ብዙሕ ገንዘብ ሒዘ ገዛ ዘይብለይዶ ዶ? ገዛ ገዚአስ ውሑድ ገንዘብ ሒዘ ዓዲ ክኣቱ? ንሕቶኽን መልሲ abi habeshawit tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 122

  • @user-cs9ec7ro9y
    @user-cs9ec7ro9y 8 місяців тому +23

    ኣብ ስዑሲ ቆልዓ ምውላድ ከቢድ እዩ ቆልዓ ሓኒቕካ ምስዳድ ከቢድ እዩ ባዕልኻ ካብ ሂወት ሸቓላ ከይወፃኻ ቆልዓ ምውላድ ከቢድ እዩ እግርኻ ኣሪምካ ምስራሕ ዝመስልዎ የለን ❤❤❤ እታ ሓቂ ኢኺ መኺርክያ❤

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 Місяць тому

      ብሓቂ❤ የክብረልና

  • @SasssHadc
    @SasssHadc 8 місяців тому +22

    ገዛ ስርሒ ዘትወልዲ ዝብላክለ አትስሚዕየን ናአኪ ዘሞሎ ንመን ከይይብሎ ሓቲ ነይራ ዝፈልጣስ30አብእታት እዩ ዕደመኣ ሰብ ካኣ አትወልድን እያ ይብላ ናይ ሰብ ግን አየገድሳይ ነይሩ ካብኡ ገዛኣ ሰርሓ ከይዳ ዓዳ ቀልዕኣ ወልዳ ፅብቅ ሓዳር ካኣ ትመርሕ ኣላ ናይ ሰብ ብዘይ አገድስ

  • @Gal__madam
    @Gal__madam 8 місяців тому +14

    ተመስገን መጀመርታ ቦታ ብምግዛእኪ እና ክብለኪ ዘደሊ ኣነ ተፀሚምኪ ዓመት ስርሒ እሞ ከሕጉሰኪ እዩ ዓዲ ብልከድኪ ካብ ገዛ ክራይ ዝከፍእ እንታይ ኣሎ ተኮይድኪ ዓዲ ግን ዝቦታ ከም ትሸጥያ ኣይጣራጠርን ካማን ክተባላሽውዮ ኢኪ ቱገንዘብ ለ ገንዘብ ኣብ ኢድካ ምቅማጥ ሕማቅ እዩ ኣብ ዓድና ፅቡቅ ህይወት ክትነብሪ ትክእሊ ኢኪ ግን ገዛ ክስራሕ ዝኮነ ንብረት ክጥሪ ንክትብል ብጣዕሚ እዩ ከቢድ
    ኣነ ኣለኩ ሓምሽተ ዓመትን መንፈቅን ገይረ ተመስገን ስለስተ ክላስ እና ሸንቲቤት(ሻውር) ክሽን ሰሪሐ ግን ክውዶኦ ኩሉ ወሲነ ኣለኩ ዋላ ክልተ ዓመት ክሰርሕ እየ ኣነ ካብ መሻርፍ ሒዘ ዝከድ ገዛየይ ሰሪሐ ኣቁሒተይ ገዚአ ይመርፅ ዋላ ተከበደኒ ንሮ ገዛየይ የካርዮ 👏😘 ተመስገን ወለደይ ክዓ ብጣዕሚ እዮም ዘታባብዑኒ ኣብ ዕፅውን ክባን ፀጊምዎም ይኮን እዩ እናበልኩ ይሰደሎም ንሳቶም ክዓ ገንዘበይ ናብ ኣካውንተይ አእትዎምለይ ብጣዕሚ ተገሪመ ኣብ ዓድኪ ከለኪ መን ይሕግዘና ነይሩ ሐዚ እዉን ንባዓልኪ ተለወጢ ኢሎምኒ ውዕሎቶም ብዙሕ እዩ ስድራይ 👏❤
    ክብለክን ዝደኒ ድማ ስብኣይ ምረፃ ኣፍቂርኒ ገለታት ዘይኮነስ ኣማዛዝኖኦ ብኩሉ ብስርሑ መክንያቱ ውላድ ክመፅእ ከሎ ሓላፍነቱ ይዋፃእ ዶ ይከውን በላ ፍቅሪ ብቻ እኩል ኣይኮነን ደቂ መዳማት ቁርሺ ኣለዎ ገዛ ኣለዎ ኢሎም ይኣትዉ ስለዘለዉ ተጠንቀቃ ከምቲ ንሳቶም ዝነቅሕለዉ ኣንሕና እውን ንንቃሕ 😘👏
    ኣቢተይ ክዓ ቀፅልሉ ባዓልቲ ጥዕምቲ ድምፂ❤

    • @HcdJd
      @HcdJd 8 місяців тому +3

      Des KBL tu mkrki asey zhaftey tenkri

  • @GgRr-r4y
    @GgRr-r4y 8 місяців тому +12

    ደጋግመ ሰምዐዮ እግዚአብሔር አምላክ የክብረለይ ደስስስ ዝብል ምክሪ ህብክኒ❤
    ንኩላትኩም ዝፃሐፍኩምለይ ካአ የቀንየለይ

    • @Tem560
      @Tem560 8 місяців тому +1

      እወ መዓረይ ኩላትና ከዓ ከማኪ ኢና ገዛኪ ሰሪሕኪ ትከዲ መዓረይ ከም ደስ ዝበለኪ ትነብርሉ

    • @GgRr-r4y
      @GgRr-r4y 8 місяців тому +2

      @@Tem560 እሽኒ ክብረተይ ናተይ

    • @እየሱስክርስቶስአምላኬድን
      @እየሱስክርስቶስአምላኬድን 8 місяців тому +1

      ገዛኪ ስርሒ ወለላይ😍

    • @GgRr-r4y
      @GgRr-r4y 8 місяців тому

      @@እየሱስክርስቶስአምላኬድን እሽኒ እግዚአብሔር አምላክ የክብረለይ ዛናተይ

    • @Genet1223
      @Genet1223 8 днів тому

      ኣጆኪ 28 እውን ንእሽተይ እኪ እና ፅንን እልኪ ክልተ ክላስ ምስ ካንሸሉኡ ኣስርሒ ናይ ስብ ነገር ተወለድካ ወዮ ስቅ ተብልካ ወዮ እዩ እና ኩሉ ብትዕግስቲ ምስ ከድኪ ከይትጣዓሲ ሕስብሉ

  • @genet3442
    @genet3442 8 місяців тому +10

    ደጊመወን ናትኪ ደሰ ዝብለኒ ኣቢተይ ሕፅር እላሰ ፅፍፍ ላ ደሰ ትብል ምኪርኺ❤🎉🎉

  • @ገነትጓልቅዱስሚካኤል
    @ገነትጓልቅዱስሚካኤል 8 місяців тому +6

    ብሓቂ ለባም አነውን ማዓዝ ገዛ ሰርሐ መሻረፊ ሕዘ ማዓዘ ዓደይ ክኣቱዋ ንእሽተይ ገንዘብ ሐዘ ዓደይ ክኣቱ እለ ተስፋ አብዝቀረፅክሉ ለለ ተመልሰ ዘን ገንዘብ ወድኣ ከምለሰስ ዓብለ ክለተ ክላስ ሰርሐ ምካድ ሐሸኒ እለ ተፀምመ እየ ዝሰርሕ ዘለኩ ተመስገን ካዓ ናብ ምፍፃም ክበፅሕ እለ እና ከምቲ ዝበለትኪ ሓፍትና እዩ ዝምረፅ ካብ ገንዘብ ሕዝካ ገዛ ክራይ ገንዘብ ዘብልካ ገዛካ የሐሽ ንመናባበርያካ ዋላ ሰርሕካ ትበልዕ ትክእል እካ ዝብል ሓሳብ እየ ዘለኒ አነስ ለካባ አክልና እዩ ዘለ ንበነይ ይመስለኒ ታኣየ ከኑ ዝሓሰብክወ ምካን ዝአብየኒ እናበልኩ የስተማስል ነረ አጀና ፈጣሪ ዝሓሰብናዮ አስምሩ ንዓድና የብቀዐና
    እዛ አብዝይ ምውላድ ታኣዮ እቲ ሰብ ከም ዝሕግዘካ ዘትወልዲ ከምዚ ዘትከኒ እናበለ ዘጫነንቀካባ ማዓዝ ጠፍእናዋ ዘወፀኣና ሰለ ንፈልጥ እምበር አነስ አብዝይ ምውላድ አድግፈን እካዶ ጋና 25 ዋ ዋላ ካብኡ ንላዕሊ ተከንና ፈጣሪ አብቲ ዝፈቀደልና ኩሉ ከዓየልና እየ ካብ አብዝይ ወለድኩ ሰራሕ ወፃኣ አተኩ ናበልካ ዓመታት ትወስድ ፅምም እልካ ናይ 2ተ ዓመት ተኣክብናዮ ሰርሕና ዓድና ምካድ የሐሸና እየ ዝብል።

  • @gjrhfr4726
    @gjrhfr4726 4 місяці тому +1

    ብትክክል ኣቢተይ ዛናተይ ላባመይ ናይ እንበዝሕ ሕቶ ኢኪ መሊስክልና በርትዒ
    ሓድሽ ዓመት ከ ብከመይ ክንጅምሮ ብከመይ እተተጎዒዝና ኢና ከ ዕውታት ክንኮን እተተቅርብልና ፅቡቅ ነይሩ

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 8 місяців тому +18

    ዓሪፍኪ ተቀሚጥኪ ገዛኪ ስርሒ እበይተዋይ ኣብ ገዛ ክራይ ዘሎ ችግር ከኣስ ክኸብድ ተዘይተመቺካዮም እኾ ገዛ ቀይሪ እዩ ዝብለካ ኣነ 2ግዘ እየ ብባሕሪ ሶማል መጽኣ መጀመርያ ዝሰራሕክዎ ኣሕዋተይ ቦታ ገዚአን መሥርሒ ስለ ዘይነበረን መሥርሒ ሂበየን እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመሥገን ብጹቡቅ ግዘ ገዝአን ሰሪሐን ብብወርሒ ውን ጽቡቅ ኣታዊ ኣለወን ኣነውን ካልኣይ ስደት ጀመርኹ 2010 ዓ.ም ያ ብዙሕ ፈተና ሪአ ገጽ ደቂ ሰባት ውን ዕዝብ እየ ኢለዮም ዓሻ ይብሉካ ዘይትሓስብ ይብሉካ ስብኣይ ዝስኣነት ይብሉካ ዘድልያን ዘየድልያን ዘይትፈልጥ ይብሉኒ ኣብ ቅድመይ ግን ኣነግን ኹሉ ንጹቡቀይ እዩ ኢለ ሰሚዐ ከምዘይሰማዕኹ ይሓልፍ ነይረ ኣብ እንዳሓወይ ውን ኣብ ድዃን ዳመሥተ ይሰርሕ ነይረ ኣነግን ደስ ዘብለኒ ነገር እተን ኣሕዋተይ ገዝአን ገዚአን በቲ መሥርሒ ዝሓገዝክወን ሐዚ ክራይ የብሉ ኣበይ ክቅመጥ የብሉ ኣብ ገዝኣን ተቀሚጠን መሊሰን ዶሞ ንዓይ ኣብዚ ደረጃ ብምብጽሐን ኣዝየ ይሕጎስ ካብ 0 ሓደ ኢለ ሐዝውን እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመሥገን ኸም ኹሉ ሰብ ቦታይ ገዚአ ኣብ ምሥራሕ ይርኸብ ስለዚ አነ ካብ ማንም ሕሸ ኣይኮንኹን እዚ ዝብለክን ኣሕዋተይ ግን ዋላ ብዙሕ ቅርሺ ይሃልኪ እበር እቲ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሂቡኺ ዘሎ ዕድል ተጠቀምሉ ገና ዕሸል ኢኪ ዘለኪ ኹለክን ገዛ ዘለክን ገዛክን ፈጺምክን ኪዳ ኣብ ስደት እናሃለካ ንዓድካ ክትኸድ ብጣዕሚ ኢካ ትሃርፍ ዓዲ ምሥ ከድከድኻ ግን ታይ ክገብር እየ ዝመጻኹ ኢልካ ብጣዕሚ ኢካ ትጠዓስ ይብለክን ሓፍትክን ፍቑራተይ

    • @شمسشمس-و4ز
      @شمسشمس-و4ز 8 місяців тому +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Gal__madam
      @Gal__madam 8 місяців тому +1

      የቅንየልና ፅብቅቲ ምክሪ እያ❤

    • @feedcswe290
      @feedcswe290 8 місяців тому

      ❤❤❤❤🙏🙏🙏

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 Місяць тому

      እሺ ፅቡቅ ምክሪ ❤❤

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv Місяць тому

    ንዓኪ ዘወለደት ኣዶ ዝተባረከት እያ ❤❤ ሰሚዓካ ዘይፅገብ ምክርኪ

  • @SnduSndu-x4q
    @SnduSndu-x4q 8 місяців тому +3

    ትክክል አዩ ሐፍትና ምክርክይ ብጣዕ ሚይ ደስ አዩ ዝብል አነ ንባዕለይ አብሰደት 8ዓመት ሰርሐ መሬት ገዝይአ ከየሳራሕክዎ ናዲይ ቡዝሕ ቅርሺ ሕይዘ ከይደ ዝኮነ ስራሕ ከፊትከይ ገዛ ኪይ ክትሰርሕይ ትከልይ አይክይ አይሎምንይ ቤተሰብ አሺይ አለ ከይደ ትክክል ስራሕ ጀምረ ግን ይቀር ገዛ ከስ ርሕ ገዛ ክራይ አና ያው ናስበዛ ንባዕልሉ ቀጥቀጥ አናበልካ አዩ መሬት ተቀሚጡ አነ አብ ክራይ ከርተት አናበልኩ በጣምይ ይሃዝን ነይረ ሐዚይ ግን ካል አይ ተሰዲተ ገዛይ ከስርሕ አለንይ አየለ ማለት አዩ ስለዝይ መሬት ዘለክን ን ተገደደ ዋላ ሐንትይ ክላስ አስርሕክን አተዋ አምበር ገዛ ክራይ ምንባር ብታእሚይ ከቢድ አዩ

  • @temesgenamlaki9833
    @temesgenamlaki9833 7 місяців тому +2

    ናተይ ለ ሕቶይ እዩ ነሩ ስለ ምክርኪ እግዚኣብሔር የክብርኪ❤️❤️

  • @ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ
    @ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ 4 місяці тому

    ምኽርኽስ ደጋግምኻ ወላ ተሰማዕኻዮ ዘይስልችየካ እግዚአብሔር ምስኣኽ ይኹን ሸገዋ❤

  • @gedu8644
    @gedu8644 8 місяців тому +4

    ኮሞንቲ ፅሕፈልኪ ኣይፈልጥይ ኣጋላልፃኪ ብጣዕሚ ደስ ይብል 😘

  • @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
    @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 8 місяців тому +4

    ከምዝ ዓይት ሓሳብ ለለክን አሕዋተይ ዓይ እልኺን ስራሕ ከሐጉሰክን እዩ ናሓሰብኹነኦ ፀንሕኺን ለይሰረሕን ክትአትዋ ከለኺን ዳሓር ጣዕሳኡ አይወፀአልኽንን ዕድመዶ ገለዶ ልብለክን አይትገደሳ ዕድመኻ አብ ዕላማ እንድሕር ወድእኻዮ ምንም አይመስለካን እቲ ዝቅድም ነገር ነቀድም አጆኽን ካዓ እግዚአብሔር ይሓግዝኽን አነስ ዓይ አለ ሰርሐ ሓልፍለይዋ😊

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ

    ስላምኪ ይብዛሓ ሓፍተይ ጋል 25 ገና እኺ አብ ፅብቅ ስራሕ ስለ ዘለኺ ገዛኺ ስራሕ ዋላ ሓንቲ ክፍል ትኩን አብ ኢትዮጵያ እት ዛዓበይ ሽግር ክራይ ገዛ እዩ ሓፍተይ🙏

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 8 місяців тому +1

    ሓፈተይ ገዛኪ ሰርሕኪ ምካድ ይሐሸኪ ምክንያቱ ቅርሺ ቆሎ እዩ እና ገዛኪ ምሰ ሰራሕኪ ቅርብ ቅርሺ እዩ ዘድልየኪ አምላክ ልክላትና ይሓግዘና ዋና ትዕግሰቲ የድለካ

  • @AzmeraAzmera-i8n
    @AzmeraAzmera-i8n 8 місяців тому +1

    ኣነሰ ክፍትወኪ ኣቢየይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን የሃበኪ ፈጣሪ ዛእምበተዋይ ክንደይ ተማሂረ ካባኪ ዛሓፍተይ ማዓርይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p 5 місяців тому

    ሓሳበይ ገሊፅክለይ ውላድ ክወልድ ሃረር ይብል ግን ኩሉ ከም ፍቃዱ ውላደይ ኣሐንቂቀ ከዐቢየ ዝደሊ መሊሰ ክስደት ኣይደልን ኣብዙ ዓዲ ክራከብለ ኣይደልን ዕላማይ ንቅድሚት ካብኡ ከኣስ ውላድ ህያብ ፈጣሪዩ ወላ ተመርዒወን ሓዳር ገይረን ክንደይ ውላድ ዘይረከባ ኣለዋ ኩሉ ኣብ ግዚኡዩ ዝህበካ ፈጣሪ

  • @fjdj8733
    @fjdj8733 4 місяці тому

    ትክክል አቤየ❤❤❤

  • @YoDaha
    @YoDaha 8 місяців тому +2

    እወ ገዛኪ ስርሒ ሓፍተይ ወላ1ቲ. ትኣክለኪ እያ ምኣረይ አረ ገዛክራይ ብርሑቅ ዋ

  • @genet3442
    @genet3442 8 місяців тому

    ናይ ብሓቂ ኣነዉን ከምኡ ዝሓሰብ ኣቢተይ ምቅርቲ እና ሓፍተይ ኣጀኪ ምቅርቲ ኩሉ ኣማልእኪ ኪዲ ወለላይ❤🎉ኣቢተይ ለባም❤

  • @selamselam3599
    @selamselam3599 8 місяців тому +1

    ብሓቂ ካብ ገዛ ክራይ ይምሓረና ገፅ ሰብ ከቢድ እዩ

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 8 місяців тому +1

    ብጣዕም አዩ መኪርኪ ደስ ዚቡለን ቀፅሉሎ

  • @MohammedAhmed-gk8ym
    @MohammedAhmed-gk8ym 8 місяців тому

    ኣቢየ ቀፅልሉ ሓሳብኪ ንፁሩን ፅሩይን ክብርቲ ሓፍትና
    fb ናትኪ እባ ፅሓፍለይ በዚ

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 8 місяців тому

    ዋው ኣቢተይ ሓሳባትኪ ይፍለ እዩ ቀፅልሉ ዛሓፍተይ🙏❤

  • @TigrayAdey-n3y
    @TigrayAdey-n3y Місяць тому

    ገዛሰርሒዝሓፍተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ 8 місяців тому

    ናይ ልበይ ሓሳብ ገሊፅክዮ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @briefkr
    @briefkr 5 місяців тому

    ብሓቂ ኣቤ

  • @user-cs9ec7ro9y
    @user-cs9ec7ro9y 8 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግን በኡውነት❤❤❤

  • @genet1261
    @genet1261 8 місяців тому

    ዋዉ ፅቡቅ ምክሪ ዩ ንዓይ ትምልከት ምክሪ❤

  • @ነብያትሃይሉ
    @ነብያትሃይሉ 5 місяців тому

    ❤❤❤ትክክል

  • @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ

    ሕቶይ ስለ ዝመለስክለይ የቀንየለይ ኣቢየይ🥰👌 ደም ይፈትወኺ እየ ብልፅተይ👸✨💫

  • @mami-zg5od
    @mami-zg5od 6 днів тому

    እሞ በጃኪ ዝሓፍተይ 😢😢😢ዕድሜና ድሕሪ 30 ምስ ኣተና ኣይወለድና ከ እንታይ ክንገብር እዙይ ኮ ወይ ውላድካ ወይ ገዛ ትመርፂ እዩ እኒኤ ብዘይ ውላድ ካኣ ሂወት እንታይ ክገብረልና ዘንሓተይ ኣምላክ ኣሎ ገዛ ሰሪሕካን ተካሪካን 😢ሂወት ሓንቲ እያ ንስኪ ምስ ሰብኣይኪ ሰሪሕኪ ጥዕና ሂብኪ ገዛ እንተኣቲኪ ምስ ኣምላክ እዩ ከምኡ ኣይትበሊ ኣቤየየ

  • @SalamaBebe-e4u
    @SalamaBebe-e4u 8 місяців тому

    Ewe sdet mwxaa zeykereyeki hanti gezaki testemimki msrah yhsheki mkrtey ❤❤❤

  • @GalGidey
    @GalGidey 8 місяців тому +2

    ኣነውን ከም ናትኪ ሓሳብ ዩ ዘለኒ ኣቢየይ 🥰

  • @Hiat-s2l
    @Hiat-s2l 8 місяців тому

    ትክክል ማረያምን❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልትግራይ-ዘ5ቨ
    @ጓልትግራይ-ዘ5ቨ 15 днів тому

    ኣቢየይ ናይ ስብየት በጃኪ ንገርኒ ሓፍተይ እንያ ማራ እዩ ብዙሑ ወፂዋ 🥺

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c 8 місяців тому

    ደስ ክብል ምክርኪ ዝያዳይ❤❤

  • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
    @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 5 місяців тому

    ኣጆና ኣጆኪ በርቲዕክን ገዛክን ስርሓ

  • @HiatHp
    @HiatHp 8 місяців тому

    ባሓቂ ለባመይ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 8 місяців тому

    Btami ፅቡቕ ምኽሪ thanks❤❤❤❤

    • @kgc975teheshmahariytewahdo8
      @kgc975teheshmahariytewahdo8 8 місяців тому

      ብጣዕሚ ፅብቅቲ ምክሪ ዝያዳይ ከተግብራ እየ ኣነዉን❤❤❤❤

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 7 місяців тому

    ብሓቂ ገዛ ክራይ ክፍኡ😢😢

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 8 місяців тому +1

    Kedameyti baeley❤❤❤

  • @SassaRwsr
    @SassaRwsr 8 місяців тому

    መቀረተይ ሕጋዉሰ ከቢረነ እዩዋ ዘይሕጋዊ ምግዛእከ ማኣረይ

  • @sooqusabya2844
    @sooqusabya2844 8 місяців тому

    ትኽኽል❤❤❤

  • @HabasiMhdao
    @HabasiMhdao 8 місяців тому +1

    እንኾዕ ብሰላም መፀአኺ ክብረተይ ኣነ ሓፊትኺ ሱዑዱያ ዓረብ የአ ዲነብር ሓሙሹተ ዓመተይ ኣነ ድንግል የአ ዓደይ ኣትየ ብስራዓተ በተክርስትያን ኩሙሪዐ የአ ዲደል ሓሙሽተ ዓመተይ ይኹን ዳኣ ፊቂረኛ የብለይይ ማለተይ ኣፊቃርአይ ሓደ እሱ ካዓ ኣቦ ደቀይ ኪኾነለይ የአ ዲደልይ ማለተይ መጀመረታ ዒላመአይ ክፊፂም ስለ ዲደልይ ነገር ግን ማሓዛ ነብራትን ኹሉ ሓሳባተይ የአ ዲፀዉያ ኣይ ታይኡ ሃምዝ ትብለን ብተደጋጋም ሃሙኡ ስለ ትብለን እሽ መርፀ እሳ ግን ትቃይርኺን ትቢለን ኣብ መስመር ትዳናቢርና ላዉገዐና ናሃለና ብዛዒባኺ ኮ ፁቡቅ ኣይትናገርይ ትብል ብደይ ዋዓልኹዎ ስለ ምንታይ ይብለ ሕርር በል ትብለን ነገር ግን ደቅ ዓደይ ዲዳዋዎሎም ነቡሮሙን ዲታሓንት ትዲዉል ዲሓዊኽኮ ቡፁቡቅ ኣይታልዒሎይ ትቢላ ዲኹለን ኣባፃሓትለን ሐዝ ግን ምሳኣታተን ትራሓሕቅና ዲማሓዝአይ ግን ቦልከያ ኣነ ደይአ ጥፋኣተኛ ብደይ ዋዓልኹዎ ኣፀልማትን ምኺርኺን ለግሳለይ ደቅነይ ሓፊተይ ማዓረይ ፁሑፉ ኣብዘሐልኺ ይቅርታ

  • @heran5269
    @heran5269 8 місяців тому

    ናተይ ሕቶ እውን እያ

  • @ህያብእያዓለመይ
    @ህያብእያዓለመይ 8 місяців тому

    ኣነስ ምክራ ክምችወኒ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Genet1223
    @Genet1223 8 днів тому

    ኣሕዋት ገንዘብ ለማ እውን ኣብ ባንኪ ምቅማጥ ትርጉም የቡሉን ትልዩኽን ኣስርሓሉ

  • @hewan5196
    @hewan5196 8 місяців тому

    ኣቢተይ ለባመ ናተይ ሓሳብ ለ ዩ❤

  • @Tesgabrhanaregwi
    @Tesgabrhanaregwi 8 місяців тому

    ዛሓፍተይ ለባም❤❤❤❤ እንካዕ ናተይ ኮንኪ

  • @AaAa-ku2zm
    @AaAa-ku2zm 8 місяців тому +1

    ሓፍተይ ብማርያም መልስል ገዛይ ሰሪሐ ወዲአ እየ ኣብ ዓዲ ኣካውንቲ ኣለኒ ናይ ቅድሚ ሸሞንተ ዓመት ቡክ ይሰርሕ ዶ ኣብ ቡከይ ክገብር ደለይ ነገርኒ

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  8 місяців тому +1

      ናብ ዓዲ ዘለዉ ወይ ቡክ ዘለዎም ሕተቲ ዛሓፍተይ ኣይፈልጥን ኣነስዋ

    • @AaAa-ku2zm
      @AaAa-ku2zm 8 місяців тому

      @@abihabeshawittube8066 ንዝሃብክኒ መልሲ የቀንየለይ ግን ኣጣይቅለይ ናብ ቡክ ዘእትው እንተሃልዮም መዓረይ

    • @Shewit-f6p
      @Shewit-f6p 5 місяців тому

      እወ ይሰርሕ ኣሐድሱለይ በልዮም

  • @jegaaesba1855
    @jegaaesba1855 8 місяців тому +1

    ኣቢ ሓፍተይ ብምንታይ ክረኪበኪ ብዉሹጢ ተገድስኪ መልስለይ ንካላኣይ ግዜ እየ ዘሓቲተኪ ዘለኩ ግን ኣይትምልሲይ❤

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  8 місяців тому

      ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣለኪ ነዛ ሊንክ ጠውቕያ
      www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8mPBbylv8y2&_r=1

  • @Tgi9479
    @Tgi9479 8 місяців тому

    መሰንጀርኪ መን ይብል ኣብየይ?

  • @djdudyxjf944
    @djdudyxjf944 8 місяців тому

    ኣቤ ሓፍተይ ቁፅሪ ስልክኪ ኣቅምጥለይ

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  8 місяців тому

      ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣለኪ ነዛ ሊንክ ጠውቕያ
      www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8mPBbylv8y2&_r=1

  • @nነኝ
    @nነኝ 3 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤

  • @صقرالعتيبي-و8ص
    @صقرالعتيبي-و8ص 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @weyni35
    @weyni35 8 місяців тому

    😍😍😍

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hyaub
    @hyaub 8 місяців тому

    🎉🎉🎉🎉

  • @sarasarha7302
    @sarasarha7302 8 місяців тому

    👍👍👍👍😘

  • @selamgabrhans1662
    @selamgabrhans1662 8 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @علعل-ن3ك
    @علعل-ن3ك 8 місяців тому

    Abi Haftey messenger aleki do

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  8 місяців тому

      ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣለኪ ነዛ ሊንክ ጠውቕያ
      www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8mPBbylv8y2&_r=1

  • @SalLam-m4n
    @SalLam-m4n 8 місяців тому

    ❤❤🥰🥰🥰🥰🥰

  • @SalamaBebe-e4u
    @SalamaBebe-e4u 8 місяців тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tekleabbrhane9529
    @tekleabbrhane9529 8 місяців тому

    Geza xbex ey abrcx ey

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 8 місяців тому

    👌👌👌🙏🙏🙏🙏🙏

  • @xbdhdvvvhh1811
    @xbdhdvvvhh1811 8 місяців тому

    💖💖💖💖💖💖💖👌👌👌👍

  • @alball4745
    @alball4745 8 місяців тому +3

    25 ዕድመ ካዓ ገና ኢኪ እንሸተይ ሰራሕ ማዓረይ

  • @Monliaz
    @Monliaz 8 місяців тому

    ::

  • @ZafuZafu.Ataklti
    @ZafuZafu.Ataklti 5 місяців тому

    ትኽኽል❤❤❤

  • @ጋልትግ
    @ጋልትግ 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ጋልትግ
    @ጋልትግ 8 місяців тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @WdKn-s4b
    @WdKn-s4b 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @BurutkanHiftu
    @BurutkanHiftu 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aweruamare
    @aweruamare 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 8 місяців тому

    👍👍👍👍👍👍

  • @xbdhdvvvhh1811
    @xbdhdvvvhh1811 8 місяців тому

    💖💖💖💖💖💖💖👌👌👌👍👍

  • @MaezuGig
    @MaezuGig Місяць тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Tege-bu3lb
    @Tege-bu3lb 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤

  • @mmaa4178
    @mmaa4178 8 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @AllBaad-m2e
    @AllBaad-m2e 8 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
    @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @fdsf760
    @fdsf760 8 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @በላይነሽም
    @በላይነሽም 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Amuጓልክልተኣውላዕሎ
    @Amuጓልክልተኣውላዕሎ 8 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @HxHs-q5o
    @HxHs-q5o 8 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @ggffyff4753
    @ggffyff4753 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @YfgGhm
    @YfgGhm 8 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @ZewuYenisy
    @ZewuYenisy 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @CsweFwed
    @CsweFwed 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤

  • @سلامسلام-ث5ط6ج
    @سلامسلام-ث5ط6ج 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤

  • @Semri136
    @Semri136 8 місяців тому

    ❤❤❤

  • @ፍቅር-ነ5በ
    @ፍቅር-ነ5በ 5 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @ብእምነትይቱብብእምነትይቱ

    ❤❤❤❤