The secret of winning bini Tour De France is cycles was part of our culture for many years, as one of your guests said, but my point is with all the obstacle’s we have been experiencing as the society for the last 33 years since Shabia took over the country they have been working so hard to destroys us, sports, our values , religions, for Bini to break all this and win the green jersey is beyond my imagination and belief. It gives you hope and courage to keep fighting this dictatorship for better Eritrea 💙💙💙
Thanks calling Zeragaber G/Hawit. Hopefully after this great interview hopefully the government will realize Zeragaber from the jail. Considering his contribution to cycling.
The secret of cycling 🚲 in eritrean society is, just because the curiosity motion and power which every impressions that attracted eritrean people . Remember, ሽረር ዒንኪሊል ወዘት- but why a brave society remain silent? Seeking change, I think we must understand the power of motion moving wise. Thanks
ምስጋና የቅርብ 🤝🏿 suppress feelings. Good expound 💙💙💙💙💙🌿🌿🗝️💙
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስተምህሮ
ኩቡራት ኣሕዋት
ቀጽልዎ ነዚ ድንግርግር
ዝነብር ዘሎ ህዝቢ ኣብ ሓደ
ኑጹር ሃገራዊ ኣረኣእያ
እንተመጸ
እምበር ኣብዚ ወጻኢ ዘሌ ኤርትራዊ ኣብ ንምንሕድሕዱ
ክፋሓፋሕ እዩ ግዚኡ ዘጥፍእ ዘሎ።
The secret of winning bini Tour De France is cycles was part of our culture for many years, as one of your guests said, but my point is with all the obstacle’s we have been experiencing as the society for the last 33 years since Shabia took over the country they have been working so hard to destroys us, sports, our values , religions, for Bini to break all this and win the green jersey is beyond my imagination and belief. It gives you hope and courage to keep fighting this dictatorship for better Eritrea 💙💙💙
Kiros you did bring me back to the moment of Asmara ❤❤🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ዜና ዐወት ዘየቃለሐት ሚድያ ።እንታይከ ኣምጽኦ ዓወታቱ ካብ ምንታይ 'ዩ ኢልካ ምትንታን
Bini wedi lamza seharti teawet ata jigna
እዛ ህግደፍ መንደፍ ግን እንታይ'ዩ ብልሓታ?! ሮድኣሚን ክማረኽ ከሎ ዓጋመ ኢላቶ፡ ቢንያም ግርማይ ክዕወት ከሎ ከኣ ኤሪትራዊ ኢላቶ?! እንታይ'ዩ እቲ ምስጢር?
Thanks calling Zeragaber G/Hawit. Hopefully after this great interview hopefully the government will realize Zeragaber from the jail. Considering his contribution to cycling.
❤❤❤❤❤
The secret of cycling 🚲 in eritrean society is, just because the curiosity motion and power which every impressions that attracted eritrean people . Remember, ሽረር ዒንኪሊል ወዘት- but why a brave society remain silent? Seeking change, I think we must understand the power of motion moving wise. Thanks
Men emo yifelto eziooom enklil ms reaka zereba dea baham keman zikielo::
ንእስነት ከም ፍናኑን ከም እዋኑን ክኸይድ ዕድል እንተተዋሂቡዎ: ካብ ኲናትን ውትህድርናን ወጻኢ: ድራር ዝና ትኸውን ዓወት ኣብ ቀረባ ከምዘላ ዓወት ቢንያም ትሕብርያ። ብምቕጻል ካብ ውድቀትና ንመዓደሉ ሰብኣዊ ሕልና ነማዕብል ይግበረና።
I remember wenn i was a kind via ዘረኣጋብር አናበልና ንጎዪ ነርና
ኣብ ፖሎቲካ ደንበ ተቃውሞ እቲ ዝዓበየ ውድቀት እሰያስ ኣብ ዘጻወዶ ወይ እሰያስ ኣብ ዝሰርሖ መይዳ ኩዑሶ ደንበ ተቃውሞ ይጻወት ብምካኑ እዩ።ቢኒያም ንኩሉ ሰብ ብፍላይ ነፍቃሪ እስፖር የሐጉሱ እዩ።ናይዚ ዋናታት ድማ ማለት ነዚ ዝትንትኑ ድማ ናይ ስፖርት ጋዘጠናታት እዮም።እሰያስ ግን ብብንያም ፖሎቲካ ክሰርሕ ስለ ዝድሊ ደንበ ተቃውሞ ድማ ኣብቲ ናይ እሰያስ ድሌት ኣትዩ ይጻወት ብምካኑ እዩ እቲ ዝዓበየ ውድቀት።
ብዙሕ ናይ ንእስነት ጥዑም ዝክሪ፡ ብፍላይ ኪሮስ ምስ ብዙሓት ዘዕለልክዎ ዝክሪ ንእስነተይ ብተርታ ስለ ዝደገምካለይ ኤመስግነካ። የማነ ዝጀመረሉ ኣባንቲ እዩ ዝበሃል፡ ማውንቴን ብዙሕ ፍሉጥ ኣይነበረን። እንተዘይ ተጋግየ የማነ ንዘርኣጋብር ዘመዱ እዩ ቁሸት ድማ እዩ ዓዱ።
ምስጢር ዓወት ቢንያም ድኣ ትግራዉነት ኢምበር ክልኢ ድኣ ኢንታይ አሎ ድዩ።
@@dawitabrha9079
ኣማን ብኣማን! ምስጢር ዓወት ቢንያም ግርማይ ትግራውነት'ዩ። ህግደፋውያ ደምብያውያን ጉዕዞ ናብ መቓብር ክጅምሩ 'ዮም።
What 🤣?
@@abeilhedguhedgu8994
Given the fact that Bini's dad is from Tigray, he is an easy prey for Shabia vultures.
The name was If I am not mistaken TELMEDN WAS THE NAME
ዘርአጋብር ድማ ኢትዮ ወኪሉ ኣብ ኦሎምፒክ ሞስኮ 1980 ተሳቲፉ እዩ። የማነ ድማ ኣብ all African games ተሳቲፉ።
. ዝኸበርኩም !
ርእይቶኹም ብጽሞና : ሰሚዐዮ !
እቲ ዝበልክሞ ተዛማዲ ቅኑዕ ኮይኑ : ግዳ ዓወታት ቢንያም ዓወት ህዝቢ ኤርትራ : ብቐንዱ ከኣ ዓወት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስፖርት ዝተኸተሎ ቅኑዕ ፖሊሲ " ስፖርት ናይ ናይ ህዝቢ እዩ " ዝብል : ምስ ኩሉ ዘጋጠሞ ጸገማትን ተጻብኦን ፖለቲካዊ ምትእትታዋትን : ስፖርታውያን ኣብ ክንዲ ንሃገሮምን ህዝቦምን ሓበንን ኩርዓትን ዝኾኑ : " ንዑ ህደሙ ! ንዑ ቪዛ ተዳልዩልኩም ኣሎ : ንዑ ዓዲ እከለ ክትቅበለኩም እያ " እናተባህለ ብደቂ ሃገርን ጎይቶቶምን ዝተገብረ ሽርሕታት ንጎኒ ገዲፍኩም ክትህውትቱን ማኒፑለይትክትገብርዎን ምፍታንኩም ሕጂ'ውን ጌይጋ ኢኹም ዘለኹም ::
ንመንግስቲ ኤርትራ ኢግኖር ጌርካ ዓወ ህዝቢ ኤርትራ ክትብል : እሞ እቲህዝቢ ከኣ ብጭቡጥንመንግስቱን ንመራሒኡን እናድነቐን እናመስገነን : ከመይ ኣብቲ መጽናዕቲ ጌርና ትብልዎ ዘለኹም ዘይርኣኩም???
እስከ ርኣዩ ! ኮሚሽን ኣቑሙ : ፈደሬሽናት ኣቑሙ : ወላ ኣብቲ ጽንኩር ግዜ ሰብ ሂወት እናኸፈለት ስፖርታውያንን ኪኢላታትን ካብ ቅድመ ግንባር ስሒቡ : ባጀት ሰሊዑ : ኩሉ ሃገራውን: ኣህጉራውን ውድድራት ኣሰልጠንቲ መዲቡ ኩሉ ወጻኢታት ( ትራንስፖርት ሆቴላት : መግብን : መተባብዕን ሸፊኑ ክሳተፉ እናገበረ : ባዕሉ ፕረስደንት ከይተረፈ ደረጃኹም ብደረጃ ዓለም ዘሎ መድረኻት እዩ : ናብኡ ጠምቱ እናበለ : ብኣካል እናተባብዐ : ምስ 'ዚ ኩሉ ትጠቕስዎ ዘለኹም ፍልጠትን ማዕርግን : ከመይ ዘይርኣየኩም ????
ድሓር ከኣ ቢንያም ማእከል ጌርኩም ነቶም ኣብ ካልእ ዓለም ዝዕወቱ ዘለው( ሄኖክ ኣብ ቻይና : መርሃውን መትከልን ኣብ ኢንዶኖጅያ : ናትናኤ ኣብ ኢሮጳ ) ኣካል ናይዚ ዓወት ጌርኩም ክትርኢዎን ክትግምግምዎን ዘይምኽኣልኩም'ውን ኣብ ፖለቲካዊ ኢንተንሽን ተሓጺርኩም ምህላውኩም ዘርእን ድኹም ጎንኹምን እዩ ::
ብሓቂ እየ ዝብለኹም ነዚ ኩሉ ኣፍልጦ ዘይህብ ትምህርትን ማዕርግን ምርምርን መጽናዕትን: ብገዛእ ፍቓድኩም ንሞያኹምን ክብረትኩምን ኣብ ዋጋዕዳጋ ተእትውዎ ኣለኹም ::
ወድሓንኩም ሓውኹም ኤርትራዊ'የ :::
ስፖርት ካብ ቀደም እዩ ኔሩ። ብሕልፊ ኣብ ኣስመራ።
ብንያም ግርማይ ጄግና ትግራዋይ ወዲ ታሪኻዊት ሳባውያን ኣኽሱም ፍደል ዝማሃዙ እምፓየር ኣግእዛውያን
ኣታዮ ትግርኛ ብደንቢ ዘይከኣልካስ ኣብ ዘይትፈልጦ ትናገር
Mnchi saraynet da kab abue zwereso tgrawaynet entay halewlow zeblekum zelo sdetenatat
ዜና ዐወት ዘየቃለሐት ሚድያ ።እንታይከ ኣምጽኦ ዓወታቱ ካብ ምንታይ 'ዩ ኢልካ ምትንታን
ዜና ዐወት ዘየቃለሐት ሚድያ ።እንታይከ ኣምጽኦ ዓወታቱ ካብ ምንታይ 'ዩ ኢልካ ምትንታን
ታሪክ ብሽክለታ ኤርትራ ካበይ ናበይ ኢሎም እንተዘርዘሩ ዩ እንታይ ዩ እቲ ጸገም?
እንታይ እስኻ ካብ ዞም ድሁላት ህግደፍ ዲኻ ንቢኒ ስለዝተዓወተ ኤርትራዊ ጌሮም ንሓው (ሮድኣምን የማነ ሃይሉ )ትግራዋይ ዩ ኣይናትናን ዝብሉ ምስሉያት??? ዲኻ???
ነብስኻ መርምር እንተኾንካ ምስ ነብስኻ ተዓረቕ "ምኽሪ ሓውካ ብደውካ"ዩ
ዜና ዐወት ዘየቃለሐት ሚድያ ።እንታይከ ኣምጽኦ ዓወታቱ ካብ ምንታይ 'ዩ ኢልካ ምትንታን