2025 New Eritrean Show Ms Abalat Mewealti [ሓድሽ ዓመት ሸው ምስ ኣባላት መዉዓልቲ] Part 1

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1,2 тис.

  • @Dejen-w1k
    @Dejen-w1k 2 дні тому +117

    ካብቲ ቀንዲ ደስ ዝበለኒ ከኣ ካብታ ቅድስቲ አንዳ ማርያም ተሳሊምኩም ምብጋስኩም ዕድመን ተዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤

    • @TesfayHabtemariam-b8l
      @TesfayHabtemariam-b8l 2 дні тому +10

      ብርሃነ ክፍሉ እቲ ደራሲ ኣዝዩ ብሩኽን ካብ ቤተ ክርስትያን ዘይፍለን ሰብ እዩ

    • @hababuway3181
      @hababuway3181 День тому +1

      Ewe yeak kedimkani

  • @ሸዊተይ
    @ሸዊተይ День тому +15

    ናይ ዓካት ደጋፊ ዝኮንካ ላይክ ሃበኒ

  • @ሳሚማንቸስተራዊ
    @ሳሚማንቸስተራዊ 2 дні тому +83

    ንሌላ ዝፈትዋ ኣሎ ዶ ከምዚ ከማይ ጅብዕቲ ዝኾነት ዶና ❤🎉

  • @Asmarino525
    @Asmarino525 2 дні тому +7

    አድናቂ ናይ ፈልጺ እየ❤ ከሲት ገለ ዓይነት❤ዕንጨይቲ ጥራይ ዝፍልጽ ይመስለኒ ነይሩ❤ለካስ ንሳክስፎን ከአ ትፈላልጻ ኢካ❤

  • @ereyonelove3082
    @ereyonelove3082 2 дні тому +147

    ናይ ኣካት ኣድንቃይ አየ አሞ አስከ ኣግርጩው❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mengstewelde7833
    @mengstewelde7833 День тому +5

    ዕሾክ ኣበይ ገዲፍኩሞ ስለምንታይ ገዲፍኩሞ ብዝኮነ ጽብቅ ምዝንጋዕ ይግበረልኩም። ኣነ ናይ ዓካት ደጋፊ ኢየ

  • @Mekelle_shkor
    @Mekelle_shkor 2 дні тому +187

    ኣድነቅቲ ሮዳስ እስክ ብ like ንጎርኒ ርዶይ ለዋህ❤🎉

  • @yesiefAbrhaley
    @yesiefAbrhaley 2 дні тому +8

    ናይ ሌላ ኣድናቂ አየ አኒቃ ናብ ሓድሽ ዓመት ኣብጽሓኩም ኑኩላትኩም መዋዓልቲ ኣጀኩም ቀጽልዎ ሓዉኩም ካብ ሊብያ ንኩላትና ካኣ ሰላም ጥዕናን ይሃበና ፈጣሪ

  • @SoloTewelde
    @SoloTewelde 2 дні тому +91

    ኣሾክ ዓርከይ ድኣ ትምህርቲ ድያ ከይዳ

    • @Bibi--ebi
      @Bibi--ebi 2 дні тому

      ማለት ዩ ኣብ ቀጻሊ ከምጽሉና ንጽበ እሾክ ፒል ሓራካት❤

    • @bahrenegasienterteiment5503
      @bahrenegasienterteiment5503 2 дні тому +1

      Softi zeytesheta terf nireneo yesheten alo

    • @mebrahtutewelde9334
      @mebrahtutewelde9334 2 дні тому +1

      እሾኽ ንመገሻ ማራ ንኢሱ።

    • @SoloTewelde
      @SoloTewelde 2 дні тому +1

      @@bahrenegasienterteiment5503 ክክክክክ እሾክ ሞ ይስዕስዕ እንበር ሶፉቲ ዶ ይሸይጥ ዩ

    • @SoloTewelde
      @SoloTewelde 2 дні тому

      @Bibi--ebi ያኣ

  • @wedikeshi5322
    @wedikeshi5322 2 дні тому +40

    ዓካት ተስፋ ዘለዎ ቆልዓ ኢዩ, 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏

  • @Kabikingኬቢኪንግ
    @Kabikingኬቢኪንግ 2 дні тому +135

    እንካዕ ኣብፃሓኩም ሓዉኹም ካብ ማእኸል ትግራይ ዓዲ ግራት 👏❤

  • @hayleabmaekele794
    @hayleabmaekele794 2 дні тому +21

    ናይ ዕርዶም እስከ ላይክ ግጨዉ❤❤❤

  • @AmlesomAbrham
    @AmlesomAbrham 2 дні тому +12

    ንመን ኢለ ንመን ክገድፍ ኣድናቒ ናይ ኩላትኩም 'የ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ርሑስ ሓድሽ ዓመት ❤❤❤

  • @Mesgana7
    @Mesgana7 День тому +2

    ቡሩካት፡ ኣመትኩም, ይባረክ ደቂ እረይ ሓላላት🙏🏽
    ኣሰይ ኩሉኩም ብሉጻት ተዋሳኤቲ 💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @efremkahsay2023
    @efremkahsay2023 2 дні тому +7

    ናይ ነጋዶ ደጋፊ አየ
    ኩሉኹም መዋኤልቲ ሽኮራት ኤኩም ደስ ዝበል መደብ thank you❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @senaitweldu7937
    @senaitweldu7937 2 дні тому +15

    ብጣዕሚ ደሥ ዘብል መደብ ኢዩ ኣነ ብዝያዳ ዝድግፍ ከኣ ዓካት ዩ❤

  • @YemaneAbrha-d9m
    @YemaneAbrha-d9m 2 дні тому +19

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ምዝንጋዕ እዩ፣ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @AaFr44
    @AaFr44 2 дні тому +4

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና ኣብ ዉሽጥን ደገን ዘለና ደቂ ኤረይ ። ክብርን ሞገስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራና 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SelihomTesfom-u6o
    @SelihomTesfom-u6o 2 дні тому +61

    ደገፍቲ ጉጅለ ሽፈጥ እስከ ላይክ እንዳ ገብርኩም❤❤❤❤

  • @AsmeromKfle
    @AsmeromKfle День тому +1

    ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ዓርኪ እሾክ'የ❤❤❤❤❤

  • @yohannesghebreluul5824
    @yohannesghebreluul5824 2 дні тому +5

    ተዋሳእቲ መዋዕልቲ በቲ ኩሉ መደባትኩም ብልቢ እንዳመስገንኩ አብዛ ሓዳሽ ዓመት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አምላክ ጻማኩም ንሃገርና ኤርትራ አምላክ ይሓልወልና ሰማእታትና ብግብሪ ይደበሱ ዓውት ንሓፍሽ።❤❤❤❤❤❤

  • @meharizemikail3361
    @meharizemikail3361 2 дні тому +13

    መዋዓልቲ ኣቅኒኽሙና ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና

  • @hss2423
    @hss2423 2 дні тому +10

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መዛናግዒ ናይ ሓዱሽ ዓመት ናይባሓቂ ሲሕቅና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😁😁😁😁😁😁😁

  • @haimanotghebreyesus6781
    @haimanotghebreyesus6781 2 дні тому +3

    ጽቡቅ ጉዕዞ ❤መዋዕልቲ ፍቱውፍቱው ኢና ❤ነብለኩም❤ብሰላም ተመለሱና❤

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 2 дні тому +17

    ኦኦኦ መዋዕልቲ ምስዛ 2025 ዶ ምጺእኩሞና ግርም ገበርኩም ነዛ ሓዳስ ዓመትኳ ብሳሓቕ ንጅምራ።
    2025 ናይ ሓጎስን ቅሳኔትን ምዕባሌን ትኹነልና ኣሕቢራ እንተላይ ንዓኹም ዓካት ዛርቡን ካኣ ቀጽሎ ምስሓቅካ።
    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉!!!

  • @Abiakal3rd
    @Abiakal3rd 2 дні тому +14

    (መዋዕልቲ ) ደጋፊ ዓካት እየ so ጉጅለ ሸበጥ ትዕወት ❤❤❤🎉🎉

  • @carcassagadissa2049
    @carcassagadissa2049 2 дні тому +4

    Thanks all for all u have been doing, acting and creativity by The boss Bruno,/ wedi Kiflu/

  • @lemlemdaniel9037
    @lemlemdaniel9037 2 дні тому +15

    ❤እንኳእ ናብ ሐድሽ አመትን ልደትን ንመላእ ህዝብን መንግስትን ሰራዊትን❤🎉❤🎉ይግበረልና አሜን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉❤🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉

  • @azmeratuccu9108
    @azmeratuccu9108 2 дні тому +17

    ቡሩክ ሓዲሽ ዓመት ንኩሉ ህዝብና ይኩን

  • @mikes3312
    @mikes3312 2 дні тому +7

    Tedros teklay(kesete) my best eritrean artist good job keep it up Happy New year all Eritrean people God bless eritrean

  • @MeronFisehaye-y1l
    @MeronFisehaye-y1l День тому +3

    ኣሰይይይ ኣቱም ምንጪ ሰሓቀይ Happy new year ደቂ ሪመይ ጽቡቃት

  • @esrom9
    @esrom9 2 дні тому +11

    ን ዓካት ወደይ ዝድግፍ like ይግበረ።ነዛ ፊልም ሕልፊ ኹሉ ሰብ መቐረት ዝሃበ ተዋሳኣይ ዓካት ወደይ

  • @harkote
    @harkote 2 дні тому +9

    ወይለይ ዕርዶም ምስራቅ ገዲፍዎድዩ ተጠንቀቑ ንብረኩም ከየዘንግዓኩም ብዝተረፈ እካዕ ኣብጻሓና መባልዕትና ዓመት ዓርኪ እሾኽየ

  • @mesfingebramlak3507
    @mesfingebramlak3507 2 дні тому +2

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ኣነ ደጋፊ ዓኻት አየ

  • @EfriemGebertnsae
    @EfriemGebertnsae 2 дні тому +3

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ልደትን ይግበረልና (መዋዓልቲ)
    ኣነ'ኾ ደጋፊ ሮዲ እየ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MedhaneBerhe-v5w
    @MedhaneBerhe-v5w 2 дні тому +4

    ኣብታ ዓለም ዝጥምታ ምጭውቲ ከተማና ባጽዕ ዝገበርኩሞ ንጥፈታት ብዙሕ ኣዘኻኺርኩሙና ብሉጻት ናይ ኩሉኹም ኣድነቅቲ ኢና.

  • @gromgrom7898
    @gromgrom7898 2 дні тому +6

    Ane degafit ganta shefet eye bshim Akat wedey🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @mehreteabghenrekidan5357
    @mehreteabghenrekidan5357 2 дні тому +7

    ጽቡቅ ስራሕ መዋአልቲ

  • @JkHg-s9c
    @JkHg-s9c 2 дні тому +3

    መዋዕልቲ ሽኮራት ደስበሃሊ ንፈትወኩሚና ኻኣ❤❤❤❤❤❤

  • @benzem8058
    @benzem8058 2 дні тому +2

    Glad to see you all are enjoying a wonderful and memorable holiday in Massawa. The new experiences are clearly appreciated, and we're delighted to watch everyone having a fantastic time. Kesete's saxophone performance was exceptional, and the beach game at Gorgusum was engaging. For the sitcom's development, I recommend enhancing Kesete's character arc by exploring a different profession, perhaps as a mechanic.
    Wishing a happy new year to all members of the sitcom's cast and crew, and to all Eritreans worldwide.
    👍🏼🎄🇪🇷🎄🕊🌽🎉

  • @Nebaymheretab
    @Nebaymheretab 2 дні тому +3

    አንካዕ ናብ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ኣብቓና ንሙሉ አርትራ ሰላም ዘለዎ 2025 ይፉጠረልና Happy new year too you

  • @AsmeromOkagabriel
    @AsmeromOkagabriel День тому

    መዋዕልቲ ጹቡቃት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ❤❤❤

  • @samuelhabte100
    @samuelhabte100 2 дні тому +33

    ዓካት ሽኮር መን ከም ዓካት 100❤❤❤1000❤❤❤100

  • @መሪ
    @መሪ День тому +1

    መዋዓልቲይ ርሒስ ሓድሸ ዓመትን ልድትን ይግበረልና

  • @AbrishAbraham-n7l
    @AbrishAbraham-n7l 2 дні тому +5

    Ruhusi hadushi amet deqi erey halalat tewsati mawalti btami ena nfetwokum eshoqi da entay zatmlakumo❤❤❤❤❤❤❤

  • @BerheHabteslasie
    @BerheHabteslasie День тому

    ርሑስ ኣውደኣመት ዓመተ ሽሻይ ዓመተ ርህዋ ይግበረልና አምላክ🙏🏻🙏🏻🙏🏻💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @gebritglay9974
    @gebritglay9974 2 дні тому +11

    ❤❤❤❤❤ብስላም ወፊርኩም ብሰላም ተመለሱ

  • @rahwagedlu9906
    @rahwagedlu9906 2 дні тому

    ብጣሚ ደስ ትብሉ አሪቲስት አብ ዓድ እዪ መልክዑ አጀኹም አብ ጎንኩም አለና ኹሉኩም ንፍዓት ቀጽልዋ ❤🎉happy new year 🇪🇷

  • @MoMo-z8h
    @MoMo-z8h 2 дні тому +5

    እቲ Likes ገይርናልኩም ግን ኩሉኩም ዘይመጻኹም especially እሾኽ ክህሉን ነይርዎ ብዝኾነ ጽብቅ መደብ ርሑስ ሓዱሽ ዓመትን ቅንያት ልደተ ክርስቶስን ይግበረልና በብዘለናዮ ደቂ 🇪🇷።

  • @dungadunga-f1z
    @dungadunga-f1z День тому +1

    ናይ ሮዲን ከሰተን ደገፍቲ ላይክ ሃቡኒ❤❤

  • @samuelhabte100
    @samuelhabte100 2 дні тому +7

    ኣነ ምስ ሰበይተይ ደገፍቲ ዓካት ኢና ን ኢሾኽ ክኣ ክንፈትዎ ምዓት ኢና ኢሾኽ ኣበይ ኣሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yirgawdebesay2272
    @yirgawdebesay2272 2 дні тому +1

    አጆኹም በርትዑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አብ ጎንኹም አለና

  • @FathumaSaed-p4g
    @FathumaSaed-p4g 2 дні тому +4

    Yohana unka hadish amet abtahakum kulukum tibukat fitret Deki Erey ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷from dammam saudi arabia 🇸🇦🇸🇦

  • @adyamteklay4121
    @adyamteklay4121 2 дні тому

    Wawwww deki erey shkorinatat happy new year. Ane adnakit baba terekbe(menkr) eye. bhafesha nkulom azi eye zdnkekum Ajokum ab gonkum alena koxlwo ikum. ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 2 дні тому +5

    አንካዕ ኣብፀሐኩም መዋዕልቲ ጎሬቤትና 🥰💜

  • @Nahomgebrekidan-g4z
    @Nahomgebrekidan-g4z 2 дні тому

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ይግበረልና 🎉🎉🎉🎉
    ኣነ ደጋፊ መዋዕልቲ ብዓባያ እየ❤❤❤❤❤
    ከሲት ግን ንዕርዶም ኣይትእመኖ ንሌላ ከይምንጥለካ😂😂😂😂😂ሶሪ ዕርዶመይ❤

  • @07AsmieTub
    @07AsmieTub 2 дні тому +6

    ናይ ዕርዶም ደጋፊ እየ🎉

  • @ተስፋተዋህዶ
    @ተስፋተዋህዶ 2 дні тому +2

    ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና እንዳሰሓቁም ንበሩ ናይ ኩልኩም ደጋፊ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Dominicthewarrior
    @Dominicthewarrior 2 дні тому +3

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
    አንካዕ ሓዱሽ ዓመት ኣብጸሓኩ፡
    ቀሊል ዘይኮነ ትምህርቲ ተተሓላልፉ ክምዘለኩም ክሉ ክፈልጦ ዘለዎ ኢዩ።

  • @TesfaldetTeklu-d1f
    @TesfaldetTeklu-d1f День тому

    Wwwwww kef zelekum dekiy eru❤❤❤❤❤❤❤❤ from 🇫🇷 kexlwo âne ka shere ayhemkn akat muxuw selam belwo tezarabay

  • @alenafrehager1812
    @alenafrehager1812 2 дні тому +4

    እዋይ ዕርዶም ሓኡና እንቓዕ በል ሎሚ ቁነገር ከም ዘለካ ተፈለጥካ ብጣዕሚ ኢኻ ተደንግጸኒ ነይርካ ምስ ሚካል😂😂😂❤❤

  • @Warsaywedieri1991
    @Warsaywedieri1991 2 дні тому +3

    ሌላ ሽኮር ኣጆኪ ቀጽልዮ ዕድመን ጣኦናን ይሃብኺ። ❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @DejenKidane-yd3by
    @DejenKidane-yd3by 2 дні тому

    ምልእ ለይቲ ክሪኣ ሓዲረ እዛ ፊሊም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፊልሚ በረካ ደስ ይብለካ ርሕስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና 2025❤❤❤❤❤❤❤❤❤!!!!!

  • @FerewenAsgdomFerwenasgdom
    @FerewenAsgdomFerwenasgdom 2 дні тому +3

    አሰይ ዞም ደቀይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @knowledgeisneccessaryknowl5904

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ። ጽቡቕ ኣውዒልኩምና 🎉🎉🎉 ርሑስ ሓዱሽ ዓመትን ኣውድኣመትን ይግበረልና ። ኩልኹም እኳ ብሉጻት ኢንተኾንኩም ። ምስቲ ንእሽተይ ምዃኑ ኣዝዩ በሊሕን ናይ ገጸ ባህሪ ዘለዎ " ዓካት " ይብል ብወገነይ🎉🎉🎉 ።

  • @tsigeabreha3374
    @tsigeabreha3374 2 дні тому +6

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷አካተይ ሸኮር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tekulutekulu7035
    @tekulutekulu7035 2 дні тому +2

    Happy new year deki riemey mrzafey xbuk gerkum akursley

  • @gezuassefa9236
    @gezuassefa9236 2 дні тому +10

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹላኹም ካብ ሽረ እንዳ ስላሰ ናይ ከሲት ሌላ ዓካት ታጅግና ትንሱዕርዶም🎉ብዝኾነ ኩለኹም ስኑያት ደስ ባሃልቲ❤🎉🎉❤🎉🎉🎉❤

  • @ሸዊተይ
    @ሸዊተይ День тому

    ናይ በሓቂ ተሳሊሞም ምብጋሶ ደስ ይብለካ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YohannesGhirmay-q5c
    @YohannesGhirmay-q5c 2 дні тому +4

    ብመጅመርያ እንኻዕ ኣብጽሃና ንኣመታ ከምዚ እውን ይብጽሃና ንኣካት ስላም በሉለይ ኣጆካ ቀጽሎ

  • @tedrosberhe1850
    @tedrosberhe1850 2 дні тому

    ናይ ኩሉኩ ደጋፊ ኢየ...ኩሉኩም ብሉጻት ሐደ ካብ ሐደ ዘይትሐምቁ ናይ ብሉጻት ብሉጻት ኢኩ. አጆኩም ቀጽልዎ አብ ጎንኩም አለና.. ርሑስ ሐድሽ ዓመን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ አብ ዉሽጥን ደገዘሎን ...ሐዊሱ ንዓኩም...ዓመተ ሰላምን ራህዋን ይግበሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @reshanberhane2852
    @reshanberhane2852 2 дні тому +7

    ዓካት ወደይ ሽኮር ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @AhJx-h4k
    @AhJx-h4k 2 дні тому +1

    ርሑስ በዓል ይግበረልና ። ብጣዓም ኣድንቀኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kahsay-m3e
    @kahsay-m3e 2 дні тому +5

    ፈልፂ እያ ትዕወት ሌላ ሓፍትና ከአ ምስ ከሲት ዓወት ትካፈሊ ካብ ሓውኩም ትግራይ እንኳዕ ድማ አብፀሐኩም

  • @WadMadani-d3d
    @WadMadani-d3d 10 годин тому

    ያ ከሲት ከመይ ድኻ ኣረይሕካኒ ሳክስፎን ኣብ ገርግሱም 👍👍👍👍ገለ ዓይነት 👍👍

  • @Kokob100
    @Kokob100 2 дні тому +4

    ንከሰተን ዕሩዶም ዘደንቅ ላይክ ረጊጹ ይሕለፍ

  • @abeltechlealpha7282
    @abeltechlealpha7282 2 дні тому

    መዋዓልቲ ኣቅኒኽሙና ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና🌹🌹❤❤

  • @Bereket-p2e
    @Bereket-p2e 2 дні тому +4

    Ane degafi akat iye Happy now dik Eriy 🎉🎉🎉🎉

  • @davidyeh91
    @davidyeh91 2 дні тому +1

    Nice!!! Happy New Year, mewaElti!!!

  • @tsegaybahta3653
    @tsegaybahta3653 2 дні тому +4

    Akattt👍👍👍👍👍

  • @filmonhabtab4640
    @filmonhabtab4640 2 дні тому

    ደስ ዝብል ምዝንጋዕ ናይ ብሓቂ❤❤❤
    ርኢቶ ፡ ግን ነዊሑ sorry, ማለት ጥዑም ደስ እንዳ በለካ ተግደፍካዮ እዩ ጽቡቅ።
    ርሑስ ሓድሽ ዓመት & ልደት ይግብረልና❤

  • @SaaLeh-m3o
    @SaaLeh-m3o 2 дні тому +4

    ወዲ ትግራይ እየ ግን ነኹሉኹም እየ ዝድግፍ ፍልይ ዝበለ ግን ንዓካት እየ ዝድግፍ❤❤❤❤

  • @KflaySbhatu-nr4xr
    @KflaySbhatu-nr4xr 2 дні тому

    ርሑስ ሐድሽ ዓመተ ይግበርና ለበዋ ዓካትን እሾኸ ሐብሕብም 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷 👍 🐪❤️🇪🇷

  • @tirrebelay9441
    @tirrebelay9441 2 дні тому +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏Akat💪🏾💪🏾💪🏾

  • @TeameAbi
    @TeameAbi 2 дні тому

    መጀመርታ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ይግበረልና ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ እዩ ደቂ ሪመይ ግን camera 📷 እዚ ቁሩብ ኣይነጸረን
    ደጊመ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ❤

  • @kalayuabadi-d1y
    @kalayuabadi-d1y 2 дні тому +8

    ኣነ ትግራዋይ እየ ንኹለኹም ተወሳእቲ መዋዓልቲ ኣድናቂኹም እየ ኮታስ ንኤርትራውን ስነ ጥበብያውን ልዑል ኣድናቆትን ኣኽብሮትን ኣለኒ ትምኒተይ ግን ክዛረብ ትግራይን ኤርትራን እንኾኖሉ ካብ ልበይ ይናፍቀኒ

    • @AaFr44
      @AaFr44 2 дні тому +1

      እዚስ ኣይ ትሕሰብዎ ዓዓድኻ ኢዩ ዘድልየና ዘራኽብ ባህሪ ስነምግባርን የብልናን ፦ ሽሕ ግዜ ተኾነ ሕያዋየ ኣይ ትእመን ትግራዋይ ሓቂ ኢዩ፦ጎረቤትና ብምዃንኩም ከማን መርገም ኢዩ ኣይ ጥዓመናን ብዘይ ቀልዓለም

    • @loveall892
      @loveall892 2 дні тому

      @@AaFr44ምድናቕ እንታይ ጸገም ኣለዎ

  • @silvum1974
    @silvum1974 2 дні тому

    ደስ ዘብል ምዝንጋዕ መዋዕልቲ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ኮይኑ ን ዓመታ ብ ምሉኣትና ኤሪትራውያን ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻኢ ሃገርን ዘለና ኣብቲ ህያብ ኣምላኽና ናትና ዝኾነን ብደም ጀጋኑ ስውኣትና ዝተረጋገጸን ዋንነትና ብሓባር ከንሕልፎ ትምኒት ልበይ ይገልጽ

  • @meradanenu7284
    @meradanenu7284 2 дні тому +4

    Rhus hadesh ament . Gena camera men ? xeruy yelen move ?

  • @naziretdagnew2489
    @naziretdagnew2489 2 дні тому

    ደራሲ ዚሚስገን አዩ ፡መዋዕልቲ ኩሎም ኒፋዓት። ተዋስእቲ አዮም ፥ቢፍላይ ዓካት ሚስ ሚሊካ ❤❤❤❤

  • @محمدمحمد-ز4ر6خ
    @محمدمحمد-ز4ر6خ 2 дні тому +6

    ዕርዶም ፋራ ኣብ ትግራይ ዘለና ትግራወት ዶ የኾንናይ ኢና ትግርኛ ዝተሰምዑ ትብል ነይርካ ብዝኾነ ኩልኹም መዋዕልቲ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ይሞቸይኩም ናይ ኩሉ ግዜ ተኸታታሊኹም ካብ መቀለ ሓውኩም እየ ናይ ኩሉኩም ኣድናቂኩም እየ ብቻ ቀፅሉሉ እየ ዝብለኩም ይመቸይኩም እንካዕ ንሓዱሽ ዓመትኩም ብሰላም እንካዕ ኣሰጋገረኩም ሰላምን ፍቅርን ይምነወልኩም ኣሕዋይ ይሞቸይኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @محمدمحمد-ز4ر6خ
      @محمدمحمد-ز4ر6خ 2 дні тому +1

      ኩሉኩም ናይዛ ፊልም ቀመረታ ኢኹም ይመቸይኩም ግን ዕሾኽ ክተርፍ የነበሮይ

    • @AaFr44
      @AaFr44 2 дні тому

      ዝኣቱ ኣንበጣን ትግራዋይ የለን ንኤረና 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷።ንሕና ሰራቂ ሓሳዊ ሓሳድ ካሓዲ ተንኮለኛ ጥዉይዋይ ልቢ ትግራይ ኢትዮጵያ ዝፈንፈነቶ ጓሓፍ ትግራዋይ ኣይ ነጸግዕና የለን ብጣዕሚ ኢና ንፍንፍነኩም ንጸልኣኩም ። ጭዋ ኤረይ ንኤርትራዉያን ጥራይ ክርዳድ ኣይ ነአቱን ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ተዋህዶሃገርእያ
      @ተዋህዶሃገርእያ 2 дні тому

      ታይ ክረክብሞ ትግራዋይ ንዓድኻ ክመፅእ ነቐዝ😅😅😅​@@AaFr44

  • @bennyhadgu2208
    @bennyhadgu2208 2 дні тому +2

    Merry Christmas and Happy new year with all your Family and Friends Deki erey schikorat❤❤❤

  • @SamuelGebremicheal-x7f
    @SamuelGebremicheal-x7f 2 дні тому +4

    Nay akate degafi eye ane

  • @yordanosberhe1055
    @yordanosberhe1055 2 дні тому +2

    Anokum shekoritat you guys are the best 🥰🥰🥰🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎆🎆

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari 2 дні тому +10

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

    • @FreweyniMelake
      @FreweyniMelake 2 дні тому +1

      ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤2025❤❤❤

  • @Samsom-dv6fm
    @Samsom-dv6fm 2 дні тому +1

    ጽቡቅ ስራሕ 🙏🙏🙏

  • @awetashtekeste8136
    @awetashtekeste8136 2 дні тому

    Wawwwwww
    Happy New Year Deki Eri Jegnanu
    So proud to be Eritrean ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙👋

  • @AwetShewit-p8k
    @AwetShewit-p8k 2 дні тому +1

    Wawww ademnn Tann yhabkom fetari 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @TeshemeAbadi
    @TeshemeAbadi 2 дні тому +1

    አሰይ ዞሞ ደቀይ እሬይ ዕድመን ጥዕናን ይሁብኩም🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ruhus AbdAmet ygebrlna yhwat

  • @tsehaytesfayohanes1327
    @tsehaytesfayohanes1327 2 дні тому

    Happy new year Keki Eri Shekorinatat❤❤ ❤

  • @shidenhiyab9068
    @shidenhiyab9068 День тому

    ንዓካቲኖ ኣዚየ ስለ ዝፈትዎን ዘድንቖን ኣነ ደጋፊ ሸፈጥ እየ ኣጆካ ዓካቲኖ ኣስሊ❤❤❤🎉