✍️ንምንታይ ወዲ ምስረኸበካ ፍቕሩ ከምዝጎድል🤔ንኸይቕየረካ እንታይ ክትገብር ከምዘለካ ክነግረክን👌

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 26 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 104

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs Місяць тому +36

    ኣሕዋተይ ኣነ ክነግረክን ኣወዳት እዮም ኣሕዋተይ ቅድሚ መርዓ ምስወዲ ተተራኺብኪ ክብሪ ትቕንጠጠላ ሰዓት እያ ኢሎምኒ።ዋላ ምሳኺ ይንበር ኣብ ልዕለኺ ክብሪ ከሕድር ኣይኽእልን ከኽብረኪ ተደሊኺ መስዋእቲ ከፊሉ ክስካብ መርዓ ተፀብዩ ይርከብኪ እዮም ዝብሉኒ ነብስኽን ኣኽብራ ወዲ ንኸኽብረክን ብቐሊሉ ክረኽበክን ኣይብሉን ተጠንቀቓ

    • @YdtHr
      @YdtHr Місяць тому

      Bhaki ❤❤❤❤❤❤

    • @SdSe-p8v
      @SdSe-p8v Місяць тому

      Yesss❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @nነኝ
      @nነኝ Місяць тому

      ብትክክል❤❤❤🎉🎉😊

  • @MakiTsegay-ie1uc
    @MakiTsegay-ie1uc Місяць тому +4

    እግዚአብሔር ይመስገን ኣነስ ብዓል በተይ ምስ ተራኸብና ዋላ ካብቲ ዘፍቅረኒ ብላዕል እዩ ዘፍቅረኒን ዘኽብረኒን ሓንቲ ማዕልቲ ሕማቅ ኣይትዎፆን ግን ቅድም ምርኻብና ብዙሕ መስዋዕት ከፍሉ ወለደይሞ ብፍልይ ዝበለ ሽምግልና ኣኽብሩ በቃ ካብ ወለደይ ሓልፉ ቤተሰበይ ለሚኑ እዩ ረኺቡኒ ሐዚ ከም ንግስት 👸 እዩ ዘኽብረኒ❤ ኽበረለይ ዓለመይ

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq Місяць тому +6

    ኣብሸይ እኳዕ ሰላም መፃእኪ ክብረት ይሃብልካ ኩሉ ዝበልክዮ ሓቂ እዩ❤❤❤ብፍላይ ኩሉ ብፍቃድ ኣምላክ ክንጓዕዝ ይግበአና ኣምላክ ኣብ ቅድሜና ንግበሮ ኩሉ ክሰልጠና🙏

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs Місяць тому +23

    ኣነ ከዓ ኣይኮነን ፀሪፉንስ ዝኾነ ነገር ተሪአሉ ብሎክ ግስም የብሎ ድርድር ኣይፈልጥን ተፀሪፎምኒ ሞ ክክክክክ ይገርሞም እዩ ብድፍረተይ ኣለኹ ብሎክ እናንጠርኩ በይነይ ቀሲነ ቅሱን ሂወት ይነብር ተውሳኸይ😂😂😂

    • @sarayan525
      @sarayan525 Місяць тому

      😂😂😂

    • @EdFfgg-t1b
      @EdFfgg-t1b Місяць тому

      😂😂👍👌

    • @samerh-ho4py
      @samerh-ho4py Місяць тому +1

      ካልአይተይ🤣🤣ንቀፅል ከምኣ ኢልና😂😂😂

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 Місяць тому

      😂😂😂😂

    • @SdSe-p8v
      @SdSe-p8v Місяць тому

      Way way aya tebl azia😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs Місяць тому +12

    ኣብ ልብና የሕድሮ ደስ ዝብል ምኽሪ ኣብየይ❤ግን ዘተሓዳስበኒ እናፀረፈን ምስኡ ዝነብራ ኣጓላት እሞ ኣይወለዳሉ ኣይተመርዐወስ ከዓ እናፀረፈን ምስኡ ይቕፅላ😂 ፍቕረን ዘይጠፍእ ይገርመኒ ብሎክ ገሲምክን ሂወትክን ምርሓ ታይ ኣሕሊፉልክን እዩ እናፀረፈ ዘብክየክን ።
    እታ ፍቓድ ኣምላኽ ዝበክያ ከዓ ኣነውን ይኣምነላ እየ ተግባራዊት ክገብራ እየ ታንክስ ኣብየይ❤❤

    • @Alem_1
      @Alem_1 Місяць тому

      ይገርም እዩ

  • @LmyaLm
    @LmyaLm Місяць тому +1

    ብሓቂ ፍርሓት እግዚኣቢሄር ይሃልየና ንእግዚኣቢሄር ንለምን ፆሎት ንግበር ቃል ኣምላክ ንምሃር ነስተውዕል ህድእ ንበል ሓዳር ቀሊል ኣይኮነን

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 Місяць тому

      እሺ እግዚኣብሄር የክእለና ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር ክምልስየ❤

  • @ሕልምናመፅሓፍቁዱሳዊፍታሖ

    ምክርኪ ደስስስ እዩዝብል በእውነት መዕምበይኪ ይዕበ ኣቤየየ

  • @HadasTedros
    @HadasTedros Місяць тому +21

    ገደል ግቡ ወንዶች 😂😂😂

    • @ChchdGsfs
      @ChchdGsfs Місяць тому

      😂😂😂😂

    • @Alem_1
      @Alem_1 Місяць тому +1

      አዎ ገደል ይግቡ😂😂😂

    • @ሕልምናመፅሓፍቁዱሳዊፍታሖ
      @ሕልምናመፅሓፍቁዱሳዊፍታሖ Місяць тому

      ،ደምርኒ እንድዕዋ ተዳሒዝና ደውልና ንቀርያ ኢና😂😂😂😂😂

    • @HadasTedros
      @HadasTedros Місяць тому

      @@ሕልምናመፅሓፍቁዱሳዊፍታሖ ደምረካ

    • @EdFfgg-t1b
      @EdFfgg-t1b Місяць тому

      😂😂😂

  • @Ggpp-fi6cs
    @Ggpp-fi6cs Місяць тому +4

    ኣነ ከኣ እንኳን ተፀሪፈ እንተፍጢጡለይ ብሎክየ ዘንጥሮ ሰዲዱለይ ኣይወለድኩ ኣይዘመድኩ ብክብረይሓፍ ከፍ ከብለኒ ኣይፈቅደሉን😮😮ሆሆሆ

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh Місяць тому +2

    አብየይ❤👌።
    አረ10K ነብፀሐያ

  • @EshetuBrneh
    @EshetuBrneh Місяць тому

    ፅቡቅ ስራሕ

  • @Melat-ps1ph
    @Melat-ps1ph Місяць тому +3

    ሓዳሸ እየ ግን አቢ አድኒቀኪ ለባም ኢኪ ግን ወዲ ምቅያር እንተጀሚሩ ብምንም ክቅየር አይክእልን እመናኒ ሰለ ዝፈልጥ እየ ቆሪፅክን ካብ ሂወትክን አውፆኦኦም እሞ ናብ ፈጣሪክን ተመለሳ ፀልያ ብልብክን ንፈጣሪ ይቅርታ ሕተታ ና ሰላም ሂወት ክትነብራ ኢክን ደሰቱኡ ክነግረክን አይክእልን ጥራይ ናብ ፈጣሪክን ተመለሳ

    • @Askalgremay
      @Askalgremay Місяць тому +1

      ባሓቂ ልባመይ❤

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc Місяць тому +1

    እግዚአብሄር አምላኽ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኺ ናይ ብሓቂ አበየይ ማዓረይ❤❤❤😢

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር ክምልስየ❤

  • @netsanet-x2x
    @netsanet-x2x Місяць тому

    10:24 ❤🩷

  • @SmiraSmira-q2w
    @SmiraSmira-q2w Місяць тому +4

    ኣነስ ኣብየይ ንዓኪ ዝከውን ቃል ኮእየ ዘይብለይ ካብ መጀመርያ ቭድዮኪ ከስካብ ዛሐዚ ናትኪ ተቅርብዮ ከይሰማዕኩ ኣይውዕልን በቃ ብልበይ እየ ዝፈወኪ ቀፅልሉ ኣቡሸይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AhmedAhmed-kz9st
    @AhmedAhmed-kz9st Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤👌👌👌👌👌👌ናትና ልባም

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ Місяць тому

    መበል7 ባዕለይ አብየዋ ቀፅሉሉ አምበተዋ ካባኪ ብዙሑ አና ንማሃር ለባም ጓል ዓበቲ ዙልመከረቲኪን አብተግባር ተዋዕሎ ኦኒኣኪን አሕዋተይ ማዓረይ

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq Місяць тому +1

    ኣጆኽን ብሉክ በልኦም እመናኒ ሰላም ትረክባ ኢክን ካሊእ ስብኣይ ግን ከይትዳዋወላ ሕድርክን ኣጆኽን ትክእሎእ ኢኪን ኒሕ ይሓዝክን ናምንታይክን እዮም ልፀርፍኩን ለዉ ብሰንክክን ውን ወለድክን ተፅርፍለክን😒🥺😢

  • @ksuksu-t2r
    @ksuksu-t2r Місяць тому

    አረ ዞም የወዳት እዛእም😢

  • @mlumeri2247
    @mlumeri2247 Місяць тому

    ብሓቂ ደስስስስስ ዝብል ምክር አቢተይ❤❤❤❤❤❤❤

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር ክምልስየ❤

  • @yey4ueur-gw6bs
    @yey4ueur-gw6bs Місяць тому

    የቀንየልና ኣብየይ ፅቡቅ ምክሪ ኣብ ልብና የሕድሮ❤❤🙏

  • @سلامسلام-ث5ط6ج
    @سلامسلام-ث5ط6ج Місяць тому

    ኣብተይ❤❤❤

  • @ዓሳድዕባይምኸን
    @ዓሳድዕባይምኸን Місяць тому +4

    ደሚራን ክምልስ እየ ተጋሩዋ ከምንት ፃሓፋ ክምልስ እየ💚🥰🙏

    • @ZufanLove
      @ZufanLove Місяць тому

      Demrni sisey❤️

  • @ብሬወልዳይbriewelday
    @ብሬወልዳይbriewelday Місяць тому +1

    ደምራኒ ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣነዉን ምምላስ ሰረሐይ😍👍

  • @AffectionateFloppyDisc-xg8zo
    @AffectionateFloppyDisc-xg8zo Місяць тому +8

    ክብራት ኣሕዋተይ በዓልና ክብርና ንሓሊ ካብኡለ ቆራፃት ክና ሓደ ግዜ ተከይዱ ብእገይሩ ይጥፈአልክን ኣይትመለሶኦም እንተ ኣብ ድልየቶም ዝምለስኩን ኣብ ዝደለይወ ዝርሕቁክን ኮይኖም ከም ቦምብላ እዮም ክጫወትክን ኣሕዋተይ ነብስና በዓልና ነክብራ ነብስና በዓልና ተክቢርናያ ክባር እያ እና ዶሞ ኣብዚ ዓዲ ዝግበር መርዓ ኮነ ካሊእ ዝሙት እዩ ብዘይ በተክርስትያን ብዘይ ኣባት ነብሲ ብዘይ ቃልኪዳን ከምዚ ስለ ዝኮነ አዩ ዉን እቲ ሓዳር ኣይፀንዕ እቲ ፍቅራ ኣይፀንዕ እና ኣሕዋተይ ዕላማና ነቀድም ❤❤❤❤

    • @YtBd-h9t
      @YtBd-h9t Місяць тому +1

      👌✔💘

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ Місяць тому

    ባዕልክን ክብርክን ዘይሓለክን ደኣ መን ከክብረክን ደሊክን ህውከት

  • @JbVc-g7h
    @JbVc-g7h Місяць тому

    ፀጉ የብዘሐልኪ ኣብየይ ❤

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር ክምልስየ❤

  • @KhanKhan-ip6ur
    @KhanKhan-ip6ur Місяць тому

    ምክርኪ ብጣዕሚ እዩ ዝምቸወኒ ፅፍፍ ንበለ ሓቀኛ ዝኮነ ምክሪ ስለተማሓላልፍልና የክብረልና ኣቡሸይ ኣብ ዓብይ ደረጃ ከም ትበፅሒ ጥርጥር የብለይን ቃፅልሉ ቡዙሕ ኢና ንማሃር ካባክን ካብ ሓተትን❤🎉🎉🎉

  • @AsRs-u1k
    @AsRs-u1k Місяць тому

    ኣብየይ ብልፅቲ ምክርኪ ክምቸኸኒ❤

  • @mmaa4178
    @mmaa4178 Місяць тому

    👌👌👌

  • @ghffuh4437
    @ghffuh4437 Місяць тому

    ለባም ሰብ💋💋💋

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ Місяць тому

    ኣቤዋ ክርኺበኪ ይደልለኹዋኢ መግነይ ፃሓፊለይ❤❤❤❤

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 Місяць тому +2

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር ክምልስየ❤

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  Місяць тому

      ኣብ ቲትክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣለኪ
      www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8s8PNNL1aaN&_r=1

  • @Namanyoutube27
    @Namanyoutube27 Місяць тому +1

    ኣሕዋተይ ክቡራት ኢክን ክብርክን ሓለዋ ንነብስክን ዝኮነ ቀይሕ መስመር ግበራላ ብስሩ ምስ ዝፃረፍ ዝዛለፍ ሰብ ከመይ ኢልካ ይንበር😢😢ናይ ሓሳብ ኣፈላላይ እንተልዩለ ብሓሳብ ምርድዳእ እምበር ብፀርፊ ዝፍታሕ ነገር የለን ስለዚ ካብ 10 ግዜ ሃፍታም ወይ ተፈላጢ ምስ ሓደ ድካ ዘክብረካ ተክብሮ ምንባር ይምረፅ

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 Місяць тому

      እሺ😢 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር ክምልስየ❤

  • @shewitgaltgray3087
    @shewitgaltgray3087 Місяць тому

    ኣብየ ሓፍተይ ብሓቂ መግለፂ ስኢነልኪ ኩሉ ብፍቓድ ኣምላክ ተዘይ ኮይኑ ባዶ እዩ እና ነስተውዕል ኣሕዋተይ🙏

  • @GalGidey
    @GalGidey Місяць тому +1

    ኣብየይ f/b እቲ ቁልፊ ክፈትልና follow ክንብለኪ መዓረይ

  • @SelamTsegay-g3v
    @SelamTsegay-g3v Місяць тому

    ዋይ ንዝፀሪፈክን ኣይተፍቅራዋ ምሳክን ከም ዘይነበረ ካብ ኩሉ ኢሊትጥቁሞኦ ብሎክ ግርክን ፎቶ ኣብ ጀዋሊክን ዘሎ ደምስስክን ነብስክን ኣሊዕላ❤

  • @roozrozate
    @roozrozate Місяць тому

    ኣይትራከቦኦም 😢😢😢😢😮

  • @YdtHr
    @YdtHr Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር ክምልስየ❤

  • @JbVc-g7h
    @JbVc-g7h Місяць тому

    4 ባዕለይ

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር ክምልስየ❤

  • @WdKn-s4b
    @WdKn-s4b Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @ኣስኮል
    @ኣስኮል Місяць тому

    ኣብዚ ዘለኹም ኣሕዋት#ሳብክራይብ#በሉለይ ኣሕዋተይ❤

  • @ቅሱ-ፐ3ደ
    @ቅሱ-ፐ3ደ Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @genet3442
    @genet3442 Місяць тому

    ሰላማት ፈተዉቲ ኣቢ ላይክ እሰቲ ኣቡኒ ጋይሰ❤ኣቢተይ

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር ገይረልኪ እየ❤

    • @genet3442
      @genet3442 Місяць тому +1

      @ajibajib7989 እሺ❤

  • @AdushwFerede
    @AdushwFerede Місяць тому +1

    ሓላላተይ ስብስክርይብ ጉብርልይ ኣብ ኮምንት ኣቲኽም ፃሓፍለይ ብሽዋዓተ ኣካውንቲ ክድምርኩም እየ 🎉🎉

  • @elduኤልዱ
    @elduኤልዱ Місяць тому

    ንደማመር ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤

  • @ፅጌሬዳ-21
    @ፅጌሬዳ-21 Місяць тому

    ዝያዳይ fb መን ይብል ክረክበኪ

  • @SeniSeni-ne3gy
    @SeniSeni-ne3gy Місяць тому

    ብክበረይ ዝመፀኒ አነ ግን ደቂቅ የፀንሐን ንክውስን😮

  • @HiwiTube-s8q
    @HiwiTube-s8q Місяць тому

    ንደማመር ክምልሰልክን እየ❤

  • @AbeAbe-ss1ju
    @AbeAbe-ss1ju Місяць тому

    ሰላም ሰላም ኣብየይ ከመይትኾኒ ብተሕልፉዮ መደባትኺ ናይ ኹሉ ግዜ ኣድናቂትኺ እየ ቅድሚ ሐዝዉን ኣብ ኮሞንት ፂሕፈልኪ ነይረ እሺ እምበኣር ኸስ ኣነ ኣብ ስዑዲ እየ ግን ማራ ሒምኒ ኣሎ ልገዛይ ክኸድ ላሓሰብኹ ሓዘን ኣጋጢምኒ ምስቶም ለለኾዉም ኣዕራብ ሰራፋ ተቀበሉለይ ኢለ ዝናይ ሬሳ ገንዘብ ተቀቢሎም ኸሊኦምኒ ክሰርሕለ ኣይኽእልይ ብኸመይ ላብ ሽሩጣ ይድወል ገለ ምኽሪ ዝትፎልጥዮ ተሊኪ ኣብ ኮሞንት መልስለይ ገንዘብ ምስኣቶም ከምዘሎ ሪከርድ ደረሰኝ ኩሉ ኣለኒ እዩ❤

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  Місяць тому

      ሰላም ዛሓፍተይ እስኪ ኣብዛ ሕጂ ዝለቐቕኩዋ ቪድዮ እዛ ኮሜንት ፀሓፍያ ፒን ክገብረልኪ እሞ ዝፈልጡ ክተሓባበሩኺ ናይ ቅድሚ ሕጂ ኣይረኣኹዎን ነይረ

  • @ጋልትግራ
    @ጋልትግራ Місяць тому

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @SSa-q5w
    @SSa-q5w Місяць тому

    😊ናተይለ ለይርደእኒ አብ መስመር ነሃለየ ሸበካ አቢኒ ይብለኒ ፂሑፍ ተደንጉየኪ ይብል ዓዲ እዩ ዘሎ ትማሊ ግን ጭላሽ ሸበካ ዓፅዩ ናተጠቀመ አነለ ልምንታይ ኢለዮስ የዓፀክዎይ ኢሉ ክሕድ አቢሉ አነለ ፀገም የቡሉይ ልአይ ልትህበኒ ደቂቃ ልሰብካ ግበሮ አነ አብ ልሰርሐለይ ሰላም ክብለካ ኢለዮ ልበልክዮ ይኩን ጨለ ኢሉ መሊሱለይ አብ መስመር ዉዒሉ የፀሐፈይ ይከአል እዩ ኩሉ እምበር

  • @ሓረስታይትግራይtube
    @ሓረስታይትግራይtube Місяць тому

    #ደምራን ኣሕዋተይ ክምልሰልክን እየ ኣብ ናተይ ቭድዮ ኮሞንት ሕደጋለይ 🎉

  • @SaraAsbaha
    @SaraAsbaha Місяць тому

    ❤❤❤

  • @SamiraBrahim-b8l
    @SamiraBrahim-b8l Місяць тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Woubnesh
    @Woubnesh Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @sosososo-k3q7s
    @sosososo-k3q7s Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @ScSe-p2j
    @ScSe-p2j 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ghffuh4437
    @ghffuh4437 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉