mehsab dero 2 mealti giere reesey hamime. Eziaa motivationka kea hagazit koyna emo I will try my best. Thank you so much 💓 💗 💛
Ajok bro wala ane kemzi natka eye zelku
Ajoka zehawey kuluk kemaka eyu zelo
Baneka ayekanekni hawey.hafetay ane kae 6 warhi gare sarhi gadefay mafethi saneyo zaseka hade hade gaze warei nabesay katefi zawesanli alo tesfa yakerxi Dr.robel gane endayi asebka kabe ameleki rekbo🙏🙏🙏
G?#'f8
Ajoka bro kulu halafay endiu bgzyawy neger aytchenek xolot kia gber kulu gzye fetary yhagzka 🙏
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ ባባ ልክዕ ናይ ልብና ተንኪፍካና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ወትሩ ሓድሽ ቪድዮ ስርሓልና ብጣዕሚ ኢኻ ዓቢ ትምርቲ ተመሓላልፍ ንሕና ግዳ ድኹማት ኮና ከይሰማዕናዩ ይስልችወና የሕዋተይ ንሕና ድማ ላይክ ሳብስክራይብ ሼር ኣይንሕመቅ ብዙሕ ሰብ መታን ክመሃር thanks
Yeqenylna
ብተወሳኺ ምስዚ ኣርእስቲ ትኸይድ ትክውን ኢለ ይሓስብ ሕቶን መልስን ከካ ይጽበ ።
ሱኩፍ ምኻን ሲ ካብምንታይ ይመጽእ? ባህርያትና ኮይኑ ምሳና ዝፍጠር ዶ ይኸውን? ዝርዝራዊ መፍትሕን ፡ መብርህን ክትህበና ብትሕትና ንጽበየካ ።
እዉይ ባባ ሮቤል ተገሪመ ክብረት ይሃበልና።
Memher Robel
Ny behaki nesebatt kegzen kerden dew zebele abo. Kebertt yehabelna ny bhaki kemaka aynett yebzhulna belbom betwfayneten nhzbomm zegelgeluu🙏🙏🙏🙏👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻💯💯💯
👍👍 ብሐቂ እምበር የሳቕን ነብስኻ የቐትልን ከማን ሐፈሻዊ ናይ ሰብ እንኮ ሽግር Memorys & imaginations እዩ እምበር ዝኾነ ሰብ ምስተፈጥሮ ሽግር ዘለዎ የለን ሽግር ናይ ሰብ ናይ ዝሓለፈን ዘሎን ንብሕጂ ንዝኸውን ኢሉ ዝሐስቦ እንታይ ሙኻኑ ዘይፍለጥ እዩ ስለዚ ንዘይንፈልጦ ንዝኾነ ኣይንፈልጦን ኢና ንበል ግን ከአ ብጭብጢ እንታይ ሙኻኑ ክንፈልጦ እውን ንደሊ ኢና እንዳበልና ንንበር እምበር ንዘይንፈልጦ ንዝኾነ ብእምነት እወ ንፈልጦ ኢና አይንበል 👍 ሰላምን ምሉእ ጥዕናን ንኹላትና ብፍላይ ንኣቶ ሮብየል
Thank you Father Robel🌿🌟
Rily Baba Robi Thanks🙏🙏🙏
ከይትግረም ሲ ወላ እንዳንሰማዕኩካስ ካልእ ይሓስብ ኣለኩ
ክብረት ይሃበልና ኣያና ዶ/ሮቤል 👍🏽💖
You have to learn how to enjoying your self. If you can make your self happy no one can change you.
-ኣምላኽ ይመስገን ሃብታም
ስለዘይኮንኩ ዘሐስብ የብለይን!
ወልካም ክቡር ኣቦናን መምህርናን💛
That is true still at our life happen
ስደት ከቢድዩ ቢቲቢቶ ኣትይዎ ሂወትናን ሂወት ስድራናን ትምህርትካ እፈትወምየ ክሰምዖም እንከለኹ ደስዩ ዝብለኒ መምህር ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና መምህረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብኩሉ ነገር መምህረይ ኢኻ ዶክተር ሮቤል!
ነዓይን ነዓይ ንዝመስሉን ክትብል ተስፋ ከይቆረጽካ ኣስተምህሮኻ ቀጽል። የቀንየልና ብሉጽ ሰብ!
ብጥዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሮበል ኣቦና።
ክቡር ሰብ ሓንቲ ዝዕባ ገለ ክትብልና ደስ ምበለኒ መምህር ምምባር ክትምስገን ይግባኣካ ጠንቂ ፍትሕ ኣዙ ዘይትጽበዮ ጽቡቅ ናብራ ኣብ ምከአኣል ዝንብረ ኣብ ግብዝና ምስ ብጽሑ ምስማዕ ያብይዎም ሞ ጠንቂ ናይዞ ክሉ ኣድራዕ ንታ ኣደ ብሰንኪኺ ዝብል ንብሰፍትወት ዶ ድንቅሩና ሂወቶም በይኖም ይምርሑ ሽዑ ክሉ ተሰኪማ ኣብ ክሉክትብጽሖም አታ ደ ኣሎዝብሃል ኣጸዋር ትሰከም ብዛዕባ አዚ ንገር ሚዛናዊ ምልሲ ክትሀብና ደስ ምበልና ነምስግናካ መምህር ሮቤል።
ይቀንየለይ።
Robi you’re so cute. I really appreciate your Programm and your motivation ❤️🇪🇷❤️
…I enjoy it all the time ✊
😂😂ስቅ ቴልካሉ ሓመድ ክገብረካ ዩ 😂ናይ ቢሓቂ thanks
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ዩ። May God bless you
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ሮቤል
Uuffff Ja💔 😥
ይቀንየልና ዶ/ር ባባ ሮበል ከምቲ ኣቦታትና ዝብሉዎ ካብ ምህሮ የእምሮ ዩ ነገሩ፡ ካብዞም ንነዊሕ ተመክሮ ዘለዎም ሓገዝ ናይ ሓሳብ ምስ እትሓት ትሕትና ገሮም ኣይሕጉዙካን ኣየተባብዑካን ጸገም የብሎምን ማለት ኣይኮነን ግን ይግሉሉካ በንጻሩ ካልኦት ዘጋ ይሕሹ ሶ እቲ ጨካን ወይ ወሳኒ ምካን ኮ ይሕግዘካ እንተኮነ ነብስካ ምክኣል ንካልኦት ተገዲስካ ክትሕግዝ ግን ጥቁተብ።
ሶ መፍትሒታቱ ከ?
እገራ ዓለም ብላዕ ። መ/ምህር ኩሉ ። ኢይካ ይመልአልካ። ፈጣሪይ
ኣምላኽ ፍልጠትካ የብዝሃልካ ን ይባርከልካን❤❤❤
ክቡርን ሕፉርን ምም ሮቤል ኪዳነ ኣነ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ንስኻ እንቓዕ ናትና ኮንካ ብትህበና ትምህርቲ ብጣዕሚ ንቀስም ኣለና እሞ ቀጽሎ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💘💘💘💘💘💘💘🙏
ጽቡቕ ምኽሪ የቐንየልና ክቡር ሓውና
Btaemi ena sleti lbenawi mkrka dr baba robel yekenyelna ❤
አነ አያነብሰይ ቅትለዮ ብሓይለ ሐሰብ አታ አምላኽ አቦይ ብምሕረትኽ ዚክረኒ
Thank u baba robiel btaemi eye zednqeka nay bhaqi hagazi eu mkrka please qexlo btaemi eye zemesgneka🙏❤🙏
ናይ ብሓቂ ባባ ሮቤል ትምህትካ ዋዉ ቀፅሉሉ ከምዝከማይ ተመሲጥኩም ትከታተልዎ ፕሮፋይለይ ነኪእኩ ጉጭዉ ግጭዉ😂😂 አቡሉን ጀማሪት እየ ሰላም ልኩሉ ህዝቢ❤❤❤❤😊
ደስ ዝብል ቡዙሕ ይሓስብ ነይሬ ተጨኒቀ ኣጋጣሚ እዛ ትምህርቲ ረክበያ ጭንቀተይ ቀኒሱ
Betemi xebuke tmhrti doctor robel edmen tenane yehabka fetari
እዛ ጸገም እያ ተሳቅየኒ ጸኒሓ ንሰለስተ ዓመት
Thankiu our teacher .
Kemkulu gzye blux mkrn tmhrtn docter abonan memrnan kbret yhabelna GBU
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
Motivation in a funny way🤣
ኣምላኽ ይባርኽካ መምህርና Dr Robel
Thanks it was really interesting and helpful I learn a lot.
Thank you very much for that, yes, you are right, everything will be Change
☝️😀😀😀😀 ካብዘን ዝጠቐስካየን ዳርጋ ዝበዝሓ ዘጋጠማኒ ዘለዋ ሽግራት የን።
የቀንየልና ኣቶ ሮቤል እወ ድቃስ ይከልኣካ ሰዓት 2፥00 ናይ ለይቲ ግናይ ሓሳብ ።
ዋዉዉዉ መምህር ሂወት ብጣዕሚ ፅቡቅ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ብጣዕሚ ብሉጽ ትምህርቲ ኢኻ ተምጽእ ኣነ ኸማን ጀሚረዮስ ብዙሕ ለውጢ ረኺበሊ
የቀንየልና ዶክተር ሮቤል ብሓቂ ጠቃሚ ዝኾነ መግለጺ
Thanks a lot ma dear
Kubur Dr robel edmen tsenan yhabkum fetari btami ena nketateleka kexlo
What a best advice!
Des zbel astemhro, ab lbna yehdro...thank u so much Dr.Robel
ናይበሓቂ ኣያና ትኽክል❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብሓሳብ ተዋሪድና ኢና
kebret yehabelna ato Dr Robel betaemi Ina nemesgenka edmen tenan yhabka fetari
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 thanks baba roba
Waww, the best therapy ever🙏
Thank you 🙏 baba rebel nay behaki kemeu agatimni alo gen kab Mekreka temorkise gen ketegbro eften ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ ምኽሪ👍 የቀኒየልና ኩቡር ዶክተር
Thankis Robl hawey ezi kulu si mesay alo❤️🙏😔
ያቀን የልና
Exactly with what I deal now I am hardly hit by overthinking for the last 3 days I don't know what to do but now Iu give me hope how to deal with over thinking thank u.
Nay behaqi memhr robel hawey nkseti yhasib nkliqah yehasb wela keleni genzeb ..kemey gere kontrol kgebro ykiel ❤
mara zmhrena enda azangia abi hiwetna zelo btami rekibkayo eka thanks memheey
Thanks Doctor Robel edmen tenan yhabka fetari.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰላካ ተለዊገ ቀፅለሉ ሮቤለይ
Thank you Dr Robel
ልዕሊ 90% እንተኮይኖም እሞ ኣነ ውን ከይተፈለጠኒ ሓሚመ'ለኹ ማለት እኮ'ዩ። በል እስከ ፈውሲ ክነናድየሉ ። የቐንየልና ዶቶሬ !
Kegrmkum si ane hanti kabtum be hasab zesaqayu zelwu sebat eya eti hasab kab hasab halifu nab akalwy hemam taqayru hji yefrh alku nab xelale kaydhbly eza video ab seata rakibya kabzi zelkewa ketwxani tesfa yegaber thanks Dr Robel
10ks hawenii every ward is its own meaning ......life is too short be leave for today as soon as happy
Thanks more ❤❤❤
Nay sdet abi memhrey Dr robi aboy fqri tesfa gebr am adi atika nhzbna ketestemhr
Amlak edmen tenan yhabka🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Timhrti Natika Butaemi Sahebi thanks
You're smart enough Dr.Robiel
Wow thanks very much I watched this 12:05am and I was like changed within few minutes. Thank you 🙏 please keep it up .❤
I am proud of you. Keep it up. God bless you.
Thinks papa Robel❤
Baba nateyy btami ena nemesgneka❤🙏🙏🙏
የቀንየልና ኩቡር ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓሳብ
Thank you ❤
Thanks Dr robel
Merhab 💖 👈🏿
Thank you Dr. Robel God bless you 🙏its True I am Like you I have Happy Life Thank you God 🙏to be Happy its your jobb to fikse
Short and sweet video 💞 thank you
ሰለ እቲ ኩቡር ሓሳብካ ይቀነልና ሳላካ ቡዝሕ ተመህርና
Yes ✅️ ✅️ ✅️
Yekenelna Doktor Robel.
Ruhus hadish amet yigberlina.
Thanks memhr hiwet.
Thanks Love , Dr Robel the Great Megbi Nay Yemro We Love U
thanks alot
Thank you
Yekenyelna memhr robiel
Ane bezi tblo zeleka nay zeytechebte hasab himak amel aloni