ትግራይ ምስ ኢትዮጵያ ዶ ? ትግራይ ምስ ኤርትራ ? ክትሓብር ዘለዋ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 19

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 3 години тому +1

    ንትግራይ - ሻዐቢያ ኮነ ብልጽግና አየድልያን ባዕልና ኪኢልና ጠጠው ንበል

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 3 дні тому +2

    ታይ አይነት አርእስቲ እዩ ዶ/ር ሓይለ ትግራይና ምስ ጦብያ ዶ ኤርትራ መን ድዩ ፈጢርዋ ን ጦብያ ትግራይ ዶ አይኮነትን ስለዚ
    ፍንጫህ መስንገልና አብ ፊክ ኤርትራ ዘሎ ህዝብና ደምና እዩ ካብኡ ንላእሊ ሀው የብልናንን ስለዚ 1000% ኤርትራ ❤

  • @DawitBerihu-p1t
    @DawitBerihu-p1t День тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @TsegayDestaHagos
    @TsegayDestaHagos 3 дні тому +1

    እንኳዕ ንልደት እየሱስክርስቶስ በዐዓል ኣብፀ ሓካ

  • @AmanAman-v4w
    @AmanAman-v4w 3 дні тому +1

    I remember Yosef G/ Hiwot one day said for Tigray intetrest to be successful when one group when be scared and weak at that time that group accepted TIgray interest, sovereignty and territorial integrity.

  • @zeggawrangel3762
    @zeggawrangel3762 День тому

    Mis adekha do wey mis seytobokha ? Mis semiyen Tigrai yhishena 💛🙋🏽‍♀️♥️☮️🫶🏾

  • @AmanAman-v4w
    @AmanAman-v4w 3 дні тому +1

    This is a golden opportunity for Tigray people.

  • @aregawigidey9364
    @aregawigidey9364 3 години тому

    By the way:
    እቲ ኣብ መንጎ ፃድቃንን ህወሓትን ዘሎ መሰረታዊ ኣፈላላይ መሰረቱ እዙይ'ዩ።
    ጀ.ፃድቃን- ምስ ፌ.መንግስቲ ኮይና ንኤርትራ ኣንበርኪኽና ሉኣላውነትና ምኽባር ካብኡ ውን ባሕሪ በሪ ምውናን ፣ ካብኡ ውን እቲ ጀኖሳይድ ተረሲዑ ብውዕል
    ፕሪቶሪያ መሰረት ናብቲ ናይ ቀደም ተመሊስካ ምስ ኢትዮጵያ ምቕፃል ዝብል 'ዩ።
    ህወሓት:- ካብዙይ ንደሓር ምስ ኢ/ያ እንነብረሉ ገመድ ተበጢሱ እዩ። ቀፃሊ ዕድልና ምስቲ ብመንነት ዝመስለና ህዝቢ ሓቢርካ ብምስራሕ ዝውሰን 'ዩ ዝብል'ዩ። ክልቲኡ ዘይቃዶ ባህጊ 'ዩ። ብሓይሊ ጥራሕ 'ዩ ዝፍታሕ። ኣብኡ እናሃለኹ ናተይ ሕርያ እታ ኻልኣወይቲ 'ያ።🙏

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb День тому

    Abiy Ahmed kemey gerka miwdaku tiray kisirah yigibae.

  • @mulugetasium5658
    @mulugetasium5658 2 години тому

    Ane eritrewi iye ithi tblo theleka knu thereba iyu

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb День тому

    Eseyas kemtitiblo zeleka eyu higiewn kunat zikefeto ewn bikemu eko eyu ezi kunat zikefete.

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb День тому

    Tigray elama keygeberet eya suk ela zela nisu aratitom eyom zelewu hiwehat kibeasu tiray ane kemzi ayigimitomin neyre. Entereakuwom gin aziom senefat eyom kimerhu bikiat yebilomin anwihom ayihasbun mitirae mietieraku kedem kigebriwo zigibeom dihrit nab sekam yimetsu hayilom niethiopia arekibom nab tigray mimitsae eyom zihasbu ane kem hiwehat sterilized merahti eye ziblom. Nihna neom nid8gif zineberna bekllahti yimeslena neyru enteriaka gin bigimtalu koyinen.

  • @nakfasahel2637
    @nakfasahel2637 Годину тому

    ምጀመርያ መደብካ ትግራይ ምስ ኢትዮጽያ ዶስ ወይ ምስ ኤርትራ'ዩ ዝብል መደብካ። እንተኾነ ግን ብጉቡእ ክትገልጾ ኣይከኣልካን። ስለዚ ፖልትካዊ ሳይነስ ትምህርቲ የድለግካ እዩ። ነዓይ ቀንዲ ዘገድሰኒ እንድሕር ሃልዩ ዛዕብ ጉድይ ኤርትራ'ዩ። ህዝቢን መንግስትን ኤርትራ፡ ብህወሓት እትምራሕ ዝነበረት ኢትዮጵያ፡ ንመላእ ብሄረ ብሄረ ሰብ ምስ ኣሸቀልቱ ምዕራባዊያን + ኣሜርካ ኣሰልፉ ብምስምስ ባድመ ዝብል ምትኹታኽ ጅምራ። ከም ውጽእቱ ድማ ካብ ጉንበት 24ን 1998 ዓ. ም. ክሳብ 2000 ዓ. ም. ንኤርትራ ንምቁጽጻር መጠነ ስፍሕ 3ተ ወራራት ኣካይዳ። እዚ ካይኣክል ልዕሊ 100.000 ኣብ እትዮጽያ መዋእሎም ሰርሖም ርህጾም ዝበልዑን ዝነበሩ ኤርትራዊያን። ብስም ሕብሪ ዓይንኹም ደስ ኣይበለናን ብዝብል ኣምር ቀዳምይ ምንስተር ህወሓት ነበር መለስ ንብረቶም ብምዝራፍ ዉሉዱን ወላድን ፈላልዮም ብውግእ ዝካየደሉ ዝነበረ ግንባራት ብለይቲ ምድሪ ተሰድደምም። ኣበይ ነርካ ሹዑ። ማለሊት ግን ካብ ባድመ ሓሊፋ ኣብ ውሽጥ ልእላዊ መሬት ኤርትራ ጎብጣ ሕዛ። ከም ንኣብነት ኦምሓጀር ጎልጅ፡ ተሰነይ፡ ብሩንቱን ዝኣመሰላ ከተማትታ ንብረት ህዝቢ ዝርፋን ኣብያቲ ኣዕንያን ደቃድስትዮ እውን ዓምጻን። እዚ ታርኽ ማለሊትካ እዩ ተቀበሎ። ድሕሪ እዚ ኩሉ ማለሊት ብኲናት ሕቆኣ ምስ ተጎምሰስት ንቲ ተሓስማቶ ዝነበረት ጻውዒት ሰላም ስምምዕ ውዕል ኣልጀርስ ካይፈተዎት ብዓሰርተ ኢዳ ፈርማ ተቀብላቶ። ድሕሪ ፈርማ ጠንቂ ዶብ ምዕለቢ ክግበረሉ ስለዝነበሮ ብመስረት ውዕል ኣልጀርስ እግባይ ዘይብሉ ናብ ቤት ፍርዲ ቀርቡ። ቤት ፍርዲ ድማ ብይን ሂቡ። ባድመ ልእላዊ መሬት ኤርትራ ከም ምዃኑ ኣስምርሉ። ብደም ኤርትራዊያን ዘይጸገበት ማለሊት ሃመማ ግን ንቲ ውዑል ተሓስማ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ፡ ምስ ኣሸቀልታ ምዕራባዊያን ተምሻጥራ ኣብ ክልል ትግራይ ምዓሰከራት ብምውድድ ኣብ ልዕሊ ህዝቢን መንግስቲን ኤርትራ ኣይሰላም ኣይ ኲናት ኣውጃ ። ቀጽላ ድማ ንኤርትራ ኣብ ልዕለኣ ዘይፍትሓዊ እገዳ ከም ትእገድ ገበረት። ከም ውጽእቱ ድማ መንእሰያት ኤርትራ ክስደድ ግድን ኮይኑ። ድሕሪ እዚ ኩሉ ብኩቡር ፕረዝደንቲ ሃገረ ኤርትራ ብተደጋጋሚ ሕደጉ ካብ መሬትና ውጹ ስላም ግበሩ እንትዝይ ኮይኑ ጽባሕ ክትመጽእ እያ ኣይክጥዕመኩሙን እዩ ክብል ካብ ዓዲ ኣይወዓለን። ግን ንዚ ኩቡር ቃል ክትንትን ዝኽእል ቡቁዕ ትግራዋይ ኣይነበረን። ብህጂ እውን ኣይክህሉን እዩ። ከም ትንምብት ኩቡር ፕረዝደንት ኤርትራ ተጋድላይ ኢሰያስ ድማ ዘይሃንደበታዊ ንነውሕ ግዜ ዝተጻዓረሉን ዝተሰራሓሉን ንጭፍራ ማለሊት ብድርባ ኢምኒ ካብ ኣራት ኪሎ ናብ መቀለ እግረይ እውጽእኒ ብምህዳም ኣብ ህዝቢ ትግራይ ተውሽባ። እቲ ዝዓበየ ስሕተት እብዝ እዩ ተፈጽሙ እምባኣር። ከመይሲ ማለሊት ሃመማ ንቲ ኣብ ምንጎን ኤርትራን እትዮጽያን ዝተርኽበ ስላም ሃንጎፋይ ኢላ ክትቅበሎ ነይርዋ። ማለሊት ሃመማ እዛ ርእሲ ሓምሓም ግን በንጻሩ ንኲናት ዝዕድሙ ምውዕዋዕ ብቀጽሊ ዘመታታት ብምክያድ ስርሐይ ኢላ ቀጽላቶ። ከም ውጽእቱ ድማ ንቲ ንህዝቢ ትግርይ ዝሕሉ ዝነበረ ሰራዊት እትዮጽያ ኣገርሃ ምጥቓዕቲ ፈንያ ተስሃላቶ። ኣብዚ ግዜ እዚ መንግስቲ ኤርትራ ተዓዝባይ'ዩ ነይሩ። ብንጻሩ ግን ማለሊት ርእሲ ሓምሓም ናብ ኤርትራ ልዕሊ 70ዓ ዕላማታት ብምሳኢላት ክትውቅዕ ከምሙኻና ብወግዒ፡ብመድገዲ ብምድኣ መግለጺ ሂባ። ከምዝበለቶ ድማ ናብ ኣስመራ ሚሳኢላት ክትወንጭፍ ግዜ ኣይወስደላን። ስለዚ ህዝብን መንግስቲን ኤርትራ ንነብሱ ክካላኸል ዓለም ለኻዊ ሕጊ የፍቅደሉ እዩ። ከም ውጽእቱ ድማ ብፍቃድ መንግስቲ እትዮጽያ ናብቲ ኲናት ካይፈተወ ተጸንብርዎ። ኣጽውራት ማለሊት መንዝዑ ድማ ናብ ልእላዊ መሬቱ ተመርሱ። ስለዚ ኣብ ልዕለና ስፍ ዘይብል በደል ተፈጽሙ ጆኖሳይድ እልና ኣይንፈልጥን። ግን ንቲ ናባና ሕማቅ ውዲድ ተኣልሙ ዝነበረ ከም ዘላታ ንባኹም ተገምጥልትኩም ኣላ። ጉድጓድ ንመን ንፈሓርኣ ከም ዝባሃል።
    እቲ ጉድጓድ ናትኩም እዩ እሞ
    ተቀበልዎ። ምስ ኤርትራ ኣይትሕለም ንህዝብን መንግስቲን ኤርትራ ኣብ ሚድያኻ ክብሪ! ሃቦም።እንተይ ሃልዩ ንኤርትራውያንን እንዳ ኣርኸስካን እንዳ ጸረፍካን ከመይ ገሩ ምስ ኤርትራ ይሕሸካ። ትዛረቦ ፍለጥ ንቲ ኣብ ጽበብን መንቃራቅሮ ዘሎ ህዝብኻ😂😂😂😂😂 ሕሰበሉ። እንበር ህዝቢ ትግራይ ናብ ኤርትራ ምስዳዱ ግድን ክኸውን እዩ። ብሰንኪ ማለሊት ርእሲ ሓምሓም።
    ዓወት "ን ሓፍሽ!!!

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb День тому

    Haile eti tiblokulu haki eyu gin ezom hiwehat zibehalu keyelgesu fitsum Tigray ayihalfelan. Habti kirekbu tiray eyom zihasbu.

  • @GRHSfkrgeher-wp5cx
    @GRHSfkrgeher-wp5cx 3 дні тому +1

    ት+ኤ=1

    • @GRHSfkrgeher-wp5cx
      @GRHSfkrgeher-wp5cx 3 дні тому

      ዕድመን ዕብየት ምስዛ ልደት ይምነየልካ

    • @kibromzeru671
      @kibromzeru671 2 години тому

      no no no no no no no no no no